ጉጅለ 15 ክርሸኑ ኔርዎም ዝብሉ ፣ Biniam Girmay 7ይ ደረጃ ሒዙ | Yikealo Tv

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 253

  • @selmatzeggai7643
    @selmatzeggai7643 10 місяців тому +13

    ይከኣሎ❤ወደይ ምሕረት የውርደለን ኢለ ከሓልፎ ይሓይሽ።
    ዓወትን ፍትሒን ንብርገድ ንሓመዱ ❤❤❤❤ወለዶን❤❤❤❤❤

  • @merhawifisseha5821
    @merhawifisseha5821 10 місяців тому +2

    Thanks you akila ❤

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 10 місяців тому +1

    እዋይ እዚ ህዝብናስ ገለ ዳኣ መርገም ከይህልወና 😭😭😭😭😭

  • @esayasabraha9106
    @esayasabraha9106 10 місяців тому +22

    አዛ ሚደያ ናይ ይካሎ የዕብይዋ ሳብስክራብ ግብረዋ ላይክ ብልዋ ንመነእሰያት ማሀሪትን ጠቃሚት አያ

    • @AbibAbis-j7l
      @AbibAbis-j7l 10 місяців тому +1

      qomalat tegaru belaeti wudaq zweledkayom ayebeyu

    • @DHYNETT12
      @DHYNETT12 9 місяців тому

      Kab ykealo intay knmehar😂 awrajawnet?

  • @DexTar-b5v
    @DexTar-b5v 10 місяців тому +3

    ባርነት ሳዕሪርዎም ፎ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 9 місяців тому

    Selam ykalo hewey biselam dica tefieca nay dihen ygbero deheyka aytehebae

  • @nabalnabil3218
    @nabalnabil3218 10 місяців тому +1

    Keep it up brother.

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 10 місяців тому +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💖

  • @ephriemmichael
    @ephriemmichael 9 місяців тому

    ይካኣሎ ሓወይ በርትዕ ኩሉ ግዜ ብላይክ የ ዝጅምር 👍 ቻነልካ ካብቶም ብቐረባ 100,000 ኮይና ክሪኣ ዝብህግ ሓዉኻ የ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eseygebar6829
    @eseygebar6829 10 місяців тому

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @mitu8150
    @mitu8150 9 місяців тому +1

    Where are you? Did you change channel? Or you are on break. In any case hope you are doing good.

  • @tesfaalam8454
    @tesfaalam8454 10 місяців тому +2

    ኣምላክ ይመስገን ንእሽቶይ ወሎዶ
    ካብ ሸፋቱ ሳሕልን ኣተሓሳስቦኦም
    ተገላጊሉ ንፍትሕን ዲሞክራስን ዝግስግስዘሎ ክብሪ ን ኣምላክ ኣጆካ
    ሰመያዊ ሰውራ ክሳብ ኣስመራ

    • @AfeAwgaro
      @AfeAwgaro 10 місяців тому

      Emo wred dey nsukum ekum xelaetna

  • @BiniamAndat
    @BiniamAndat 9 місяців тому +2

    Yekalo hawena aleka do entey da tefika dhayna eba geber entey da

    • @blueenergyvibration
      @blueenergyvibration 9 місяців тому +2

      Exactly my thought....Yikalo seb aytshakel

    • @devetu53
      @devetu53 9 місяців тому

      Ya tefiu dehan do ykewn ezi tebai hawuna 🥰💙 selam halwulna yehwatna kulkum ​@@blueenergyvibration

  • @AfeAwgaro
    @AfeAwgaro 10 місяців тому

    Gexn ferekan

  • @yosiefmengsteab9053
    @yosiefmengsteab9053 10 місяців тому

    Good Job ma brother ✌️

  • @RutaOkubay
    @RutaOkubay 10 місяців тому

    Well come yikalo

  • @shishaym.shishaym.1979
    @shishaym.shishaym.1979 10 місяців тому +8

    Welcome yikealo bro💙💙💙✋✋✋

  • @henokbrhanen3460
    @henokbrhanen3460 10 місяців тому

    💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @AsmeromFitsum
    @AsmeromFitsum 10 місяців тому +1

    💙💙💙💯💪

  • @devetu53
    @devetu53 9 місяців тому +2

    Yikealo hawey dehayka tefina bselam temeles ayteshakulna ba ❤

  • @ziadahaile9074
    @ziadahaile9074 10 місяців тому

    ብሱል ዘረባ ካብ ብሱል መንእሰይ ቀጽለሉ:: Thank you.

