ተስፋይ ብዓይኒ መርፍእ ዝድለ ዘሎ ሰብዩ josias denden

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 372

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  13 днів тому +17

    ነታ ናይ ቴለግራም ጉሩብ ምስ ትደልዩ ኣብዚኣ ተመልከቱ 👇
    t.me/+f-LUN0SQt6k2NTk0?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTAAAR1VVelZIHD0c6v7bMZIXhJIt4GQwVxSVTBpgNduLZQthtsIRDVT4a2dEFE_aem_CIoZ49gShOdr84CrJxV4mg
    ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣብ መስርሕ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኣሜሪካ ክትከታተሉ ምስ እትደልዩ ኣብዚ ተመልከቱ 👇
    www.justice.gov/criminal/case/hyperfund-and-associated-cases?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTAAAR0p8ImNRSAON-PxzZrdTIjlxsvr8eNZlCStupeWJy8rKtZEbj4UPHErTRg_aem_krdvmDoQB30hwNSDmUs8RA

    • @Mussie_mengisteab
      @Mussie_mengisteab 12 днів тому +2

      Well done brother, that's the true link. Thanks.

  • @solomonliza
    @solomonliza 12 днів тому +24

    መደባትካ ኣዝዮም ኣገደስትን ጠቐምትን ትሕዝቶታት ዘለዎም እዮም እሞ በርትዕ ጆሲ 💙💙💙

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  12 днів тому +4

      Kibret yhabel 🙏🙏🙏

    • @davidblessed5833
      @davidblessed5833 12 днів тому +2

      ጆሲ ጽቡቅ ጌርካ እዚ ጉዳይ መዕለቢ ክግበረሉ ተሓባበረና ፍላይ ተስፋይ ተኽለ ምስ መሳርሕቱ ነቲ ምስኪን ሕዝቢ ኣድሚዬሞ እዬም ኣብ ሕጊ ክቀረብ ኣለዎ እዛ ጉዳይ ብሽፍንፍን ከሕልፉዎ ይሓስቡ ተሃሊዬም ንግዜ ኢና ንጽበይ ዘሎና ረሲዕናዬ ኣይኮናን

  • @marssemay69
    @marssemay69 5 днів тому +2

    ኣነስ ኣበይ ነይረ 'የ፡ እዚ ኹሉ ከይሰማዕኩ ሓሊፉኒ።

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 12 днів тому +11

    ጎበዝ ሓቂ ምቅራብካ ኣበግን አሶም ይብል ግን ተጋጊኹም ኢንቨስት ኣብ ኦንላይን ጌጋ❤🐪🇪🇷💪

  • @zaidteklay67
    @zaidteklay67 12 днів тому +11

    ጆሲ ባዓል ቁምነገር ጎይታ ኢየሱስ ይባርካ❤❤❤

  • @dngleywahseydngleywahsey4351
    @dngleywahseydngleywahsey4351 12 днів тому +8

    ኣሕዋተይ በጃካትኩም ተጠንቀቁ መፍቶ ሕልና ዘይብሎም ኣይትኩኑ ብከምዚ ዝመጽእ እንጀራ የለን ኣብዘይ ተደለየ ግዳይ ኣይትእተው ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ።

  • @ElsiRecipes
    @ElsiRecipes 12 днів тому +8

    Jossi bitaemi yemsgneka ni Mussie akiribika eti haki nai hizbika miflaika I subscribe from today thank you again

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 12 днів тому +24

    ኣነ ንዓኻ ዝድግፈካ ቅድሚ ኩሎም ኣብ መድያ ወጺኻ ብዛዕባ እዚ ጸገም ስለዝተዛረብካ ኢየ ዝድግፈካ።

  • @merhawiyohannes9263
    @merhawiyohannes9263 12 днів тому +19

    አዚ መስርሕ አዚ : ነውሕ ግዜ ዝወሰደ አዩ ስለምንታይ ኤና ግን : ኩሉ ግዜ ብሰባት ንታለል : ካብ ሕሉፍ ክንማሃር ኣይንኽእልን ድና : ብሕጂ ውን ዘታሉሉ ኪመጹ አዮም : በጃኹም ገንዘብኩም : ኣኩቡ : ንጠንቀ.

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 12 днів тому

      Aytifelitin eritreawi asha mikhanu 98% kkk kemu intezeykowin hager eritrea bihade telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet Ethiopia aymetetin nerra!!😂

    • @mahartabtesfai9451
      @mahartabtesfai9451 10 днів тому

      😂😂😂 ይግርመካ ኣነ ማራ ኢዩ ዝገርመኒ ሒጂ ወን ሓንቲ ክትምርምረኒ ጸንሓ ብካልእ ዓይበታት እስታይል

  • @tekluristom7004
    @tekluristom7004 12 днів тому +7

    ሰላም ሙሴ ኣለና ጥራይ ሓደ መራኸቢ ፍጠሩልና አነ ንባዕለይ ከባቢ 16000 us ዘእተኹዎ ተበሊዐ እየ ሙሴ ውን ትፈልጥ ኢኻ ኣጆኻ ኣለና

