Prima country, Enda seliya, Hashfaray ,Gahtelay and Ab massawa kea dehri masgid Sahaba ab hanti aragit palaso aqebomna shikor neragefff nerna😢 Ezi kulu riye. slezi ab Soriya neriyo zelena kabu zkefi ab eritra beayney sleziraku yehazin ember aygermenin eyu sirah dictatorat eyu😢😢😢😢 I hope & pray hade malti ezom ab eritra bzay firdi ab gudagudi zelowu fethi kerekbu🤲🤲
good job ናይ ብሓቂ ከምዚ፡ከማኻ ቡሱል መንእሰይ እዩ፡ነዛ ሃገር ዘድልያ ጽቡቅ ኣገላልጻ
ቡሱል ትራይኮይኑ ኣይኮነን ህዝቡ ስለ ዘፍቅር እዩ
?@@Tomas-komitaልክዕ❤🎉
እንታይ ትብል ወደይ ብዓቅም ናትካ ደዩ ብሱል ኣብዘይፈልጦ ዝለዝሓውተተ. ወይጉድ
@@asmaraabreha1877Haki eyu aytkhad
ኣነ ዝገርመኒ ካብ ኢሰያስ ለውጢ ዝጽበዩ ብምህላዎም!
Nay behaqi
ዓዓቕምና እንተሰርሕና ለውጢ ክመጽእ እዩ ኣብ ሰውራ አርትራ ዝጋደል ይዕወት እንዳበልና ዓርመሾሽ ሰራውት ደርጊ ምስ ሓያላት ሓገዝቱ ስዕርናዮ ኣብ ዓድን ኣብ ስደትን ዝነበሩ ልዕሊ ዓቕምና እንዳ ገበርና ኣጆኾም ራህዋ ንቐስመላ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ❤❤❤
ያኣከ ሶርያውያን ድኣ ኣብ ውሽጢ ሶርያ ኮይኖም ማይክሮፎን ኣልዒሎም ነቲ ስርዓት ምስ ተቃወምዎ እንድዮም ተኣሲሮም ፣ ኣብ ኤርትራ ግን " ክቃወሙ ሓሲቦም ተባሂሎም እንድዮም ሰዊሮሞም ዘለዉ😢
👌👍
Yes Meron
Exactly 💯
ከም ቡዱላት አንታይ አንተገበርና ይሓይሽ?
ሰላም ሓው ሜሮን ናይ ባሓቂ ልክዕ ኣለኻ ። ኣብ ሞንጎ ናይ ኤርትራን ሶርያን ዘሎ ፍልልይ ሰማይን ምድርን እዩ ።
ኤርትራዊ ብናይ ሶርያ ክግረም እኮ ዘደንጹ'ዩ።
ስለዚ አንታይ አንተገበርና ይሓይሽ?
@@مروانودمسمارمدرምግራም ገዲፍካ ሃገርካ ካብ ዉልቀ ሰባት ነጻ ትገብራ
Nebska fetsh, kabzi zkefe yelen
Kkkkkkk ygermeka eyu eko.amsilu zkone dagafi eyu zelena.hawu abu teasiru enda tesakeye alu zbl degafi
ኣነ ኣሎኹ ኣብ ዓዲ ኻላ ታኣሲረ ግን 3 ሰባት ምሳይ ዝታኣሶሩ ከመይ ዓይነት መግረፍቲ ተሃሪሞም ናይ ድሕሪት ኢዶምን እግረሙን ኣሲሮም ገለ ገረብ ኣብ ማእከል ጌሮም ጻዕዳ እግሮም ክሳብ ደም ዝወጽእ ጌሮሞም😢
ስለዚ አንታይ አንተገበርና ይሓይሽ?
