Mestyat Betna | ቀዳማይ ፍርዳዊ ውሳኔ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ሽቱትጋርት | ኤርትራ ኣብ ትግራይ የለኹን ኢላ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024
  • Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean UA-cam channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

КОМЕНТАРІ • 196

  • @Fithinikulu
    @Fithinikulu 9 місяців тому +31

    ናይ ጀርመን ኣበይ ኣለኩም ሃገዝ ጊበሩሉ ኒዚ ሃዉና 🙏🙏🙏

    • @awelkernuru5077
      @awelkernuru5077 9 місяців тому +6

      Kkkk hagez do koyna hje

    • @MerihHadgu
      @MerihHadgu 9 місяців тому

      ​@@awelkernuru5077 entay emo konka qondaf

    • @mebrahtuhadgu7215
      @mebrahtuhadgu7215 9 місяців тому

      Let him be in prison forever. Don't support weyane pupets. 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Teklino249
      @Teklino249 9 місяців тому

      @@awelkernuru5077
      ወጃብ

    • @benjamink841
      @benjamink841 9 місяців тому

      😂

  • @EllaEluyeLifeStyle
    @EllaEluyeLifeStyle 9 місяців тому +2

    ዓሕ 😭😭💔💔መርሃዊ(Mera Xlima) ሓወይ።
    ፍትሒ ን መርሃዊ ሓወይ ደመይ🩸 ✊🏽✊🏽✊🏽
    መንእሰይ ዋጋ ይኸፍል ኣሎ። እቶም Global Brged Nhamedu ዘለኹም፣ ብማዕረ ንኹሎም እሱራት ሓላፍነት ዉሰዱ። 💙🌿 ፈላለይቲ ኣይትኹኑ። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @ellena5652
    @ellena5652 9 місяців тому +18

    Beyene,seltene ,niskawin ,zekarias ,mesta ezom meneseiat yewrdelkum

    • @melak790
      @melak790 9 місяців тому +1

      Ewe gn ezi mensey sele mntay balu khasbe zekel mewaxeo yfter nueusey 😢

    • @muluehaile9405
      @muluehaile9405 9 місяців тому

      Amen menesey eritrea meakebi genzebom koynu bitaemi yehizin 😢 nisatom win ukubat Aeman

  • @musienaxanat1527
    @musienaxanat1527 9 місяців тому +12

    ፉትሒ ደሊኻ አንጻር ፉትሒ ክትቃለስ እንተደአኮይንካ ትበጽሖ ዕላማ የሎን

    • @kibratesfamichael
      @kibratesfamichael 9 місяців тому +1

      Suk bel hashema ab adi fthi kenka bzaeba fthi tzaereb eti zehdemeka sirat fthi slezeyblu do aykone eske bejaku zeykewn atzarebu kem beal kemaka.

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 9 місяців тому

      @@kibratesfamichael ክክክክክ ንስካ ከ ኣብ ዓዲ ፍትሒ ኬንካ ፍትሒ ትጉዕጽጽ ፍትሒ ደሊካ ሰብ ተቀትል ፍትሒ ደሊካ ሰብ ትፈግእ ፍትሒ ደሊካ ፍትሒ ሰብ ትከልእ እዚ ድዩ ድሌት ፍትሒ ክክክ ምዕሳብ ሕሱም

    • @Good100.
      @Good100. 9 місяців тому +1

      Musienaxanet, ንስካን ዲክታቶር ኢሰያስ ኣያካን ደኣ መን ፍለጡ ኢልኩም ብዛዕባ ፍትህን ቅዋምን መሰልን፡

    • @Good100.
      @Good100. 9 місяців тому

      ​@@danieltsegay1413@ ዳኒኤል ጸጋይ፡ ስለምንታይ ኣብ ኣብ ሳህራን ባሕርን ስደትን ንነብር ፡ኣብ ዓድና ድማ ምፍርሕንን ሽቁረራን መኣሰርን ነነብር፡ መልሰለይ እባ፡ ብከምዚ ዝጋህየ መንእሰይ ፡ግድን እዩ ክቕጥቅጠካን ክሓርደካን

