ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ነዚ ዪመስል!!...

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 104

  • @Rofidc
    @Rofidc 9 місяців тому +8

    Ya sis ንስኺ ጥራይ ቅንዕቲ ሰብ ሪአ life is hard every where ግን ሲስተም ናይቲ ዘለኻዩ ሃገር እንተ ፈሊጥካዩ ክትቅየር ኮነ ከምቲ ትደልዩ እኮ እንተ ዘይኮነ ከምቲ ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝነብር ሰብ ግን ጽዒርካ ትልወጠሉ ዓዲ እዩ ካናዳ thank you for your good advise 🎉🎉🎉

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      ክብረት ይሃበለይ ኣዝየ እየ ዘመስግን።

    • @merhawitekia6413
      @merhawitekia6413 9 місяців тому

      www shkorna thank❤❤ mralki des kblka

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 9 місяців тому +9

    ሃይ ሽኮሪና ሓፍትና ንዝሃብዮ ሓበሬታ የኽብሮ ።ኣገላልጻኺ እውን ጽቡቕ!! ብዙሕ ሰብ ዝተሸገረ ከም ዘሎ ይፈልጥ ስራሕ እውን የለን ዝሒሎ ኣሎ!! ሞራል ክገብር ቲ ሰብ ከይጭነቕ አልኪ ዝሃብዮ ተኾይኑ ዓይጽላእን በዛ ንነብራ ዘለና ግን ስራሕ ኣይሰኣንን ማለት ግን ጌጋ ሓበሬታ ዩ ኮይኑ ዝስማዓኒ!! ክብለኪ ዝደሊ ግን ክሳብ ክንድኡ ኣፍልጦ ተለኪ ዝቕበሉ ሰራሕተኛ ተሊዮም ደጊምኪ ተመለስና!! ንነብስኻ ጽቡቕ ኣለኻ ማለት ሰብ ጽቡቕ ኣሎ ወይ ኣብ ከናዳ ስራሕ ኣይሰኣንካን ኣይትብሎን ኢኻ!! ስለዚ መፍትሒ ዝኸውን ድኣ ሃቢ ምበር ንነብሮ. ዘለና ሲ መጎት አየድልየናን የቐንየለይ ወደሓንኪ!!

  • @mengsmogos7322
    @mengsmogos7322 9 місяців тому +8

    ክብርት ሓፍትና ኣብ ኣጀንስ 10 ግዚየ ተመዝግቦም ክንጺዋዓኩም ኢና ተዘይ ኮይኑ ኣበየናይ ከተማ ኢዩ ስራሕ ኣሎ ትብል ዘለኪ ረዚመ ኣቅርቦም ሐቲቶም ዝቅበሎም የለን ስራሕ ሲኢና ዝብል ኢበር ኣብ ቶሮንቶ ዘሎ መንኢሰይ ሕተቲ ሐቅ ምዝራብ ይሐይሺ ዘየለ ስራሕ ኣሎ ኣይ ትበል

  • @rahwayohannes-wf5ui
    @rahwayohannes-wf5ui 20 днів тому

    God bless you brekti hafti moralki teray yeakele Thanks so much selkulu hasabki

  • @afommhreteabgebrekirstos6467
    @afommhreteabgebrekirstos6467 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤ ናይ ብሐቅ ጽብቅ መብርህ ሩታ ኣበስት ❤❤❤ከምት ትብልዮ ዘለኪ ትምህርት ጥራይ ኢዩ ❤❤ ኣጆኪ ንዓና የሕዋትኪ ከሙ ጌርኪ ሐግዝና❤❤ማራል ሃብና ገለ ሰባት ተስፍ የቁርጽኻ

    • @AmanealGide
      @AmanealGide 24 дні тому

      ከመይ ኣሎስርሕ ኣንይ ኣብዛድ ልክልታ አማት ብዝይ ስርሕ ኣልካሕ ኣብ ክችነር አልክ ክንድይ ግዛይ ርዝመይ ዝይህብን ሳብ sbnbskunyn