ኣነ ውን 2015 ምስ ብዓል ፈረሰላም ሙሴ ኣብ Barentu ብሪማ ዝብሃል ተኣሲረ ኔረ 3 ወርሒ ድሕቲ ዕድመ ስለ ዝነበርኩ ኣብቲ ሽዑ እዋን ንገዛይ እዮም ሰዲደሙኒ እቶም ምሳይ ዝኣተዉ ናብቲ ቤት ምኣሰርቲ ግን ናብ ናቕፋ ወሲደሞም ልዕሊ ዕድመ ስለ ዝነበሩ😢 ኣዉ ዝርኣኹዎ ግፍዒ ግን ክሳብ ሕጂ ካብ ይእሙረይ ክእለ ኣይካለን ዘሎ ብጥዓሚ እዩ ዘስካሕክሕ😢
@alexanderermias143ንምንታይ ድኣ ተስቅጡ ይኣክል ይዓኽ😢
@@dsegtjioojgvvfv ኣስቂትና ኣይኮናን ክገርመካ ኣብቲ ደብ ሽዑ ግዜ ካብ ሰራዊት ሃዲሞም 6 ሰባ ኣብ ገለ ጉድጋድ ተሓቢኦም ብቡምባ ጌሮም ኩሎም ቀቲሎሞም ሓደ ሰብ ግን ቀልጢፉ ኢዱ ሰለ ዝሃበ ምሳና ታኣሲሩ ስለዚ ነዚኦም ምዝራብ ዘይኮነ ምቅጻሎም እዮ ዘድልየና ዞሎ እንተ ነቲ ህዝቢ ተዛሪብና ረብሪብና ኢና
Eh dea eziom b nuclear ytifiu.eziom si ab edna meas keatwu eyom.hade mealti eti hne kfde eyu
ሓቂኻ ወደይ, ናታ ገዲፋስ ናይ እንዳማታ እዩ ነገሩ. ናትና ነገር 😢😢😢
ብሶሪያ ዝግረም ኤርትራዊ - ጥሪት ህግደፍ ደንቆሮ አምሰሉ ዝኾነ ጥራይ'ዩ ✅
aber ke abi Eritrea kab soria nilali asrberi alo 😢?
@lewamberekteab3253 ኣሎ ጥራሕ ዝወዓለ'ኮ ይንገርካ ዝበሃል ናትና ነገር ግን ወላ ኣብኡ ኔርካ ዘሕለፍካዮ ስቃይ ንህዝብኻ ናነገርካ ዝኣምነካ ግን እቲ ከማኻ ዘሕለፈ ጥራይ'ዩ ግን ደሓን መዓልታ ሓልያ ክሳብ ትወግሕ ኩሉ ንግዜ ንግደፎ
@@lewamberekteab3253Ane beza akmey zraekwa Sgredom tetahize Adarset zbhal esrbiat eatye niare ab harur eyu emo kea kab meriat klte blkiati tray haf zbele Ander eyu yzkereni abta mejemerta zeatenala gzia hade seb msana zmexe hxret tnfas giarlu dhri kndey ndege eawxiamo etom wardya kortialo zbhal dkas eika tdks kem Tnsti sebeyti kemeu wun halu meakorka halu eyu neashitu sle zneberna eabeu Hdareb msana sle zneberu nferh niarna
@@lewamberekteab3253ሃገር ናምድሪ ሲኦል ካብ ትቅየር ነዊሕ እያ ገይራ ተበራበር ኤርትራዊ።
Yes you are right 💯 yes it is right god bless to you mare you are amazing thanks
ኣታ ናይ ኤርትራስ በኺኻ ዘይጽገብ ኢዩ፡😢😢😢😢😢 ህዝቢ ኤርትራ ዘይግብኦ ክንዲ ደቁ ዝሃበ ንናጽነት ኤርትራ 😢😢😢😢😢😢 ኣነ ክሓስቦ ከለኹ ግርም ኢዩ ዝብለኒ ፡ ኤርትራዊ ኣብ ደጌ ዘሎ ግን ተበላጺ ኢዩ ኣሕ
Yes Say it Merona.We need these to End Abusive,CruelCriminals.Soon Eritrea should prevails.
ዳሓን ሜሪ ከም ቀዛፊ ዝጉተተሉ እዋን ቀረባእዩ
ከላእ ናይ ኤርትራ ተኣሰርናሉ ደኣ ክንደይ ክንብሎ ይዋእ ቶም ዝድግፉ ዘለዉ ደኣ እንበር
ሓቂ ሓቁ ንገሮም መስተውዓሊ ኣእምሮ ድኣ የብሎምን እምበር።
ብስርዓት ህግደፍ ዝተፈፀመ ግፍዕ ብቃላት ዝግለፅ ኣይኮነን ። ግን ድሓን ግዜ ኣለዎ ንደገፍቱ ክነእምን ረብርብና ብዓል ላንጋላንጋ ኣለዉ ድማ ንድሕርት ይጎቱና ኣሕ😢😢
ሳንበሳ ሰብ ሓደ ግዜ ኢዮ ዝነብር ጽባሕ ክወግሕ ኢዮ ድምጽኻ ድማ ክብር ኢዮ ኣጆኻ ❤
😢😢😢😢😢 There will be one day , and all cruelty will be exposed to the world. PFDJ and its puppets will be ashamed of themselves.
