pretoria media
pretoria media
  • 91
  • 34 303

Відео

ወፍሪ እምቢታ፣ንስላም ዶ?ንኩናት፣TPLF
Переглядів 368 годин тому
#Zarema Media#
ህወሓት ሓሳብት ትዕፍን እያ፣ኣብ ኣፍ ደገ ሚድያ ሰልፊ ክግበር፦ጋዜጠኛ ኣሉላ ሰሎሙን
Переглядів 2282 години тому
subscribe,Share.Like ብምግባር ናብ ኩሉ ክበፅሕ ንግበር
ጀነራል ፃድቓን TDF ከፍርስ ይፅዕሮ ኣሎ፣TDF ክፈርስ የብሉን፣ኩሉ ትግራዋይ ክቓለስ ይግባእ፦ጋዜጠኛ ቴድሮስ ፀጋይ
Переглядів 2,3 тис.2 години тому
TDF ክፈርስ የብሉን፣ሳብስክራይብን ሼርን ብምግባር ቻነልና ንክዓቢ ሓቢርና ንፅዓር።
ዝገርም ብቅዓት #ጭራ ብእግሩ ይዋጢ#
Переглядів 474 години тому
zarema media#ዛሬማ ሚድያ#‎@ethioforum ‎@comedianeshetu ‎@woyennewspaper ‎@tigraypublicmedia ‎@Tig_comm ‎@TLM_Tigray ‎@TigrayToday ‎@tigraivoice7656 ‎@tigraynews24 ‎@tigraymedianetwork2018 ‎@Greattigray ‎@samitigray4537 ‎@ZantanaTigray ‎@tbsnewsdig ‎@TBS ‎@DimtsiWeyaneTV ‎@dimtsihafash-official5162 ‎@voiceoftigraypeoplevtp665 ‎@dimtsiweyaneshortclips417‎@hopemusicethiopia ‎@ESATtvEthiopia ‎@InspireE...
#ድምፃዊት ሰብለ ካሕሰይ#እንታይ ኢላ#subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኹኑ
Переглядів 1984 години тому
#tigray #amhara #eritrean#habesha #ethiopia# #africa #world‎@ethioforum ‎@comedianeshetu ‎@woyennewspaper ‎@tigraypublicmedia ‎@Tig_comm ‎@TLM_Tigray ‎@TigrayToday ‎@tigraivoice7656 ‎@tigraynews24 ‎@tigraymedianetwork2018 ‎@Greattigray ‎@samitigray4537 ‎@ZantanaTigray ‎@tbsnewsdig ‎@TBS ‎@DimtsiWeyaneTV ‎@dimtsihafash-official5162 ‎@voiceoftigraypeoplevtp665 ‎@dimtsiweyaneshortclips417‎@hopemus...
ህወሓት ክትመርሕ ዓቅሚ የብላን፦ጋዜጠኛ TMH ዝነበረ ሃይለሚካኤል ዝተዛረቦ#ፅቡቅ ሓሳብ
Переглядів 14 тис.7 годин тому
#africa #tigray #world #amhara #eritrean #ኣብ
#መእመናን#እምነታቹ እንዳትነጠቑ#እባካቹ ፈጣሪን ፍሩ#
Переглядів 149 годин тому
#መእመናን#እምነታቹ እንዳትነጠቑ#እባካቹ ፈጣሪን ፍሩ#
#ሞንጆሪኖ ዓቕሚ የብላን#ጅግና እናበልኩም ኣየተወድኡና#ትግራይ ብደቒ ኣንስትዮ ትመራሕ፦ጋል ራያ ኣብ ጉዳይ ሕመቕ መራሕቲ ፓለቲካ ትግራይ ዝተዛረበቶ
Переглядів 34416 годин тому
#ሞንጆሪ ዓቕሚ የብላን#ጅግና እናበልኩም ኣየተወድኡና#ትግራይ ብደቒ ኣንስትዮ ትመራሕ፦ጋል ራያ ኣብ ጉዳይ ሕመቕ መራሕቲ ፓለቲካ ትግራይ ዝተዛረበቶ
መሬት እንደርታ ክዋሃብ
