Happy New Year dear . Next time he will say what Eritrea ?? Eritrea የላን ክብል እዩ በዚ ዘለናዮ እንተቀጺልና time to time we try to explain what he means and so on ..
Thank you brother Henok & ERIPM. Your analysis is factual, easy to verify, easy to understand & tackling point by point. So glad to be a supporter of this beacon of hope.
Very silly comment kkkkkkkkkk, what are you trying to say, I don't blame you isaias made you uneducated backwards no university not a lot of college in Eritrea, misknay kkkkkkkkkk
ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
donorbox.org/eripm-eritrean-public-media
Anta hasad mekafie americawi garbeg Henok zey eritrawi . Eritrea bezom goytotatka americawian zeykone bkalie alemat Aytsiadin eya umo. Kubesu serekiti dollarat. Henok AGAME!!!
@@bereketkidane3832scheme for you 😠😠
ዝህዝን ኤዮ ዝህፍር ኢዮ
Respect please 🙏🏿
ጼሪፌ ክብረትካ ዘቀንስ
Great job Henoka as always
Wellcome henoka
ፈራዕ ፈራዕ በዚሑ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ዕርቃኖም ዝወጽእሉ መዓልቲ በጺሑ ሕብ ኡኒ ሕብ ኡኒ ምባል ተባጺሕና ጽቡቕ ምጅማር ሓድሽ ዓመት ይመስል ኣሎ ንኺድ ጥራሕ።።
ሄኖክ ብራቮ ደላዮ ፍትሂ ሐላይ ህዝቡ አምላኽ ጸጋ ጥዕና የብዝሐልካ 🎉🎉
It’s good explanation 🩵🩵🩵🩵🩵🍀🍀🍀🍀🌿🌿🌿🌿
Great job 👏
Thank you Henok well said.
Bravo ሄኖክ ከምዚ ናትካ ደይሰርሑ እዮም በዓል ድራር ጸጋይ ድበሃሉ አረግቶት ከጸሉሙካ ድውዕሉ አጆካ በቲ እሶም ድሓስብዎ አይኮነን ኩሉ ብርጌድ ንሓመዱ አብ ጎንካ ኢና ዋላ በቲ እሶም ድሐስብዎ ብአውራጃ መንእሰያት አከለጉዛይ ብፍላይ ናይ እስራኤል አይንርሳዓካን ኢና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Wellcom Henoka, Jigna
ሄኖክ፡ናይ በሓቂ ተቃላሳይ።
ሓይልን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ።
Thank henok 🌿💙🌿💙💙🌿🌿💙
Thank you Henok!
ብራቮ ሄኖካ
ግርም
ለቱ ኮሙኡ ትፈቱ
💙💙💙💙💙
Thank you Henog hawna. God bless Eritrea hade abiii tesfa iyu neana. Loms gdi yijhalelna yikewin? Yiakl yibelena Fetari
❤❤❤🎉🎉🎉
Alem. Mehtson
🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿
❤❤❤❤❤❤
Thanks HENI💙💙💙💙🩵💙💙
Thanks michel rubin
Selam henog
ሄኒ xire higef 💙💙💙💙
ህግደፍ ገዚፍ ገበል ኮይኑ ካብ ሳህል ጀሚሩ ተጋደልቲ አናወሃጠ ዝመጸ ሃደገኛ አንስሳ አዩ፥ህጂ ብኣመሪካ ዝተገልጸ አዚ ምብራቅ ኣፍሪቃ ናብ ህንፍሽፍሽ ፥ናይ ራአድን ሃዋክን ስለዝኮነ፥ኣመሪካውያን አዚ ጉጂለ ከልግስ ኣለዎ ፥ኣብዝብል መደምደምታ በጺሆም ኣለዉ፥ኣለም ምስ ረብሃኣ አትከይድ ኮይና አምበር፥ህግደፍ ካብ ኣለም ክሰወር ዝግብኦ ኣሰቃቂ ስርኣት አዩ፥
Yes❤❤❤❤
💙💙💙💙❤❤❤❤❤
Bravo henok hawna eza guday nxektela eyu zelena
Yes, you’re right region change
We should act now with Dr. Ruben.
Emut!
Puputttt
Heneka neti rjim chenji ክበራታዕ ኣለዎ ❤❤❤
💙🗼Eri✍️PM🗼💙
❤❤❤❤😊
ጅግና ናይ በሐቂ ከማካን ከም ካልድን አዚኩም ትምስገኑ ኢኩም ቀጽልዎ ጨምሐክ ምሳኩም ይብል እታ ከብ ደቡብ ሱዳን ወደ ዘጥፈኤት
እዚ ማፍያ ጉጅለ ክእለ ጥራይ እዩ ዘለዎ ኣብዛ ንነብረላ ምዕብልቲ ዓለም ቦታ የብሉን ንሕጅን ንሓዋሩን ኣብ እንዳ ጎሓፍ ክጎሓፍ ኣለዎ⛔🔺
Nay bahaki ❤
Bi kemey eyu kigohaf bi nay beal Henock lele?
