ኣብ ዓለም ኤርትራውያን ጥራይ ኢና ንዓሊት ሙሉኡ ገንዘብ ንከፍል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 78

  • @asmaracapitalotv2859
    @asmaracapitalotv2859 9 місяців тому +1

    ናይ ብሓቂ ሜሪ ፊቸር ፕረዝደንት

  • @danm1829
    @danm1829 9 місяців тому +1

    ብሰንኪ ወያነ አሜሪካን 😀😀 ቃል ደናቁር ህግደፍ

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 9 місяців тому +1

    ሜሮነይ ሓሰውቲ ኢዩ ጌርዎም ፎ ፎ ፎ በሎም ብሓሶት ዝእከብ ገንዘብ ናይ ሓጥያት ኢዩ ኣይጠቅምን ብሓቂ ዝመጽእ ግን ኣምላክ ይባርከልካ ።❤❤❤❤።

  • @saba770
    @saba770 9 місяців тому

    All good questions Meron!!!

  • @samiD220
    @samiD220 9 місяців тому

    ሐቂ ኣይትጽሉኡ ደቂ ኤሬ.. ዕረ እንዳ ጣዓሜካ ምውሓጥ ጥራሕ. 🇪🇷

  • @tesfazigigebrzegi7826
    @tesfazigigebrzegi7826 9 місяців тому +1

    You’re right brother. Jigna😅

  • @filimonteklesenbet484
    @filimonteklesenbet484 9 місяців тому +1

    Nay behaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @ermiastekele5002
    @ermiastekele5002 9 місяців тому +2

    ሜሮን ጽቡቅ ኣአካ እዞም ትጠቅሶም ዘለካ 100% ሓቂ እዮም ነገር ግን ኩላትና መቀስ ጥራይ ኮይንና ብሰኪ ፋራ ወዲ ፋራ ኣድጊ ንሓመዱ ነዚ በካዕ እረጊት ረሲዕና እዞም ፋራታት ኣጀንዳ ከፊቶሙልና ምሶኦም ኮለል ንብል ኣለና ካቡኡ ንሶም ይገዱ ክብርታት ኤርትራ ዝዝንጥሉ ባንዴራ ስዋኣት ዘያኣኑ በካኣት ፍጥረት ብገለ መጺኦሙና ስለዚ ፈቲና ከይፈተና ንዖም መጀመርታ ከነጥፎኦም ኢና ስለዚ ኢሰያስ ዕድለኛ እዩ

    • @SamiLondon
      @SamiLondon 9 місяців тому

      ደጋፊ እየ እንዶ በል እንታይ ጸገም ኣለዎ ድዩ።መዋእልኩም ክተመኽንዩ ጥራይ ንበሩ።

  • @asmaracapitalotv2859
    @asmaracapitalotv2859 9 місяців тому

    ህርመት ልበይ ዩ ኣር ሊደር❤

  • @hermelabereke4340
    @hermelabereke4340 9 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ንፋስ አጆካ ሓቐኛ

  • @zeinabsalih2238
    @zeinabsalih2238 9 місяців тому

    He is smart ❤🎉❤❤❤❤👆👌

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 9 місяців тому

    ሰላምን ቅሳነትን ኒሜሮን ኤርትራን ህዝባን ክድሕን ወዲ ሓቂ ኢዩ ❤❤❤❤።ሜሮነይ ወዲ ሓቂ ❤❤❤❤።

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 9 місяців тому

    ላኢኪኦም ሓደ ኢዩ ከይመስለካ ሜሮነይ ንምፍልላይና ክጥዕሞም ኢዮም ተቃወምቱን ደገፍትን ንዝባሃሉ እቶም ኣብ ዮቱብ ዘለዉ መራሕቶም ናይ ኢሳያስ ኢዮም ኣብ ፍልልይና ኢዮም ዝነብሩ።❤❤❤።

  • @MoMo-fi8jr
    @MoMo-fi8jr 9 місяців тому

    Nay behki❤❤❤🙏🏻🙏🏻

  • @awettafere7375
    @awettafere7375 9 місяців тому

    Meri my favourite

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን❤❤❤❤ ይባርከልካ።

  • @trhastewelde7768
    @trhastewelde7768 9 місяців тому

    Kemey dika meqsen meri jigna❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saba770
    @saba770 9 місяців тому

    We r now behind over 30 years

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 9 місяців тому

    Anta Meron adi ab sanction nab sanction enqolas geza kitserh eko mesarihi yedlyeka eyu mesrhi dima kab dege eyu ziatu neyru sanction entezykewn

  • @danayitsdanayits4161
    @danayitsdanayits4161 9 місяців тому

    FACT!!!

  • @jafermohamedali9234
    @jafermohamedali9234 9 місяців тому

    Ja nay bahke meri habibi

  • @asmaabubakar2646
    @asmaabubakar2646 9 місяців тому

    اي اوي ميرون ودي كاي نسكفون يبلنان اي نبلن اهههه عندنا رحمه ارترين وحبو وعيب نبل نعمل شنو 😢😢😢 الله براهو يفرجها ياولدي ويصلح اعمالنا مطرشنا يطبقو ❤❤❤

  • @fesahayeokbagbarkahsay1000
    @fesahayeokbagbarkahsay1000 9 місяців тому

    Bela bela wedi Elsa

  • @user-nz4nh3by6m
    @user-nz4nh3by6m 9 місяців тому

    ንምንታ ዘንይነሰርሕ ?

