Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሓይሊ ምብህሃል ስለ ዝፈልጡ እንድዮም ህዝብና ኢንተርነት ዓጽዮም ካብ ዓለም ፈልዮሞ (ዓፊነሞ ) ደለዉ ። መንግቲ ነዛ ሂወቱን ስድርኡን ክሕሉ ክብል ሃገር ናብ ድሕሪት መሊሱ መንእሰይ ኣጽኒቱ ፡ ብዙሕ ጻዕርን ዋጋን ይጽበየና ኣሎ ከም ኤርትራውያን መጠን
ጽፉፍ ውዳበ ጥራይ ግበሩልና ድልዋት ኣለና ፡ ኣሳፊሕካ ሞት ተኮርሚካ ሞት እዩ ፡ ኣብ ስደት ደይ ኣካልና እዩ ደሎ እምበር ኣእምሮና ኣብ ዓድና ዩ ደሎ ፡ እቶም ኣብዚ ኮይኖም ተጋሩ ድብሉና ኣምሰሉታትን ሓሰውትን ከኣ ኤርትራዊ መን ምካኑ ክንጽረሎም እዩ ፡ ሜሮን ኣብ ጎንካ ኣለን ኣጆካ ።
ናይ ጴጥሮስ ሶሎሙን ሓንቲ ደስ ትብለኒ ዘረባ ኣላ። ሃገርሲ ደቕኻ ኣምሂርካ እምበር ሳዋ ዓሊምካ ኣይትከላኸለላን ኢኻ። ስለዚስ ኣመሪካ እንተኮይኖም ጸላእትና ኣብ ዶብብ ድፋዕ ሰሪሕና ብብረትን ታንክን ዲና ክንክልክሎ
ኣነ ትግራወይቲ እየ ናሜሮን ኩሉ ዝሕልፎ መልኣክቲ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምዑ ክንደይናይ ልቦና እዩ ዓዲልወ ❤❤❤
ነቲ መሊኡ ዘተየግበረ ቅዋም ክሳብ ዘይ ገበርዎ ምቅላስ ኣይነቃርጽን ኢና።ሜሪ ናይ ምዝራብ መሰል ኣለካ።
ብረት ሒዞም ንሜዳ ክወርዱ እዮም 😂 ሃየ!!
Ane keman abza hasabka tesamamie aleku meri hawey king of king 🤴 ✅️
I agree with you 100%
Nice!!
Meron The great ; keep up the good job.
ሰበይታይ መስተሀብል
ኣብዚኣ ኮይነ ክዛረብ እየ እወ ድኣ እሞ እሰያስ ብዘረባ ዘይእለ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤❤❤
እቲ ጽገም እኮ ኣይሰምዓካን ዮ ዘሎ ሜሮን ሓወይ። ኣብ ደገ ዘሎ ድማ ይቃለስ ኣሎ ረብሓ ዘለዎ ድማ ይድግፍ ኣሎ። ትገብሮ ዘለካ ግን ንድግፎ ኢና እንተ እታ ብዉሽጢ ትብሎ ዘለኻ ድማ ጽቡቅ ግን ኣበይ ኣሎ። እቲ ብደገ ዘሎ ግን ብረት ከልዕል ዩ ክግደድ ከም ተቃለስቲ ሶርያ ኣብነት እዩ ኣማራጺ
4ይ ቀስ ኢልና ንሪኦ
ሱቅ በል ጥራይ ማዓኮርካ ሓጺብካ ነቲ ናይጀርያዊ ሃቦ ኪድ ዝዓርከይ
ንስካ መን ኢካ ኢስያስ ተዛሪቡ ኢልካ ትልፍልፍ ሚኒኑ ቡላብላ ፈላጥ ምስበልዋ ናይ ስባያ መጸሐፍ ሐጸበት ስክት ተቆማሪ😂 ፋራ ጨካን😂😂😂
ክክክክክክ እስካ ደኣ ን ብርገድ ንሓመዱ ሓሳቡ ፋሕ ከተቢለሉ እንዲካ ደሊካ
Well received Meron !