  • @ሰላመይክረክብ
    @ሰላመይክረክብ 9 місяців тому +2

    ናይ ብሓቅ ጥዕይቲ ሰብ ከማክስ የብዝሓየን እቲ ሽግር ኣብ ነንሕድሕድና ሕስድና ኣለና እቲ ጸጋ ሓውና ክጥቀመሉ ኣይንደልንን ኢና ኣበይ ክሓልፈልና ነንሕድሕድና እንዳተጫኻከንንና በጃኩም ኣሕዋት ንካባበር ልቢ እንተ ቀኒዑ ኩሉ እኹል ኢዩ

  • @DelinaTekeste-t7x
    @DelinaTekeste-t7x 2 місяці тому +1

    Thank you for good ayied

  • @michaelkidane9980
    @michaelkidane9980 9 місяців тому +3

    I have been living in Canada since 2022 I studied in Toronto as well unfortunately, Canada is dead right now. Newcomers I am recommending you to come to Canada. Habtey kea gega information aythabi.

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      Your message isnt clear my dear I my self live here and I am witnessing there is still shortage in industries like healthcare.

  • @MisYo91
    @MisYo91 9 місяців тому

    Oh wow I think u were my classmate 9th or 10th grade, it's good 2 see u after such a long time. Keep up!

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      Really? Contact me on fb please@FruTv and thank you.

    • @AmanArhe
      @AmanArhe 9 місяців тому

      Thank u❤

  • @yohanneshabtom3353
    @yohanneshabtom3353 9 місяців тому +3

    እዚ ንረብሓ youtube እልካ ዝግበር መግለጺታት ንህዝብና ሓሳዪ ከም ምኻኑ ተረዲእኪ ነቲ እንተ ተውጻዩ ምሓሸ። ስለምንታይ እንተደኣ ኢልክኒ ንስኺ ኣብ ጽቡቅ ስራሕ ትህልዊ ትኾኒ።
    ካልኣይ ከኣ ሰብ እንተ ዘየማሪጽኩም ዝበሃል ዘረባ ቅቡል ኣይኮነን። እቶም ከም በዓል ማክዶናልን ቲምሆርቶንን ትብልዮም ዘለኺ ንዝኾነ ከም ዘይቅበሉን እንተ ዘይተቀቢሎም ከኣ ዓቢ ረብሓ ስለዘለዎም ካብ ካልኦት ሃገራት እናኣምጽኡ ካብ ሓደ እስፖንሰር ክንደይ ከም ዝኽፈሉ ትፈልጢ'ዶ።
    እቲ ንከናዳ ኣብዚ ሽግር እዚ ኣውዲቅዋ ዘለ ንጹር ዓለትነት ሕብሪ ቆርበትን እዩ። እዚ ከኣ ዶሞክራሲ ዝብል ሕጊ ተጻሒፉ ኣሎ ግን ኣብ ተግባር ኣይውዕለን እዩ። ንኣብነት ኣብ ዝኾነ ዓበይቲ ትካላት እንተደ ኬድኪ ደቂ ሓንቲ ሃገር ኣብ ሓደ ጉሩን ኮይኖም ይሰርሑ፡ ኣብታ ትካል ኩሉም እቶም ጉሩባት ከም ዓሳ ንዝነኣሰ እና ዓመጹን እና ሓሰዉን ነበረያ ነበረ ይጋበሩ። ስለዚ ሓደ ሓደ ንጣራት ኤርትራውያን ምስ ኣዚኦም ተሓዊሱ እንታይ ከም ዝጋጥሞ ፍሉጥ እዩ። መጻንሒ ክሳብ ሰቦም ዝረኽቡ ኣብመንጉኦም ይጸንሕ። ወዲዓዶም ምስ ዝመጾም ዓጨኒቆም ተበሳጢኻ ዝኾነ ጌጋ ምስ ትፍጽም ሓስዮም ንእለታ የውጽኡካ።
    ስለዚ እንታይ ዝተኣማመንኪ ኢኺ ተስፋ ዘይኮንኪ ትህቢ ዘለኺ ጌጋ መንገድን ዘየለን መልእኽቲ ተመሓላልፊ ኣለኺ።
    ሓንቲ ክብለኪ ከም ለበዋ ምስቲ ዘለኪ ክእለት ኣጣሚርኪ ኮሚኒቲታት ኤርትራን ትግራይን ኢድን ጓንትን ኮይነን ነዚ መንእሰይ ስራሕ ክፈጥራሉ ኣለወን።
    እንተ ዘይኮይኑ ብ$15 ዶላር ተኸፊልካ ኣይኮንዶ ሂወትካ ክትመርሕ ገዛ ክራይካ እውን ኣይ እኽለካን እዩ በዚ ሕጊ ናይዚ ሓገር ዘሎ 8 ሰዓት ሰሪሕካ ካብአን ከኣ ሓደ ሲሲ(1/3) እንተ ተቆሪጽወን እንታይ ይተርፈኪ ኳልኩሌይት ግበርዮ።
    ካናዳ ትጥሕል እያ ዘላ 4ነጥቢ።

