- 119
- 398 683
Frut Tv
Canada
Приєднався 3 тра 2020
Hello folks, well come to the Chanell my name is Fruta Etay I am a Nurse, a wife and mom of one. Here I share useful information about general knowledge like health, canadian immigration , beauty and personal blog literally little bit of everything … please subscribe and be part of Frut Tv family. Lots of love and respect.❤❤
www.etsy.com/ca/shop/HabeshaFinds
መዓልቲ ሕርሲ ኣብ ሕክምና ብኸመይ ይቁጸር? #habesha #tigrignamusic #tigrigna #
ክቡራት ተኸታተልቲ ርኢቶኹም ኣብ ቦታ ኮመንት ጸሓፋልና።
Subscribe for more videos like this...
#pregnancy
#tips
#nursing
#nursingstudents
Subscribe for more videos like this...
#pregnancy
#tips
#nursing
#nursingstudents
Переглядів: 41
Відео
KDAYS #EDMONTON #2024 #CANADA
Переглядів 3044 місяці тому
#edmonton #canada #summer #event #kday #eritrea #ethiopia #tigrignamusic #tigray #eritreanmovie #alberta
ነዚ ኩነታት ብከመይ ንሕለፎ?
Переглядів 1,2 тис.8 місяців тому
www.canada.ca/en/immigration-refugees-citizenship/campaigns/newcomers.html www.redcross.ca/training-and-certification/course-descriptions/first-aid-at-home-courses sja.ca/en/alberta ca.indeed.com/q-all-job-vacancies-l-edmonton,-ab-jobs.html?&aceid=&gad_source=1&gclid=Cj0KCQjw5cOwBhCiARIsAJ5njuY78JH0y_gJK3poG9rYAMPoB4Bn2R6k7Ki-PvQv5-ZCFGqXYiApKi4aAgdaEALw_wcB&gclsrc=aw.ds
ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ነዚ ዪመስል!!...
Переглядів 11 тис.8 місяців тому
#eritrea#eritreanmusic #eritreanmovie #tigrinya #tigray #ethiopia #habesha #tiktok
ዘሐጉስ ብስራት ዓበይቲ ማካይን ክትዝውሩ እትደልዩ
Переглядів 2,1 тис.8 місяців тому
www.alberta.ca/training-for-obtaining-a-class-1-drivers-licence#jumplinks-0
ዘሐጉስ ብስራት ን ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ካናዳን ኣብ መሰጋገሪ ሃገራት ዘለኩምን
Переглядів 1 тис.10 місяців тому
www.canada.ca/en/employment-social-development/news/2024/01/government-helping-6600-internationally-educated-healthcare-professionals-work-in-canada.html?fbclid=IwAR0hUzv2r2HSqcYBJa8psDFUU26xC5CKy-ibbsAPT0YX1DRI_rB2wd74_-M ua-cam.com/video/YG6ezxyXEGU/v-deo.htmlsi=My3IdsTjuWxlOQE5
ሓዲሽ ሓበሬታ ን ኣብ ሱዳን ዘለኹምን ብሰንኪ ዂናት ናብ ኻልኦት ሃገራት ዝኸድኩም ከምኡ ዉን ተቐመጥቲ ካናዳ ኣሕዋትኩም ኣብ ሱዳን ዘለዉኹም
Переглядів 2,2 тис.11 місяців тому
ua-cam.com/video/wjFdTTzUsM8/v-deo.html
ካብ ካንሰርን ካልኦት ሕማማትን ክንከላኸል ትሕግዘና ኣፕሊኬሽን።