Переглядів 5521 годину тому
መሬት እንደርታ ክዋሃብ
#የጭላ ኣበርገለ#ተምሃሮ ጣብያ ጅጅቐ#UNOPS#ዝሰረሓሎም ትምህርቲ ቤት ሓጎሶም እንትገልፁ#africa
Переглядів 19День тому
#የጭላ ኣበርገለ#ተምሃሮ ጣብያ ጅጅቐ#UNOPS#ዝሰረሓሎም ትምህርቲ ቤት ሓጎሶም እንትገልፁ#africa
ንተወልድቲ መንበሪቦታ ይዋሃበና፦ደቒ ኣይናለም
Переглядів 714 днів тому
ንተወልድቲ መንበሪቦታ ይዋሃበና፦ደቒ ኣይናለም
መሬት እንደርታ ይውረር ኣሎ፦መንኣሰይ እንደርታ
Переглядів 1714 днів тому
መሬት እንደርታ ይውረር ኣሎ፦መንኣሰይ እንደርታ
140 ካሬ-500 ካሬ ደቒ ገበራት ክዋሃቡ እዮም፣ቢሮ መሬትን መዓድንን
Переглядів 3814 днів тому
140 ካሬ-500 ካሬ ደቒ ገበራት ክዋሃቡ እዮም፣ቢሮ መሬትን መዓድንን
ኣውርስ ተምቤን ቐደም#ደስ ክብል#
Переглядів 39514 днів тому
ኣውርስ ተምቤን ቐደም#ደስ ክብል#
ዘይተበረዘ ባህሊ ተምቤን#ንዒ ዝሪ#
Переглядів 22214 днів тому
ዘይተበረዘ ባህሊ ተምቤን#ንዒ ዝሪ#
ኣብ ፋይናንስ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ንስርሕ ኣለና፣ተወካሊ ቤት ፅሕፈት ፍይናንስ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ።
Переглядів 2914 днів тому
ኣብ ፋይናንስ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ንስርሕ ኣለና፣ተወካሊ ቤት ፅሕፈት ፍይናንስ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ።
ሪፎርሞ /reform/ኣብያተ ፍርዲ የድልየና ኣሎ።
Переглядів 914 днів тому
ሪፎርሞ /reform/ኣብያተ ፍርዲ የድልየና ኣሎ።
#ገዛ የድልየና# ዳያኑ ተምቤን#
Переглядів 5721 день тому
#ገዛ የድልየና# ዳያኑ ተምቤን#
#ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ#ዳያኑ ትግራይ #ትኹረት ኣይተገበረልናን#
Переглядів 4821 день тому
#ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ#ዳያኑ ትግራይ #ትኹረት ኣይተገበረልናን#
ፕሮፌሰር ምትኩ#ኣብ ዮንቨርስቲ መቐለ ብዛዕባ research day ዝሃብዎ ሓሳብ#
Переглядів 1221 день тому
ፕሮፌሰር ምትኩ#ኣብ ዮንቨርስቲ መቐለ ብዛዕባ research day ዝሃብዎ ሓሳብ#
#ሕመቕ ፓለቲኻ ትግራይ ንዳይነት ይፀልዎ ኣሎ#
Переглядів 3021 день тому
#ሕመቕ ፓለቲኻ ትግራይ ንዳይነት ይፀልዎ ኣሎ#
#ምልቓቕ ዳያኑ ንምምላእ ሓይሊ ሰብ ነማልእ ኣለና#
Переглядів 2221 день тому
#ምልቓቕ ዳያኑ ንምምላእ ሓይሊ ሰብ ነማልእ ኣለና#
ኣብ ወረዳ ፅምብላ ሓደ ዳይና ጥራሕ እዮ ዘሎ፣እዚ ብቅልጡፍ ክፍታሕ ይግባእ።
Переглядів 3021 день тому
ኣብ ወረዳ ፅምብላ ሓደ ዳይና ጥራሕ እዮ ዘሎ፣እዚ ብቅልጡፍ ክፍታሕ ይግባእ።
#ኣብ ዘይረብሕ ገዛ ኾይና ኢና ንሰርሕ ዘለና፣#ዳያኑ ዓዲ ጉደም#
Переглядів 4821 день тому
#ኣብ ዘይረብሕ ገዛ ኾይና ኢና ንሰርሕ ዘለና፣#ዳያኑ ዓዲ ጉደም#