    • @eru5343
      @eru5343 11 днів тому

      16,ሽሕ😳🙆🙆🙆ንዓይ ብካ ሂብካኒ😅

    • @mahartabtesfai9451
      @mahartabtesfai9451 10 днів тому +1

      16k ዓርከይ ካብ እግሩ ከይትተርፍ ብኽልተ ዓይነት መንገዲ ብሕግን ብጎነጽን

    • @MichielHaile-te3vn
      @MichielHaile-te3vn 7 днів тому

      @@mahartabtesfai9451
      ብሕጊ ከንጠልጥሎ ይኽእል ኢዩ፣ግን ግዜ ይወስድ ብኣፍንጮኦም ኣንጠልጢልና ብሕጊ ገንዘብና ኣምሊስና ኣብ እስሩቤት ደጌምናዮም ፣ግን ነዊሕ መስርሕ እዩ 👌

    • @mahartabtesfai9451
      @mahartabtesfai9451 6 днів тому

      @@MichielHaile-te3vn ክንድ ዝነወሐ ይንዋሕ ኣነ ኣብዞም ድኽመትካ ኣብ ግምት የትዮም ናብ ድልየቶም ከመኣዙኑኻ ዝፍቱኑ ዓይነት ፍታሓዊ ኣይኮንኩን ኣብ ዓዲ ሕጊ ንነብር ኣለነ ድልየትካ ትገብረሉ ሃገር ኣይኮነ

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 12 днів тому +19

    Tesfay Tekle Abzi zelekuwo Houston Texas Eyu znebr. Kebabi 2015-2016 nabti business kiatu hatituni ane gn eti business nay hasto mukanu terediuni Aytekebelkwon.

    • @ertrawi
      @ertrawi 12 днів тому

      Gbu bro nay ke a ab gzie covid bexbixomni ato kblu 😂😂😂 hbush si lali xada felitkas tewfr aleka kemzi gierka genzeb zrkeb tezkewn nmntay 8 seat yserhu alewu gdefuni 8 seatey serihe kbela eileyom ybleka 😂😢

  • @YonasMussie-e9q
    @YonasMussie-e9q 7 днів тому

    Selam selam Josias
    Zakarias Josi xbuk Alewu

  • @Hegerey
    @Hegerey 11 днів тому

    Musie, you are heroes. Keep it on all people is behind you and proud of you 👏

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 12 днів тому +11

    ኣለና ንተስፋይ ንኽሰሶ ቴሌግራም ክፈት ሃይ ክንብለካ ኢና፡ ፒትሽን ክንፍርም ኢና

  • @dessiegebrekristos8241
    @dessiegebrekristos8241 11 днів тому

    Thank you ❤❤❤❤

  • @kubromyacob2948
    @kubromyacob2948 12 днів тому +11

    ጆሲ ❤❤❤❤ ኣነ 2000 ስዊዘርላንድ ፍራንክ ተበሊዔ እየ ሙሁር ዘይምኻነይ ግዳይ እየ ። ብትግርና ዝማሃሩና ግን ብዓል እዚ ዝዛረብ ዘሎ ዮ ።

    • @ElsiRecipes
      @ElsiRecipes 12 днів тому

      Zimhareka genzebika kemei gerika ketewxio eu enber agosgosekan

    • @robel4420
      @robel4420 12 днів тому

      2000 ፍራንክ 😅😅😅 ኣየ ሓብሻ

    • @Desertflower-k6z
      @Desertflower-k6z 12 днів тому +1

      ካብ ሕጂ ንንዮው ተጠንቀቅ።

    • @kubromyacob2948
      @kubromyacob2948 11 днів тому

      @ ክትግረም ጹቡቅ ገይርካ ዝፈልጦም ምሳይ 30 ዝኾኑ ኣለዉ

    • @kubromyacob2948
      @kubromyacob2948 11 днів тому +1

      @ እንታይ ክደግም ቡሩኽ ፣ ብቀረባ ቤተ ሰብ እንድየ ኣቴዮ እንተኣሚንካሉ ሐራይ ኢለ፤ ናይ ተስፋይ መስራቲ ምዃኑ ተሓታቲዩ ዝገደዱ ሕጂ ጻድቃናት ኮይኖም ዝቀርቡ ዘለዉ ግን ደፋራት እዮም ፣ መራሕቲ ሃይማኖት ድያቆናት ሙሁራት ኣመንቲ ጴንጠ ከይኖም ዝጎስጎሱሉ የሕፍረኒ ዮ ነዓይ ክኣምን ግዜ ኣይወሰደለይን። ግስም ከኣ ኣቢሎምኒ። 1ቲ ካብቲ ዝነበረት ጎስጋስ ወስ ከብለካ ኣብ ኤሮጳ በየን ኣቲኻ እያ ትብል ከም ሕቶ፣ መልሲ ሳህራ ባሕሪ ከም ኩሉ ሰብ ፤ እም ኣሽሓት ዶላር ንሪስክ እናኸፈልካ ንረብሓ ስልምንታይ ትፈርሕ እናበሉ እዮም ኣዕሾምና

  • @habtomyeomane935
    @habtomyeomane935 7 днів тому

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን!ሙሴ ሓወይ ናይ በሓቂ እቲ ትዛረቦ ዘለካ ኩሉ ሓቂ ኢዩ።
    ኣነ ንባዕለይ ካብቶም ግዳይ ዝኮንኩ ኢየ!ለካክሞምና ጠፎኦም!ኣነ ንባዕለይ 25000€ ለክሞምኒ! እቶም ቅድመካ እንተርቭው ግን መሻርክቱ ንተስፋይ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ኩሉ ዝብልዎ ዝነበረ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ይዛረቡ ስሚዐዮም።
    እሞ ኣጆካ ኩላትና እቶም ዝነበርና ከኣ ምስክር እና!

