ጀነራል ምግበይ ሃይለ ክንስዕሮም ኢና/ተወደቡ ጥራሕ/ከምእነሽንፎም ድማ ጥርጥር የብለይን#@ዛሬማ ሚድያ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 53

  • @hadishgebreyohannes2373
    @hadishgebreyohannes2373 41 хвилина тому +1

    መግቤይ ሃይለ ቀደም ሓቂኻ ጀግና ነይርኻ ለሚ ግን ሕድር ሲዋኣት ጠላሚኻ ህዝቢ ትግራይ አሕሳርኻ ጅግንነት መነኣስይ ትግራይ ካጩወ ገይርኻ ኣኻ አርባዕተ ነጥባ

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 2 години тому +1

    ፀማም 50 አመት አላማ ዘይብሉ ከንቱ ደምኩም ደመና ከልቢ ኮይኑ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 13 годин тому +1

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Ahwatey. Egziabher. Tesfana. ☝️🙏

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 4 години тому

    ወራራ ንብረት ሕዝብ ትግራይ አምሳሊ ምግበይ

  • @TsfayGoshu
    @TsfayGoshu 7 годин тому +2

    ጀግና ጀግና ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 10 годин тому +3

    Viva❤❤❤❤❤❤❤

  • @welday232
    @welday232 9 годин тому +7

    ካልእ ዘረባ ዘይብሎም ተዋጋእና ጠመና ተወዳእና እናበልካ ትነብር ናይ ሞትን ፀገምን ኮይንና ንተርፍ ሓሰውቲ ናፈቕቲ ዘረባን ወንበርን

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 4 години тому +1

      35 years of sedet, emone ne Tigray and Ethiopia.

  • @SolomonGebrekidan-fx3mj
    @SolomonGebrekidan-fx3mj Годину тому

    ንመስዋእቲ መናእሰይ ሔድነት እኪብና ትብሉ ንጥቅሚ ውለቀሰባት ትጥቀሙ ሌነቡ ሓዚ ገጢምናኹም ዒና ሰብ ረብሓ ተዋጉ ማንም አብጎንኹም ዝሰለፍ የለን

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 2 хвилини тому +1

    Revising past history might be important first the present but now Tigray at this time has fundamental issue. Our people are displaced are loosing their life and most of Tigray territory under enemy so what to do now

  • @DanielAssefa-b7e
    @DanielAssefa-b7e 50 хвилин тому

    ኣንታ ጀግና ሓውና ጀነራል ተባዕ ወዲ ትግራይ ጀነራል ምግበይ ጥሒስካ ሑመራይ እተው በጃኻ

  • @EyuelEyu-l8h
    @EyuelEyu-l8h 3 години тому +1

    አታ እምበርከ ረእሲ አለዎም ዶ ብዛዕ ውግእ ብዛዕባ ስልጣን ዕድመለክዖም እዙይ ክሰብኩ ይነብሩ ዝሰረቑዎ ወርቂ ሒዞም ተዝጠፍእልናውን ምሓሸ

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 13 хвилин тому

      ሓቅኻ ኢኻ ኾ ዋላ ሰሪቆም ተዝጠፍኡልና ። ንሳቶም ግን ወለዶታት ኣጥፊኦም ኣይፀግቡን ።

  • @Jhon863
    @Jhon863 2 години тому

    ካብ ኹይናትን መንታ ኹይናትን ወጻኢ ዘረባ ዘይብሉ፤ ህዝስ መሊኡ ናይ ኮንጎ ጀነራል መሲሉ እንከለ ወዙን መልክኡን ።

  • @sinke4259
    @sinke4259 3 години тому

    ዝተቃለሰ ህዝቢ ትግራይ እዩ።

  • @RozaGoitom-x6w
    @RozaGoitom-x6w 2 години тому

    ክቡር ሓውና ዕድመኻ ልክዕ ንህዝብካ ጠጠው ዝበልካ ዕድመንጥዕናን ንዓኻን ስድረራኻን ንምነየልካ

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 9 годин тому +5

    ናይ ጻድቃን ኣኽላባት ታይ እዮም ዝብሉ ዘለው። ብደም ኣሕዋትና ዝሽቅጥ፡ ቢልዮነር ዝኾነ ጻድቃን እንበር ምግበይ ኣይኮነን።
    ምግበይ ሂወቱ ምሉእ ንህዝቡ ዝተቓለሰ ጅግና ተጋዳላይን ዓለም ዘገረመ ኣብ ሓጼር እዋን ስሩዕ ሰራዊት ፈጢሩ ህዝቡን ዓዱን ዘኽበረ ጅግና ጀነራል እንበር ፖለቲከኛ ኣይኮንን። ጀነራል ምግባይ ዝጸልእ ትግራይ ከጥፍእ ዝሓስብ ባንዳ ጥራሕ እዩ