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 9 місяців тому

    ይገርም እዩ ናይ ኤርትራ ነገር መሪ ዓርከይ🎉 ከምዚ እና ርኣዩ ንሕናን ንሱን ዝብሉ ስቃይ ናይ ወለዶም ዘይርድኡ የሕዋት ምህላውና የሕዝነካ 😢 ሕጂ ውን ካብ ህልኽ ወጺና ሃገርና ነድሕን🇪🇷

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 5 місяців тому

    Mery haki men yfetwa keyxeluka

  • @TsehayneshGhilay
    @TsehayneshGhilay 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @majitey
    @majitey 9 місяців тому

    Yesss ketilomna endiyom😢😢

  • @abdellaali9498
    @abdellaali9498 9 місяців тому

    Nay behaki Excelley yuo❤❤❤❤❤

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 9 місяців тому

    ናብ ሓቂ ታዓጢቁ ኢዩ ሑጁና፥ ብሓሶትን ብጥበራን ተኣሲርና በዞም ጣኦት ኢሳያስ ዘምለኩ ምስ ኣምላክ ኣባኢሶሙና ኢዮም። ካብ ሓሶትን ጥበራን ከይወጻእና ኣይንድሕንን ኢና።ጽቡቅ ኣለካ ተሰሚዖሙስ ንገሮም ነቲ ዝፈልጥዎ መከራ ብሓሶትን ጥበራን ጓይላን የታሉሉና ኣለዉ እዞም ከዳዓት የቱቦራት ብህዝብና ይጻወቱ ኣለዉ።

  • @FilmonMerhay-lr7yh
    @FilmonMerhay-lr7yh 9 місяців тому

    ❤❤❤

  • @hiwetandemicael
    @hiwetandemicael 9 місяців тому

    14:22 ❤❤❤❤❤🎉❤❤

  • @amalweldensiae4446
    @amalweldensiae4446 9 місяців тому

    Naybahaqi msgana zeyblu baelna eina xeyqnayom ❤❤❤

  • @asmeromasmerom4765
    @asmeromasmerom4765 9 місяців тому

    ገንዘብ እንታይ ይጠቅም ምልኣኽ ጥራይ መን ደኣ ከናብሮም መንግስቲ ዘይብልና ደኣ

  • @solomonneguse3149
    @solomonneguse3149 9 місяців тому

    Meri hawey misaka 100 ysemamaa eye gin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @geregdey-tw1dm
    @geregdey-tw1dm 9 місяців тому +1

    😢🙏✌🤙

  • @mhertsbGilay-eh1fr
    @mhertsbGilay-eh1fr 9 місяців тому

    selam dyu kemey ke Ya Nay bhaki Meri hawey

  • @adonaydimartini6130
    @adonaydimartini6130 9 місяців тому

    ኣታ ሓወይ እቲ ንፈልጦ ባ ኣይትንገረና ከምቲ እቲ ሓውና ዝበለካ ኣይትፍረድ ሞ ሂወትካ ግበር

  • @saba770
    @saba770 9 місяців тому

    Even those with dictator isayas are building homes in Rwanda 😂they r a joke.....

  • @FekaduTekle-v2w
    @FekaduTekle-v2w 9 місяців тому

    Hesawi lekbat hasawi

  • @betelihem823
    @betelihem823 9 місяців тому

    ኣብ ናይ መን መሬት ገዛ ክትስርሕ ?

  • @selamandom9992
    @selamandom9992 9 місяців тому

    May aiytewid key tikaxel zihahwey 😢😢

  • @Maranata570
    @Maranata570 9 місяців тому

    Ezni nzelewo Qelil zereba aykonen zizareb zelo bhaki , tiena yhabka nskas

  • @akberetbrhane6044
    @akberetbrhane6044 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @Yimigc.sahoyta
    @Yimigc.sahoyta 9 місяців тому

    😢😢😢😢

  • @Welsher-r5o
    @Welsher-r5o 9 місяців тому

    ገደፎ ሞ ናይዞም ዜጋ ተጋደለልቲ ኻማን ገዛ ይብሎምን

  • @MeraMussie
    @MeraMussie 9 місяців тому

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amanuel-.
    @amanuel-. 9 місяців тому

    ሳተላይት ዘይብልካስ ሜሮን ሳት ኢልካዮ ዩቱብ ናትካ?