КОМЕНТАРІ

  • @assefabirhane2184
    @assefabirhane2184 10 хвилин тому

    ትኽክል ቴድሮስ ሐውና ዕድመን ጥዕኔን ይሃበልና❤

  • @goitomgebremedhinwelegebriel
    @goitomgebremedhinwelegebriel 43 хвилини тому

    Thank you for your speaking the truth.

  • @godisgood177
    @godisgood177 2 години тому

    GOD BLESS YOU!!

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 6 годин тому

    ኣየጋል ራያ ኣፍኪ ከየፅረኺ ታይ ክትመርሒ

  • @JdjrvbdNdbbdbd
    @JdjrvbdNdbbdbd 8 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @momonaamete8990
    @momonaamete8990 8 годин тому

    ቴዲ ብጣኢሚ ንፈትዎካ ሐውና ኢካ። ይኩን አንበር ዛነገር ብደንቢ ራአያ። እታ ንግግር ብደንቢ ስምኣያ።

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 9 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 9 годин тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 9 годин тому

    ኣሳትፈኒ ሃይልሽ ኣዲሳበባ እየ ዘለኹ

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 10 годин тому

    እቲ ኣብ ዓለም ብመርዛምነት ዝፍለጥ ማርዛማ እባብ ተድሮስ ጸጋየ ኢዩ።

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 10 годин тому

    My Hero

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 10 годин тому

    ቴዲ እዚኦም ናትና አይኮኑን ናይ ትግራይ ሰራዊት ተበቲኑ ጠፊኡስ ካልእ ይትረፍ ናይ አምሓራ ሽግር ፈጠርቲ ይገድፉና ዶ? እቲ ብኃይሊ ዝወሰድዎ መሬት ብወርቂ መንፀፍ አንፂፎም ክመልሱልና ድዮም በዓል ጻርቃን ሑሲቦም ? ከምዝመስለኒ ሓሳቦም ንሕና ንምበር ድሕሬና ሳዕራ አይቡቆል ከራስ በላይ ንፋስ ኢሎም አምሓሩ ስለዚህ ኩሉ ትግራዋይ ሎሚ እንተዘይሓሲቡ 100 ዓመት መፃወቲ ወኻሩ ክኸዉን ኢና ምንም ጥርጥር የለን።

  • @Gere-tt7dx
    @Gere-tt7dx 10 годин тому

    ቴዲ ጅግና ትኽክል ጥረ ሐቂ🎉🎉🎉 ንገሮም ነዞም ዕሱባት ከዳዓት

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 11 годин тому

    👍👍👍👍

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 12 годин тому

    tegaru mechebchebti sile zkonan eyom nsatom wun kemzi zkonu zelewu

  • @tsegayekassa8663
    @tsegayekassa8663 12 годин тому

    Selam yeshena!! Hwahat(TPLF) yakelena!! Kuinat ayndeli ina!! Help the provisional government of Tigray!!