@danielhaileyesus1576 ኣይትሰከፍ ብኸመይ ከምዝጎሓፍ ኣብዚ ቀረባ እዋን ክበርሃልካ እዩ 👌
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤
ጃዓባብ ለዛዪ
✌️✌️✌️
Thanks henoka
Thank you Henok
እቲ ሓገዝሲ ይረኸብ ጽቡቕ፥ እዚ ንፍትሒ ዝቓለስ ዘሎ መሪሕነትከ ዘድሊ ኣጻፊፉ ድሉው ድዩ? ንፍትሒ እናጠለብና እንተወሓደ ናይ መሰጋገሪ ሕጊ (transition justice) ኣዳሊና ዲና? እምበር መንእሰይ ደኣ መስዋእቲ ከፊሉ ይኸፍል ኣሎ።
🎉🎉❤Thank you ERIPM ❤🎉🎉
Welcome Eripm
Skbel hasawi gahtaf.
Happy New Year dear . Next time he will say what Eritrea ?? Eritrea የላን ክብል እዩ በዚ ዘለናዮ እንተቀጺልና time to time we try to explain what he means and so on ..
👍
እዚ ስርዓት እዚ ጸጋታት ኤርትራን ኤርትራውያንን ንምምዝማዝን ፡ትሃን ውልቃዊ ቂምን ጽልእን ንምውጻእን ፡ኣብ መወዳእታ ድማ እታ ኣብ ባዓቲ ኣውራጃውነት ዝተቀብራ መጻወድያ ፈንጂታት ብምጥዋቕ ምንታግ እዩ፡ኣውራጃዊምሕደራ ጆኦግራፍያዊ ቅርጺ፡ኣውራጅዊ ትውልዳዊ ዓሌት፡ኣውራጃዊ ስፖርታዊ ስሚዒታውነ፡ኣውራጃውያን ሲቭክ ማሕበራትን ትካላትን ፡ኣውራጃዊ ፖሎቲካዊ ስሚዒት ስልጣናትን መሪሕነታትን፡
Thank you brother Henok & ERIPM. Your analysis is factual, easy to verify, easy to understand & tackling point by point. So glad to be a supporter of this beacon of hope.
ብራቮ ሄኖክ ከም ወትሩ
Wedi bitsa anta rukus hasawi
ኣየ ባዓል የጸበይቲ ኣመሪካ ዳኣ ካብ ሃይለ ሲላሰ ጀሞራ ማኣስ ከ ደቂሳቲላ ቲፈሊጥ ኒኢሪትራ ዓወት ኒሓፋሽ ብሓፋሽ።
Selamat Henok
Heni good job
Anta Lzay
hegdaf mekberkom godgad koato
🙏🙏🙏
Exceptional passionate analysis! BRAVO, Henoch. Thank you....
It’s time to change the Regime
Teklewayne
hegdaf beferhi tewahita eza amset gojela
Xfrna ,axabietna wedieom gunbo edna keman halifomo eyom henok habibi🤔
ሄኖክ ዘይትገድፎም ነዞም ሻዕብያ ዕብድብድ የእቲኻሎም ክቡር ሐወይ 🙏🌹❤️💙.
ሀኖክ ወደይ ! ብሉጽ ምንእሰይ ፡ ንስኻን ከማኻ ዝ ኣመሰሉ ፡ ኣማኑኤል ኣሰና ፡ ሰልጠነ ፡ ጆ ሲ j studio ፡ የማነ ኢንፎ ሚድያ ፡ ብሩህ ተስፋ ኤርትራ ኢኹም ፡ ሓቂ ስለ ዝሓዝኩም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ። ካብ አርትራዊ ስደተኛ ካብ ኣዲስ ኣበባ
Eziom Tigray Tigray ziblu zineberu higi zitefeshu dium???
ዓጋመ ጋሕ በሉ
Tigray media
Tigray endbelken ketkbera eken ewano eyuo
ፍርሒ ህግደፍ መሊኡ ፈሲሱ ,ኣብ ዓለም እታ ሓንቲ ሃገር ምስ ኩለን ጎረባብታ ኩናት ዝገበረት ሃገር እያ ,ሕጂ ድማ ብጣዕሚ ፍርሒ ኣለዎም ,ብፍላይ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም እንተተጸዊዑ ,ይርዕዱ ,Regime change.