  • @YirgalemGebreslasie-oz7du
    @YirgalemGebreslasie-oz7du 12 днів тому +1

    Amen Amen Amen 🙏🏿

    • @iceagestoneage8067
      @iceagestoneage8067 12 днів тому

      Entay eyu Amen dahray Amen zebehalelu seatat mes metse ke entay eka kitebel

  • @surafelzeragabr1760
    @surafelzeragabr1760 12 днів тому +1

    Good job mosi

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 12 днів тому

    Thank you

  • @davidblessed5833
    @davidblessed5833 12 днів тому +5

    ጆሲ ብኸመይ ንረኽበካ ብዙሕ ንዛረቦ ኣሎና ብዙሕ ገንዘብ እዪ ተታሊና ዘሎና በዞም ሓላፍነት ዝጎደሎም ሕልና ኣልቦ ኤርትራውያን ሓቀኛ ሚዲያ ክሳብ ንረክብ ኢና ነገራት ኣብ ውሽጥና ሒዝናዬም ረሲዕናዬ ኣይኮነን እቲ በደልና ፍትሒ ረኺብና ኣብ ሕጊ ነብጽሖ ኣይክንድቅስን ኢና ናይ መዓልቲ ጉዳይ እዪ

  • @wegahtaemam6137
    @wegahtaemam6137 12 днів тому +1

    Www Good nuxur azararba

  • @solomoniyassu2635
    @solomoniyassu2635 12 днів тому +6

    ሰላም ዮስያስ ብመጀመርያ thank you ንዓኻን ንሙሴን እዚ ግን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ አስፍሕ አቢልኩም part two እንተትገብሩላ ጽቡቅ ኔሩ ብዙሕ እዩ ተሃስዩ እዚ ሕብረተሰብ በዞም scamers ገለ ካብቲ ዘታልልዎ ዝነበሩ ቃላት ዝሐዞ እንተሎ ሙሴ አብዚ እንተትዝርግሖም ጽቡቅ ኔሩ ቀጽለሉ thank you.

  • @EmaLuka
    @EmaLuka 10 днів тому

    Tsbuk iyu getrukum. Bahamat
    Seb ykales nskum . rebha traiykum

  • @DGHome.
    @DGHome. 12 днів тому +1

    ሰላም ጆስያስ ደንደን ሓወይ ከመይ ትኸውን ኩሉ ሰላም ድዩ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ሰላም ምስ ምሉእ ጥዕና ክህልወካ ዘለኒ ምሉ ትምኒተይ በዚ ኣጋጣሚ ክገልጸልካ ይፈቱ።
    ቀጺሌ ግን ሓንቲ ነገር ክሓተካ እንተኾይነ ንምንታይ ኢኻ እንዳ ተዛረብካ ከለኻ ንየማን ወይ ንጸጋም ብብዝሒ እንዳ ጠምትካ ትዛረብ ደሓን ወይ ኖርማል ነገር እተ ኮይኑ ከም ናትካ ተኸታተሊ መጠን ካብ ዝቕጽል መደብ ከተቃርጾን፡ክትቆጻጸሮም ይምሕጸነካ ወድሓንካ ክቡር ሓው ቻው
    ካብ ሓውኻ ደንደን በዚ ኣጋጣሚ ናይ ብሓቂ ሽመይ ኸኣ ደንደን ስለ'ዝኾነ እየ።😀👌👍

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 19 годин тому

    ሰላም ደቂ ኤረይ ብጣዐሚ ይገርም እዚ እታይ ይብሃል እዚ ጠፊኡ ዘሎ ክርከብ እዩ ካበይ መጺኡ እዚ ኩሉ ሰልዲ ከይገረመና አይተርፍን እዚሰ አብ ዓድኩም ተትከዉን ክንደይ ጽቡቅ ኒሩ ሰንኩላት ናይ ሰድራ ሰዉአት ክንደይ ድካ ዘክታም ከአ ምሰ ተሐገዘ አቱም ሰባት ተምሃሩ ካብዚ ወልቂ ረብሐ ኩሉ ጊዜ መጥፊእኡ አይፍለጥ ጉድ ሰማዕ ካብዚ ከምዚ ይሰዉረና❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️🙏🌹🌹✊💪👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @silassibhatu8113
    @silassibhatu8113 12 днів тому +9

    አዋይ ጆሲኣስ ሃወይ ኢዚኦም ዚብአስ ይብላዕ ኣሎ እንተበልዎ ኣበይ ከይ በል ይጎይ እዩ ነገሩ።
    እዚ ኣብ ሱዳን ኮለና ኣብጽርጊያ ኪልሙኑና ይውዕሉ ነሮም ኪራባታ ኣሲሮም ዝሃፍተሙ ክመስሉ ።ንዓይ ኣብ ኣዲ እንግሊዝ ዘሎ ዘመደይ ከምዚ ኣሎ ተጥቀምሉ ኢሉኒ ነሩ ።
    በዚ ሎሚ ኩሉ ርእሱ ዚፍትወሉ ጊዜ ቢትርፊ ዘርብሑ ኣይኣሚኔ እይአምኖምኔ ኢለ ኣፋኔዮ💃።

    • @M.pet.
      @M.pet. 12 днів тому +1

      Kkkk sehaq moyte semeyawi badla gierom bank account enda arayu kshurshurna ywielu nierom ab beal Addis.