    • @jontv6228
      @jontv6228 9 місяців тому

      ንናጽነት ምምጻእ ኣየር ኸምዘቀጸሉን ከም ዝጨወየን ዘጊዕካ ኣለካ

  • @benjamink841
    @benjamink841 9 місяців тому +9

    አናሰርሐ ብሰላም ከይነብር ሕጂ ዶ ይሓይሽ
    ኢምኒ ደርቢካ ዝፍታሕ ሽግር የለን

  • @ሰሚርሓምድ
    @ሰሚርሓምድ 9 місяців тому +3

    ሕጅስ ተሳዕሰዑስ እንታይ እዩ እቲ ሽግር.... መቸም የሕዝን ኣብዘይከውን ከምዚ ክትፍረድ ምስ ወጸኻ ውን ወረቀትካ ብልሹው ፖውው... ኣንታ መንእሰይ ብፈስቲቫል ምዕጻው ዝጎድል ገንዘብ ህግደፍ የለን.. መሳርሕ ወያነን.. ሰብ ረብሓን ኣይትኽኑ please...

  • @desbelekedane
    @desbelekedane 9 місяців тому

    እዚ ቀሊል እዩ ናይ ግድን እዩ ቃልስና ክቅጽል እዩ። ዓለም ቃልሲ'ያ ዝተቃለሰ ድማ ይዕወት ። ነቲ ሓዉና ንፍርዲ ተዳልዩ ዘሎ ንሓግዞ መዋጽኦ መታን ክፈጥረሉ🎉😮

  • @tommedia9733
    @tommedia9733 9 місяців тому +6

    መራሕቶም ክርቢት ይውልዑ ንሶም ይቃጸሉ አዋይ መሳኪን ቖልዑ 😢 ። 4 ዓመት ሞያ ገሩ ምወደአ አንበር አስርቤት አቶም ካልኦት ክኣ ካብዚ ተምሃሩ ተቃወሙ ግን ዓሻ ተቃወምቲ ኣይትኩኑ ።

  • @halezgigebremedhin4781
    @halezgigebremedhin4781 9 місяців тому +44

    እዚ መንእሰይ ዋጋ ይከፈል ኣሎ ግን እቶም ፕላን A ግን ኣይግድን ዘካርያስ።

    • @HAN-lx1nh
      @HAN-lx1nh 9 місяців тому +11

      ዋጋ ኣይኮነን ዝኸፍል ዘሎ ገበን እዩ ዝፍጽም ዘሎ

    • @semere925
      @semere925 9 місяців тому +1

      Ab lili men eyu geben zfxem geben yfxem alo tbl zeleka

    • @robsemere2069
      @robsemere2069 9 місяців тому

      ኣብ ሊዕሊ ውባላትና እምበር 😊​@@semere925

    • @mmkafl6326
      @mmkafl6326 9 місяців тому

      ብዓል ጆን ብላክ ኣባሪሮሞም እኮ ናይ ፕላን A daa😢😢😢😢

    • @HAN-lx1nh
      @HAN-lx1nh 9 місяців тому

      @@semere925 ኣብ ልዕሊ ፖሊስን ንብረትን

  • @feruzey52
    @feruzey52 9 місяців тому +1

    Hawey💔🥺🥺😔amlak msaka ykum😔🙏

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 9 місяців тому

    ጎነጻዊ ቃልሲ ውጺኢታዊ ኣይኮነን።

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 9 місяців тому +1

    ፍትሒ ነዚ ጅግና ወለዶይ ብ.ንሓመዱ ዓወትና ብቅልጽምና ።

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 9 місяців тому

      @@1999RobelTe ባርያ ወዲ መድህን በራድ ነዚ ጠስጣስ ሰባይ ክትግብር ዕድመኻ ተሓምሺሹ ወተካሊት

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 9 місяців тому

      @@1999RobelTe ሙሽሙሽ ኣነ ደኣ ዕጽፍ ዝርግሕ ዝብል መንእሰይ፡ ጎይታ ነብሱ'የ ተጎንባሒ።

  • @tbarekyohannes
    @tbarekyohannes 9 місяців тому +1

    ናይ ኤርትራዊያን በሓፈሽኡ ዝግረምኒ አብቲ ዓምጽ ዝድልዮ ቦታን ጊዜን ውስ አይብሎን አብ ዓዲ ሕግ ፣ሕዝቢ፣መንግሥቲ ፣ ፈትሒ ዘልዎ ግን ክዕምጹ ይምረጹ????