  • @Aynalem-bf9rl
    @Aynalem-bf9rl 9 місяців тому +1

    ብጥዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ዝሓፍተይ

  • @tekleabhadush1103
    @tekleabhadush1103 9 місяців тому

    ሰላም ክብርት ሓፍት ንሰብ ሞራል ምሃብኪ ጽቡቕ ኢዩ ግና ኣብ ካናዳ ስራሕ የለን ኣበይ ቦታ ስራሕ ኣሎ?ኣብ ካናዳ ኣለና ::

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 9 місяців тому +2

    ተባረኪ

  • @SenayBirkt
    @SenayBirkt 9 місяців тому

    Xbuk zereba haftina tx more

  • @biniamtsegay4350
    @biniamtsegay4350 9 місяців тому +1

    hasot aytzarebi keltifka srah ayrkebn u

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 9 місяців тому

    መረዳእታ ከምዝሓጽረኪ ጥራይ ኢየ ተዓዚ ካብ ጽሑፍኪ። መጀመርያ ሕብረተሰብኪ ብግቡእ ትፈልጥዮ ኣይመስለንን ካልእ ምስ ናይ ካናዳ ሲስተም ክወሃሃድ ዘሎ መስርሕን ካልእ ምስዚ ቁጠባዊ ውድቀት ካናዳ ናይ ስራሕ ሽግር ዘሎ መረዳእታ እኹል የብልክን እሞ ቅድም ብፍልጠት ንነብስኺ ልክዕ መወከሲታት reference ጌርኪ ብእስታቲክስመልክዕ ኣቅርቢ ብሓቂ ብዓልቲ ርድኢት ተኾንኪ?

  • @bisratkidane1529
    @bisratkidane1529 23 дні тому

    የቀንየልና ስለ ሓበረታኺ። እሞ እታ ሳፖርት ወርከር እንዶ ሕተትለይ።

  • @Mwtsdys
    @Mwtsdys 9 місяців тому +1

    Sister srah siena elkum aytchenku mbalki xebuk eyu . Zeykone gen serah siena 5.6 werhi kof elna alena serah teserhi elsele zelki serah alo aytbeli .

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      Yemesgneka kbur haw/hafti.Teklala yelen elkum aytdemdmu eye zbl zeleku srah msean ab kulna zneberen zelon eyu kale amaraxitat lem zelo wun ko gelixe aleku.

  • @tesfaytekle9290
    @tesfaytekle9290 9 місяців тому +2

    Neti ሓቂ mbale tubuki አዩ. ግን ኣብዚ canada ናይ ስራሕ ጸገም ኣሎ.6 ወርሒ 8 ወርሒ ስራሕ ዘይብሎም ገዛ ክራይ መኽፈሊ ናይ መግቢ tell ክኣለ. ሓደ ሰብ ዝሰርሕ አንተሎ ካልኦት ስራሕ ዝሰንኡ ኣይምስሎን አዩ. ቂድሚ 2 ዓመት ዝነብረ ደሓን አዩ ኔሩ ሕጂ ግን አዚ አዩ አቲ ሓቂ ኣሸጋሪ አዩ ዘሎ fact

  • @SamuelAsmelash-fz3lv
    @SamuelAsmelash-fz3lv 9 місяців тому +2

    ረዚም አይ ሰርሒኒ እዩ ሓብተይ ሰብ ብሰብ እዩ ኾይኑ አሎ

  • @Rsweet2256
    @Rsweet2256 9 місяців тому +2

    በስም ኣብ ኣንቲ ሓፍተይ እንታይ ድኣ ኮይንኪ፣ ኣነ ኣምላኽ ይመስገን ይሰርሕ ኣለኩ ግን ኣብ ኣሕዋተይ ይሪኦ ኣለኩ ብጣዕሚ ክሽገሩ፣ ኣብ UA-cam ቅድሚ ምውጻኪ እስኪ ሕተቲ፣ ኣማሪጾም ዘይኮኑስ፣ እቲ ዕድላት ኣይረክቡን እዮም ዘለው፣ please ነዚ ሰሚዖም ዝጉዱኡ ከምዘለው ፍለጢ።