    • @abebanerayo4234
      @abebanerayo4234 12 днів тому +1

      Bravo izi hzbi kemey tedenagiru indi izi si fulut iyu inber bkofka kindzi genzeb iumbai

    • @Niyetnatu
      @Niyetnatu 12 днів тому

      ትያንሲ ዝብሉ ድዮም ዝብሉ ኔሮም ኣብ ሱዳን ዝነበርኩሉ

    • @SuzanTesfamichael
      @SuzanTesfamichael 11 днів тому

      ያ ትያንስ ገንዘበይን ግዜን ዝለከሙኒ ብ ሞዴስ ሸይጦም ኣዐሽዮምኒ ዋይ ገንዘበይ ልክም ኣቢሎሙኒ 😂😂

  • @michaelbelay7455
    @michaelbelay7455 12 днів тому +2

    ሙሴ እቲ ዝብሃል ትብሎ ኣለካ ብጣዕሚ ጽብቅ እዩ እስካውን ሓራ ትወጽእ ካብ ተሓታትነት እቶም ገንዘብ ንጹሃት በልዖም ደቂሶም ማለት ዘበት እዩ ብወረጦ ካብ ዘለውዎ ተሓኒቆም ከምዝወጹ ንግዜ ጥሪሕ ንግደፎ ፡ ብሕጊ ስጋብ መፈጸምታ ክንጽበይ ኢና ካብኡ ግን ???

  • @YirgalemGebreslasie-oz7du
    @YirgalemGebreslasie-oz7du 12 днів тому +3

    Josi mear Hawey Edmen teinan yemneyelka egezabeher yebarka ruhus hadesh amet yegeberelka🎉🎉🎉🎉

  • @HannaPetros-rk2zr
    @HannaPetros-rk2zr 12 днів тому +1

    Selam Selam eway

  • @RS27QM
    @RS27QM 6 днів тому +1

    ድሕሪ ማይ አብ በዓቲ ኮይኑ
    እዋይ ህዝበይ ጉድ ረኺብኩም። አብ ሕጊ አቅርብዎም።

  • @erythreenne6491
    @erythreenne6491 12 днів тому +3

    Bejakum Kuslna Aytgudueuna

    • @samze930
      @samze930 12 днів тому

      Ajoka dehan

    • @hihi-gy8zz
      @hihi-gy8zz 12 днів тому

      Don't give up . ክሰስዎም ዋላ ነዚ

  • @Hegerey
    @Hegerey 11 днів тому

    I appreciate that you are bringing Musie.
    How can I contact you, brother?

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ

    ክብረት ይሃበልና ጆስያስ ሓውና። ሙሴ ክኣ ንስለ እቲ ግልጽኖትካ የመስግነካ። ኣነ ሓደ ካብቶም ግዳያት የ። ናተይ ከይኣክል ኣሕዋተይ ውን ግዳያት ጌረዮም የ። ተስፋይ ተኽለን ኮራኩሩን ኣብ ሕጊ ዝቐርቡላ ምዓልቲ ሃረር እብላ ኣሎኹ።

    • @mahartabtesfai9451
      @mahartabtesfai9451 10 днів тому

      ኣነ ገንዘበይ ኣብ ዝፈልጦ ሰብ ጥራይ እየ ከዋፉሮ ዝኽእል ዳሓር ሰብኣይ ኮይኑ የታልለን ካብ ኮብዱ ጮጎራ ኣውጽአ እንዳ ቆሮስክዎ ከለኹ ብፖልስ መተታሓዝኩ

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 12 днів тому +3

    ኣብዛ ትብልዋ ዘሎኹም እቲ ቀንዲ ተጸዋዒ መን እዩ፡ ኣብዚ ኣብ ካናዳ ብሕልፊ ኣብ ቶሮንቶን ኣብ ምሉእ ካናዳን ብዙሕ ከምዚ ትብልዎ ዘሎኹም፡ ዝተበልዑ ስለዘሎዉ እየ፡ ብዙሓትውን ኣብ ዘይሕማሞም በጺሖም ኣሎዉሞ፡ በጃኻ ህዝበይ ብኣእምሮ ሕሰብ፡ ስቕ ኢልካ ብሃሳሰ ላባም ኣይቲኺድ።

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 12 днів тому

    ናይ ኢዶም ይሃቦም

  • @user-wertgyert
    @user-wertgyert 5 днів тому +1

    Josie, azarbo eba nezi wedi, ab mogon tiatwo aleka, awedeayo!

  • @saraberaki3439
    @saraberaki3439 12 днів тому +1

    Musie beal hilna kem kulu gize,Ente Tesfay zeremergem Gen masta ezi hizbi abey kebxhaka u Ende,hiwetka mulu aytqesenen eka 😢

  • @loveedsrb1808
    @loveedsrb1808 12 днів тому

    His right mussel ❤❤ well done 👏

  • @senayf9536
    @senayf9536 12 днів тому +6

    እዚ ወዲ ኸልቢ ተስፋይ ተኽለ ንዓይ ውን 7000 ኢሮ ለኪምኒ እዩ። ንቡዙሓት ሰብ ለኪምና እዩ። እዚ ሙሴ ዝባሃል ሰብ ዝሕግዞ ሲኢኑ እንበር ካብ ቀደም ብጥብቂ እንዳ ሓተተ ዝዋጥሮም ዝነበረ ሰብ እዩ። ቡዙሕ ግዜ ውን ይዓጽዎ ከምዝነበሩ ይዛረብ ኔሩ እዩ። ስለዚ ኣጆኹም ንተስፋይ ተኽለም መሳርሕቱን ኣብ ሕጊ ንምቕራብ ኢደይ ኢድካ ንበል።