    • @BirhanuGebremichael-bj1ht
      @BirhanuGebremichael-bj1ht 8 годин тому +1

      ሓሳዊ እቲ ዝብሎ ዘሎ መስፍን ኣማረ ኣበይ ኣሎ ካሊእ ምስኡ ዝነበረ መድሕን ኪሮስ ኣበይ ኣለዎ በሰንኪ እቲ ስብሓታዊ ኔትዎርክ ፀግዖም ክሕዙ ተገይሮም ፃድቃን እውን ናቶም ግዳይ እዩ ገጢምዎ ኩሉም ግን ርእሲ ስለዘለዎም ወዲቆም ኣይተረፉን ብፅፍሮም ሃፍቲሞም ምግበይ እውን ካብቶም ቆራፃትን ጀግናን ፅቡቅ ስብእና ዘለዎ ሰብ እዩ ብኣካል እውን ስለዝፈልጦ ናትካ ሓሶት ግን መበገሲኻ ተሸካሚ ናይቲ ሓንሻሺ ፖለቲካ ትግራይ ስብሓታዊ ኔትዎርክ ኢኻ።

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 7 годин тому

      Network kordedat musakom wodeana auntom guhalo lewawo

    • @ናፋቒትኣደይ
      @ናፋቒትኣደይ 7 годин тому

      ​@@yadomabreha5547ብ 10 ቕርሺ ኣዴኹም ትሸጡ መንነትኩም ትልውጡ ሕሱራት ጥሙያት ካባኹም ትግራይ ውርደት እንበር ጽቡቕ ነገር ረኺባ ኣይትፈልጥን። ገደል እተው ምስ ኣንበጣ ዘመድኩም ንሕና ውን ምሳኹም ርክብ የብልናን። ምግበይ ጅግና ሕቡን ትግራዋይ እዩ ብኣኹም ኣይጽዋዕን

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 4 години тому

      Hi woman with Hijab! Express your feelings and opinions but DO NOT CURSE ANYONE!!! GOT it LOW class!!!.

  • @Hile208
    @Hile208 23 хвилини тому +1

    እዚ ምግበይ ሰብኣይ ሱቅ ኢሉ ጠራዕራዕ ኢዩ ዝብል

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees Годину тому

    ነገር ግን ህዝቢ ተምቤን ናይ ኢዱ ኣይረኸበን

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 10 годин тому +1

    Ache abay tigray tawet 10,10. Im yohannes tesfay, im megbeyey,im,,im,..

  • @welday232
    @welday232 9 годин тому +3

    ባህላዊ ጃሪካናት ግደፉንዶ መድረኽ ኣብ ዝተረኸቦ እናወፃእኻ ቦታዕታዕ ድሕር ሕጂ ምስ ጎሬት ዝዋገአልኩም መንእሰይ የለን ባዕልኩም ንባዕልኩም ሓለፍቲ ትዋደኡ ተዘይኮይኑ

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t Годину тому

    ናይታ በካዕ ሓራዲትን ሰብ ብሂወቱ ዘቃፀለትን ረሳሕ ባንዴራ ኢ,ያ ደኣ እንታይ ትገብረሰ ኣላ ኣብ ድሕሪኦም

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 7 годин тому

    Zun workeyi ahwetno

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 12 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mussiemehertab3997
    @mussiemehertab3997 Годину тому

    haeawi hadami😂😂😂

  • @KuwaitKuwaitKuwait-z5c
    @KuwaitKuwaitKuwait-z5c 11 годин тому +1

    Atum sebat ayakln do kab kunat westai kali mefthi yeblikumn ?

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 10 годин тому +2

    Im ertaway im serawtay, I'm tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️...fo serawt Eritrea amharay wekeray amharay
    Im miss tigray tigranes tegre Eritrea lowha tewet....