  • @ፍረሞሮር
    @ፍረሞሮር 9 місяців тому

    ሜሮን ዝሽልሞ ዝሳኣነ ብዓል ዋጣ😂😂

  • @DBF619
    @DBF619 9 місяців тому

    Intay gernaka meron kusluna aytegudna

  • @esromlegese2525
    @esromlegese2525 9 місяців тому

    ❤eska hipka do kab nmtay zetigz

  • @SegenHabte-n7c
    @SegenHabte-n7c 9 місяців тому

    Kkkkkkkkkkkkk

  • @mulugetaarefayne5260
    @mulugetaarefayne5260 9 місяців тому

    መርሃባ ሜሮን ሃወይ ከመይ ሰላም ድዩ ኩሉ ትብሎ ዘለካ ሃቂ አዩ ግና ታይ ክግበር ኣለዎ መፍቲሂ እዚ ሽግር ኤሌትሪክ ማይ እኩል ከሎ ድዩ ታኣጽዩ ኮነ ኢልካ ሰብ ንከይርህዎ ዝተገብረ ድዩ ወላስ ? ሃንቲ ግና ገጋ ኮይና ዝተሰማዓትኒ ብኩናት ኢዱ ዝሳዓነ ጅግና ክህከም ናብ ቱርኪ ኣይከይድን አዩ ናይ ሰራዊት ህክምና ስለዘሎ ካልእ ውሽጣዊ ህማማት ተዘይኮይኑ ኣብ ግንባር ታሃሪሙ ደገ ከይዱ ዝህከም ዘሎ ኣይመስለንን

    • @loveislove287
      @loveislove287 9 місяців тому

      Aytgage bro bzhat nay ሕቆን ዓበይቲ ስንክላና ዘጋንፎም ናብ ደገ ከይዶም ኢዮም ዝሕከሙ

  • @Gl.f
    @Gl.f 9 місяців тому

    ክክክክክክክክ ኢንካን ሃባን ኢዩ ዘሎ ርክብና

  • @ftatekeste134
    @ftatekeste134 9 місяців тому

    Ata kes bel meri keytxilel

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 9 місяців тому

    Niseka
    Itagideka
    Itatigebehleka
    Alelohlo
    Tebezeleka
    Abejutube
    Alelrlo😂😢😂

  • @selemawitdaniel7766
    @selemawitdaniel7766 9 місяців тому

    Kkakakakkkk nay bihaqi monor hawey

  • @HadguWoldelibanos
    @HadguWoldelibanos 9 місяців тому +2

    Nehati kuntalt sibinto 2200 kisab 2500 eu kemay geru kiserh

    • @dwtube5338
      @dwtube5338 9 місяців тому

      Kndu zakl kefilka, ente zfkedena ke entay xelieka🤔🤔🤔

  • @peaceloveunity3079
    @peaceloveunity3079 9 місяців тому

    እሞ investers ናብ ኤርትራ ከይአትው ማዕቐብ ከሎ መን እዮ አትዮ ገዛ ክሰርሐልካ❓ ጆሮጆ ድራር ሐውና ብዛዕባ ማዕቐብ አብ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ክዝርዝሮ ሰሚዕካዮዶ ሜሮን❓

    • @NahomZeru-y6q
      @NahomZeru-y6q 9 місяців тому

      😂😂😂

    • @danm1829
      @danm1829 9 місяців тому +1

      ሰክት በትኪ ህግደፍ ፡ ማዕቀብ ወያነ አሜሪካ ጥራይ ክትብሉ 😂

    • @peaceloveunity3079
      @peaceloveunity3079 9 місяців тому

      @@danm1829 እሱ እንድዮ እሞ እቲ ሐቂ ፦ አበይ ትፈልጠኒ ደአ ኢኻ ትጸርፈኒ❓ ብዘይ ጸርፊ ሐሳብካ ክትገልጽ አይትኽእል❓ አነ አብ ደረጃኻ አይክወርድን እየ።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 9 місяців тому

    Zemamam
    Gedametarike
    Filter
    Sabia Kulusalasabia
    Subele😂

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 9 місяців тому

    ባዕሉ ይዓቢ ዓቕምኻ ተዛረብ: እቶም 2% እንዳኸፈሉ ንስድራ ስውኣት ዝሕግዙ ዘለው ይዛረቡ ኣፍካ ሓዝ።

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti1419 9 місяців тому

    Emo hiji kea mietwieom tefiewom alo 😂😂😂 hiji kid ridesyom

  • @trhastewelde7768
    @trhastewelde7768 9 місяців тому

    Sorry meriye dislike gerulka qola tsenihu ❤❤❤

    • @danm1829
      @danm1829 9 місяців тому

      መሃይም ኪዲ ተመርቀፊ ፈርሲ

  • @TemesgenBerhe-n9u
    @TemesgenBerhe-n9u 9 місяців тому

    ለማኒ እንዲኻ ሓሳዊ

    • @danm1829
      @danm1829 9 місяців тому

      ደንቆሮ በትኪ

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha 9 місяців тому

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና።
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ

  • @TemesgenBerhe-n9u
    @TemesgenBerhe-n9u 9 місяців тому

    መንከ ከስራሐካ ከዳዕ ሐሳዊ ብዛዕባ ሰውአት አይምልተካን ጉሓፍ

  • @HabenMeseret
    @HabenMeseret 9 місяців тому

    Wedi Elsa gomxax gezka texebe