    • @hanarussom3910
      @hanarussom3910 12 днів тому

      Ane wen 5000 😢😢😢

    • @devetu53
      @devetu53 12 днів тому +1

      Ewa atum sebat ty diu weridkum 7000$ elka alowa ty eyu weridkum gn kndzi genzeb😢

    • @KebromTesfay
      @KebromTesfay 12 днів тому

      ኣነ ውን 2400$

    • @meramati4547
      @meramati4547 12 днів тому +1

      Gn kemey kemey iyu iti genzeb ztakelekum anes 700 ika mikab abini natey yhaysh thatati kebedeyn hawala tray iyu😅😅 nakum gn zeyrakumo yfterelkum

    • @rebelking4626
      @rebelking4626 12 днів тому

      ኣነ ውን 1000 ክንደይ ከኣ ኣብዛ ዝነብረላ ከተማ ዝተለከሙ ኣለዉ

  • @Fre-ek1sm
    @Fre-ek1sm 12 днів тому +4

    ሙሴላ ውልቃዊ ናቱ ዘይኮነ ዘዛርቦ ዘሎስ ናይ ቶም ንመን ምስመን ከምዝዛረቡ ዓቅሎም ዘጽበቡን ገንዘቡ ዝተዘምተ ጠበቃ ዝሳአነ ምስኪናይ ህዝብና እዩ ዝዛረብ ዘሎ
    ክናአድ ክአ ይግብኦ
    ምኽንያቱ ሐቀና ስለዝኾነ ብግልጺ ክአ ይዛረብ አሎ

  • @ruthaminey676
    @ruthaminey676 12 днів тому +4

    ንጹር ሓበሬታ ሂብካዮ ነዚ ሕዝቢ ሙሴላ ሓወይ ዝበዛሕና ንፈልጦ ኢና ምኽንያቱ ግዳይ ስለዝኾንና ብዝኾነ ተስፋ ንገብር እዞም ሰባት ተታሒዞም ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ። ተስፋይ ተኽለ መታለሊ ኔሩ ዘረብኡ እዞም ኮራኩር ናቱ ዝነበሩ ከኣ ከም መልኣኽ ይሓስብዎ ኔሮም ፡ ሕቶ ክንሓትት ኣይፍቀደናን ኔሩ ናይ ዲክታቶር ኣካይዳ እዩ ኔርዎ።

  • @simretmesfun5254
    @simretmesfun5254 День тому

    Ana kemnay 5200 USA

  • @user25645
    @user25645 10 днів тому +1

    20.000USD እባ ከብ ማይ አትየን ንመን እዪ ኡይይይ ድብሃሎ

    • @RS27QM
      @RS27QM 6 днів тому

      ዋይ ሓወይ እንታይ ትብል ወደይ? መስጣ ሰድራ ቤትካ ወሪድካ። ውጽዕ ምስኪናይ።

  • @jemalyonus7244
    @jemalyonus7244 12 днів тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @zeremariampaulos3414
    @zeremariampaulos3414 12 днів тому

    Medenagert

  • @henosmeles5059
    @henosmeles5059 12 днів тому +4

    Jossy ab tiktok tetenqequ belom buzuhat alewu medanageriy seb

  • @SaraBerhane-vr3so
    @SaraBerhane-vr3so 12 днів тому +3

    ንዓይ እውን ቀጻሊ ይሰዱለይ ኔሮም መሶብ ፊዮሪ ዘብሃሉ

  • @erythreenne6491
    @erythreenne6491 12 днів тому +2

    Telamattt Eidom Krekbwayom

  • @Brhanekflom
    @Brhanekflom 12 днів тому +2

    Ezi tesfay tekle zibahal seb bizi guday aziyu kebid geben alewo

  • @dessiegebrekristos8241
    @dessiegebrekristos8241 11 днів тому

    🩵🇪🇷🇪🇷✅✅👍✅🩵🩵🌻❤️‍🔥💜💜❤️‍🔥

  • @Sabaaa-u1y
    @Sabaaa-u1y 12 днів тому +1

    Oh my poor people.

  • @tesfitkidane9398
    @tesfitkidane9398 12 днів тому +7

    ሙስየ ተለግራም ከፊትኩም አራኩቡና ኸንኮሶ አነ ንባለይ 40 ሽሕ us ተለኪመ አምላኽ ይለኹሞም።

    • @ajjb9552
      @ajjb9552 12 днів тому

      Ewayy haweye 🙆

    • @robel4420
      @robel4420 12 днів тому

      @@ajjb955240 ሽሕ ፖው ከምይ ጌርካ ክንድዚ ገንዝብ ትሕብ

    • @ertrawi
      @ertrawi 12 днів тому +3

      😢😢😢 80 koynen kmexaka eiyen ma bro amlak xnat yhabka ajoka gbu 😢🙏

    • @RS27QM
      @RS27QM 6 днів тому

      ⁠​⁠@@ertrawi800 ሽሕ ኮይነን ክመጽኦ እየን ክክክክ

  • @MelayVideo
    @MelayVideo 11 днів тому

    Always do your own research and make informed decisions. Don't let herd mentality dictate your financial future.