Awel kubaya ab lmeat alena ybelena neru tmali.geza endom hibomo afti hazhaz beka wenam temagatay koynu. Abay bisrael yhlo.alo.tgray kemzi koyna😢😢😢. Nahna kea esuratna abey aleu sdrana kebari sieom knblom terabaribna eko aboyn.adeyn bebeynu xeleotom koynu nay ertrea neger hji.si.eza sulusawi kidan zkeneyet afirswa abi kemey eyom kkonu tmali kea yxerfwo nerom dnkuruna nay enda hgdef eko beka anaxu knesom kndi anbesa meslika meray koyna srhom
ኣብዚ ናተይ ፕሮፋይል ኣቲኩም እሞ ተጸንበሩና ንብሎ ኣሎና
ሜሮን ሜሮን ሜሮን
High IQ ❤
Gegaa aytizarebii felite elkaa anjeljeli aytibelii Emini derbikaa koo dasatii afriskaa abeytii ketilkum ekuaa so what go ahead Medaa wireduu Medaaa wireduu ezaa eyaa Etaa hakiii
Wxae eske donkoro
Y, welcome meri እቶም ፉሉይ ረብሓ ምስ ቶም ጉጅለ ናይ ረብሓ ርክብ ኣለዎም ካብ አርትራ ክወጹ ከለው ብሕጋዊ ወረቀት እዮም ወጺኦም:: ብተወሳኺ ንደለይቲ ፍትሒ እና ዝብሉ ትግራይ ትዕወት እንዳበሉ ዝጽይቁልና ዘለው ንየው በሎም ካብዚ መድያካ ሰየቀቲ ለዉጥ እዮም
1ይ እሱራት ይፍትሑ 2ይ ህዝብና ካብ እትዮጵያ ሱዳን እጋንዳ ፋሕ ኢሎም ዘለው ብናይ ዓለም ሕጊ ባጀት ተሰልዕሎም መጣየሲ ተዋሂቦም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢሳያስ ጻውዒት ይግበር 3 ኢንቨስት መንት ይፈቀድ ንህዝቢ
መን ኢኻ ንስኻ ሽዕብያ አብ ዝጥዕሞ ግዜ ይገብር ።አብ አርትራ በጀካ ሃገር ዝኸደዓ ሃገር አብ መሻጥ ዝተረኸ ይአሰር።ትግራይ ተዛሪቦ ህዝቢ ናብ ጸልማት አአቲዮማ አለዉ።
ሱቅ በል 😢መደናገሪ ሽለት
Sk bel barya eseyas donkoro agame
Meri anbesa adi halo yerakbena kitet n nay meron sltan
አንተ ለምን በቅድሚያ ልክ አንደ አንፈሬ የመጀመሪያዋን ጥይት በረሀ ወርደህ አትተኩስም ሼባዉ ወንድ ሱሬ የታጠቀ የለም ብሎ ከዚህ በፊት በአደባባይ ተናግሯል እኛ እስከምናዉቀዉ ድረስ ሀሞቱ የፈሰሰ ሰዉ ነዉ ከሞላ ጎደል ቁም ሲሉት የሚቆም ቁጭ በል ሲሉት ቁጭ የሚል እንደ በግ በልምጭ የሚመራ ሰዉ እያየን ነዉ
Abzi konka aferfer mebal tergum yebelun hezbi mes hageru eyu amwetaka aytkf berger lemidka abey ketwered lekbat
እቶም በራዩ ሶርያውያን እውን ከምኡ ይብሉ ኔሮም ዳሕራይ እቲ ህዝቢ ተወዲእዎ ግን ላምባ ጌሩ የቃጽሎም ኣሎ ንስኩም እውን ኣሰሮም ክትስዕቡ ኢኩም በራዩ።
Anta nskum zeytgedfuna ekum barayu nay eseyas nay Tigray adkum zeytgebru gdefulna adna gohafat
Willkommen meri
መታለሊ ሎሚ ሎሚስ ኣሕፊስ ኣቢሎም ከፊለሞ ኢዮም
Gunuf ...... haku alo meron
መሮን ዓፋፍ ረብሐ መለት አንታይ አዩ።አብ ዓለም ንፈልጦ ስብ ረብሐ ዝበሃሉ ሰልጣን ትሕዝ ሰልጣን ምስ ሐዝካ ሰልጣን ተጠቂምካ ሃብቲ ከትግብት ሰልጣንካ ተጠቂምካ ሕግታት ፖሊስን ንዓኻን መሳርሕትኻ ከምዝምችአ ገርካ ተውጅሆ።ሰለዚ ሜሮን ዓዋን አዚ አብ አርትራ ይግበር አሎ ድዩ።