  • @fesssehaiemessu4405
    @fesssehaiemessu4405 9 місяців тому +1

    ሓወይ ንሶም ዘይኮኑ ዕሙት ርእይቶ ዘቕርቡ ዘለውስ ንስኻ ኢኻ ዕሙት ርእይቶ ተቕርብ ዘለኻ ከመይሲ ንሕና ኢና ጽጋብ ሰንጢቑና ሰላሞም ንዘርገሎም ዘለና ኣብ ሃገርና ፍትሒ ተረጊጽና እናበልካ ነሕዋትካ እሞድማ ቆልዓ ሰበይቲ ኣብዝተአከብሉ ደም ሰብ ከተፍስስ ኣውዲቕካ ክትረግጾም እዚ ኣካይዳዳዚ ካብ ህዝቢ ዘነጽል ተግባራት ከም ሰብ ሰብኣውነት ለቢስካ ንኽሊቲኡ ወገን ክትኩንን ኔሩካ

  • @meritemn2520
    @meritemn2520 9 місяців тому

    Lokmats, tigray tiewet , game over!

  • @Agaziii
    @Agaziii 9 місяців тому +21

    Video ኣትቅድቁ ንብለኩም እዚን ወዲ ከምዚ ን ከይመጽእ እዩ
    ብዝኾነ እዚ ዘይፍትሓዊ ፍርዲ ውሳነ እዩ ሰልፊ ንግበረሉ ዘይፍታሓዊ ውሳነ እዩ

    • @Abonob
      @Abonob 9 місяців тому

      Bejakum haguzini hawey 😢

  • @martahidad483
    @martahidad483 9 місяців тому

    Thanks

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 9 місяців тому +1

    ናይ ይህግደፋውያን ጽምብል ዘይኮነ ናይ ኢርትራውያን ማሕበረኮም ጽንብል እዩ ናይቶም ዕሱባት ዘይኮኑ ሎሚ ንዕሱባት ኩሉ ፈሊጥዎም ተረሚሶም ወያን ምስተረመሰት ነቲ ነቲ ጸሊም ጻዕዳ አይትበል

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 9 місяців тому +4

    ወላ ኣብ Europe ኣቲና ብሰንኪ እዚ ህግደፍ ክንእሰር

    • @Johnokubagebriel
      @Johnokubagebriel 9 місяців тому +1

      😂ata hawey police ay threm

    • @hulufalem5572
      @hulufalem5572 9 місяців тому

      Yeah yegerem eyu 😎bro

    • @simi118
      @simi118 9 місяців тому +1

      ስምዒትና ምቁጽጻር የድልየና አሎ. እዚ ሕጊ ዋላ ንጀርመናዊያን ከጋጥም ዝክእል እዩ. ሕጊ ንኩሉ ሕጊ እዩ.

    • @simi118
      @simi118 9 місяців тому

      @@1999RobelTe ሱቕ እስከ በል ዘይከውን ዘረባ. መን እዩ ጸላኢና ብአካ ሓደ ባርያ ህግደፍ አይኮናን ንፈልጥ. ሹሸሸ እዚ ገዛ ናይ ተወድኦን ዝተረድኦን እዩ. ሱቕ ኢልካ ተማሃር.