  • @SisayDamtew
    @SisayDamtew 13 годин тому

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሳብ ሓሳብ እዩ ትኽክለኛ ጋዜጠኛ ማለት ንሰኻ እኢኻ ሃይለሚኬኤል ያድንቐካ እየ።

  • @AshenafiHayelom
    @AshenafiHayelom 13 годин тому

    ዝኾነ ሰብ ብሕልኒኡ እንትነብር ኩሉ ግዜ ኹቡር እዩ።ንህዝብን ሓቅን ተገዛእ!!!ቐፅለሉ

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 14 годин тому

    ሐቅካ ወደይ ቴዲ ጀግና 😍😍😍😍

  • @Tigray-adey853
    @Tigray-adey853 14 годин тому

    ቴዲየ ጀግና ልበ ብርሃን 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌💊💊💊💊

  • @GebreMeskel-c4s
    @GebreMeskel-c4s 15 годин тому

    ሃይልሽ ሽኮር አጀዃ በርትዕ ኣታ ጅግና ሕጂ ከማኻ ዝበለ እዩ ትግራይ ዘድልያ ኣንሕና ሰማዒ ሲኢና ድምጺ ኩነና ሙሁራት ትግራይ ብበሎበሎ ይዕፈን ኣሎ።

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 15 годин тому

    Teddye❤❤❤❤❤❤

  • @etheth5034
    @etheth5034 16 годин тому

    ሀደ ክንድሽህ ኢካ ቴዲ ♥️🙏

  • @harpe123
    @harpe123 16 годин тому

    አታ ረሳሕ ሱቖ በል!

    • @etheth5034
      @etheth5034 16 годин тому

      ስዲ 🤮

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 13 годин тому

      ንምንታይ ሱቅ የበል ባንዳ ሱቅ ኢልካ ስማእ።👌

    • @ggfg5809
      @ggfg5809 12 годин тому

      ኣሲድ ትግራይ እስከ ሱቅ በል ሓሽከር ኣብይ

    • @etheth5034
      @etheth5034 2 години тому

      ረሳህስ ባእልካ ነውራም

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 17 годин тому

    We have to fight the attempt of the corrupt TPLF political dominance in Tigray! Those blind supporters of this Gujille in Diaspora should think twice before it is too late! They are playing with the lives of our people!

  • @MulatMoges-o5y
    @MulatMoges-o5y 17 годин тому

    ኣታ ግደፎምንዶ ሃይሊሽ ካብዚዝባኣሰስ ታእዩ ክመፅአና ንህወሓትስ ታይዘይገበርናላ ሀህሉው ላሃለየ ሙዉት ኣባነር ዘኽብሩኮ እዮም።

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 17 годин тому

    Hailesh you are doing good job keep it

  • @Mulugata-y6g
    @Mulugata-y6g 18 годин тому

    አረመኔ፡ፃድቃን፡ዘርኡ፡ይጥፋእ፡ካህዳም፡ናስልጣን፡ፅምአኛ፡ዝተወረረ፡መሬት፡ከተመለሰ፡ታይ፡አይነት፡ከዳአት፡ትግራይ፡ከጥፍኡ፡ምፀላኢ፡ባሃደ፡ደው፡ዝበሉ፡ፍፁም፡ፀሊም፡ታሪኽ፡ይመዝገቡ፡፡

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 18 годин тому

    ዲሕር ሕ ዚ ብአድዋ ጥራሕ አይንምራሕ በልዮም ጓል ራያ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 19 годин тому

    ጎበዝ ጋል ራያ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 19 годин тому

    Good

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 19 годин тому

    You are absolutely right bro.

  • @erimetera4208
    @erimetera4208 День тому

    Uwur too late you are under 360°

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y 12 годин тому

      ከምኡ ይብሃል? ሓቂ እዩ ተዛሪቡ ፡፡

    • @erimetera4208
      @erimetera4208 7 хвилин тому

      @user-tr3iw1qx5y Kulukum Tegaru b Uwur temerehkum nab gedel atikum

  • @AmbasajerMebrahtom
    @AmbasajerMebrahtom День тому

    ሃይለ ጅግና ትክክል ኢካ አን ተጋዳላይ ነረ አብ ጦርንት ዓወት እኮ ዋና ናይ ህዝብና ትግራይ ምልልይ እዩ መዓዝ አሽንፎም ይፈልጡ ተረትዖም ረትዖም አይፈልጡን

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 День тому

    ክንሰርሕ አይካአልናን? ስልጣኑ ይገድፍ።እቲ አብ ስልጣን ዘወጥሖ ክሰቕሎ እበር ከውርዶን ክቓጻጸሮ ዘይክእል ሉሙስ ናይ ጥቕመ-ፈሊጣውያን ምትእኽኻብ!!!!!