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      ኣይሰኣንን እዩ አሎም እምበር ኣበርቲዖም ክጽዕሩ ከይተሓለሉ ክደልዩን ሞራል ዪኾኖም ብከመይ ኢኺ ተረዲእክዮ ዘለኺ

    • @Rsweet2256
      @Rsweet2256 9 місяців тому

      @@fruttv3171
      1. ክንደይ ሰብ እዪ ስራሕ ዘማርጽ ወይ ከምቲ ዝበልክዮ ዝንዕቅ ዘሎ፣
      2. ኣብ ካናዳስ ኣብ Tim Horton and Macdonald ብቀሊሉ ኣይርከብን እዪ፤ ክርከብ እንተታካኢሉ ክኣ ብ Agency ንሱ ክኣ ነቶም ነዊሕ ዝሰራሕና ተዘይኮይኑ ወይ Hired ተዘይኮይኑ ንሱ ከማን ሰዓታት ስራሕ ብጣዕሚ ዊሕዱ ዘሎ ወላ ኣብ company: ብsponsor መጽዮም ምስ ሰባት ተጸጊዖም ዘለው፣ናቶም ሂወት ክጅምሩ ዝደልዩ ብሰንኪ ስራሕ ምስኣን እምበር ኣማሪጾም ኣይኮኑን ኣብ ትሕቲ ሰብ ዘለው።
      ብዝኮነ ኣብ ቀጻሊ ኣብ ታሕቲ ወሪድኪ ሰብ ክተዘራርቢ ፈቲኒ፤
      ብካልእ ተቅርብዮ program ግን ብጣዕሚ እየ ዝከታተለኪ ቀጽልዮ

    • @davrecords7849
      @davrecords7849 9 місяців тому

      ኣንቲ ሓፍትትና ወርጸጽ አንዶ ኣይትበሊ ስራሕ ድኣ ኣብ ኩሉ ዱ ዛሕቲሉ ዘሎ ክሰአኑ ኣይከሉን ዶም ብናትኪ ወኪልኪ ኣይትዛረቢ ሓቃ ኣላ ዛጋል ተሽጊሮም ዳበለትኪ ተመሊስኪ ትዋራዘዪ@@fruttv3171

    • @kidanetukie3877
      @kidanetukie3877 9 місяців тому

      Ab kebdi xgumbyelon tumuy zbehal kemzi natki u zehafety atgagayi ab bayta zeyle atmexei Tim Horton or macdonal aynay eritreawi zaerhi reki eza bealet zeqbiba zela Canada seb and ente aleka tray u dhri bayta nay erirtarwi and ab Canada znebro zelo key hazki nay you tube mimixaki ageb wrong information!!

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      @kidanetukie3877 ua-cam.com/video/JUT_-YjSs5E/v-deo.html

  • @techway9080
    @techway9080 9 місяців тому +1

    ኣብ ከብዲ ጽጉብ የለን ጥሙይ ንስኺ ኣብቲ ትስርሑሉ ዝለኺ ምናልባት ይህሉ ይከውን ንምኾኑ ዳታ ናይ ኣብ ካናዳ ስራሕ ዝይብሎም ፍትሽክዮዶ ኣነ ብውግነይ ዘመደይ ኣሎ ምሳይ ስራሓ ዝሰአነ ዝይሓተትክዋ ክምፕኒ የልን ዳርጋ ስለዚስ ኣይትጋግይ ብዝዓባ እንታይ ክግብር ይካኣል መድብ እንተ ትስርሒ ዝብለጽ ኔሩ

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 9 місяців тому

    Canada ስራሐ የለን እንተሎ ዉን ደመወዝ ኣዝዩ ቱሑት እዩ ተለፎንኪ ጻሓፍለይ ኣብዚ ስራሕ ዝሳኣኑ ቡዙሓት አለው ስራሕ ዘይብሎም ናቶም ብሄሮም ጥራይ እዮም ዘእትዉ