😂😂 ኣንታ እዞም ቀልቀል ኢሰያስ በራዩ ናይ ብሓቆም ድዮም እቲ ሓንጎሎም ድፉን እዚ ትብሎ ዘለካ ብዘይካ ኣብ ኤረትራ ከ ኣብ ካሊእ ኣሎ ድዩ
@EriHome-fu2zq አነ ደጋፊ መንግስቲ አርትራ አብ ትሕቲ ፐረሲደንት አርትራ ዝአም አዩ።አዉ ንሃገር መንግስተይ የገልግል፣ አቲ ናትኩም ሽግርባርያ ናይ ህግደፍ ትብሉዎጌጋ አዩ፣ አነ በድልየት በገንዘበይ በዓቅመይ ንሃገረይ ዘገልግል አየ።ባርያ አኮ ከይቅጻዕ ወይ ገለ ነገር አብ ልዖሊኡ ከምዝግበርአዩ።አዞ ንሻዕብያ ዘገልጉሊሉ ግንበዘይ መጠን ቡዙሓት በወኒበመንፈስ አሚኖም ተጠርኒፍም ይሰርሑ።ከተስዕርዎም አይትኽአሉን።ሕጂ ንሕና አብ ደገ ዘለና 4 ግንባር ብዓቅሚ ብዝሒ በጥርናፈ በበቅዓት ንዕብልል።
@@fessehazeru1946anta tezaribe eilka dika anta nskumn eti merahikumn eko gele xeli endu zelekum ms hzbi Eritrea hji gen adna gdefulna eina nblekum zelena dekza klwlaw mennet
ሰክት ሮኹራኽ
@HawAwetye ሳዕስዒት ድየ ክመሃር? ወዲ ከልቢ ኢካ ንስካ። ደንቆሮ፡ ለማኒ።
ክንደይ ከማካ ዕንጪራል ሓሪሮም ኢዮም ንስካ ዉን ክትስዕቢካ።
Kemzi wedi fekush nefahito ria ayfelitin eye menesey ba yetalil alo
Sk beli resahat
ክላ ስቕ በል ሓሳዊ ዕንጭራር! ጭጭ እንዳበልካ ጥራይ ሰናቲምካ እረ፡እምበር ትገብሮ የብልካን!!
ባርያ ዕቡድ ከልቢ ተሰሚዑካ ድዩ
ያላ ተበገስ ፈካሪ።ሕዝቢ ኤርትራ እንተዝደሊ ቀደም ምገበሮ።ኣብ መንግስቱ ሙሉዕ እምነት ኣለዎ።ሕዝቢ ኤርትራ ክፍንፍነኩም ማዓት እዩ።
@@SimonKahsu ህዝቢ ኤርትራ ሕጉስ ኣሎ ትብሎ ኣለካ ?
@andomtesfay7046 ኣብ ሃገርና እንታይ እዩ ኣጋጢሙ ኣጸቢቁ እዩ ዝፈልጥ።ስለዚ ምስ መንግስቱ ኮይኑ ነቲ ዘጋጠመ ጸገም ተጸሚሙ ሓሊፍዎ ኣብ ዝሓሸ መድረክ ረጊጹሎ
@@SimonKahsu ባርያ ሓርኢ ኢሰያስ እንታዲካ እቶም ን ፍትሒ ኢሎም ዝተቀንጸሉን ዝእሰሩ ዘለዉን ከ ህዝቢ ኤረትራ ኣይኮኑን ድዮም ነዞም በራዩ ጉምቡሓት ከምዛ ናይ ሶርያ ምስቲ ዕቡድ ከልቢ ኣኪብና ክነቃጽለኩም ኢና።
@EriHome-fu2zq ስቅ በል ቆዳፈ ላሕሲ ማዓኮር ወያነ
@EriHome-fu2zq ሰብዓይ ትመስል ኪድ ውረድ ጎላጉል ባርካ
❤❤❤❤❤
ሓይሊ ምብህሃል ስለ ዝፈልጡ እንድዮም ህዝብና ኢንተርነት ዓጽዮም
ካብ ዓለም ፈልዮሞ (ዓፊነሞ ) ደለዉ ። መንግቲ ነዛ ሂወቱን ስድርኡን ክሕሉ ክብል ሃገር ናብ ድሕሪት መሊሱ መንእሰይ ኣጽኒቱ ፡ ብዙሕ ጻዕርን ዋጋን ይጽበየና ኣሎ ከም ኤርትራውያን መጠን
ጽፉፍ ውዳበ ጥራይ ግበሩልና ድልዋት ኣለና ፡ ኣሳፊሕካ ሞት ተኮርሚካ ሞት እዩ ፡ ኣብ ስደት ደይ ኣካልና እዩ ደሎ እምበር ኣእምሮና ኣብ ዓድና ዩ ደሎ ፡ እቶም ኣብዚ ኮይኖም ተጋሩ ድብሉና ኣምሰሉታትን ሓሰውትን ከኣ ኤርትራዊ መን ምካኑ ክንጽረሎም እዩ ፡ ሜሮን ኣብ ጎንካ ኣለን ኣጆካ ።
ናይ ጴጥሮስ ሶሎሙን ሓንቲ ደስ ትብለኒ ዘረባ ኣላ። ሃገርሲ ደቕኻ ኣምሂርካ እምበር ሳዋ ዓሊምካ ኣይትከላኸለላን ኢኻ። ስለዚስ ኣመሪካ እንተኮይኖም ጸላእትና ኣብ ዶብብ ድፋዕ ሰሪሕና ብብረትን ታንክን ዲና ክንክልክሎ
ኣነ ትግራወይቲ እየ ናሜሮን ኩሉ ዝሕልፎ መልኣክቲ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምዑ ክንደይናይ ልቦና እዩ ዓዲልወ ❤❤❤
ነቲ መሊኡ ዘተየግበረ ቅዋም ክሳብ ዘይ ገበርዎ ምቅላስ ኣይነቃርጽን ኢና።ሜሪ ናይ ምዝራብ መሰል ኣለካ።
ብረት ሒዞም ንሜዳ ክወርዱ እዮም 😂 ሃየ!!