  • @ErkoDeriba
    @ErkoDeriba 10 місяців тому

    "እዚአቶም አይፈለጥካዮምን ቀንጠብጤባዊያን ኢዮም

  • @abrahamslmon4207
    @abrahamslmon4207 10 місяців тому +3

    ሓሳዊ ቦሎ ኣነ 5.25 ነይረ መጸም ጂ,15 ከምዚ ገሮሞ ከምዚ ደግሞሞ ኢሎም ምስ ነገሩና ሕቶ ዘለዎ ምስ በሉ ሓደ ሰብ ተንስኡ ንስኹም ኣስርኩም ትነግሩና ኣለኹም ናቶም ቃል ኣስምዕና እሞ ሽዑ ገበኖም ክንኣምን እልዎ ኮፎል ተባህሉ ንሕና ክእሰሩ ዝፈረመ ወታሃደር የለን ሻዕብያ ምስ ባራይኡ ሓሶት ካብ ዓለም ሓሰዉቲ ቀዳምት ዮሞ ብዘይ ምግናን ዝብለኩም

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 10 місяців тому +1

    👍👍👍👌👌👌💙💙💙

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 10 місяців тому +2

    ናእሽቱ ኢኩም ኮይንኩም መስለኒ እምበር ኣነ ግዜ ደርግ ቁሩብ ኣርኪበ እየ( 1982-1984) ኣከባቢ እየ ተወሊደ። ለክባጣት ልክዕ ከምዚ ከኣ መሊኦም ኔሮም። ስለዚ ለክባጥ ኩሉ ግዜ ለክባጥ እዩ፡ ኣይሓፍርን እዩ። ጽባሕ ከኣ እንደገና መጽዩ ይቅረታ ይብሎ ንደምበ ፍትሒ።ባህርያቶም እዩ ዋላ ሓንቲ ክትገብሮም ኣይትክእልን ኢካ።

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 10 місяців тому +1

    💙💙💙

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 10 місяців тому

    Yekalo tv is good

  • @hiwetabraha1876
    @hiwetabraha1876 10 місяців тому

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🙏🙏🙏

  • @yordag9538
    @yordag9538 10 місяців тому

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @BerheWeldekidan-l3c
    @BerheWeldekidan-l3c 10 місяців тому +2

    Behaki Behaki nemesgneka ykalo hawna tsbuk medeb ❤️🇸🇪🇸🇪🇸🇪💙🌷🌹💐👍🙏🙏🙏👌👌👏👏💪💪💪💪

  • @erm3806
    @erm3806 10 місяців тому

    💙🌿💙🌿💙🌿💪💪💪💙🌿💙🌿💙🌿

  • @sarontewelde4500
    @sarontewelde4500 10 місяців тому +2

    💙💙💙💙💙💙

  • @sjhshjsjs6154
    @sjhshjsjs6154 10 місяців тому

    👍💙🌿💙🌿💙🌿💙❤️🌿❤️🌿❤️💙

  • @sarontewelde4500
    @sarontewelde4500 9 місяців тому +1

    long time we didn't see you ykealo hawna hope 🙏 to see you soon

  • @akberethaile9072
    @akberethaile9072 10 місяців тому +1

    ❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿💙💙💙

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 10 місяців тому

    ልዕሊ ህግደፍ ሳዓብቱን ከዳዓትን ረሸንቲ ሰብን ኣዕነውቲ ሃገርን ኢዩም G15 ናይ ሕልና ኡስራትን ዝገበርዎ የለን።

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @iyasutsehaye421
    @iyasutsehaye421 9 місяців тому

    Wo bist du eigentlich bitte sag bescheid

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 10 місяців тому

    Bravo Yaki 💙💙💙

  • @ZemuyRusom
    @ZemuyRusom 10 місяців тому

    yikalo hero gahi eyu nayziom bejaka

  • @olgaberhane9530
    @olgaberhane9530 10 місяців тому

    Where are you??????????we miss you

  • @titisebhatu776
    @titisebhatu776 10 місяців тому +3

    ምስእዚኦም ምዝራብ ምስ እምኒ ምዝራብ ይሐይሽ ተንቃሳቀስቲ ሬሳ

  • @sleepless001
    @sleepless001 10 місяців тому +6

    *"ደቀንስትዮና ኣኽሊል ዓወትና"*
    *"ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቕድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ"!!*