  • @mulugetaokbamariam-hk9cu
    @mulugetaokbamariam-hk9cu 9 місяців тому

    ሓፍተይ ናተይ እቶም ሓደሽቲ ማለት new comers ከይንጉዳኣኪ ስራሕ ኣይተማርጹ ኣይትበሊ ሓንቲ ዘይተረክበስ ኣብ ምምራጽ ክኣ ክንበጽሕ፡ ኣነ ብወገነይ ካብ ዝመጺእ 4ወርሒ ጌረ ኣለኩ፡ 2ወርሒ ኣብ ቶሮንቶ 2ወርሒ ኣብ guelph፡ስራሕ ግን ኣይረከብኩን።ነቶም ነባራት ብዛዕባ ስራሕ ሓበሬታ ምሃብ ዘድልዮም ኮይኑ ኣይስምዓንን፡ከምቲ ዝበልክዮ ስራሕ ክርከብ እዩ አዞም የሕዋትናን ፈተውትናን ካብ ንኣቱ ክሳብ ሕጂ ዝደጋጉምልና ዘረብረብና ዘረባ እዩ፡ እንተ ድኣ ስራሕ ኣሎ ትብሊ ኮንኪ ድማ ንዓና ነዞም ሓደሽቲ ዘይተራኣየና ከይህሉ እሞ ንጹር ዝኮነ ሓበሬታ ኣብ ከምዚ ኪዱ፡ካምዚ ግበሩ በልና ክንፍትን።ኣብ comment ዝበዝሕ negative ምስ ሕሳብኪ ዝጻረር ግብረ መልሲ ኢኪ ረኪብኪ ዘለኪ፡መቸም ሰብ ዘለዎ ኩነታት ተረዲእኪ ይከውን።

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      4 werhi gerka zkone haxir training ke wesidka do kem beal First aid, security, foodsafety zameselu haxerti sltenatat ktwesd tkiel eka kalay 4 werhi ko newih gzie aykonen keltifkum aytdemdmwo kulna kemu elna ena lemidnayo aytcheneku ngziu eyu kemu koinu zsmeaka eye ko zbl zeleku.

    • @mulugetaokbamariam-hk9cu
      @mulugetaokbamariam-hk9cu 9 місяців тому

      @@fruttv3171 kemu elu znebr shigr eqa yelen hade mealti mftihu zeyterf eyu.abzi hji ewan language knmhar elna kiedna keman bqoxera eyu elen melisenana register kab ngebr 2weri gierna ayxewianan zelewa.ketema kab ketema zfelale ete koynu ayfeltn.ane neza zelekuwa ketema eye zzarebela zeleku.

  • @tigestyssebhatuh8358
    @tigestyssebhatuh8358 9 місяців тому

    Haftey bezaeba ayneyty province tezarebi aleki .nay bus hibom zemheru ayreanan.ne englishe ketemehae waiting list yexebeyu aleu new comers.

  • @michealamare3050
    @michealamare3050 9 місяців тому

    Thanks my sis my

  • @LegeseMengsteab
    @LegeseMengsteab 24 дні тому

    Hello heftna zei tiheck konu

  • @hggh7163
    @hggh7163 9 місяців тому +1

    Hii xbkiti kemey ጥራሕካ እንተተሰዲድካ ድኣ ናይ ግድን እዩ ክከብድ ቋንቋ የለ ሞያ የለ ሕጂ ካኣሲ ተረቲዕና ከይብሉስ ይግባይ ይብሉ ኣብ ሕመቅና እዩ ዘሎ ቲ ሽግር ስለዚ ቅድሚ ምስዳድካ እንተወሓደ እንግልሽ ምፍላጥ

    • @meraayney2483
      @meraayney2483 9 місяців тому

      ህንዳውያን ዝተማህሩ ብሕጋዊ ዝመጹ ከማን አታልልካና መንግስቲ ካናዳ ኢሎም ጠንጢነሞ ተመሊሶም አለዉ ሃገሮም።

  • @aziebngse8197
    @aziebngse8197 9 місяців тому

    Nay Meaes eki tzarebi deleki
    Zey kewn tesfa mhab tsbuk aey konenn Aeb Canada srah zhilu aelo