Ane keman abza hasabka tesamamie aleku meri hawey king of king 🤴 ✅️
I agree with you 100%
Nice!!
Meron The great ; keep up the good job.
ሰበይታይ መስተሀብል
ኣብዚኣ ኮይነ ክዛረብ እየ እወ ድኣ እሞ እሰያስ ብዘረባ ዘይእለ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤❤❤
እቲ ጽገም እኮ ኣይሰምዓካን ዮ ዘሎ ሜሮን ሓወይ። ኣብ ደገ ዘሎ ድማ ይቃለስ ኣሎ ረብሓ ዘለዎ ድማ ይድግፍ ኣሎ። ትገብሮ ዘለካ ግን ንድግፎ ኢና እንተ እታ ብዉሽጢ ትብሎ ዘለኻ ድማ ጽቡቅ ግን ኣበይ ኣሎ። እቲ ብደገ ዘሎ ግን ብረት ከልዕል ዩ ክግደድ ከም ተቃለስቲ ሶርያ ኣብነት እዩ ኣማራጺ
4ይ ቀስ ኢልና ንሪኦ
ሱቅ በል ጥራይ ማዓኮርካ ሓጺብካ ነቲ ናይጀርያዊ ሃቦ ኪድ ዝዓርከይ
ንስካ መን ኢካ ኢስያስ ተዛሪቡ ኢልካ ትልፍልፍ ሚኒኑ ቡላብላ ፈላጥ ምስበልዋ ናይ ስባያ መጸሐፍ ሐጸበት ስክት ተቆማሪ😂 ፋራ ጨካን😂😂😂
ክክክክክክ እስካ ደኣ ን ብርገድ ንሓመዱ ሓሳቡ ፋሕ ከተቢለሉ እንዲካ ደሊካ
Well received Meron !
Awel kubaya ab lmeat alena ybelena neru tmali.geza endom hibomo afti hazhaz beka wenam temagatay koynu. Abay bisrael yhlo.alo.tgray kemzi koyna😢😢😢. Nahna kea esuratna abey aleu sdrana kebari sieom knblom terabaribna eko aboyn.adeyn bebeynu xeleotom koynu nay ertrea neger hji.si.eza sulusawi kidan zkeneyet afirswa abi kemey eyom kkonu tmali kea yxerfwo nerom dnkuruna nay enda hgdef eko beka anaxu knesom kndi anbesa meslika meray koyna srhom
ኣብዚ ናተይ ፕሮፋይል ኣቲኩም እሞ ተጸንበሩና ንብሎ ኣሎና
ሜሮን ሜሮን ሜሮን
High IQ ❤
Gegaa aytizarebii felite elkaa anjeljeli aytibelii Emini derbikaa koo dasatii afriskaa abeytii ketilkum ekuaa so what go ahead Medaa wireduu Medaaa wireduu ezaa eyaa Etaa hakiii
Wxae eske donkoro
Y, welcome meri እቶም ፉሉይ ረብሓ ምስ ቶም ጉጅለ ናይ ረብሓ ርክብ ኣለዎም ካብ አርትራ ክወጹ ከለው ብሕጋዊ ወረቀት እዮም ወጺኦም:: ብተወሳኺ ንደለይቲ ፍትሒ እና ዝብሉ ትግራይ ትዕወት እንዳበሉ ዝጽይቁልና ዘለው ንየው በሎም ካብዚ መድያካ ሰየቀቲ ለዉጥ እዮም