Переглядів 490Рік тому
ካብ ካንሰርን ካልኦት ሕማማትን ክንከላኸል ትሕግዘና ኣፕሊኬሽን።
ብቀሊል አገባብ ባዕልኹም ኦንላይን ቱሪስት ቪዛ ክትሓቱሉ ትኽእሉ(step by step guide how to apply for tourist visa online)
Переглядів 610Рік тому
ብቀሊል አገባብ ባዕልኹም ኦንላይን ቱሪስት ቪዛ ክትሓቱሉ ትኽእሉ(step by step guide how to apply for tourist visa online)
ካናዳ ክትዛወሩ ትደልዩ ብከምዚ ኣገባብ ባዕልኹም ኦንላይን ቱሪስት ቪዛ አመልክቱ
Переглядів 615Рік тому
ካናዳ ክትዛወሩ ትደልዩ ብከምዚ ኣገባብ ባዕልኹም ኦንላይን ቱሪስት ቪዛ አመልክቱ
ኣገዳሲ ሓበሬታ ን ኣብ ካናዳ ዘለኩምን ኣብ መንገዲ ዘለኹም ተመሃሮ ነርስ#internationally#educated#nurses#canada#
Переглядів 1,5 тис.Рік тому
ኣገዳሲ ሓበሬታ ን ኣብ ካናዳ ዘለኩምን ኣብ መንገዲ ዘለኹም ተመሃሮ ነርስ#internationally#educated#nurses#canada#
መንፈስካ ዘሐድስ ሕቆኻ ዝምሕር ምንጪ ጽባቀ ደቀንስትዮ ሓበሻ ባህላዊ ጡሽ ፡ ኣብ ፋና ወይባ ጡሽ #eritrea #tigray #ethiopia
Переглядів 401Рік тому
መንፈስካ ዘሐድስ ሕቆኻ ዝምሕር ምንጪ ጽባቀ ደቀንስትዮ ሓበሻ ባህላዊ ጡሽ ፡ ኣብ ፋና ወይባ ጡሽ #eritrea #tigray #ethiopia
ን ካናዳ ክትከደሉ ትኽአል አማራጺ መንገዲ #eritrea #ethiopia #tigray
Переглядів 9 тис.Рік тому
ን ካናዳ ክትከደሉ ትኽአል አማራጺ መንገዲ #eritrea #ethiopia #tigray
ምንጪ ጽባቀ ቆርበትን ጥዕናን ደቀንስትዮ ባህላዊ ጡሽ ፋና ባህላዊ ጡሽ ኣዲስ አበባ #fana traditional steam#ፋና ወይባ ቲስ#ፋና ጡሽ
Переглядів 1,3 тис.Рік тому
ምንጪ ጽባቀ ቆርበትን ጥዕናን ደቀንስትዮ ባህላዊ ጡሽ ፋና ባህላዊ ጡሽ ኣዲስ አበባ #fana traditional steam#ፋና ወይባ ቲስ#ፋና ጡሽ
ፍሉይ መደብ ካብ ከተማ ኣዲስኣበባ #1stbirthday #baby #babygirl #celebrating
Переглядів 755Рік тому
ፍሉይ መደብ ካብ ከተማ ኣዲስኣበባ #1stbirthday #baby #babygirl #celebrating
ክናዳ ብኩነታት ሱዳን ንዝተመዛበሉ ስደተኛታት ሓለፋታትን ቀዳምነታትን ትህብ(part 2)
Переглядів 8 тис.Рік тому
ክናዳ ብኩነታት ሱዳን ንዝተመዛበሉ ስደተኛታት ሓለፋታትን ቀዳምነታትን ትህብ(part 2)
ካናዳ ብኩነታት ሱዳን ዝተመዛበሉ ስደተኛታት ሓለፋታትን ቀዳምነትን ትህብ ( part 1)
Переглядів 45 тис.Рік тому
ካናዳ ብኩነታት ሱዳን ዝተመዛበሉ ስደተኛታት ሓለፋታትን ቀዳምነትን ትህብ ( part 1)
ሰባት ካብ ካናዳ ክወጹ ዝገብርዎም ምኽንያታት (2ይ ክፋል)
Переглядів 3,8 тис.Рік тому
ሰባት ካብ ካናዳ ክወጹ ዝገብርዎም ምኽንያታት (2ይ ክፋል)
ስለምንታይ??? ሰባት ካብ ካናዳ ዪወጹ ኣለዉ (1ይ ክፋል)
Переглядів 38 тис.Рік тому
ስለምንታይ??? ሰባት ካብ ካናዳ ዪወጹ ኣለዉ (1ይ ክፋል)
ኣልበርታ ንተቀማጦኣ ብሰንኪ ናህሪ ዋጋታት ናይ መነባብሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ትህብ
Переглядів 1,5 тис.Рік тому
ኣልበርታ ንተቀማጦኣ ብሰንኪ ናህሪ ዋጋታት ናይ መነባብሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ትህብ
ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ክንደይ ዪወስድ? ንትምርቲ ከ አንታይ ክንማላአ? ንዝብል ሕቶታትኩም መልሲ
Переглядів 12 тис.Рік тому
ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ክንደይ ዪወስድ? ንትምርቲ ከ አንታይ ክንማላአ? ንዝብል ሕቶታትኩም መልሲ