  • @tsegayekassa8663
    @tsegayekassa8663 День тому

    Beqalsi tewelidna beqalsi Abigail beqalsi. arigna bqalsi kenmewet ina. Qalsi yakelena!! Qalsi salchiuna!! Selam ina delyotna!!! Selam deliyetna eyu!!!

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 День тому

    ፀላኢካ ይንባእ ንብኣትካ ኣምላክ ይርኣየልካ እርቂ ዘውርድ ይግበሮ ዝሀወይ🎉🎉🎉🎉

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 День тому

    ልክ ኢካ ናይ ትግራይ ህዝቢ ብጣእሚ የህዝን ኣምላክ ይኣክል ይበለና

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o День тому

    Yes 100% Tedy ! እቲ ዝገርም መንእሰያት ትግራይ ደገፊቲ ምርካቡ እዩ ።

  • @anbessa6836
    @anbessa6836 День тому

    WHAT IS WRONG WITH YOU BROTHER HAILE ? YOU SOUND LIKE YOU ARE SUPPORTING VODKACHEW’S GROUP. SHAME ON YOU.

  • @thishabraha4976
    @thishabraha4976 День тому

    ❤❤❤❤❤

  • @genetalemsged3223
    @genetalemsged3223 День тому

    ሰላም ሐይለ ሐወይ,ዕንታይ ማዓት ወሪዴካ ዝሐወይ ጥዑይ ሰብ ዶይ ዓነበርካን? ሕውሐት ዕሲ ህዝቢ ኢትዩጵያ ከምዚ ልህዝቢ ትራይከፈድዩ ዕዒሎም ክሐስቡ ዒለስ ዝሐስቡ ዒዪም ዒለ ዓይግምትን:: ትግራይ ትስዕር💪

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 День тому

    ሃይለ እውን ከም ግመል ሽንቲ ንድሕሪት😂 ሕውሐት ትፈረስ ኢልካ ድሕሪኡኸ ፃድቃን ድዩ ክመርሐ ጌታቸው ኮራኹር ኣብይ ወይ ድማ ንስኻ ? ከም ከማይ ግና ህዝቢ እዩ ዝምልከቶ እሱ እውን ብመረፃ መመፂእኻ ሃተፍተፍ ኣይሰርሕን

  • @teklaywelay4200
    @teklaywelay4200 День тому

    Hailemikael hawna enqae bselam metsa eka

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l День тому

    ህዝብ ሕወሓትን፡ አያፈርስም ጌታቸውና ፃድቃን ናቸው ሃይለሚካኤል አሁንስ አያምርብህም ሕወሓት አትፈርስም ፡ምክንያቱም ቅመኞች ብመኙም አይሆኑም

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 День тому

    Hailemikael banda do konka shame on you

  • @ArayaNegash
    @ArayaNegash День тому

    ፀላኢ ንቀንስ በይዛኹም..........

  • @ArayaNegash
    @ArayaNegash День тому

    የቀንየልና ሞኬ..........

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 День тому

    ጌታቸው አውግድ ናይ አብይ ኮልኮሌ ህዝቢ ትግራይሐድነቱ ካፍርስ ዝተስእ ኢዩ

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 День тому

    ፅገም ናቲ ውድብ ካይኾነስ ናይቶም መራሕቲ ኢዩ ዛበላሸየ ካብስልጣን ይወርድ ከትመንእስይ ውድብ ትመራሕ :: ውድብ ናይህዝቢ ትግራይ ማእገር ኢያ:: ንባዓል ጌታቸውን እሻኽሩ ናብልቦም ይመለሱ