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b 9 місяців тому +1

      ​@@1999RobelTemade in dictator 😅😅😅

  • @kiflommahari1033
    @kiflommahari1033 9 місяців тому +5

    ዛኪ ሓወይ ህግደፍ ዕላምኡ ኩልና ንፈልጦ ኢና እዝ ማፍያ ስርዓት ንደላዩ ፍትሒ ንምውንጃልን ግዳይ ንምግባርን ዘይሰርሖ የብሉን ስለዝ ክልብምን ተገዛእቲ ኣክበርቲ ሕጊ ክንከውን ኣሎና ብሕልፊ ንኣክበርቲ ሕጊ :: ካልእ ፕላን A ኩሉ ዝግበር ሰልፊ ይኩን ካልእ ብሕጊ ምፍቅዱን ንጸጸታን ካልእ ዝምልከት ስርሑ ምስ ኣክበርቲ ሕጊ ኢሂን ምህን ክብል ክክእል እለዎ ኣባላቱ ድማ በዝ ይግዝኡ እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ኩሉ ልኡክ ህግደፍ ምሳና ክሳብ ዘሎ ምጥንቃቅ የድሊ ካብ ሕሉፍ ተማሃር መንእሰይ ብሕግን ሕጋውነትን ተማእዝንካ ንኣባላት ጸጸታ ብዘይትንክፍ እንትሪፊ ዘክብር ክከውን ኣለዎ ንሓውና ፍትሒ ይፍጠረሉ ዓወት ንደላዩ ፍትሒ ውድቀት ንህግደፍ ::

  • @mihreteabtesfamichael5380
    @mihreteabtesfamichael5380 9 місяців тому +11

    Selam zaki bejaka eba gele tebeqa gerkum ente wehade frdu kem zqalele gberu please zaki

    • @Meko86
      @Meko86 9 місяців тому +4

      Tebqa tegerewo alo gena ayteweden, wey wen nab hade amet kiwered tekelotat alo

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 9 місяців тому

      Egziabher hyaway guasa msakhum ykun ❤💙💙💙💙

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 9 місяців тому +6

    Eway ata entay ybhal atum mhurat sle ezi bdul welodo teberaberu 💔💔💔💔

  • @jimlee7642
    @jimlee7642 9 місяців тому +1

    Dear Tigray ppl can you ask TPLF TO ANSWER THIS challenge if they can name the village allegedly under Eritrean occupation, and I'll pinpoint its exact location in Realtime, thereby confirming its position relative to the border if not do let them play you like violin you had enough

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 9 місяців тому +4

    ሐቀኛ ምስሊ ኤርትራ አቃሊሕካ አይትፈልጥን ብጀካ ኔርትራ ምክፋእ ምጽላምን

  • @merry7267
    @merry7267 9 місяців тому +13

    Fthin selamn nbrged nhamedu 👍👍👍👍🙏💙

  • @simretandom8367
    @simretandom8367 9 місяців тому +4

    Meskin serhu sedreu keyhgze si 3 amet abe mesrti elameu zeyflat révolution 😢

  • @brhanemichael4131
    @brhanemichael4131 9 місяців тому +3

    Ezom meswaeti kefilom zelewu khgezu alewom

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 9 місяців тому +9

    HGDF ab Eritrea eyu zelo, ab Europa yelewun.😢

  • @peace2684
    @peace2684 9 місяців тому +2

    What nonsense. If you want change in Eritrea go and fight in Eritrea not in Europe !

  • @alexandertesfahanse1886
    @alexandertesfahanse1886 9 місяців тому +4

    Gena awu kitblyu ekum

  • @Wedifish
    @Wedifish 9 місяців тому +3

    ናይቶም ባራዩ ህግደፍ ብፍታዎም እንዳ ተገዝኡ እንዳገረመናስ፡ ናይ ፖሊስ ኤውርጳ ከኣ ገሪሙና፡ ብፍታዎም ንባራዩ መንደፍ ክሕልዉ ባርያ ምዃኖም'ዩ።

    • @sawatube
      @sawatube 9 місяців тому +2

      ንሕና ድአ እወ ባራዩ ህግደፍ ንስካትኩም ከአ ባራዩ ፍትሐት ስረ ንሕና ህግደፍ ንሕና ሻዕብያ ንሕና ኤርትራውያን ደቂ ሻዕብያ
      🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @hebronalem8215
      @hebronalem8215 9 місяців тому

      Yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😉😉😉​@@sawatube

  • @NegasiTesfamicheal
    @NegasiTesfamicheal 9 місяців тому +4

    Anit hasaw nexa tibahlomi elak hasaw

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 9 місяців тому +1

    Jegena hawey ajoka alena💪💪💪💪💪💪💪

  • @p.3914
    @p.3914 9 місяців тому +1

    መንግስቲ ኤርትራ ይኹን ደገፍቲ ምኻድ አይድልዮም እዩ ሕጊ ሒዝዎ ዘሎ ጉዳይ ምዕፋር አየድልን እዩ። አባ ጎብየ ቀስ ኢሉ ይኸይድ ግን ኣብዘድልዮ ግን ይበጽሕ። ሕጂዶ ሓይሽ ምዕፋር። ኣብ ዓዲ ሕጊ ተቐሚጥካ ሕጊ ምጥሓስ ኣይግባእን።
    መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መሬቱ እምበር ኣብ መሬት ትግራይ ኣይኮነን። እንድሕር ትዝክር ኮንካ ባድመ ናብ ኤርትራ እያ ተወሲና። ዝገርመኒ እዚ መዲያ ድምጺ ወያነ ድዩስ ወይስ...፧ ህዝብን መግስትን ኤርትራ ግን ዓቕሊ ጌሩ ኣብዘድልዮ ይበጽሕ ኣሎ። ወይልኹም መልመጽቲ ጻሕሊ ጽባሕ ታሪኽ ክሓተኩም እዩ።

  • @DanielTekle-w6c
    @DanielTekle-w6c 9 місяців тому +1

    ቤላ ቤላ ቤላ ኩሎም ወረቃቅቶም ክበላሾ ከየባተኽና ንሰርሕ ኣለና.

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 9 місяців тому +1

    ❤welcome

  • @TekleHaile-n8w
    @TekleHaile-n8w 9 місяців тому +2

    ለውጢ ኣብ ኣእምሮ እዩ ዝጅምር ።

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn349 9 місяців тому +1

    ካብ ጀርመን ደኣ እታይ ክንጽበ ብዓለት ዝተቆማጥዑ ደመኩራሲ ከም ናይ ጀርመን እተኾኑ ስም ክንደልየሉ እና ብሕልፊ ንስደተኛታት

    • @OneMinuteFixIT
      @OneMinuteFixIT 9 місяців тому

      Hakika eka .... nekemzi kemaka kab fletet (knowledge) naxa zkonu democracy zygb'akum refugee mhabom eyu eti gega. Bhayli enda tegeldemka sle z'abeka, abzi dma hasabka b'betri ktgelxo tftn aleka? Nay bhaki sdet merir zgebro ms kemzi kemaka bkebdi egru zhasb mhaym msdad eyu. Zakarias shekati eyu, enjera husum sle zkone nkemzi kemaka enda arasene .... nusu nfas ayhrem xehay kof elu leflifu hiwet ymerh alo. Bzkone weyzerit Zekarias nay hlna geben sle zeleka kndeyenay selamawi hiwet keyhlweka. Nmezekakeri z'akil gin, nkulu ngebro xbuk ykun hmak , waga ykfelo mukanu kezekakireka yfetu. Wedhanka!!!!!!

  • @ainbesajrtesfazge9981
    @ainbesajrtesfazge9981 9 місяців тому +1

    Mewxo yefeter Egzabiher

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b 9 місяців тому +5

    ፕላን A ዝግብኦ ስራሓ ክፍጽም ዘይክእል እንተ ኮይኑ እሞ መጻወቲ ህግደፍ ኢና ክንከውን

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 9 місяців тому +1

    ዓክክክ እዞም ባራሩ ይህግደፍ ንዚ ወሎዶ ሒዞሞ ክጠፍኡ ይደሉ ዘለው።ኣጆኻ ንኡሰይ ንህዝብካን ንዓድካን ዝከፈልካዬ ዋጋ እዩ።

  • @samsomgebre7352
    @samsomgebre7352 9 місяців тому +3

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @christianghebray1996
    @christianghebray1996 9 місяців тому +1

    Police must look after them because all off eritrean youths are paying tax and insurance so whatever they celebrate Police will be there