እንዳ ዘወርካ (drive through)ናይ ልደት ምርኢት ኣብ ኤድመንተን/Edmonton drive through christmas lights blog #2
Переглядів 312Рік тому
እንዳ ዘወርካ (drive through)ናይ ልደት ምርኢት ኣብ ኤድመንተን/Edmonton drive through christmas lights blog #2
Hi selam
Selam
Thanks sisteryyyy
ሰላም ዕድመንጥዕናን ይምነየልኪ ብስራሕ ማለት ዴኮመንት ምልእ ኣለኒ ግን እቲ ሓቀኞ ቄብ ሳይድ ምፍላጡ ተሸግርና ብከመይ ትፈልጦ ንገርና እባ ሶሪ good Look
Thank you. Www.canada.ca
Thank you for good ayied
እንታይ ክብለኪ ይደሊ ምስዚ ትምህርዩ ዘለኪ እንተ ዝካኣል ኮይኑ ጽሕፈት ተትገብርሉ ጽቡቅ ኔሩ። ስለዚ ጸገማት ናይ ደቂ ኣንሰትዮ ብምምሃርኪ ቀጽልዩ ንፍዕቲ Just keep going
Furti nay marriage Canada prosses. Identification type entay kimerx aleni tegdski melsly thankuu
UCI
@@fruttv3171 thanku so much furti.msrah abuni gn
@brhanabrhane7630 entay ainet number aleka application number teleka kea fetno
@@fruttv3171 'f' zjimr fail number u
Eti birthday kemti nsom zhatwo yyyy/mm/dd zble alo msh nsutat tsbuk gerka kemzmelaekayo check gber mnalbat abti amelalea zeyestewalkalu gega keyhlu
Thank you my dear gen heto alni bkemey kerkbki ykel malet weleqawi
FrutTv elki ab facebook tshafley
👍
Nay bhaqi nfeti adnqeki qexlyo iki kemzi zbelkyo abti mejemerya nay bhaqi qanza aleni kemu ewun kem seb smiit yebleyn entebelkuki ay tamnn tkoni gn beqa sebaayy trah ytahagos enber nay trgum yeblu ezi kab mntay ykewn tbli tegediski ktmlsley btesfa yxbe
FrutTv elki ab facebook tsehafley eki natsi
የቀንየልና ክብረተይ ልገዛኪ ሓዳሽ እየ እና ተገዳስኪ መልስለይ መጀመርያ ጥንሲ ተልዕል ተለካ ለስላሳ ይስተ ዶ ካም ምሪዳ ዛኣመሰሉ ❤❤❤❤❤
መልስለይ ባ ታይ ዳ ላይኩ ተገዲስኪ መልስለይ
Ab mengedi sle zeleku eye yikrta ewe leslasa yiste we tay tsegem alewo.
Thanks furti bsala ezi zgeberki eko halife
Thank you yodit share bmgbar kea hagzna kexali tesatfoki ayfeleyeni azye eye zemesgn
Thanks sister ኣነ እዚ ዝበልክዮ ኣብ ነብሰይ ኣሎ ወዲ 15 ዓመት ኮለኹ ኣብ አርትራ ብዝገጠመኒ ሓደጋ ከምዚ ሕልመይ ዝጠፍአ ተስፋ ዘይብለይ ሰብ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ግቡእ ሕክምና ውን ኣይረኸብኩን ትራውማ ውን ገይረ ኣብ ስደት ውን ካብ ፋሚሊ ተፈሊኻ ምስ ሓዱሸ ሕብረተሰብ ኣብ ጥቃካ ሓው ወይ ሓፍቲ ዘይምህላው ኣጋዲድዎ ግን እንዳወደቅኩ እንዳተሰእኩ ይቃለስ ኣለኹ ሓደ መዓልቲ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሂወተይ ናብ ንቡር ክምለስ ውን ተስፋ ኣለኒ
Nay bhaki fili hawey ab thti fetari kulu yikeal eyu fetari zseano neger yelen ajoka bertie kem qedemka.
My sister thanks for advising us, but how can I get the application theory?
Thank you Teklino which application are you asking about?