Pow
one day you will pay!
Excellent analysis and answer to the fallacy of PFDJ . Keep doing the good work, Henok.
ናይ ብዓል ሄኖክ ዜና ሰሚዖም ኢዮም ዝፈልጡ እምበር እንታይ ይግበር ኣሎ ኣይፈልጡን ኢዮም።
ስለ'ዚ ኤሪፒ ኤም ብጥብቂ ይሰምዕዋ ኢዮም ኣረጋጊጾም እኮ።
ናይ ኤርትራ ሽግራት ደኣ እንታይ ኢልካ ክጽብጸብ ከም'ዛ ናይ ማተማቲክስ Infinitive ሽግር ኢልካ ምቁራጹ ይበልጽ።
Thank you HENOK Hawaiian excellent explanation 🩵🩵🇺🇸
ስርዓት ህግደፍ መንግስታዊ ስራሕ ደው ካብ ዘብል ሳላሳታት ዓመት ጌሩ ሎ ። ዝኾነ ስነ ሓሳብ የብሎምን ። ስርሖም ምሕሳው 'ዩ ። ነቲ ሓሶቶም ኸይተሓለልካ ተቃልዖ ምህላውካ ፡ ናይ ብሓቂ ኽትምስገን ይግባኣካ 'ዩ ። የቐንየልና ሄኖክ ሓወይ ።
🎉🎉🎉🎉🎉 ብሐቂ ሄኖኽ ህግደፋውያን ንዓና ንምጥፍ እየ መፂኦም 80%መንእስይ አደዳ ሞት ስደት ድንቁርና ገይሩወ ህግደፍ ማለት አረማ ድኽነት ሞት ሕስም ድንቍርናን እዬም
Nay bahaki ❤
Well said and Well explained, yes their days are numbered sooner than later
ክምዝገብ ደልየስ ክከፍል እንከለኹ ኣቢኒ።
ከማካ ሐደ ኔሩ እንተዝነብርስ እዚ ጸኒቱ ዘሎ ሰላም ምረከበት ኔራኤርቶራ
ኣዮኻ ናይና
ንሕና ኸ ደለይቲ ፍትሒ ተቀሪብና ዶ አለና ሀገር ን
መንግስትን ክንርከብ ?
ALGS DIRBAY AGAME
Kebri eza gojela mehayem hegdaf kebra kerbo
ሰላም ሄኖካ xnue beal metkel
👌👌👍👍👍🩵💙🩵💙🩵💙🙌🙌
Thanks henok nay libey eleka aleku
Hjy aykonen euu hegdef leyabu 😂
ጽቡቅ ገይርካ ዘፍዝፍካዮ ሄኖጋ ነዚ ናይ ጃህራን ሓሶት ውድብ ብራዕዲ ህዚቢ ኤርትራ ኣሲሮም ሒዞሞ ዘለው ከምዛ ናትካ ኣብ ካልኦት ቻነላት ጉድ ተተቃሊዑ ምሁምን እዩ
ኖኖ እዜ ስርዐት ብዝኮነ መገዴ ክእለ ዩ ዘለዎ ምክንያቱ ን ሀገር ናብ ጥፍአትን ሞትን ዩ አ እቴዋ ዘሎ ስለዜ በቃ ወሳኔ ስጉምቴ ክውሰድ አለዎ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ባይታ ክጅምር አለዎ
Higidef kikitsae eyu zekewo kemeysi h8zbi zetsnete enko widib higidef yibehal.
REGIME CHANGE IN ERITREA 🩵💪🩵💪🩵!!!
Wc henok hawey ❤❤💙💙💙💙💙
ህግደፍ ክእለ ኣለዎ።
@ ኣታ ሰነፍ ተቃለሳይ ምስጢር ዓቀባይ እዩ, ስለዚ ዓቅሊ ገርካ ተጸበ ዉሱንን ሓጺርን ዕድመ እዩ ተሪፍክን ዘሎ።
How?