  • @mussiegebrehiwot1077
    @mussiegebrehiwot1077 9 місяців тому

    Hasawit seb tesheguru alo abey adi aleki

  • @DAERO12
    @DAERO12 9 місяців тому

    ኣነ ዝገርመንስ ንምንታይ ኢኹም ጌጋ ሓበሬታ ተማሕላልፉ ኢዞም you tuberat.ናይብሓቂ ኣብ ካናዳ እንድሕር ሃሊኺ ኣብዚ ሰዓት እዚ እቲ ሓቂ ኣይጠፍኣክን ኢዩ ንማልባት ኮነ ኢልኪ ተዘይኮይንኪ።ንነባር ይኹን ንሓዱሽ ኢብዚ ሰዓት ካናዳ ንኹሉ ሓደ ኢያ ኮይና ዘላ።እዚ ዓዲ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንዳኸፍእ እዩ ዝኸይድ ዘሎ።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 9 місяців тому +2

    ኖ ተጋጊኺ አብ ምሉእ ዓለም ስራሕ ደኺሙ አሎ ብዛዕባ ስራሕ እታ ቀንዲ ናይ ስራሕ ሃጉር ኤሜሪካ እያ አብዚ ግዜ ስራሕ ከቢድ ጸገም ፈጢር አሎ

  • @maharimhretab35
    @maharimhretab35 9 місяців тому

    ሰላም ከመይ ትኮኒ ዝሃፍተይ

  • @mohammednurhusen-qk7ff
    @mohammednurhusen-qk7ff 9 місяців тому +1

    Shekorey eufey abilkena nekemtse yehaseb aleku eye

  • @ወጊድይሁዳ
    @ወጊድይሁዳ 9 місяців тому

    ኣብ ካናዳ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ሙሉእ ዓለም ሰሜን ኣሜሪካ ሓዊስካ ሰፊሕ ሽቕሎ ኣልቦነት ኣሎ። እስኺ ሰሪሕኪ ማለት ኩሉ ሰብ ይሰርሕ ኣሎ ማለት ኣይኮነን። ኣብ ነፍሲወከፍ ገዛውትና ዝረኤ ዘሎ ስእነት ስራሕ ግሁድ እንከሎ መርትዖ ኣምጽኡ ምባል ዕሽነት ጥራይ ኢዩ ክኸውን ዝኽእል። ዓለም ካብቲ 2008-9 ነበረቶ ኢኮነሚክ ክራይሲስ ንላዕሊ ኣብዚ እዋን ትርከብ። ሽግር ሓላፋይ ኢዩ ትሕት ኢልኩም ስራሕ ከየማረጽኩም ዝተረኽበ ስራሕ ከይነዓቕኩም እናሰራሕኩም እዛ ሕማቕ ግዜ የሕልፍዋ ኢዩ ክኸውን ዝግበኦ መልእኽትኪ

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      እንታይ ድየ ሞ ዝብል ዘለኹ ስራሕ ተዘያማሪጽናሲ ኣይሰኣንን እዩ

  • @TedrosTekle-l4r
    @TedrosTekle-l4r 9 місяців тому +2

    በጃኪ አዛረብ ኣሎኩ አልኪ ዲኪ በጃኪ ህፈሪ ስራህ የለን ኣብ ካናዳ ኣይትሃሲዊ ሰብ 3ኣመት ክደይ ሰብ ብስራህ ተጀኒካ ዘላስ ስራህ ኣሎ ትብሊ ሃሳዊት አኪ አስኪ

  • @Dawitkassa1
    @Dawitkassa1 8 місяців тому

    hooooooo🤣🤣🤣🤣🤣 nski kone elki seb ktehrqi eki deliki hamimki alki

  • @samisamu106
    @samisamu106 9 місяців тому +1

    7/8 werhi gierna abzi hade had ente deykoynom dargah dbezahna Siena alena

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      Ktrekbu ekum ayttehalelu tray kulu seb mejemeria kemu eyu zhalfo

    • @samisamu106
      @samisamu106 9 місяців тому

      @@fruttv3171 enshalah

  • @BrhanYasin
    @BrhanYasin 22 дні тому

    Sirah yelen

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 9 місяців тому

    Eway fruit fruit koina mexiya.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 9 місяців тому

    Are you sure in Tim Hortons,Starbucks can hire Eritrean new comers?It is unlikely.The only option is in an Agents(Home care Agents)

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      I my self have worked there as a newcomer.

