part -- 1 ቡዳ ዛር ኣብ ህይወት ና ዘምጽኦ ፈተና ምስ ደቅና ዘለዎ ምትእስሳር ሰሚዕና ን ንቓሓሉ......

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @trhesadamadam6739
    @trhesadamadam6739 День тому +3

    ናይ ብሐቂ አብ ሂወትና ዝቅጽል ዘሎ እዩ ብዙሕ ንምሀር አለና ጸካኩም የብዝሐዮ ዞም የሕዋተይ አብ ጾሎተኩም ዘኩሩኒ

  • @Mikalegri
    @Mikalegri День тому +4

    Thank you Nahod hawey btami tsbuq medeb bflay kltiekum ktnefau meait eikum amo please kulu gizia mtsuna Eigziabhier msakum ykun 🙏🙏🙏

  • @okubaldetmedhanie6458
    @okubaldetmedhanie6458 4 години тому

    Btami xbuk tmhrti bsenki kemzi zeymsmai sebna ytefi alo kexluwo ❤❤❤

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف 9 годин тому

    👏👏👏⛪⛪⛪🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @okubaldetmedhanie6458
    @okubaldetmedhanie6458 4 години тому

    Btami xbuk selam du hiwet

  • @zafubhrana4564
    @zafubhrana4564 9 годин тому

    ቀፅሎ ፅቡቅ ትምህርቲ አሕዋተይ

  • @Qexlmedia
    @Qexlmedia День тому +2

    ቀጽሎ ጽቡቅ ትምህርቲ

  • @freitahagos1591
    @freitahagos1591 23 години тому

    Edmen tenan yhabkum fetari kexlwo buzuhu ena nmhar.

  • @astertekle8276
    @astertekle8276 День тому +1

    Betami xbuk. Intay kingebir alina ne kolut nay buda menfis zelewom??? Melsi kinxibe ina

  • @kisanetkahsay4333
    @kisanetkahsay4333 13 годин тому

    Ykenyelna kburat ahat❤❤❤❤ tsbuk gerkum ekum tgelswo zelekum amlak tsegu yebzhalkum

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 День тому +1

    This true right ✔️ ✅️ 💯 👏 my life

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 День тому +1

    Thanks sharing your my sister your life ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FioriSebhatu
    @FioriSebhatu 16 годин тому

    amlak ybarka buzuh temahire aleku ab xelotkum degfuni 🙏

  • @FevenTekle-k5d
    @FevenTekle-k5d Годину тому

    Hiii Naod haway kerakbka daleya nera bikamey kirakibkua tagadeskua milsaly please

  • @AAaa-f3z1e
    @AAaa-f3z1e День тому +1

    ❤❤❤Aemn❤❤❤❤

  • @FotoIsak
    @FotoIsak День тому +1

  • @roman-ig9dd
    @roman-ig9dd День тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 День тому +1

    Selam zahewya ❤❤❤❤❤

  • @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
    @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 23 години тому

    እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ክቡራት ኣሓትና ፀግኡ የብዘሐልከለም ብዙሕ ናተምሃርና ኢና ከምዚ ዓይነት ቀፅልሉ ናኡድየይ🌾🌹🍃🌾

  • @NahomHabtemichael-x4e
    @NahomHabtemichael-x4e День тому +1

    ብጣሚ ጹቡቅ ትምህርቲ ኣምላክ ጸጋ የሃብኩም ቀጽልዎ ኣብዚኣ ናይ ዝብኢ ዝበልክያ ኣነ ካም ምንታ እዩ ኣይርድኣንን እዩ ብምጺ ናይ ዝብኢ ክሰምዕ ደስ እዩ ዝብለኒ ክሳብ ካብ ጎግል ሰርች ኢለ ዘውረድክሉ ግዜ ኔሩ በጃክም ንገሩኒ ካብ ምንታይ እዩ❤❤❤❤❤❤

  • @Gebregiorgis27
    @Gebregiorgis27 День тому

    Qal hiwet yesmalna Naod and ameterufael .eghziabihier xeghu yebzahalkum. Haqi eyu ane zibei,qola keleku and hiji kia ab sidet kelbi eye zirei.

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ የመስገን እንካዓ ብስላም መጻእኩም ክብራት ኣሕዋትና

  • @TesfahiwetTadese
    @TesfahiwetTadese 6 годин тому

    ቀጽሎ እዚ ብሰንኪ ዘይ ምንቃሕና ብዙሕ ሰብ ተሳቅዩ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 20 годин тому

    ❤️❤️❤️🎁🎁🎁💞💞🙏🙏🙏

  • @Fnot123
    @Fnot123 23 години тому

    egizabher ybarkum kemzi gerkum naena nmqah tgebruwo medeb azu sibuki u
    emo pleas nay habtina amete-rufael telephin tekekum habuny.