Ane kedmi heji kemeu gere neyre gn memxae abyni
Welcome teffki kenki , iytetfei ena ba, kefrhka mexweti ni kolut
ዋው! ብሓቂ መሳጢ፡ ሓያል መልእኽቲ ዘለዎ ግጥምታትካ። ኣገላልጻኻ'ውን ብጣዕሚ ንጹርን ሰሓብን። ግጥሚ ምስትምቓር ሓጎስ'ዩ ዝፈጥረለይ። ቀጽሎ በል ጥበብካ ይሰስን።
Would you please list the requirements depending on your experience for nursing before we come to canada
Are you a nurse? Which province are you residing ?
Thank you my sis. ana ab Sudan Kassala eya znaber eze nay Sudan konatat btame bartena dakena ay temherte nehna ay serah kona manbabro bartena hemak alana file no kab zemasana dero 1 amat garo entay kthegzena tekele habtay thank you very much
ብጣዕሚ መምሃራይ እዩ ዛሐፍተይ
Furti numberki tsehafley
Facebook Frut Tv elki tsehafley.Sorry for the late reply
Furti ok ezi working holyday zbelkyo nab canada temporary dika tkeyd wala permanent residence twehab Kalie ksab kndey u acurate wey bkemue zeatwue bkereba entesemiki ketekaflna
Mkrti haftey bmejemerta thank you neti des zbl mkrki eza mewedaeta zbelkya nhawaru mekelakeli tensi mahxen mesar eti zkefen hatyatn ab srah fetari metaw zefrhn iyu sry mearey ezi srah nay xeadu iyu msana ms habesha gn axeyafi iyu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🫡
ኣነ ዉን ንምክትታልክን ተገዲስኪ ሓሳብኪ ስለ ዝሃብክንን ኣዝየ የመስግነኪ ። ጽቡቅ ኣለኺ ኣባና ዉጉዝ እዩ ብባህሊ ዋላ ሃይማኖት ነገር ግን ስለዝደለካ ጥራይ ዘይኮነ ተገዲድካ ብሕማም ምኽንያት ዋላ ማህጸን ጠቅላላ እዉን ምእላይ ኣሎ። እቲ ሓሳብኪ ሓቅኺ ኢኺ ኣነ ግን እቲ ዘሎ ኣማራጺታት ከም ሓበሬታ እምበር ከም ናተይ ርኢቶ መከላኸሊ ብፍላይ ሆርሞን ተዘይንጥቀም ይሓይሽ እየ ኢለ
hooooooo🤣🤣🤣🤣🤣 nski kone elki seb ktehrqi eki deliki hamimki alki
Xbuk habrta eyu sebay arfti ent alyu bmknyte hrsi kulna bhansb knkyd ykal do wes xgam yhlwo eyu hbrni eba zyad
Tsegem yeblun baby hizkum tgeshu sgab zhalekum
Thank you🙏🙏😍
Nay Meaes eki tzarebi deleki Zey kewn tesfa mhab tsbuk aey konenn Aeb Canada srah zhilu aelo
haki tezarebi srah yelen seb bezihu alo kedamnet
hasot aytzarebi keltifka srah ayrkebn u
Lebam lebam mixwat xbuk aykonen UA-cam ketebyi aytimxexi over 10 new comers alewu srah sienom okay
Abardae
Skipthedishes tibili Skipthedishes seb tetiwu eyo zeyle tizarebi