  • @Menkemselam
    @Menkemselam 10 місяців тому +1

    ይክኣሎ ዓቅምኻ ተዛረብ ሕጻብ ድራር የብልካን ።ተሕዝን ኢኻ ዘረባኻ ጨው የብሉን ስነምግባር ዜሮ ተምሃር ተምሃር በጃኻ መከፉእ

  • @tm.h.3262
    @tm.h.3262 10 місяців тому +1

    ንሰልጠነ እዩ ጉዱ ስለ ዘቃልዖ ።

  • @briktyhiiamwintayourvideoi3616
    @briktyhiiamwintayourvideoi3616 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @terhashadush2479
    @terhashadush2479 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤ ❤❤🩵🩵🩵

  • @ghideymedhanie1706
    @ghideymedhanie1706 10 місяців тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙

  • @YoditTewolde-y7n
    @YoditTewolde-y7n 10 місяців тому

    Terewae

  • @Gdjutvkdhyfkjjdrrj
    @Gdjutvkdhyfkjjdrrj 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yemaneteka9143
    @yemaneteka9143 10 місяців тому +9

    Thank you Yekalo ሐወይ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ጀግና & god blees you with you family my brother 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💙💙💙🍀☘️🌿💚💚💚

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin5703 10 місяців тому

    🙏💙💙💙💙🙋💙🤳

  • @ErmiasGhebremichael
    @ErmiasGhebremichael 10 місяців тому

    💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙

  • @kokobteame6002
    @kokobteame6002 10 місяців тому

    Ato Yikalo eritrawnet menfes u ane keman komu ye I don’t know know way

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 10 місяців тому +1

    💙💙💙💙💙💙🙏🏻🥰🥰🥰❤❤❤

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 10 місяців тому

    Good Job Yikealo!
    ብዛዕባዘን ሰብቆለ ማእከል
    ኣጻብዐን ዘውጽኣ ነውራማት
    እታ ማእከለይቲ ኣጻብዕተን
    ባዕላተን ይውሕጣኣ ስለዘለዋ
    ምቕናይ ጥራይ ጌና ጨርቐን
    ክድርብያ ምዃነን ኣይንጠራጠር። ሃገር ንሃገራውያን።

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 9 місяців тому

    👌🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵ኣጆኻ በርትዕ አዞም ነቃዓት ረሲ ክኣ ንሳ አያ ዓቕሞም

  • @MmMm-ig2dz
    @MmMm-ig2dz 10 місяців тому

    ኣበይናይ ኣሃዱ እካ ነይርካ በለው ኣነ ብዉልቀይ ኣባል ክፍለ ስራዊት 36 እይ ነይረ ሕቶ ነይሩ እተ ኮነ ባዕሎም ገበርቲ ባዕሎም ሓደግቲ ኮይኖም እብር ብክፍለ ስታዊት በቢ 2ክልተ ክፍል ስራዊቲ ተኣኪብና እተኮነ ኢቲ መልስ እዝ ነዚኦም ክምቲ ትብሉዎ ዘለኩም ፍጽሞም ኢልና ኣይነኣምንን ጸለመ እዩ ዝመስል ስለዚ ኣይንቅቦሎን ብምላት ኣፋኒናዮም ስለዝ ዓመጸ ኣብዞም ፍጠርቲ እዛሃገረን ኣብ ህዝብን ተፍጺሙ።

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 10 місяців тому

    Drar lokmax you should know you have no place left for you ❗️❗️

  • @Alem123Alem-q9h
    @Alem123Alem-q9h 10 місяців тому

    እዚ ይካአሎ ሰቅ አይንበል እዞም ሰብ ኢዛኦም ገለ ስጉምቲ ክንወስድ አለና ፋይል ከፊትና ታሐተቲ ክንገብሮም አለና

  • @ghebrebrhanfshaye8011
    @ghebrebrhanfshaye8011 10 місяців тому +1

    Klae kolel aytbel n.hagerka wun yqre ybehal 'u sreat haqka gn hamiqa nefiea hager hager ya bro n.ska wun ms deqeska hsb abl

  • @tedrosaytsgeb565
    @tedrosaytsgeb565 10 місяців тому +1

    ይክኣሎ እዚኦም ስብ ኣይኮኑንን

  • @yordag9538
    @yordag9538 10 місяців тому +1

    ንኺድ ጥራይ ይካኣሎ ስማያዊ ሰውራ ክሳብ ኣስመራ💙💙💙💙💙

  • @mblovergym6917
    @mblovergym6917 10 місяців тому

    Belxu wetru yaki hawey 💪🏿

  • @yowhans9berhe435
    @yowhans9berhe435 10 місяців тому +4

    መምህር ጆርጆ ኣብነታዊ መንእሰይ ❤ 🇪🇷🙏

    • @ወዲዓድኻላ
      @ወዲዓድኻላ 10 місяців тому

      ኪድ ደጋል ሓሳዊ

    • @mengedihaqiterarikinaybhaqi
      @mengedihaqiterarikinaybhaqi 10 місяців тому