  • @hiwetabraha1876
    @hiwetabraha1876 9 місяців тому +3

    👍👍👍👍👍👍👍✌️✌️✌️✌️🙏🙏🙏

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 9 місяців тому

    ድሑራት STONE AGE. ክሳብ ሎሚ ኣብ ምድርባይ እምዚ ኣለኹም፧" ብርጌድ ንሓመዱ ማለት TDF ማለት እዩ" ድዩ ዝበለ እቲ ሊስትሮ መራሒኹም። ከደምቲ ናይ ከዳሚት ወያነ 😂

  • @lueldebase1653
    @lueldebase1653 9 місяців тому +1

    ብሓቒ እንተኾይኑ እስካን ዝከማካን ንውልቃቂ ረብሓኹም ክትብሉ ኣብ ምርሳን ተጸድኹም ኣለለኩም.ዝኾነ ሰብ ዘይሕጋዊ ናዕቢ ዝገበረ ኣብ ፍርዲ ቀሪቡ ግቡእ ፉርዱ ከም ዝረክብ ኣጸብቓ ትፈልጥ ኢኻ.

  • @erieri1142
    @erieri1142 9 місяців тому +1

    wazema deu haa eway hawey

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 9 місяців тому +3

    ፕላን ኤይ ኣበይ ኣለኹም ?

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 9 місяців тому +2

    Ab Adi Gana meska keitmhar do Guday geremuka mesesey😢😢. Etom ab Data koinom zeresnkum yhzn eyu. Begakum meneseyat temharu.

  • @simi118
    @simi118 9 місяців тому +2

    ብዘተካለ መጠን ንጸትታ ዝህልዉ ከም ቦሊስ ምህራም ጠጠው ክብል አለዎ. ሕጊ ሕጊ እዩ ዋላ ንጀርመናውያን ዝምልከት እዩ.

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 9 місяців тому +1

    💙💙💙

  • @AndomMogos-kl9no
    @AndomMogos-kl9no 9 місяців тому +1

    መጻወቲ ህግደፍ ገርካና ብካ ዘይ ሰመዓኩዋ ኢዚኣ ዜና ኣሕሕ

  • @filmontekle
    @filmontekle 9 місяців тому +4

    Lekat😅

  • @abrahamlibsekal2994
    @abrahamlibsekal2994 9 місяців тому +2

    ኦንቱም ፡ ከዳዓት ፡ ሸየቲ ፡ ዓዲ ፡ መእተዊኩም ፡ ድለዩ ፡ ፀሀይኩም ፡ ዓሪባ ፡ ኦያ

  • @genetfray7997
    @genetfray7997 9 місяців тому +1

    Amlak meeaxati yfterelka ajoka kwegh ayu

  • @ጆጋር_ትግርኛ
    @ጆጋር_ትግርኛ 9 місяців тому +5

    ወሎደይ💙🥲🥲

  • @johnhazard7416
    @johnhazard7416 9 місяців тому +2

    Zaki buluts meniesey eka 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🩵💙🌿🩵💙🌿🩵💙🌿🩵💙🌿🦁🦁🦁🦁🦁🦁

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 9 місяців тому

    ❤❤❤ህግደፍ እንተተደሲቁ ጥራይ ሓቂ የውጽእእ❤❤❤

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 9 місяців тому +4

    Ata nefat!! Bsenkka eyu 4 amet teferidu....!!