  • @biniamokbe8238
    @biniamokbe8238 9 місяців тому

    Gel bimay gele sean may kibehal haki eu seb aklu tsebibuwo kinebie ywiel alo nisiki kea arkibki sirah naybehaki diu sirah zeyel tibli aleki? Ygerm eu.

  • @mussiegebrehiwot1077
    @mussiegebrehiwot1077 9 місяців тому

    Skipthedishes tibili Skipthedishes seb tetiwu eyo zeyle tizarebi

  • @SamuelAsmelash-fz3lv
    @SamuelAsmelash-fz3lv 9 місяців тому

    etay beliaka eu emo kinmhar zay terdakiy alo kinday seb alo etiy prososi zigbrlka sbay kab masi eyom kihguzka ay tiggey ab canda yelen sirah bejaki nisikiy tisrhiy tikoniy biflay hedshtiy yelen tekilala

  • @millisele2603
    @millisele2603 9 місяців тому

  • @meraayney2483
    @meraayney2483 9 місяців тому

    ይትረፍ ኤርትራውያን ህንዳውያ ዝተማህሩ ብኩንትራት መንግስቲ ካናዳ ዘምጽኦም ከማን ስራሕ ገዛ ተሸጊሮም መንግስቲ ካናዳ አታሊልና ኢዩ ኢሎም ይከስዎ ኢዮም። ምክንያቱ ንዓና ዝከውን ገዛ ስራሕ ኩሉ ቀረባት አይቀረበልናን ዝተመልሱ ቡዙሓት ኢዮም።

  • @Yirgalemftwi
    @Yirgalemftwi 9 місяців тому

    Bitami xibuki habreta firuti

  • @millisele2603
    @millisele2603 9 місяців тому

    Thaks sister nay forklifty sertfket hzna ete mexina bue srah yrkeb du.

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      Ewe yirkeb eyu ajokum abti zelekumo konkum ktmaharwo tkielu temahirkumo mtsu alo bzuh nay forklift srah

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 9 місяців тому

    እዞም ዝበልክዮም ሰርቲፍክቲ ዘየድልዮም ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም ግን እቲ ንሓበሻ ዘሸግሮ ዘሎ ቃንቃ ኢዩ በብዛሕትኡ ሓበሻ ከኣ ክእለት ቃንቃ የብሉን

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому +1

      ትኽክል ግን ኩሉ ኣብዚ ዝነብር ቋንቋ ይክእል ስለዝነበረ ዶ ዪመስለካ ይሰርሕ ይነብር ዘሎ ዋላ ቋንቋ ዪልመድ አዪ ኩሉ ስደተጛ ኣብዚ ዓዲ ቋንቓ ይክእል ማለት ኣይኮነን ግን ምስ ግዜ ዘይልመድ ነገር የለን ካልእ ተተረፈስ አቲ ሰላምታን መሰረታዊ ምርዻእን ዪልመድ እዩ ኣጆና ጥራይ

    • @michaelkidane9980
      @michaelkidane9980 9 місяців тому

      @@fruttv3171shikorina tesfa mhab kalie u reality kea kalie. So please let them only the truth. Contact me if you want I need your help.

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      @@michaelkidane9980 you can contact me on facebook FrutTv elka

  • @mengsteabtesfamariam9619
    @mengsteabtesfamariam9619 9 місяців тому

    ንስኺ ኣብቲ ሲስተም ስለ'ዝኣተኺ ወይ ስራሕ ስለ'ዘለኪ ኣቃሊልኪ ትርእይዮ ኣለኺ ግን ብሓፈሻ ስራሕ ብቀሊል ዝርከብ ኣይኮነን ጉዳይ ናይ'ረዚመ'ውን ዝሰርሕ ኣይኮነን 90% ስራሕ ሰብ'ብሰብ እዩ ዝርከብ ን'ዩትዩብኪ ከተዕብዪ ክትብሊ ዘየለ ተስፋ ኣይትሃቢ እቲ ዝወሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ንባዕሉ ብኣግኡ ዝርከብ ኣይኮነን ምኽንያቱ ቀዳምነት ንዩኩረናውያን ስለ'ዝተሓዝኣ