Anderat Esrbet Aderser 4 abeyti alewa 9 askala nthti mdri twerd Asmaten dma
1.Ander Asmera 170 seb yhz
2. Ander taitanic 200 seb yhz
3. Ander Akurdet 150 seb yhz
4. Ander teseney 200 seb yhz
Amegagba 2- 3 bani nmealti
Tewesaki 11 shela keklte 2 seb dhz Ayer 3 nekalat b buluket ezi kabti buzuh zfelto mftarka zexle Esrbetat gehaneb Eritrea eyu 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢a hhhhh
😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢
Ane Ander Asmera 2 Semun giare bete bani teharimomka dem twexe fluy eyu
Prima country, Enda seliya, Hashfaray ,Gahtelay and Ab massawa kea dehri masgid Sahaba ab hanti aragit palaso aqebomna shikor neragefff nerna😢
Ezi kulu riye. slezi ab Soriya neriyo zelena kabu zkefi ab eritra beayney sleziraku yehazin ember aygermenin eyu sirah dictatorat eyu😢😢😢😢
I hope & pray hade malti ezom ab eritra bzay firdi ab gudagudi zelowu fethi kerekbu🤲🤲
አጆኻ ቆጹሎ ግን አብ መንገደኻ ተጠንቀቅ?
100/100
ዋይ ለሚ ሓቂተዛርብካ ቀጽሎ🎉🎉🎉 4:48
100% True.
Waga kikflom iyu.
Keep my words.
ሜሪ ኤርትራዊ ከይጠዓመ ኣይኣምንንዩ
ነጊርካዮ ኣሪኻዮ ኣያምነካንዩ ኣብ ነብሱ ሚስ በጽሔት ይኣምን።
Nay bhaki eane wala yeamn eayneberkun bflay ezi mktal zbhal gn ab 2015 kab kormenao zbhal medeber tealim khadmu zterekebu btit keatwwom ms reaku mgramey wedieia kab zurna bzuhat meytom
@@fekarwedifekaratbtaemi eyu zwhzneka
Yess God blessd meona
ጽቡቅ ዘረባ እዩ ተቃውሞና ግን እቲ ቅንዕቲ ባንዴራና ሒዝና ተንካዎም ሲ ክንደይ ጽቡቅ ዩ 😢
Haqikha itizekhefiye usrubet allo Adreset eyuo zibahall kullu hager masajin eyuo ane balley nere zegerim aykonen kindey abotat tefiyuom allowu ❤❤❤❤
ኤርትራ እዚ ስርልዓት እንተወዲቁ ካልእ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መሬት ክርከብ ኢዩ ቃላት ክስኣኖ እወ መሪ ሓውና ጽቡቅ ኣገላልጻ
Yes
MERY ❤❤❤HERO
Nay bhaki meri❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤
You are smart boy💯✅
Yes bro
yes bro ❤❤❤❤❤
Yes bro nayiziom yegedid derig yehayesh kabiziom dea
Axebiku dergi dea entay do geyruwo eyu nhzbi Eritrea
Thank you!!!great advocacy for the truth.
Haqi u❤❤
ኣነ ዝገርመኒ ናይቶም ኣብ እስርቤት ተቀጥቕቶም ኣብ ሜድያ ዘይዛረቡ ዕድሜ ግበረሎም
እንታይ ኮይኖም ተኣሲሮም ዝሓትት የለን
Sabe gabni eta garyu begbni tehto enbri tasqyo deka malslyi
ሜሮን ብኣፍ ዘረባ ንሰበይቲ ኣይጠቀመን ክንደይ ዓመት ተዓጺኻ ኣብ ገዛ ተዛሪብካ ንሕና ድማ ሓቀኛን ተባዕን ዝዉስን የድልየና ስለዚ ማዓጣ ካብ ሶርያዉያን ግዝኡ ብኣፍ ዝመጽእ ለዉጢ የለን
Anta hawey abey dikum tnebru wela hanti aflto yebelkumn diu siltat rikum ajewjew Aytbelu president sirya hager balu u Arekibwom eti zewerdom wey zmexom zelo ms felete atum bejakum Areb temeharu kulu neger ktfeltu,, enqa Areb feletku anes dehine kemakum donqoro zeymukaney
እዛ ትግርኛ ክትፅሕፍ ድአ ዘይተማሃርካያ@@Kdsti19
@@Kdsti19 Reski zsrhyo amlak naytom bzey ferdi teasirom zelwo demom ab lieleki keyferdeki, nhade dictator kitdgfi, nhzbi xelaiki aytgberi.
