I wonder where was this lady born? I am sure not in Wolkait because Wolkait was only annexed for 30 years. This lady looks to me much older than that and for sure she knows exactly that Wolkait was annexed by force and that the people of Wolkait were expelled by TPLF for her to live in a confiscated land.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማየ:
እታ ሓቂ እዚኣ እያ!!
100% ሃደስ ቀደስ ዝባሃል የለን ብ #ማማ ትግራወይቲ 🙏❣️
ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ሑመራ ወልቃይት ባድመ ክንምለስ ኢና ኢልኩም አይትሕሰብዎ ።
እማማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዶ ጀጋኑ በሳል ሓሳብ እዩ ከማክን ዝበለ የብዛሕ
ዋዕሮ ጅግና ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን
አቤት ርእሲ እምበይተይ ዋሓላሉ እድመ ይሀብክን አገላልጻ ብስለት ዋው።
እዛ ሰበይቲ ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ ውሽጢ እንዲያ ዘላ ።
our hero mam
ኣዶ ትግራይ 😭😭💔💔
ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ክምለስ እየ ኢላ አይትሕሰቦ ።
ጀግና ሰበይቲ
ጅግና አዴና መራሕቲ ትግራይ ዘይምልሱዎ ሕቶ ሓቲተነኦም
ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ሙሁራን ኢና ባሃልቲ እዩ
ዋው እጀራ እዝጊ ብልኣ ኣደይ ማኣረይ።
ነዞን ብልፅቲ ኣዶ ዝፀርፍ ደንቆሮ ኮ ኣይሰኣንን ነገር ልለመደ
እወ አነ ደንቆሮ እየ እዛ ሰበይቲ ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ።
ንስኽን እናሀለኽናናስ ካልኦት አደዳ ገይሮሙና አድናቆተይ ወሰን የብሉን ፈጣሪ አብ መረበትክን የብጽሕኽን ከም ራሄል ጸሊያ ።
አብ መረብቤተን እንዲየን ዘለዋ አብ ትግራይ ። ሑመራ ወልቃይት ባድመ ናብ ዋናታቱ ተመሊሱ እዩ ሕጂ ክምለስ እየ ኢላ አይትሕሰብ ።
አጀቴ ናይ ብሓቂ አምበር ትግረወይቲ።
ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ። አብይ እንታይ ይእተዎ ብእንዳማቱ መሬት ተደልዩ አብኡ አብ ሱሉልታ የስፍረን ።
"አበስ ቀደስ" አስሒቓትኒ
Mazereyi berichi❤❤❤❤❤❤❤❤
ውይ ጉድ 🎉🎉🎉
እንዚአን ዶ ሸያጢት ስዋ ይበሃላ ?
በቦኽን ዘርግፍ ኣብልኦ ዞም ገበርቲ ጉድ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤jiGina deki tiGirayi❤❤❤❤❤❤❤
ዓሕ መን ናብ ኣ.ኣ ከምዝለኣኸን ዘይፍለጥ 'ታይ ዓይነት ፀወታ'ዮም ዝሰርሑ ዘለዉ መራሕቲ ትግራይ ኢና በሃልቲ ?? ማማየ ግን መረበትክን ትምለሳሉ ግዘ እስቲ ይምፀልክን
አብ መረብቤተን እንዲየን ዘለዋ አብ ትግራይ አደን ናበይ እየን ክምለስ ዝብላ ዘለዋ ። ተደልዩ አብይ አብ ሱሉልታ የስፍረን ።
እዘን ኣደ ዓባይ ይመስላ ዘይናተን ናተይ ከይብላ እግዚኣብሄር ይሐግዘን መንእሰያት ወያነ ዘይናቶም ናትኩምዩ እናበሉ ይዕብዮሞም. ካብ ኤርትራ ባድመ ትዓቢ. ኢሎም እዚ ኩሉ ውግእ ኮይኑ ባድመ ናይ ኤርትራያ ዘመናት እኳ እንተተፈናቐልኩም ብሰላም ክትመልስዋ ኣይትኽእሉን ምኽንያቱ መሬቱ ዝህብ ሰብ የለን ኣብውግእ እዩ ምንባርና ።ሰላም ነናትካ ሒዝካዩ ።
አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ ኩሉ መሬት ናብ ዋናታቱ ተመሊሱ እዩ በልዋ ። ተደልዩ አብይ አብ ሱሉልታ የስፍራ ይተዎ ።
የሕዋህት አመራር ከትግራይ ህዝብ ንቃተ ህሊና በታች ነው አይደለም ምሁራንን እናቶችን እንኳን ማስተዳደርና ጥያቄያቸውን መመለስ አይችልም የአዛውንቶች ክበብ ስልጣኑን ይልቀቅ አይመጥኑም በቃ !!!! ዋእ ለምዘበን ህዝብና ዝርኸቦ ጉድ
💊💊💊👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ኮራኹር ግምት ተዋርዶም
ህወሓት ልበሃል ዝደክደኸ ድርጅት እባ ህዝብና በታቲንዋ
ወዲ ወረደ ቅኔዕ
I wonder where was this lady born? I am sure not in Wolkait because Wolkait was only annexed for 30 years. This lady looks to me much older than that and for sure she knows exactly that Wolkait was annexed by force and that the people of Wolkait were expelled by TPLF for her to live in a confiscated land.