    • @BereketTsegai-g9b
      @BereketTsegai-g9b 5 годин тому

      Wedi gahba terefmeref kttehan ika gena dqala wahid

    • @JossyA-x2b
      @JossyA-x2b 2 години тому

      Donkoro Abay Tigray elkum hizbi Tigray asinitkumo donkoro Abay Tigray Telekima

  • @wedimeriet3576
    @wedimeriet3576 4 години тому

    ምግበይ ሕልኩስ ሰብ ትመስል ኣሬመን ኣብ ልዕሊ ስማእታትና ትላገጽ ኣለኻ ንስኻን ስዓብትኻን ማዓልቱኹም ተጸበዩ ኣንቱም ወትሃደራት ውሻጠ ከምቲ ትፍክሮ ዝነበርካ ድኣ ምስ ሻዓብያ ዘይትገጥሙ ጎይታኹም ኢሳያስ ክጥሕነኩም ሰበይታይ

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 8 годин тому

    በዶ ፕሮፖጋንዳ ሓተፍተፍ ጥራይ እዩ እዙይ ከዳዕ ጥራይ ኢኻ ትባሓል ንስኻ!

  • @bereketbahta5321
    @bereketbahta5321 Годину тому

    Entay ktgebir metsae eta nay Ethiopia bandera 😂😂😂😂😂

  • @tekicholove
    @tekicholove 11 годин тому +2

    ምግበይ ነፋጥ፣ከሓዲ፣ምንም ታሪኽ ሰሪሕካ ዘይትፈልጥ ብናይ ጀጋኑ መስዋእቲ ህፃውንቲ ዘመዝገብዎ ጀብድ ናብ ባዕልኻ ዳይቨርት እናገበርካ ታሪኽ እናሰረቅካ ዕድመኻን ኢኮኢኮኖሚካል ዓቅምካን ዋላ ብደምን ብወንጀልን ዝጠልቀየ ይኹን ዘርእካን ቤተሰብካን በሊዖም ዘይውድእዎ ሃፍቲ ኣኻቢትካ ኣለኻ።

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 9 годин тому +1

    ሞትካ ትልምን አለኻ መልሐስካ ትቁረጸላ ማዐልቲ ቀሪባ እያ ሐሳዊ ጠላም

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 7 годин тому

    Nayi Ethiopia bandera esayi bulo

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 5 годин тому

    Why Ethiopia Genocider flag is showing behind Tigray general???

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 3 години тому +1

    ባህላዊ ጀነራል ሰገጤ

    • @Zion-k8e
      @Zion-k8e 3 години тому

      Can you mention who study military science and became General? Ebete neger neh komche😅mujeliam

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 8 годин тому

    እሞ ህጂ እረንታይ ይኹን እንታይ አምፂእኻ ? ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ለውጢ አምፂእኻሉ? ጆኖሳይድን ብርሰትን! ንስኻ ድማ ሓፍቲ ህዝቢ ትግራይ ተብርስ አለኻ! ወርቂን ካሊእ ሓፍቲ ህዝብ ትዘርፍ አለኻ!!

    • @TsigeZemaryam
      @TsigeZemaryam 6 годин тому +1

      ንሱን ብፀቱን ብዝገበርዎ ቃልስ
      ንስኻን ከማኻን ተማሂርኩም
      ትትምህርትኹም ግን ንጀጋኑ መፅረፊ
      ኣትጠቅሙሉ ኣመስግኑ ብሳላእተም
      ዝመፀ እዩ

    • @danaitadam3107
      @danaitadam3107 5 годин тому

      @TsigeZemaryam እቲ ናትካን ከመኻ ዝመሰሉ ናይ አእሙሮ ዱኽማናትን ፀገም እዙይ እዩ። ህዋሓት ዘምሆሮ ትግራዋይ የለን ። ህዋሓት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እክጨዊ እዩ ዝፍለጥ። ምምሓር ተፈጥራዊ መሰል ናይ ደቂ ሰባት እዩ። ንቃሕ ውፃእ ካብ ባርነት። ህዋሓት እያ አምሒራትኒሞ ንሳ ትቅተለኒ ካብዝብል ስንኩል አታሓሳስባ መሰስ በል!!! You are living in the global world !!!!

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 9 годин тому

    ምግበይ ናይ 3 ወለዶ ደም ለፍሰሰ ሳሕሳህ ኣድጊ!

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 7 годин тому

    Ezeyi huze kutreawo kulykom bu huzbe sukayi dukaus zabyo yimusul 😅😅😅😅

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 12 годин тому

    ከይወደሞኻ ወዲሞምምም
    ኣይኮነን?
    ሊምዳዊ ጀነራል ኣብ 18 ወርሒ 1 ሚልዮን ዕሸል ንብላሽ ዘጥፈአ

  • @ናፋቒትኣደይ
    @ናፋቒትኣደይ 7 годин тому

    ❤❤❤