😂😂😂@@Kdsti19
@@Kdsti19ክብርቲ ሓፍቲ መንግስቲ ሶርያ መዓስ ምስ ተቃወምቲ ተሰማሚዑ? ኣበይ? ሩስያ ስጋብ ዝሃድም ነፈርታ ይድብድባ ኔረን። ኩናት እንዳተኻየደዮ ኔሩ። ሩስያን ብሰንኪ ኩናት ዬክሪን ብዙሕ ሓገዝ ኣይገበረትሉን ስለዚዮ ወዲቁ።ተቃወምቲ ሶርያ 11ዓመቶምዬም ካብ ዝቃለሱ።ኣብ መወዳእታ ፈርከሽከሽ ስለ ዝበለ ብቁልጡፍ ወዲቁ።ስምምዕ ዝባሃል የለን ካብ ኣልጀዚራ ንላዕሊ ዜና የለን ካበይ ኢኺ ኣምጺኽዬ እዚ ዘረባ ገሪሙኒ ንምናልባት ኤርትራውያን ኣክቲቪስት ኢሎሞ ኢልኪ ተኾይንኪ እንድዒ።ኩሉና ዓረብ ንሰምዕ ኢና ንኣልጀዚራ ዘርክብ ዜና የለን።
I admire you
Especially nay bal Bitweded pure eritrean ktzkro hangolka yeshteka.
Yes ❤❤❤❤❤❤❤
የሕዋተይ በታ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ክልምነኩም Subscribe ግበሩለይ ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏
Good job bro ktwegh eya
ምስ ሶርያ 1 ተፋላልየና , ሶርያ ብ ኺናት ክትዓኑ ኮላ ኤርትራ ብዘይ ኺናት ምዕናዋ ጥራይ ኢዩ እምበር ኣብ ካልእ ተማሳሰሊ ኢዩ ናይ ኤርትራ እንተዘይ ገዲዱ.
💙💙💙💙
Emenuni Nay natna Eritrawyen keb nay Syria kemzekefe ahhh☹️💔
Yes nya bahki ✍️👍🥰
Oyyyyy ata anes bhrket lbey ykasel aleku eway hzbey amlak rahwa yferelu kem hzbi Soraya ygberelna😢😢😢😢😢😢
Yes meri
Ane aleku meri
ጎበዝ ❤
ኣነስ ይገርመኒ ኣሎ 😮 እንታይ ደኣሞ እዚ ኩሉ እንዳፈለጥካ ንሕና ሻዕቢያ ዶ ህዝባዊ ግንባር ዶ ትብል ዝነበርካ???
ሀሳቡ ዘይቅይር ዝሞተ ጥራይ እዩ
ህጂ ተረዲዑ ናብ ቀልቡ ተመሊሱ እንታይ'ዳ ከማኻ ባንዲራ ኢትዮጵያ ተሰኪሙ ተደሚርና ክብል ደሊኻዩ ። ወሽላኽ ** ትማሊ ዘይተረደዐ ሎሚ እንተ ተረዲዑዎ እንታዩ ዕቲ ጸገም 😅
Hzbawi gnbar ms isaias n seabtun zerakb yebulun. Tarik Eritrea, gedli eritrea chewiyom znebru zelewu eyom.
Good job Meron .
ሚሪ አብዛ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ዘበልካያ አገዳሲት አነ አብዚ ቁሩብ ግዝየ ክርዳኣነ ጀሚሩ።እዞም ምስ ኢሰያስ ደው ኢሎም ዘለው ጽሊኢ ህዝቢ ኢርትራ እዮም ዝወጹኡ ዘሎ
Ok ንሶም ይሰርሑ ኣለዉ ኣነን ንስኻን ከ አጃምና አንታይ ዩ?
I hope one the truth will come out very soon .