      HGDF do Mo ashkikimo ,zeytegagiwo zeybilkum😮

    • @yowhans9berhe435
      @yowhans9berhe435 10 місяців тому

      @@ወዲዓድኻላ ኣዴኻ ደጋል ኢያ ምሽ ኮምኡ ትመስል ኣለካ ኣታ ጸማም መንእሰይ

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 10 місяців тому

    ጆርጆ ሕጂ ኤርትራ ምስስዓረት ኤርትራ ተስፋ ስለዝረኸበት ሕጂ ዶኾን ስልጣን ይረክብ፡ ዓዲ ክኸይድ ይኽእል ኣዩ፡ መታለሊ እዩ እዩ።

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 6 місяців тому

    Walahantiy bandera damo nyhager iyu it hji teblozeleka gin walahanti ztahaz yblun zchibet win yblun

  • @FikaduTeweldebrhan
    @FikaduTeweldebrhan 9 місяців тому

    Nafiqnaka

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 10 місяців тому +2

    በየን ደኣ ወዲ ሓወቡኡ ኮየኑ ኣወል ወዲ ሸረ ጆርጆ ሓሳዊ ኤርትራዊ 😂😂😂dc ዓደይ😢😢😢ህግደፍ መንደፍ😢😢😢ብርጌደይ የዕወት💙💙💙💙💙

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka1848 10 місяців тому +2

    Thank you Yikealo hawna. Atum sebat sieli nay Eritreas kisedelka eye diyu zibele Awel n Jorgo?! Baelu keydu zeysiel! Sala eritrawi genzeb ayseanen, Sala kihdetu kea eta Eritreawinet aysienan eyu.

  • @KinromBeraki
    @KinromBeraki 10 місяців тому +1

    💙💙💙💙💙💙 banidera kisab asimera tbil nisika yikalo jgina Ane kea kisab dekemhare masawa wesikela aleku keep it up bro .

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 10 місяців тому +2

    Thanks my br❤🎉

  • @negasitesfamichale3205
    @negasitesfamichale3205 10 місяців тому +1

    መን ስለዝኮንካ እስኻ ደአ ክዳዕ ዕሱብ ……

  • @AmanuelMobae
    @AmanuelMobae 10 місяців тому +1

    Guhaf

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy4219 10 місяців тому +2

    Thanks 😊💙💙💙💙💙

  • @KuwaitKuwait-dx4mb
    @KuwaitKuwait-dx4mb 10 місяців тому

    💙💙💙💙💙🧑‍💻💪💪👉👧🇰🇼

  • @solomonteklay7448
    @solomonteklay7448 10 місяців тому +2

    THANKS YOU SO MUCH YAKI BOY ❤❤❤❤ WEDI MELEY

  • @filmoneri8951
    @filmoneri8951 10 місяців тому

    ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ሎቅማጽ ገርግሽ ዝገበረ ይግበር ሰልጠነ ን መንዩ ድዩ ዝቃለስ ሰባት ከምዚ ገሮም ኢልካስ ንዕላማኻ ብሰባት ዲኻ ትከድዕ፡ ጽባሕ ንግሆ ደኒኑ ክነብርዩ ገጹ ትርሓቅ ሰብኣይ ተጠሊዑ ሎቅመጽመጽ ክብል ብደዉ ዝሞተ ሰብዩ።

  • @berihumesel
    @berihumesel 10 місяців тому

    ❤❤❤❤ ክዓቢ ዝግቦኦ ሜድያ ነዕብዮ በርትዕ ይካኣሎ ሜድያ

  • @AramAlemey
    @AramAlemey 10 місяців тому

    እንታይ ዓይነት ዘይንብሩ ህዝቢ እዩ እዚ በቃ ቅተሎም ሕረዶም

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 6 місяців тому

    Sle. Mntay da zjalefe sport terian

  • @hugushyes926
    @hugushyes926 10 місяців тому +6

    Ykalo shikor hji grm semayawit bandera kisab asmra asimiokaniiii💙💙💙💙💙

  • @Yacob88481
    @Yacob88481 9 місяців тому

    Yikealo selam diyu, tefiika

  • @hailetewelde-q1i
    @hailetewelde-q1i 10 місяців тому

    ነቶም ኢሰያስ ዝጥፎኦም ድዩ 20 ሽሕ ዝብልዘሎ ብዘይ ኢሰያስ ዝጠፈአ ኣሎ ድቱ

  • @weinisolomon
    @weinisolomon 10 місяців тому

    Bhsdna ngorebietka xbuq aykonen sudanawyan lomi ab eritrea teaqibom bezihwom ayknnen hasad hmamka kale eu