  • @SaerGhfdsa
    @SaerGhfdsa День тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ናኦድይ ቡዙሕ እና ንምሃር ዘለና❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamawi1927
    @selamawi1927 23 години тому

    Eizgabihear yimesgen. Sileti tigebriwo zelekum misikirinet yemesginekum.

    • @selamawi1927
      @selamawi1927 23 години тому

      Ameterufael haftey bidingil mariyam kirekibeki . Please how can I contact you.

    • @danytfeshaye7525
      @danytfeshaye7525 21 годину тому

      ​@@selamawi1927 selam neaka ykun hawey telephone Kab beemenet niqihu kitirekiba tieel eka

    • @selamawi1927
      @selamawi1927 18 годин тому

      @@danytfeshaye7525eizigabihear yekibireley hawey

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 14 годин тому

    ናኦድ ሓወይ( ብእም ደዊለልካስ ምምላስ አብካኒ? ደልየካ ነይረ

  • @michaelasmelash1538
    @michaelasmelash1538 День тому +1

    Welcome tibikti medeb e ketlo

  • @shewitaabrehe5276
    @shewitaabrehe5276 19 годин тому

    Dimxi aysemain

    • @kiflegebrezgabher2090
      @kiflegebrezgabher2090 18 годин тому

      ክቡር ሓፍትና ወይ ሓውና ድምጺ ጽቡቅ እዩ ንዓካ ስለምንታይ ኣይስማዕን ኣሎ ኣብ እዝንካ ተቀምጡ ዝዋገኤጋ ከይህሉ ብስላሴ ኣብ እዝነይ ዘለካ ተኣሰር ኣብ ግንባረይ እንበልካ ስገድ

  • @solianagebrehiwet2029
    @solianagebrehiwet2029 9 годин тому +3

    ኣመተ ሩፋኤል ሕፍተይ ብዛዕባ እዛ ዓይኒ ሰብ ነደይ ደዊለ ሓቲተያ ኔረ ኣደይ ውን ኣነ ምንኣስ ቦክሪ እየ ምዕባየይን ምንኣሰይን ሒዛትና ናብ ደብተራ ከይዳ ዓይኒ ሰብ ኣዉጺኤልኩም ኔረነተን ዝተረፋ ኣሕዋተይ ግን ኣይወሰደተንን ምዕባየይ ናይ ኢድ ኣመል ኔርዎ ክሳብ ዝጉብዝ ኣነ ብጣዕሚ ድንዝዝቲ ብጣዕሚ ድማ ፈዛዝ ኔረ ሽጉርቲ እናሓረረ እናረኣክዎ ኣይጨንወኒ ኣይዝክሮ ስቅ ኢለ የኩሶ ኣደይ መጽያ ምስ ሃረመትኒ ይበራበር ኔረ ከይተረዳኣኒ እየ ኣብ መርዓ ኣትየ ምስ ጎበዝኩ ወይ ምስ ተመርዓኩ ይሓይሽ ብመጠኑ። ምንኣስ ሓወይ ድማ ተባኣሲ ከይፈግአ ሰብ ኣይመጽእን እዩ ኔሩ ከምዚ ኔሮም ክትብሎም ዘይራከብ ኣጉባዝ ኮይኖም ኣለዉ ሕጂ ጠባዮም ወላ ኣይርኣዮ ክልቲኦም ኣሕዋተይ እቲ ንእሽተይ ዲቁና ተቀቢሉ እቲ ዓቢ ድማ መርጌታ ኮይኑ። ኣነ ዝተለወጥክዋ ነገር የብለይን ኣብ ዓለም ክህሉ ከለኩ ኣስተዉዓሊት ይመስለኒ ዘረባይ ድማ ኣዕልል ጸኒሐ ብድሕሪኡ የጣዕሰኒ ካብ ሰብ ተፈልየ በይነይ ክከውን ይደሊ ደቀይ ከማን ድምጽም ክሰምዕ ዘይደሊ ይከውን።

  • @roman-ig9dd
    @roman-ig9dd День тому +1

    ሳብስክራይብ ንግበረሉ ነተባበዐዮ ዞም ኣሕዋተይ ❤

  • @merhawitguesh5884
    @merhawitguesh5884 День тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamawi1927
    @selamawi1927 22 години тому

    ናኦድ ሓወይ ብከመይ ክረክበካ ይክእል ?