  • @selamgirmay9340
    @selamgirmay9340 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @uqubamichealmisghina2169
    @uqubamichealmisghina2169 12 днів тому +1

    Amlite ebye

  • @zafumesfun
    @zafumesfun 12 днів тому

    ሰላም የሕዋት እግዝኣብሔር ብዓሉ ይፍረዶም እምበር ገንዘብ ብዙሕ ኣይኮነን እምበር በሊዖሞ ደቂሶም

  • @williamgeorge5737
    @williamgeorge5737 12 днів тому +4

    This is a huge loss as a society, so the perpetrators should be held accountable.
    How ?
    Joisias Denden can post about hyperverse in your channel ,then the victims should gather and share their contract address and then select their representatives and follow legal means in the Court.
    Thank you

    • @Lunatedros
      @Lunatedros 12 днів тому +1

      Bro they entioned that many investors have contributed large sums: one million euros, half a million, a quarter million. My question is, how did they come by that money? Are there possibly individuals involved in human trafficking or others trying to launder black money? And how do you deal with those who have misused the funds, especially when millions are lost and the origin of the money cannot be traced?

  • @fiqrimiskulilove6595
    @fiqrimiskulilove6595 12 днів тому

    Wowww zigermi

  • @tesfaeyusnqey9462
    @tesfaeyusnqey9462 12 днів тому +2

    ይቕሬታ ደኣ እምበር, እቶም ነዚኦም ሰሚዕና ገንዘብና ንህብ. እምበር ንሶም ክጉስጉሱ ከለዉ ይነግሩና እዮም ንኣብነት, ብኾፍካ, በቓ ab ገዛ ብኾፍካ, ቢዝነስ ብዘይ ትምህርቲ, ብዘይ ቓንቓ ኣሎ ድዩ.
    ስለዚ ሕጂ ውን ካብ ኩስቶ ኩስቶ, ገንዘብና ብኸመይ, ነምጽኦ, ብኸመይ ከ ነጥፍኦ ባዕልና ኢና ክንፈልጦ ዘለና.
    እምበር ሓበሻ ገርሂ. ጸዓዱ እንድዮም ምሳና ጨፈፍ ዝብሉ ዘለዉ ኣብስራሕ, ስለዚ እዚ ማስመድያ, ወይ ቢዝነስ ኦንላይን, ንሶም ምሰርሕሉ

  • @simontekeste292
    @simontekeste292 12 днів тому

    The Court of law Jossyas.

  • @TesfaldetTeklu-d1f
    @TesfaldetTeklu-d1f 12 днів тому

    Tesfay tekle lekmemuna. Eyom

  • @tesfitkidane9398
    @tesfitkidane9398 11 днів тому

    ተጋጊና ሓቢቢ

  • @shishaihagos4647
    @shishaihagos4647 12 днів тому +3

    Josi slemntay dea challenge kigebru zeymetsu ???

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  12 днів тому +3

      Abyomuna . Nzabeyeka seb dma aytgididon eka, ZeyMemxEiom Mknyat dma Nkulu zRdEo eyu

  • @HannaPetros-rk2zr
    @HannaPetros-rk2zr 12 днів тому +1

    Eway genzebbana

  • @Lunatedros
    @Lunatedros 12 днів тому +11

    Many newcomers, like the Eritrean community, have little experience with the financial system in Western countries, making them vulnerable to misleading investments. Without knowledge or education about potential pitfalls, it is challenging for them to make informed decisions.

  • @TesfaldetTeklu-d1f
    @TesfaldetTeklu-d1f 12 днів тому

    Engner msueu alo

  • @MSH-i9d
    @MSH-i9d 12 днів тому +1

    Bsrat hadish nay malta 🇲🇹
    Neza kula zlekemena ke dehayu do alokum

  • @tewoldekhabte7346
    @tewoldekhabte7346 12 днів тому +1

    Houston tx alo

  • @selamawitabraha2133
    @selamawitabraha2133 11 днів тому

    ኣምላክ ናዓይ ክፈትወኒ ክንደይ ሰብ ጎስጊሶምኒ ቀሪበ ኔረ ሲሒተ
    ህዝበይ ዝረከብካዮ ገንዘብኩም ክምለሰኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @asefawsoliana5009
    @asefawsoliana5009 12 днів тому

    Wawww hzbey

  • @hiyabfetari8809
    @hiyabfetari8809 2 дні тому

    Kndey sebat yeatika elka hteto?

  • @geriehiwet1985
    @geriehiwet1985 12 днів тому +1

    እቲ ሓቂ ንገሮም ጽራይ ሙሲ ሓውና እቶም ዘይተበከሉ ክድሕኑ መታን።

  • @bereketrussom9444
    @bereketrussom9444 2 дні тому

    Eritreawi gerhi lbu Endyu koynu kulu zetallo. 😢

  • @kibreabhabte7123
    @kibreabhabte7123 11 днів тому

    ብዓይኒ መርፍእ ይድለ ድዩ ሰብ?? ከም ዓይኒ መርፍእ ይድለ አሎዶ አይኮነን ዝብሃል ምክንያቱ ዓይኒ መርፍእ ክትርእያ ንእሽቶ ስለዝኾነት ምስ ረኸብካያ ድማ ፈትሊ ተእትወላሞ ክዳን ምስፋይካ ትቅጽል!!❤❤❤ ተተጋግየ ይቅሬታ❤❤❤

  • @erythreenne6491
    @erythreenne6491 12 днів тому +1

    😢😢😢😢

  • @michaelhaile9791
    @michaelhaile9791 12 днів тому +3

    ገንዘብኩም ስቅ አልኩም ትዘርዉ ይገርም አዩ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 12 днів тому +3