  • @tesfugebre2070
    @tesfugebre2070 10 місяців тому

    ኣቱም ሰባት በታ ባንደራ ዛተወ ጋኒን ጸፊዕዎም ኣሎ ስለዚ እታ ባንደራ ዓትንካ አካ ከትውጻሎም ትኽእል

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 10 місяців тому

    Wow runway 😢😢😢😢

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 10 місяців тому

    ንናጽነት ተኣሲሮም ደምዮም ሂወቶም ከፊሎም ሰንኪሎም ደምዮም እምበር ናይቲ ዝተቓለሱሉ ጻማ ተሓጉሶም ዝበልዑሉ ጻሕሊ የለን ::
    ዝበልዑሉ ጻሕሊ ዝሰብሩ ትብል ሲ ማዓስ ዝበልዑሉ ጻሕሊ ኢዮም ሰይሮም ?
    እዚ ሰብኣይ ጆርጆ ዝባሃል ድማ በዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቒሙ ሕጂ ኢያ እታ ትጥዕም ግዜ ንህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝበልኩዎ ሕማቕ ረረባታት መን ይፈልጥ ዘይፍትን ምናልባት ይሰንሰለልካ እንተበለትኒ ክፍትን ኢሉ ኢዩ ዝናሳሕ ዘሎ ::

  • @habteabteclemicael1021
    @habteabteclemicael1021 10 місяців тому

    Keep it going cheetah 🐆 you’re yang you have a long way ahead just be safe Eritrean hero!!

  • @MosayGergis-ww6vk
    @MosayGergis-ww6vk 10 місяців тому +4

    💙💙💙💙💙👑👑👑👑

  • @akiaki4783
    @akiaki4783 10 місяців тому

    Deqi Dawit Esak eyen kerekakbela ykeila eyen. Yksesaea.

  • @FloweyFlower-l4i
    @FloweyFlower-l4i 10 місяців тому

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 10 місяців тому +1

    "እታ ትገርመንስ፡ኢሳይያስ ምስ ሞተ ንመን ከምልኹ እዩ"ይብል ነይሩ በሉ ምድጋፍ ከቋርጹ እዮም።

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 10 місяців тому

    እዘን ደናቑር ማእከል ኣጻብዕቲ ዘውጽኣ ብሕጊ
    ሰፍ ዘይብል ናይ ገንዘብ
    ስለዘቕጽዕ እብክንዲ
    ጸርፊ ብሕጊ ይምረጽ
    እቲዘሕመን ገንዘብ ስለ
    ዝኾነ'ሞ መኸተና ንቐይር።

  • @abusalehkilkal1977
    @abusalehkilkal1977 10 місяців тому

    yikalo denkero bejka temhar halewlew konka

  • @mebrahtombesrat-ml6ff
    @mebrahtombesrat-ml6ff 6 місяців тому

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 10 місяців тому

    ስላም ይካአሎ ኤርትራ አምሀራይ ዝባሀል አብ ታሪክና የለን 150 አመት አፄይ ዬውሀንስ ራስ አሉላ ምስ ተስውኡና ቀልጢፉም ፈላልዬሙና ዝተረፈ ታሪክና ከምኡ ዝጠፍእ አጥፉኦም እዋና ሀልያ መፂአ ህጂ እዩ ስአቱ ንቀፃሊ ትውልድና ቅሳነት ናይ ግድን እዩ ኢሳያስን ባርያታቱ ካብ አለም ክነጥፍኦም አለና ብርጋድ ንሀመዱ ወንጭፍ ክትግብሮ እዩ 100%100. ናፅነትና አብ ኢድና እያ

  • @hailetewelde-q1i
    @hailetewelde-q1i 10 місяців тому

    ኤርትራ ተኣጊዳ አንድዪም ዝብሉ ንተቃወምቲ ካኣ ኣንጻር ኤርትራ ይብሉ ኤርትረኦም ኢሰያስ ኢዩ

  • @ebabakahsay3417
    @ebabakahsay3417 10 місяців тому

    Ykalo hawna nay ezom tezaribka aywdan eyu eti ruesom feriku eyu😢😢

  • @asmerayem8777
    @asmerayem8777 10 місяців тому

    ኣየ ኤርትራውያን ተባልዑ