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 9 місяців тому

    ፊትሒ ንጪቁናት ንብረገዲ፡ናሐመዱ

  • @christianghebray1996
    @christianghebray1996 9 місяців тому +1

    Ata hawey eti tax and insurance zkebedo ko police kihlwom eyu

  • @tirhaskeshi2502
    @tirhaskeshi2502 9 місяців тому +2

    Eway ezi menisey welodo imber kisanet senu abzkedo
    Hawey mewaxo yfterlka

  • @merhawi1224
    @merhawi1224 9 місяців тому +1

  • @MulugetaArafe
    @MulugetaArafe 9 місяців тому +1

    💙💙💙💙💙💙💙♻️♻️💙💙💙💙💙

  • @bereket9890
    @bereket9890 9 місяців тому +2

    💔💔💔💔

  • @searetesfahiwet8620
    @searetesfahiwet8620 9 місяців тому +2

    Higdef mendef Gem Over

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 9 місяців тому +1

      ክክክክክ ጸልማትካ ድቅድቅ

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 9 місяців тому

    👍👍🤞🤞🙏🙏👍👍👍💙💙💙💙💙

  • @ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ

    ሰለም ዛኪ
    እቶም ፕላን A ኣብ ጀርመን ዘለዉ ብንጹር ክፍለጡ ኣለዎም

  • @Wedi29
    @Wedi29 9 місяців тому

    ዋላ ተቃዋማይ ኩን ዝሓሸ ክንቅሕ ዝክእል ዜና ሒዝካ ኢካ ትመጽእ ካብዞም ኩሎም ንስካ ትሓይሽ ቀስ ኢልካ ናብታ መስርዕካ ምምጻእ ኣይተርፈካን ዩ

  • @astim8789
    @astim8789 9 місяців тому +2

    Nia'ka ewin selam

  • @Sewrameleytv
    @Sewrameleytv 9 місяців тому

    ወልካም ዛኪ ሓውና ብትገብሩ ነመስግን
    ኣሕዋት ኣብዛ ቻነለይ ፕሊስ ንሕና ንዕወት🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife7073 9 місяців тому

    😢😢😢😢kemey gerna knhgzo

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 9 місяців тому +1

    😭💔

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 9 місяців тому +4

    TESFA NEGHEBER EZI HAGHERAWI NEXA KEWEXEA.

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 9 місяців тому

    EZOM SEBESELTAN EUROPE ASSASEITI MELKI YEKHONU ALEWU.

  • @Merhawi_697
    @Merhawi_697 9 місяців тому

    Zakie pls stop 🛑 lying! I have never see you talking good about Eritrea 🇪🇷!

  • @devetu53
    @devetu53 9 місяців тому +3

    Ahh eway ezi weledos kehzn ko bsenki Hgdef menisey ytefi alo😢

    • @trhaskesete5975
      @trhaskesete5975 9 місяців тому +4

      Werdiwo hgedefe etom zmerhkum zelwui yom ztfekum zewlui hesbui kurube neza hewtkum.mexaekum

    • @devetu53
      @devetu53 9 місяців тому

      Do ab wladki wey hawki reayo gualey Barya 😅​@@trhaskesete5975

    • @SmilingGouldianFinch-uy8li
      @SmilingGouldianFinch-uy8li 9 місяців тому

      @@trhaskesete5975
      Maeserti tera neger eyu hgdef geda yketluka zeyeleweun abi zeytfeleto kunat enda wesedeu

  • @bairueilat6864
    @bairueilat6864 9 місяців тому

    You tube for Rodio riwanda

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784 9 місяців тому

    እዋይ ጋሶት በል እዚ ከልቢ ንሓመዱ 4 ዓመት ብጽኑዕ ማእሰርትን ፍርዱ ምስወድአ ከኣ ብእሱር ኔርትራ ክርከብ እዩ። ተቃወሙ ግን ስለምንታይ ኣእማን ትድርብዩ፧ 24 ግንበት 20 ሰነ ባሕቲ መስከረም ፈንቅል ካልኦትን ህዝባዊ ባዓላት እዩ። ወያነ ከም መርከብ ታይታንክ ሒዛትኩም ጥሒላ። ክምዚ ምስረኸቡ እዮም ትግረ
    " በልቀት ዓላል ግስ " ዝብበሉ፡ እሞ በልቀት ዐላል ግስ።

  • @Good100.
    @Good100. 9 місяців тому

    Norway is the better my country

    • @Ytguy382
      @Ytguy382 9 місяців тому

      Norway ykun kulom europe hade. Gdi natna yeblomn

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 9 місяців тому +1

    Zaki hawey wc❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 9 місяців тому +1