Rightttt
Meron lekbat hgdef Alem
😢😢😢😢😢😢
Yes hakeka meri
አብ ኤርትራ ካብ 1991 ጀሚሩ ናይ ሻዕቢያ እንዳማዕሰርቲ አብ ጊዜ ንጉስ ኃይለስላሴን ደርግን ተደሚሩ ሕንዲ ናይ ሕጂ አይከውንን
ሐቂ በልካ ሜሮን::
Btami u zehizn 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Meri hawey
መብዛቱ ጉጅለ 15 ተልዔሎ ጉሉ ግዜ ንሶም ጉድጋዶም ባዕሎም እዮም ፊሕሮሞ ከምዚ ዘብለኒ ዘሎ ነቲ ጉጄለ ባዕሎ እዮም መስረቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዪኩን ንተጋዳላዪ ኣዪሓበርሆን እቲ ዜከፋኣ ብድሕሪኡ ዝወረደ ዪከፍእ ኣብ 350 እስሪበታት ዝተፍእ ዘሎ ኣዲኡ ትቅጸሮ
Bravo mendefera kontiener xexer zbhal halhale may ayni
😭😭😭😭😭😭hakka
Hawey ab tselmat newih asiremo aynu awiru
Ezi dea nay nefsi wekef eritrawi endyu , hasewti koynom ember
ኣበይ አሞ ኢለሞ ኢልካዮ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስቃይን ግፍዕን ፡ ዘይስንካ ሑጻ ቆርጥመሉ ኢዩ ነገሩ ።
Helkus
ደፊርካ ናይ ሻዕብያ በል ካብ ሳሕል ዝጀመርቶያ ሜሪ
እዞም ደገፍቲ ስርዓት ብናይ ኣተሓሳስባ ድኽነት ዝሳቐዩ መሳኪን ኢዮም
❤
Nay bhaki❤❤
መሮን ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ ጌዜ ኽረምቲ ካብ ከበሳ ናብ ጋሽ ብስራሕ ይወርድ ነረ እዚ ኩሉ ባሮንቱ, ኣዲ ደርሰት ብመን እሰያት የዕለቅልቅ ነሩ,
Yase
Meron hawey gzie ayaklenan u zehlefnayo kenezentu.
❤Krkte
Lekbat..hasawe.ms.nay.surya.hade.Aykonen.lekbat
ብልክዕ ኣብ ኤሬትራ ዘሕለፍናዮ ስቓይ ኣብ ሊብያ ኣይርኣናዮን ኣብ ዘይ ዓድና እሞ ኽኣ ዓሌታውያን ኣዕራብ ከማን ጠባይና ክሕዙ ጠባዮም ጠፊኡዎም ናይ ሃገርና ፉሉይ እዩ ብዓል ጆንሲና ኣንደር ተሰነይ ዓደርሰር ጎቦ ሽመር ኣድግ😮 ክግለጽ ኣይክእልን'ዩ😢😢
ብወገነይ ደጋፊ ኣይ ኮንኩን ግን ጥዕና ዘለዎ ተቃውሞ ውድብ ክሳብ ሕጂ ኣይ ረኣኹን ዝዛረብ ጥራሕ ኣብ ግብሪ ዜሮ ዝኾነ በዚሑ
እቶም ኣብ እስርቤት ኤረትራ ዝሳቐዩ፡ናይ ኣሳድ ቀቅራፉ እዩ፡ንምንታይ ስግኦም ሃሪሞም ረብሪቦምሲ ዓጻጽምቶ እዮም ዝሰብርዎም፡ውብቲ ብዓይንና ዝራኣናዮ፡ዝተመርመርናሉን,ሓቅኻ ኢኻ ሜሪ ሓወይ
እቲ እስርቤት ናይ ሶርያ ካኣ ከም ዝራኣናዮ፡ኣብ ቅድሚ እስርቤት ኤረትራ ሆቴል እዩ ዝመስል፡እስራት ናይ ዓድና መደቀሲኡም ጸቢብዎም ብሓንቲ ጎድኖም እዮም ዝድቅስህ
በዓሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናቱ ገዛ ዝተኣሰረ እዩ። ብፍላይ ኣብ ቤት ማእሰሪቲ ምርሻን ዘፍለጠ እዩ። ኣነ ዝገርመኒ እቶም መጣዕቅቲ ግን ልቦናን ናይ ሃገሮም ዋላ ሓደ የለን ። ናይ ኖቤል ሰላም፡ተሸላሚ ዓቢ ኣህመድ ብፍላይ ንኤርትራዊያን ፍቅር ያሸንፋል ተባሂሉ ክሕግዘና ፈቲኑ ግን ድንቁርና ናይ ህዝብና ሰዓብቲ ማፊያ ኢሰያስ ንግዜ ንግደፎ። መስመሩ ክሕዝ እዩ። ናይ ሕጂ ማእሰርቲ ቀሊል ይመስል፡እዩ ግን ን 60 ዓመት ካብ ሳሕል ዝተኣሰሩ ዝሞቱ ከምዘለው ህዝቢ ከምዘይፈለይልጠ እዳሰመኣን እንዳራእየ ከምዘይ ዘይሰምኣ ከምዘራእየ ዝኸውን ህዝቢ እዩ። ካልእ መስጣ ናይ ኣቦና ኣጦኒዮስ መርገም እዩ።
ኣታ ሜሮን ንዚ ስርዓት ዲካ ሞ ጥራይ ለውጢ ይግበር አንበር ሽግር ናይ ስርዓት ኣገዳሲ ኣይኮነን ትብል ፡ኣንታ አዚኦም ኣረሜን አዮም😢😢😢
ኢዚኦም ወደይ ጨካናት ኣብ ገዛካ ኮፍ ኢልካ ኮብልልካ ኢሎም ብበትሪ አንድዮም ዝጭፍጭፍካ
ሚኪኤለ ዓዲ ኣበይቶ ሓሲብካ ኢሉ ክንደይ ሰብ ድዩ ኣምኪኑ፡ ክንደይ ኣዋልድ ተዓሚጸን ፡ ማህረምቲ ዓዲ ኣበይቶ ዳ ከይዝ ኣሕ ሓሲብካ ፡ ማይ ስርዋ
እንጅራ እዝጊ ብላዕ።ኣብናቱ ቅትለት ኢደይ ምሓወስኩ 😢
@Sunwhite-entertainment ምቅታል ዘይኮነ በበሓደ ኣጽፋሩ ኣጻብዕቱ ኣፍንጩኡ ኢኻ ትቆርጾ ተሳቅዮ ፡ ክንደይ ቃንዛ ኣሎ ኣብ ዉሽጠይ፡ ኣሕ ፡ እዚ ኣምላኽ ነዚኣ ተዘርእየኒ
Meron gidefom do bzeaba G15
Aytizereb kalie aleka do wedi hafti
Nay bitew dea zeatireb bsolary dika tiserih
Ane aleku dewleley
Felatiu yfelto mensey zhlfozelo😢
Ata ኣይተዘክረና አንዶ ኣብ ማይ ዕዳጋ ኮ ኣብ ሓርኢ ረጊጽና ኢና ንሓርአ ኔርና.ከይ ንሓርአ ኢልና መግቢ ከይ በላዕና ንዉዕል ኔርና ብዙሕ ኣሎ ግደፈና ስከ
ፎእ ሓራኢ 😂😂
@tedrosberhane7073 ወረ ከምቲ ትግጥሞ ዩ ነይሩ
@@Elulife-u1kወረ ክንደይ ኣሎ በየንጀምርካ በየን ትዉድኦ ከማን ኣይተሰፈልጥን ረብርብና ይዓኸ😢😢
Resah sdi lagxi teraka chenawi@tedrosberhane7073
Higedf Alem Sgab Zela Ala Edmem Tenan Emerahina Eseyas Nkulu Alem Zeshenefe Bkulte Mannet Zelewom Sebat Zlal Aykonen Meron Lekbat Metkel AlBo Nhigdef Bezey Zereba Begbar Ziser Men U Zereba Tray 😂😂😂😂
Nfue nay bhaqi mieri hawna
Entay bedilu eba hasibka tebahilom.
ንስኻ ደስ ኤልካና kkk ❤️🇪🇷
ዋይ ለሚ ሓቂተዛርብካ ቀጽሎ
Etom abta gudgad zelewu tray eya zfetwa mesakin 😢😢😢😢 nhna dea Seb dina.
ከም መንአሰያት
ፋይናል ትጽቢትና ካባና ዲዩ ወይስ ብሕጊ ተፈጥሮ ዲናለዉጢ ክንጽበ ?
ጅግና ናይ መድያ ምስ ጊዜ ሓሳሲ ዩ።
Abeyti kblwo zelewom Meron Haqi mzrabka xbuQ koynu.
Terifuna zelo Hayltatna ab Hade bwHudu anxar mlki nqales Eritrea hagerna hzba kiHalna!!!
ንህዝቢ ኤርትራ ክትብድሎ ናብ ትግራይ ወይ ናብ ኤሜሪካ ጸግዒ ሙኻን ዘይኮነ ኣብ ጎኒ ኢስያስ ደው ምባል እታ ዝቀለለት ሕብእቲ ቅትለት እያ
።😮