    • @kiflegebrezgabher2090
      @kiflegebrezgabher2090 3 години тому

      ክብርቲ ሓፍተይ እንታይ ኢኪ ደልኪ ክተሓባበረኪ

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 День тому +1

    ክቡራት እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም እግዚአብሔር ዝተመስገነን ዝከበረን ይኩን እዚ ዝገለጽኩሞ ሽግርን ምልክታትን ናይ ዳርጋ ንኩሉ ቆልዑት ሰብን ዝገጥሞን እዩ ኣባይ ይኩን ኣብ ሰባት እዳራእኩዎ ዝዓበኩ እዩ እዚ ናይ መንፈስ ሽግር ስለዝኮነ ሓይሉን ምልክቱን መጥቃዕቱን እዩ ዝፈላለ እምበር ናይ ቡዳ መንፈስ ዘይብሉ ሰብ የለን ከምቲ ንዓና ዝመስለና ኣብቶም ብጌጋ ንርድኦ ሕብረተሰብ ጠቢብ ወይ ቡዳ ኢልና ንገልጾ ዝቅመጥ ጥራይ ኣኮነን ብመሰረቱ ናይ ቡዳ መንፈስ ቀንዲ ዝቅመጦ ኣብ ዓይንና ኣብ ግንባርና ኣብ ኣፍንጫና ኣብ ኣስናናን ኩርምትና ከንፈርና መልሓስን ጎሮሮናን ካብ ክሳድና ንላዕሊ እዩ ሰፈሩ ስለዚ ንደቅና ይኩን ንዝኮነ ሰብ ኣተኩርና ክንጥምቶን ክጥምተናን ከነፍቅድ የብልና ብውሑዱ ንሕና ከይንብላዕን ንሰብ ከይንበልዕን ንከላከል ልዕሊ ኩሉ ግን ክሰግድ ክንጽሊ ቀጻሊ ናብ ሰብ ክንሕወስ ከለና ኣብ ውራይ ይኩን መገሻ ቅባ ቁዱስ ገጽና ዓይንና ጸጉርና ኢድና ተለኪና ክንወጽእ ኣለና ።ክቡራት ኣሕዋትና እግዚአብሔር ይሓልወኩም የጽልለኩም

  • @solianagebrehiwet2029
    @solianagebrehiwet2029 9 годин тому

    እዋይ ሰኣን ምፍላጥ ዘምጽኦ ጣጣ ኣነ ቀያሕ እየ ዝበሃል ንእሽተይ ሓፍተይ ግን ጻዕዳ እያ ትበሃል ብጣዕሚ ኣሸጋሪ ባህሪ ኣለዋ ምስ ኣለርጂ ዝተሓሓዝ ባናና ኣብ ዝበልዓትሉ ጊዜ ምሉእ መዓልቲ ቁማል ናይ ነብሲ ዝሓዛ ትመስል ከብዳ ከፊታ ክትሓክክ ትዉዕል ኔራ ካብቲ ኣሸጋሪ ባህሪኣ ድማ መቀስ ኣይጠፍእን እዩ ካብ ኣእዳዋ ኣንጭዋ እያ ክዳዉንቲ ተበላሹ እዛ ሓፍተይ ግን ወላ ኣገዳሲወረቀት እያ ትቀደልካ ንሳ ኣብ ዘይተርክቦ ቦታከነቀምጥ ኢና ንዉዕል በጋጣሚ እንተረኪባቶ ድማ በቃ ተሃኖም ክሳብ ዘዉጽኡ እዮም ዝቅጥቅጥዋ ሕጂ ኣደይ ክትሃርማ ጸኒሓ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ናይ ዓቢ ሓወይ ንብረት ተበላሹ እንደገና ንሱ ይሃርማ ኣእምሮኣ ብጣዕሚ እያ ተስተዉዕል ፈጣን እያ ከምዚ ክህበኪ ኢልካያ ስርሓ ኣስሊጣእያ ትጸንሓካ ገዛ ተላዕል ግን ኣላዕል ጸኒሓቶወረቀት ብመቀስ ቆራሪጻ ድማ ኣብ። መሬትፋሕ ተብሎ ግርም ይብለኒ ሕጂ ወላ 13 ዓመት ጌራ ኣላ ምቁራጽ ክዳን ኣየቋረጸትን። እዮም ዝብሉኒ።

  • @eyobhagos9208
    @eyobhagos9208 День тому +1

    ❤❤❤

  • @ههههه-ن3س
    @ههههه-ن3س День тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sikosilo7487
    @sikosilo7487 День тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 14 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @luwanyahouza6683
    @luwanyahouza6683 13 годин тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zafubhrana4564
    @zafubhrana4564 9 годин тому

    ❤❤❤❤❤❤