    Ajoka jegna❤❤❤❤❤

  • @Bini-Gobita
    @Bini-Gobita 9 місяців тому

    𝑩𝒓𝒐 𝒂𝒎𝒍𝒂𝒌 𝒎𝒔𝒂𝒌𝒂 𝒚𝒌𝒖𝒏𝒊

  • @afewerkitesfalem1548
    @afewerkitesfalem1548 9 місяців тому

    ሱቅ በል ሎቅማጽ ኩስቱሞ ሕዋሓት ወዲ 9 ድቃላ ኣብ ዑጹው ገዛ ኮንካ ሰብ ኣይተራስን

  • @leteyoseftesfagabriel1415
    @leteyoseftesfagabriel1415 9 місяців тому

    Rzuy zgebruwo zelewu zeyfeltu aykonun tsegematom nab delaytie fitihi eyu

  • @sami1588
    @sami1588 9 місяців тому

    The Prise expensiv, 💙💙💙

  • @yrgalemmekake6746
    @yrgalemmekake6746 9 місяців тому

    Weyy Gudeeee abmenty abmentementy EU eze kulu .? ? ? Displen yedele , beselam menbar important .

  • @mihretteklom54
    @mihretteklom54 9 місяців тому +1

    Tefieka kenikas ezia do rekibka metsieka

  • @KubromMehari-c3s
    @KubromMehari-c3s 9 місяців тому

    Measeti trah yhlfelom enber kelil ashnet aykonun eti zgebrwo Sebawunet zeybulu men eu khtetelom eziom weylom sdra meskin Xubuk keyriu keysemau elwom eu

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 9 місяців тому +1

    ❤❤

  • @filmonande323
    @filmonande323 9 місяців тому +1

    Zaki nska wn 4 amet ygbaaka eyu kteser

  • @selammichael2268
    @selammichael2268 9 місяців тому

    IF YOU LIKE IT OR NOT WE ARE ISAIS ANS SHAEBIA. So what is your point????????????

  • @Democray
    @Democray 9 місяців тому

    meniesey tetenqeq ,hgdes nkeesuruka kone elom zeyteqm guayla ygebru alewu. slezi nsom ysaesue gdefom .guday srahka gber.tedelyom tom aregtot ykidwom.kabay nlaeli teqawamay yelen gn ab das hgdesf zekiyd yebleyn.bayta mrad gn gdin

  • @yibrah5309
    @yibrah5309 9 місяців тому

    ሕጂ ውን ኣለዉ ኣብ ትግራይ እዞም ፋብሪካ ሓሶት

  • @kalMHe
    @kalMHe 9 місяців тому

    Tesfa nigebir fithawi wisanu kiwisen ab lieli hawina

  • @NegasiTesfamicheal
    @NegasiTesfamicheal 9 місяців тому +1

    Kkkkkkk hesawat

  • @berihubahabalom
    @berihubahabalom 9 місяців тому

    ezi qalsi nab adi tray yu keatu zelewo abzi mefto mearebawyan nkewn,alena

    • @AronKahsay-p1m
      @AronKahsay-p1m 9 місяців тому +1

      እሞ ምጻእ በል ኣለና ኣብኡ

    • @AfeAwgaro
      @AfeAwgaro 9 місяців тому

      Abue kia kenferka jeliena wey ntgrayka wey nmakabrka eya

    • @AfeAwgaro
      @AfeAwgaro 9 місяців тому

      Awhidomlu Kerman nbhgawi bealu zebiel entezeyketelku elka do endamatka hager tenu dika .

    • @berihubahabalom
      @berihubahabalom 9 місяців тому

      @@AronKahsay-p1m kid lumus barya nska dea sdetena endika kemay

    • @berihubahabalom
      @berihubahabalom 9 місяців тому

      @@AfeAwgaro mesakin tedengxy tgray ktblu fo mefenfenat

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 9 місяців тому

    Absq zelka deliy fthi wela hwka ykun hgidef knnakakes anena mesweti ahwatna Konto aykewnn u

  • @hakimabdelkadir
    @hakimabdelkadir 9 місяців тому +1

    Sekt fara.

  • @JohnZeray
    @JohnZeray 9 місяців тому +1

    Kkkkkkkkkk