  • @yordanosasmlash3443
    @yordanosasmlash3443 9 місяців тому

    Neays

  • @mengsmogos7322
    @mengsmogos7322 15 днів тому

    ኢንታይ ሐሳብ ከተቅሪብ ኢልክ ስራሕ ኣሎ ኢንዳበሊክ ክትዛረብስ ሕንኪ በል ክማኪ መንኒኢሰያት ስራሕ ሲኖም ኮለል ዝብሉ ዘለዉስ ብሰብ ኣይተላግጺ ኮሞኒት ላይክ ክትብሉ ኢበር ደግጺክ ኣይመስለንኒ ነዉሪ ኢዪ ኮሙኡ ኣይትበል ስራሕ ዘየለስ ኣራሕ ኣሎ ትብሊ ኣይትጋገይ ሰብ ኢዮም ከማኪ

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  15 днів тому

      እንታይ እዩ እቲ ፍታሕ ትብል ንስኻ? ንስኻ ካናዳ ምስ መጻኻ ኣብ ክንደይ ስራሕ ረኺብካ? ዕድል ክህበካ ደሓን ሓሳብ ናትካ ይሓይሽ ትብሎ እስካ ኣማክረና

  • @user-uk8gk9lv8l
    @user-uk8gk9lv8l 9 місяців тому

    I think you could your resume for free at employment offices

  • @kahsayberhane7714
    @kahsayberhane7714 9 місяців тому

    Bejaki seq beli

  • @tesfalamabrah1420
    @tesfalamabrah1420 9 місяців тому

    ድምጺ የለን ዓው በሊ

  • @Selihom9599
    @Selihom9599 9 місяців тому

    Dont talk abaut INDEDD Please bc they didn't call or nothing

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому

      Keep trying they will

  • @teklehaimanothaile4425
    @teklehaimanothaile4425 9 місяців тому

    ብዛዕባ ኣበይ ዘላ ካናዳ ኢኺ ትዛረቢ ዘለኺ ? ሃለውለው ግደፍዮ ሰብ ተዋሪዱ ኣሎ .። ብምህታት ልብና ሃምይምና ኢና ። ኢቲ ተሕልፍዮ ዘለኪ ከኣ ጨው የብሉን ። ሽግር ሰብ መዝሚዝኩም ብስነስ ምግባር ግደፍዎ እዚ ትዛረብዮ ዘለኺ ውጹእ ሓሶት ኢዩ

  • @josyjohn2458
    @josyjohn2458 9 місяців тому +1

    ንምኻኑ ኣበይ ቦታ ኢኺ ትነብሪ ኣብቢ ዓዳ ጋሻ ዲኺ?
    ጌጋ ሓበሬታ ምሃብ ንባዕሉ ገበን ኢዩ”

  • @abelabrham3195
    @abelabrham3195 9 місяців тому

    She is giving Absolutely wrong information.why immigrants leave Canada at this time?

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому +2

      Check out my previous videos I my self have made a video about people who are leaving canada.

  • @Selihom9599
    @Selihom9599 9 місяців тому

    Habesha zserh ab MacDonald tfelti 😮

  • @merhawiweldemichael2063
    @merhawiweldemichael2063 9 місяців тому

    Lebam lebam mixwat xbuk aykonen UA-cam ketebyi aytimxexi over 10 new comers alewu srah sienom okay

  • @MeraTek
    @MeraTek 9 місяців тому +1

    Hasawit konki beynki dki Ab Canada deleki Amselu

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  9 місяців тому +2

      Kab tserfi eti haqi tblo wey tblyo hizki endo merto aqrbi

    • @arontemesgen4178
      @arontemesgen4178 9 місяців тому

      Ewae ata haway entay amexeo dea texaref agebab ba geber ente tegagiya kea neska negrena

    • @KisanetAraya-c8h
      @KisanetAraya-c8h 9 місяців тому

      Entay zexrf aleki denkoro neaki zhaysh tzareb ala wa

  • @millisele2603
    @millisele2603 9 місяців тому

  • @Selihom9599
    @Selihom9599 9 місяців тому

    Habesha zserh ab MacDonald tfelti 😮