    እህህህ
    ገለ ኣዘካኪራትኒ
    እዛ ናይ ሎሚ ኣርእስቲ ገለ ኣዘኻኺራትኒ ።
    ካብ ሜዳ ምስ መጻና ተጣዪስና10,000
    ተዋሂብና ከይበላዕናየን መፍቶ ነጋዶ ናይ ኣስመራ ኮይንና ሓደ ዓቢ ቤት ምግቢ ትካላት የርእዩኻ ገንዘብካ ኣዋፊርካ 6% ክንከፍለኩም ንኽእልናይ ባንኪ ቸክ ኣለና ኢሎም የርእዩ ሰብ ዓበይቲ ትካላት የርእዩኻ ነዴኪ ማይ ውረድላ ጌሮማ ናብ ምዕራባዊ ዓለም ጠፊኦም ።

    • @TesfaXbah1
      @TesfaXbah1 12 днів тому

      Xbuq aleka n hatney kmza tbla zelka mtayesiea genzeb 10,000 ataliloma🤔

  • @birhanegebre3914
    @birhanegebre3914 12 днів тому +1

    Tesfay Huston Texas neru hige Dubai hadimu alo

  • @mahartabtesfai9451
    @mahartabtesfai9451 10 днів тому

    ዮሲ እዝጉዳይ ከም ውልቃዊ ጉዳይካ ተገዲስካ ሕዞ ካብ ሕጊ ከምሉጡ ኣይክእሉን ኢዮም ኣብዛሃለዉ ዪሃልዉ ብዘይገድስ

  • @maraedimontonedimonton
    @maraedimontonedimonton 12 днів тому

    ደሓር ከኣ ኣይሞቖልን ኮይኑ ድዩ ዝኸሶ ዘሎ😅

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ

    ኣብ ኣንጎላ ክሳዕ 50 ፡000 ዝተበልዑ ከም ዘሎዉ ሰሚዐ

  • @wediosman5487
    @wediosman5487 11 днів тому +1

    ኣልሓምዱሊላህ ንቶም ኣታልሎም ዝኣተዉኒ ብዛዓባኦምን ዓዶምን ስድራኦምን መን ኢዮም ድሕሪ ምጽናዓይ እንታይ ከም ዝመጽኦም ተርድኦም ገንዘበይ መልሶምለይ ብ50€ ናይ ሓዋላ ኢሎምኒ ተገላግለ። ገንዘብ ሓራም በልዕካ ኣይድቅስን ገና ክትበላበላ ኢክን።

  • @TsegaGarza
    @TsegaGarza 12 днів тому +3

    ጆሲ ናይ ህዝቢ ርእይቶ ሰሚዕካ ንሙሴ ምምጻእካ ኣብ ልዕሊ ተከታተልትካ ዘለካ ኣክብሮት እዩ:: ሙሴ ኣዝዩ ብዙሕ ኣፍልጦ ዘለዎ ብህዝቡ ሓሚሙ ንልዕሊ ዓመት ዓገብ ዝበለ እዩ:: ተስፋይ ኣብ ኣሜሪካ ገዛ ገዚኡ: ኣብ ዱባይ ትካል ኣለዎ ይብሃል እዩ: ኣብ ኤርትራውን ይመላለስ ከምዘሎ እንታይ የውፍር ከምዘሎፍሉጥ ኣይኮነን: ካብ face book ካብ ኩሉ ኦንላይን ሽሙ ኣጥፊእዎ እዩ: ተስፋይን እዞም ዓሰርተ ዝኮኑ መሳርቅቱን ሚኪኤለ ደበሳይ (ስዊድን) ኣክበረትወልዱ (ኣኪ) በዓልቲ ቤቱ ንሚኪኤለ: እዞም ክልተ ሰብኣይን ሰበይን ንኣብቲ ግዜ ትስራሕ ዝነበረት ቤተክርስትያን ናይ ኦርቶዶክስ ብዝሕ ዝበለ ገንዘብ ክህቡ ምካኖም ተፈሊጡ እዩ :: ልምዓት (ሚነሶታ ኣሜሪካ): ክብሮም (ቺካጎ ኣሜሪካ) ሳሊት (ካናዳ): ቤኒፈር (ካናዳ) ዮሴፍ ፍጡር(ሽወደን) ሄለን ታደሰ (ዩኬ) ንሚኪኤል ደበሳይ ጋል ሓፍቱ ካብቶም ዝዘከርክዎም እዮም ብዛዕባ እዚኣቶም ጸቂጥካ ስርሓላ ሕድርካ::
    ተስፋይ ተክለ ከኣ በይኑ ኣይኮነን ሰበይቱ ሰምሃር ሽማ ካብቶም ኣብ ላዕሊ ራንክ ዝበጽሔት እያ::