Hasawit seb tesheguru alo abey adi aleki
ይትረፍ ኤርትራውያን ህንዳውያ ዝተማህሩ ብኩንትራት መንግስቲ ካናዳ ዘምጽኦም ከማን ስራሕ ገዛ ተሸጊሮም መንግስቲ ካናዳ አታሊልና ኢዩ ኢሎም ይከስዎ ኢዮም። ምክንያቱ ንዓና ዝከውን ገዛ ስራሕ ኩሉ ቀረባት አይቀረበልናን ዝተመልሱ ቡዙሓት ኢዮም።
❤❤❤❤ ናይ ብሐቅ ጽብቅ መብርህ ሩታ ኣበስት ❤❤❤ከምት ትብልዮ ዘለኪ ትምህርት ጥራይ ኢዩ ❤❤ ኣጆኪ ንዓና የሕዋትኪ ከሙ ጌርኪ ሐግዝና❤❤ማራል ሃብና ገለ ሰባት ተስፍ የቁርጽኻ
Bitami xibuki habreta firuti
Xbuk zereba haftina tx more
I think you could your resume for free at employment offices
ኣነ ዝገርመንስ ንምንታይ ኢኹም ጌጋ ሓበሬታ ተማሕላልፉ ኢዞም you tuberat.ናይብሓቂ ኣብ ካናዳ እንድሕር ሃሊኺ ኣብዚ ሰዓት እዚ እቲ ሓቂ ኣይጠፍኣክን ኢዩ ንማልባት ኮነ ኢልኪ ተዘይኮይንኪ።ንነባር ይኹን ንሓዱሽ ኢብዚ ሰዓት ካናዳ ንኹሉ ሓደ ኢያ ኮይና ዘላ።እዚ ዓዲ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንዳኸፍእ እዩ ዝኸይድ ዘሎ።
Bejaki seq beli
ንስኺ ኣብቲ ሲስተም ስለ'ዝኣተኺ ወይ ስራሕ ስለ'ዘለኪ ኣቃሊልኪ ትርእይዮ ኣለኺ ግን ብሓፈሻ ስራሕ ብቀሊል ዝርከብ ኣይኮነን ጉዳይ ናይ'ረዚመ'ውን ዝሰርሕ ኣይኮነን 90% ስራሕ ሰብ'ብሰብ እዩ ዝርከብ ን'ዩትዩብኪ ከተዕብዪ ክትብሊ ዘየለ ተስፋ ኣይትሃቢ እቲ ዝወሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ንባዕሉ ብኣግኡ ዝርከብ ኣይኮነን ምኽንያቱ ቀዳምነት ንዩኩረናውያን ስለ'ዝተሓዝኣ
ሰላም ከመይ ትኮኒ ዝሃፍተይ
Canada ስራሐ የለን እንተሎ ዉን ደመወዝ ኣዝዩ ቱሑት እዩ ተለፎንኪ ጻሓፍለይ ኣብዚ ስራሕ ዝሳኣኑ ቡዙሓት አለው ስራሕ ዘይብሎም ናቶም ብሄሮም ጥራይ እዮም ዘእትዉ
ሰላም ንኣኪ ፡መጀመርታ የቀንየልና ኣምላኽ ይባርኽኪ። ኣነ ኣብ ጀርመን ናይ ትራኽ ትምህርቲ ተማሂረ፡ እየ። ናብ ካናዳ ክሰርሕ ይሓስብ እየ። እንታይ የድልየኒ? ናይ ጀርመን መምርሒ ፍቃድ ኣብ ካናዳ ይሰርሕ ድዩ? ብከመይ ኣገባብ ኣብኡ ክስርሕ ይክእል ክትሕብርኒ ደልየ የቀንየለይ
Rikibley hji katu mara xegimni alo
ንምኻኑ ኣበይ ቦታ ኢኺ ትነብሪ ኣብቢ ዓዳ ጋሻ ዲኺ? ጌጋ ሓበሬታ ምሃብ ንባዕሉ ገበን ኢዩ”
ናይ ብሓቅ ጥዕይቲ ሰብ ከማክስ የብዝሓየን እቲ ሽግር ኣብ ነንሕድሕድና ሕስድና ኣለና እቲ ጸጋ ሓውና ክጥቀመሉ ኣይንደልንን ኢና ኣበይ ክሓልፈልና ነንሕድሕድና እንዳተጫኻከንንና በጃኩም ኣሕዋት ንካባበር ልቢ እንተ ቀኒዑ ኩሉ እኹል ኢዩ
🩵💚🍓🍇🍍😘🙏
Thanks my sis my
Hii frut habety kerkbaki delya nari Please telfnki habeny
FrutTv elki ab facebook tsehafley
Thank you Abaye sebe kebret yehabelna kemaki yebzeha ❤❤❤❤❤❤
መረዳእታ ከምዝሓጽረኪ ጥራይ ኢየ ተዓዚ ካብ ጽሑፍኪ። መጀመርያ ሕብረተሰብኪ ብግቡእ ትፈልጥዮ ኣይመስለንን ካልእ ምስ ናይ ካናዳ ሲስተም ክወሃሃድ ዘሎ መስርሕን ካልእ ምስዚ ቁጠባዊ ውድቀት ካናዳ ናይ ስራሕ ሽግር ዘሎ መረዳእታ እኹል የብልክን እሞ ቅድም ብፍልጠት ንነብስኺ ልክዕ መወከሲታት reference ጌርኪ ብእስታቲክስመልክዕ ኣቅርቢ ብሓቂ ብዓልቲ ርድኢት ተኾንኪ?
Shekorey eufey abilkena nekemtse yehaseb aleku eye