1ይ እሱራት ይፍትሑ 2ይ ህዝብና ካብ እትዮጵያ ሱዳን እጋንዳ ፋሕ ኢሎም ዘለው ብናይ ዓለም ሕጊ ባጀት ተሰልዕሎም መጣየሲ ተዋሂቦም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢሳያስ ጻውዒት ይግበር 3 ኢንቨስት መንት ይፈቀድ ንህዝቢ
መን ኢኻ ንስኻ ሽዕብያ
አብ ዝጥዕሞ ግዜ ይገብር ።
አብ አርትራ በጀካ ሃገር ዝኸደዓ ሃገር አብ መሻጥ ዝተረኸ ይአሰር።
ትግራይ ተዛሪቦ ህዝቢ ናብ ጸልማት አአቲዮማ አለዉ።
ሱቅ በል 😢መደናገሪ ሽለት
Sk bel barya eseyas donkoro agame
Meri anbesa adi halo yerakbena kitet n nay meron sltan
አንተ ለምን በቅድሚያ ልክ አንደ አንፈሬ የመጀመሪያዋን ጥይት በረሀ ወርደህ አትተኩስም ሼባዉ ወንድ ሱሬ የታጠቀ የለም ብሎ ከዚህ በፊት በአደባባይ ተናግሯል እኛ እስከምናዉቀዉ ድረስ ሀሞቱ የፈሰሰ ሰዉ ነዉ ከሞላ ጎደል ቁም ሲሉት የሚቆም ቁጭ በል ሲሉት ቁጭ የሚል እንደ በግ በልምጭ የሚመራ ሰዉ እያየን ነዉ
Abzi konka aferfer mebal tergum yebelun hezbi mes hageru eyu amwetaka aytkf berger lemidka abey ketwered lekbat
እቶም በራዩ ሶርያውያን እውን ከምኡ ይብሉ ኔሮም ዳሕራይ እቲ ህዝቢ ተወዲእዎ ግን ላምባ ጌሩ የቃጽሎም ኣሎ ንስኩም እውን ኣሰሮም ክትስዕቡ ኢኩም በራዩ።
Anta nskum zeytgedfuna ekum barayu nay eseyas nay Tigray adkum zeytgebru gdefulna adna gohafat
Willkommen meri
መታለሊ ሎሚ ሎሚስ ኣሕፊስ ኣቢሎም ከፊለሞ ኢዮም
Gunuf ...... haku alo meron
መሮን ዓፋፍ ረብሐ መለት አንታይ አዩ።
አብ ዓለም ንፈልጦ ስብ ረብሐ ዝበሃሉ ሰልጣን ትሕዝ ሰልጣን ምስ ሐዝካ ሰልጣን ተጠቂምካ ሃብቲ ከትግብት ሰልጣንካ ተጠቂምካ ሕግታት ፖሊስን ንዓኻን መሳርሕትኻ ከምዝምችአ ገርካ ተውጅሆ።
ሰለዚ ሜሮን ዓዋን አዚ አብ አርትራ ይግበር አሎ ድዩ።
😂😂 ኣንታ እዞም ቀልቀል ኢሰያስ በራዩ ናይ ብሓቆም ድዮም እቲ ሓንጎሎም ድፉን እዚ ትብሎ ዘለካ ብዘይካ ኣብ ኤረትራ ከ ኣብ ካሊእ ኣሎ ድዩ
@EriHome-fu2zq አነ ደጋፊ መንግስቲ አርትራ አብ ትሕቲ ፐረሲደንት አርትራ ዝአም አዩ።
አዉ ንሃገር መንግስተይ የገልግል፣ አቲ ናትኩም ሽግር
ባርያ ናይ ህግደፍ ትብሉዎ
ጌጋ አዩ፣ አነ በድልየት በገንዘበይ በዓቅመይ ንሃገረይ ዘገልግል አየ።
ባርያ አኮ ከይቅጻዕ ወይ ገለ
ነገር አብ ልዖሊኡ ከምዝግበር
አዩ።
አዞ ንሻዕብያ ዘገልጉሊሉ ግን
በዘይ መጠን ቡዙሓት በወኒ
በመንፈስ አሚኖም ተጠርኒፍም ይሰርሑ።
ከተስዕርዎም አይትኽአሉን።
ሕጂ ንሕና አብ ደገ ዘለና 4 ግንባር ብዓቅሚ ብዝሒ በጥርናፈ በበቅዓት ንዕብልል።