  • @FreweniYohannes
    @FreweniYohannes 12 днів тому +4

    Mosi gn abti mejmeri eska eka trina nirka

  • @JohnHabte-i9c
    @JohnHabte-i9c 10 днів тому

    16.000. Ab mesb fyeri kesire

  • @eripresstube1794
    @eripresstube1794 12 днів тому +1

    Genzebna qomiromna eyom

  • @Mtm.L10
    @Mtm.L10 12 днів тому +6

    ሰላም ጆሲ፥
    ኣነ ኣብዛ ግጉዳይ ገንዛብ ቐረብተይይ ገንዘበይ ኣስታት 40k ዝከሰርኩ ኢየ፡ናተይ ካብዚ 4k ኢዩ ዝተረፈ ከኣ ናይ ስድራቤተይን ናይ ስደት ቀረብተይን ኢዩ።
    ከምቲ ሙሴ ዝብሎ ዘሎ ትርስፋይ ተክለ ኢዩ አቲ ዋና ኣብቲ ኣነ ዘኣተኩሉ ግዜ ሙሴ ኣዚዩ ናይ ክሪፕቶ ኣፍልጦ ስለ ዘለዎ ብሓደ ኢዮም ዝምህሩ ነሮም። ሙሲ ድሕሪ ክዕጾ ምጅማሩ ግን ካብቲ ግዳይ ርሒቁ ንበይኑ ኢዩ ተፍልዮ ኢቲ ጽቡቅ ናይ ሙሴ ዝረኣክዎ ።ጉጅለ ተክለ ግን ሓሓድስ ኣሎ ኢንዳበሉ ንህዝብና ምትላል ይቅጽሉ ነሮም ።
    ግጅለ ተስፋይ ፥
    2 ካብ ሽወደን
    3ካብ ጀመን
    1ካብ ሱዳን
    1ካብ ፍራንስ
    3 ዘይፈልትኩዎም ምቅማጦም ኢዮም፡ ስሞምን ምስሎምን ምሉእ ቪዲዮ ኣለኒ ንግዜ ጥራሕ።ተሓተቲ ኢዮም !

    • @mywife9724
      @mywife9724 12 днів тому +2

      Selam sory Google wey ay thatun dikum?

    • @samze930
      @samze930 12 днів тому

      ​@Inevergiveup1992 kemay aynet reisi dyu zelekum?

    • @maraedimontonedimonton
      @maraedimontonedimonton 12 днів тому

      ሱዳን ዘሎ ወጺእዋ😂

  • @GoitomMekonnen63
    @GoitomMekonnen63 8 днів тому

    Please,ሕጂ’ውን ርግጸኛ’የ ካልኦት ዘታልሉ ክመጹ’ዮም መርምሩ።

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992 12 днів тому +1

    ሙሴ ከም ሰቡ ኢዮ በዓል ዛኪ ጆሲ ኣብ ሳቶሺ በለዖም ኣብ ቢዲሉክ በሊዖም ሕጂ ወራዙት ይመስሉ ካብ ተስፈይ ተላኢኾም እንተዘልዕልዎም ከ ሰባባት😢

  • @philimonsiem6366
    @philimonsiem6366 12 днів тому +2

    ክገርመኩም ስጋብ ሕጂ ይቅጽል ኣሎ ኣብ ቲክቶክ

  • @tedrosmengstab9979
    @tedrosmengstab9979 12 днів тому +1

    Josi xbuk hesab amxika nerka bzeba eta zum mtrnaf entetgebru kndey xbuk neru

  • @HannaPetros-rk2zr
    @HannaPetros-rk2zr 12 днів тому +1

    Kulom eyom telimomna

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 12 днів тому +2

    🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏿❤️

  • @asmeretzemariam3292
    @asmeretzemariam3292 12 днів тому

    Thanks God I asked many time and reject the offer

  • @tse30
    @tse30 12 днів тому

    Mussie is 100% right ✅️. Let's bring justice to habesha community

  • @اسمارنو
    @اسمارنو 10 днів тому

    ሕጂ'ውን ካብ ናይ ቢትኮይን ስካም ተጠንቀቑ

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 12 днів тому

    Engner tesfay diu yehwat

    • @Mussie_mengisteab
      @Mussie_mengisteab 12 днів тому

      no aykonen, Tesfai Tecle zebhal ne beynu kalea seb eyu.

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 12 днів тому +4

    ድንቁርና ሑሱም።

    • @mumeryoutube5903
      @mumeryoutube5903 12 днів тому

      Absolutely, u are right, lack of wisdom
      Is embarrassing in society. Sad and shameful in public. In 21century, why .in COVID-19 people were suffering agony painful and died.
      U lacking of knowledge, to make money in wicked ways.

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 12 днів тому

      @mumeryoutube5903 እቲ ዘሕዝን እኮ ዘይንፈልጥ ምዃንና ዘይምፍላጥ እዩ፡ እዚ ህብዚ ሲ ብጀካ ዲጋ ምስራሕ አብ ሑቛኡ እምኒ ተሰኪሙን፡ አብ ሳዋ ዕንፀይቲ ካርዩን፡ አብ ብዘይ መፅሓፍ ዝምሃረሉ ሃገርን፡ እንዳ ምፃሕፍቲ ንባብ ዘብሉ ሃገርን፡ እዚ ኢንተርነት ዘብሉ ሃገርን ዐቢኻን ፡ ነዚአ ጠዊቕካ ነቲአ ስለዝበልካ ኮምፑተር ዝፈለአትካ መሲሉካ ፡ ነቶም ዘለኻዮም ካብኦም ንላዕሊ ኼንካስ ፡ ገንዘብካስ ከም እምኒ ክትእክቦ 'ሞ ክትህብትም፡ ያኢ ነቶም ብናይ ቁጠባ ንኽንደይ ዐመት ዝተምሃሩ በሊፅካዮምስ ክትህብትም። የሕዝን እዩ።
      እዚ መደብ ግን ፅቡቕ እዩ ካብከምዚ ይድሕኑ።

  • @smartweditgirna120
    @smartweditgirna120 11 днів тому

    ezen hahiwatina da hakaten den nab xelemtiy da