እቲ ሰፍ ዘይብል ብድሆታት ዝብል
ናይ ግብረ ሽበራ ኣዋፋሪ
ንዝነበረ ፋብሪካታት ብፍላጥን መደብን ዘዕነወ ናይዚ ምስክርነት ቃል እቲ ዕቡድ ከልቢ ኢሳያስ ዝብሎ እዩ።
እቲ ዓንዩ ፋብሪኻ ዓንዩ
እናበለ ዘቐመጦ ንመልኸት።
ዘይተጻዓድነት ዝብሎ እወ ኣብ ሳሕል ዝጀመሮ መቕተልቲ ብሉጻት ደቂ ሀገር
ቀንጺሉ ብድሕሪትን ብቕድሚትን ዝቐትል
ኮላሊት ደቓ ብጀነራላት እትሸይጥ
ሃብቲ ሀገር። ተሰሪቑ ንወጻኢ ዝተወስደ እዩ
ትምህርቲ የለን ይሕቲ 0 እዩ
😊
ፕረሲደንት ኢሳያስ ሓቂ እዩ ዝዛረብ
ብሓቂ ድኹም ካብ ሰበ-ስልጣናት ኣሜሪካ ፍትሒ ተጸቢኹም። እዋእ ኣታ እንታይ ይብሃል እዚ። ሕጂ በዓል ንስኹም ንህዝቢ ኤርትራ ሓልዮት ኣለኩም ማለት ድዩ 😂😂😂😂። ህዝቢ ኤርትራ ዓሻ 'ዶ' ይመስለኩም። ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ-ጫባ ይብሃል።
Agoka hong Aloklka
ALGS DIRBAY
Kab hegdaf nelaeli abza alem derbay yelen aythaso
Arkbo nekbri degal hegdaf
ሄኖክ ነዚ ማይክል ዓድሞ ፥
የማነ ቻርሊ ይሕሱ ፥ኢሰያስ የቃልዕ፥
ኣመሪካ እንታይ ስልጣን ኣለዋ ኣብ ሃገርና ከይዳ ስርዓት ታኣሊ? ኤርትራ እኮ ልእላዊት ሃገር ኢያ:ከምኡ ምስ ገበሩ ከኣ ሓደ ልሙስ ስርዓት ይገብሩልካ ኣብ ሃገርካ ንኣኣቶም ጥራይ ዘገልገል:ከምኡ ስለ ዝገበሩ ዩ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኣብ ድኽነት ዘነብር ዘሎ:ደሓር ከኣ ኣብ ሃገሮም ዘለዉ ኣፍሪቃውያን እንድዮም ብዘይ ገበን እንዳ ተሳቐዩ ዝነብሩ ንዘበናት:ሓቀኛታት እንተ ኾይኖም ኣብ ሃገሮም ዘለዉ ጸገማት ይፍትሑ መጀመርያ: ስለዚ dictator ኢሳያስ ንሕና ኤርትራውያን ኢና ክንኣልዮ ዘለና በቲ ዝርድኦ language,እንተ ዘይኮይኑ ኣብ UA-cam ወይ X app ተዛሪብካ dictator ኢሳያስ ኣይወርድን ዩ:ንሱ ንሓበሬታ መማሓላለፊ ዩ ዝጠቕመና::
Jesus christ is Lord,
Shabia denakurt your days are numbered sooner than later mark my words,
እልህ ምላጭ ያስውጣል አሉ። 🤣 ኤርትራ ጥፍሯን በላች ጎበዝ መንግስት 🥴
እብድ ረሃብተኛ ስራህነው ዝም ብለህ ሆድህን ምላ:: ከርሳም!!😂😂😂😂
@ ረሃብተኛማ አንተና ዘርማንዘሮችህ ናችሁ። 🤣 ቁሉቋላም ሽማግሌህ ዘመዶችህን ሽልጦ ቂጣ አሰልፎ በኩፖን እያንጫጫልህ ነው። ማሃይም ስደተኛ !
@ ጸጥ ለጥ ብለህ ትገዛለህ። ብራቮ ጋኔን ኢሳያስ 🥴🙏🏼
ንዓኻ ዘፍረየት ሕርካም ኣንታ ድሁል
Hji da nimen kedenagruwo ati hzbi eu balu kinekso kalia wetehadr keman yelen aqlu dxebebo hzbi se tay giber ubluwo alewu azom dhefatu adi hållo 😂😂😂
Tigray IS NORTH ETHIOPfIA
Very silly comment kkkkkkkkkk, what are you trying to say, I don't blame you isaias made you uneducated backwards no university not a lot of college in Eritrea, misknay kkkkkkkkkk
ዕርቃኖምባ አውጺእካዮም ነዞም ሐሶት ሀይማኖቶም
በጃኻ ናይዝይ ረሳሕ ስርዓት ኢሰያስ ኣይተስምዓና ኩፉእ ኢዩ
Ajeka heng
ህግደፍ ፈሪሑ አይፈልጥን።
አጸቢቃ ትፈልጥ ኢኻ።
ጀብጃብ ሐሳዊ!!
Rejim chinj Bergyd nhamdo neqdemyt nekyd Blu revolshen 🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿💪💯
Regime change & blue revolution,, it's just to correct you!