Really?
And you say you know, Hmm ??
😭😭😭😭😭😭
አቱም፡ኸደአት፡ጌታቸው፡ፃድቃን፡ቀዳማይ፡ታደሰ፡ወረደ፡ቀልጢፍካ፡መልስ፡አታ፡ወድ፡ወረደ፡ካብትባሃል፡ኸዳእ፡ካብዚ፡ንላእሊ፡ታይ፡ኢኻ፡ትደሊ፡ሰወብ፡ዝተሰወአ፡ዋጋ፡ዝኸፈለሉ፡ኺሂድኩም፡አንቱ፡አረኔታተ፡አበረኻ፡ዝተረፉ፡እሸላት፡ረሲኢኹም፡አዛብእ፡፡
ኦሮሞ እማ ኣማዕቢሎማ እንዶ ትግራይ እዩ ዘለኣለም ዘይሓልፈላ እምበር
አብይ ተደልዩ አብ ሱሉልታ የስፍራ ።
አብ ትግራይ ተመዛባሊ የለን ዝብሃል የለን ኩናት ምስ ጀመረ ካብቲ ብሃይሊ ሰፊረምዎ ዝነበሩ ቦታ ኩሎም ሐዲሞም ናብ መረብ ቤቶም ተመሊሶም እዮም እዛ ትዛረብ ዘላ ሰበይቲ ባእላ አዳ አብ ውሽጢ ትግራይ ከባቢ ሽረ እዩ ይፈልጣ እየ ሕጂ ናበይ እየ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ሑመራ ወልቃይት ባድመ አይትሕሰብዎ ሱቅ ኢልኪ አብዘለኽዮ ኮፍ በሊ በልዋ ። እቲ መንግስቲ ትግራይ ትብልዎ ባእሉ አብዘለኹሞ የጣይሰኩም ።
TPLF makes Tigray homeless
ወያኔ ናይ ሰብ መሬት ወሪሩ አስፊርዎም ኔሩ ሕጂ ስዓቱ አኺሉ ኩሉ መሬት ናብ ዋናታቱ ተመሊሱ እዩ ። እዛ ሰበይቲ ክአ ሐዲማ ናብ መረብቤታ ተመሊሳ አብ አዳ እያ ዘላ ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ ። አይትሕሰቦ ተደልያ አብይ አብ ሱሉልታ የስፍሮም ።
አብይ አህመድ ዓብይ ጋኔን ዩ ። ከመይ ገይርኻ ንጋኔን ክትአምን ። ህዝቢ ትግራይ አስተውዕል ሓድነት አጣናኽር ።
አብይ ናይ መን መሬት ኢሉ እዩ ክመልሳ ኩሉ ናብ ዋናታቱ ተመሊሱ እዩ ። አብይ ተደልዩ አብ ሱሉልታ የስፍሮም ።
27 ዓመት ወያኔ ዝገበረቶ ወራር አዮም ኦሮሞ ዝደግምዎ ዘከዉ። ሰፋሪት ምዃነን ረሲዔንኦ
Typical Eritrean Comment
Sefarit do elka chgr yeblun nkdmit nrio
ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ዘረባ ናበይ እያ ክምለስ ትብል ዘላ አብ አዳ ትግራይ እንዲያ ዘላ ። ሑመራ ወልቃይት ባድመ ክምለስ እየ ኢላ አይትሕሰብዮ በልዋ ።
@@MeseleBrhhane-06እወ ነቶም ሰብ መሬት አባሪርኩም ሰፊርክሞ ኔርኩም ሕጂ ናብ አድኹም ተመሊስኩም አለኹም ። ሑመራ ወልቃይት ባድመ አይትሕሰብዎ ናብ ዋናታቱ ተመሊሱ እዩ በላ ።
😭😭😭😭😭