- 96
- 354 829
ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Canada
Приєднався 14 чер 2023
ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ገጠመኝ እንዳ በለ ዘቅርቦ ብናይ መምህር ፍቃድ በዚ ቻነል ናብ ትግርኛ ተተርጊሙ ዝዳሎ ኦዩ '
ምስ ኣመተሩፋኤል ዝገበርናዮ ዘተ ብዛዕባ ጠቋር ደፋር ዝኾነ መንፈስ እግዚኣብሔር ኣብ ህይወታ ዝገበረላ ተኣምር ምስክርነት..
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @KABATRANOSTV @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @nkutamirtsion @bemnetnkhu5423 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @ጳዝዮንpazyon @Terbinos_Media1 #subscribe #duet #eritrea #ethiopia #comment #habesha #like #share
Переглядів: 760
Відео
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 52 ሰረቅቲ ኮይኖም ብ መንፈስ ሰብ እንዳ ደንዘዙ ዝሰርቁ መንፈሳዊት ብ ዝኾነት ጎረቤቶም እግዚኣብሔር ከመይ ከም ዝለወጦም
Переглядів 9784 години тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @tesfayeabera951 @KABATRANOSTV @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @bemnetnkhu5423 @ጳዝዮንpazyon #subscribe #duet #eritrea #ethiopia #comment #habesha #like #share
ጠቋር ደፋር ዝኾነ መንፈስ ክርስቲያናዊ ህይወትና ዝፈታተን ኣብ መጽሓፈ ሄኖክ ኣዛዝኤል ኢሉ ዝገልጾ መጽ.ሄኖክ 2፥34 @memihirtesfayeabera
Переглядів 1,8 тис.7 годин тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @tesfayeabera951 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @KABATRANOSTV @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @bemnetnkhu5423 #subscribe #duet #eritrea #ethiopia #comment #habesha #like #share
2 - ክፋል ብ ባህልን ልምድታትን ዝተሓብኡ መናፍስቲ (ኣጋንንቲ) ....@memihirtesfayeabera
Переглядів 1,5 тис.12 годин тому
@memihirtesfayeabera @nkutamirtsion @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @KABATRANOSTV @bemnetnkhu5423 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @Terbinos_Media1 @ጳዝዮንpazyon #subscribe #duet #eritrea #ethiopia #comment #habesha #like #share
ብ ባህልን ልምድታት ን ዝተሓቡኡ መናፍስቲ ሰሚዕና ህይወት ና ንፈትሽ....
Переглядів 2,6 тис.16 годин тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @Aba.Samuel_Tesema @KABATRANOSTV @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #subscribe #duet #eritrea #ethiopia #like #comment #habesha #share
part - 2 ቡዳ ዛር ኣብ ህይወት ና ዘምጽኦ ፈተና ምስ ደቅና ዘለዎ ምትእስሳር ሰሚዕና ን ንቓሓሉ...... @memihirtesfayeabera
Переглядів 2,7 тис.День тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenoktefera835 @kesishenokweldemariam2240 @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @Aba.Samuel_Tesema @KABATRANOSTV @Terbinos_Media1 @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #share #subscribe #duet #eritrea #ethiopia #like #comment #habesha
part -- 1 ቡዳ ዛር ኣብ ህይወት ና ዘምጽኦ ፈተና ምስ ደቅና ዘለዎ ምትእስሳር ሰሚዕና ን ንቓሓሉ...... @memihirtesfayeabera
Переглядів 3,2 тис.День тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @Aba.Samuel_Tesema @KABATRANOSTV @bemnetnkhu5423 @tesfayeabera951 @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @Terbinos_Media1
christmas tree ናይ መን ባህሊ ይመስለኩ ? ንደቅና ብ ፊልም ሰሪሖም ሰይጣን እኮ ሰናይ ዝገብር ኢዩ ኢሎም ክምህሩ ከለዉ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም
Переглядів 2,1 тис.14 днів тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @Aba.Samuel_Tesema @KABATRANOSTV @bemnetnkhu5423 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @ጳዝዮንpazyon #share #duet #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #subscribe
2 - ክፋል ፥ ምስ ኣመተሩፋኤል ሓፍትና ዝገበርናዮ ዘተ ብዛዕባ ናይ ሙጨ ዘሪጋ ዛር መንፈስ
Переглядів 3,2 тис.14 днів тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @nkutamirtsion @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @ጳዝዮንpazyon #share #duet #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #subscribe
1- ክፋል ፥ ምስ ኣመተሩፋኤል ሓፍትና ዝገበርናዮ ዘተ ብዛዕባ ናይ ዛር መንፈስ ባህላዊ ብ ዝመስል መልክዕ ከመይ ከም ዝኣሰረና
Переглядів 4 тис.14 днів тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @bemnetnkhu5423 @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @KABATRANOSTV @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @tesfayeabera951 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @ጳዝዮንpazyon #share #duet #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #subscribe
ኣዳኝ ወርቁ ናይ ዛር መንፈስ “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ” ት/ሆሴእ 4፥6 ንቕሑ @memihirtesfayeabera @ጳዝዮንpazyon
Переглядів 3,9 тис.21 день тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @ጳዝዮንpazyon @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @KABATRANOSTV @eriorthodox @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #share #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #duet #subscribe
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 52 B ናይ ሰላቢ መንፈስ ከመይ ከም ዝሰርሕ ስምዑ እሞ ህይወትኩም ፈትሹ@memihirtesfayeabera @ጳዝዮንpazyon
Переглядів 1,8 тис.21 день тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285@kesishenokweldemariam2240 @nkutamirtsion @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @ጳዝዮንpazyon #share #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #duet #subscribe
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) 52 - ናይ ሰላቢ መንፈስ ከመይ ከም ዝሰርሕ ስምዑ እሞ ህይወትኩም ፈትሹ @memihirtesfayeabera
Переглядів 1,7 тис.28 днів тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @kesishenoktefera835 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @bemnetnkhu5423 @ጳዝዮንpazyon #share #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #duet #subscribe
4ይ ክፋል-እንዳ ጠንቋሊ ከይደን ዝገበረ ኦ ናይ ቡን ግብሪ ናይ ጓለን ጥንሲ ንኽንጸል ምኽንያት ክኸውን ከሎ ብጣዕሚ ዩ ዝገርም
Переглядів 1,3 тис.Місяць тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @KABATRANOSTV @eriorthodox @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @bemnetnkhu5423 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @ጳዝዮንpazyon #share #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #subscribe #duet
3ይ ክፋል - ዶክተር live ብ ቃላ ዝመስከረቶ @ጳዝዮንpazyon @memihirtesfayeabera@eftahtesfasilase4230
Переглядів 1,1 тис.Місяць тому
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @bemnetnkhu5423 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @KABATRANOSTV @eriorthodox @ጳዝዮንpazyon #share #like #comment #eritrea #ethiopia #habesha #duet #subscribe
ዶክተር ሓፍትና 3ይ ወዳ ንኽትወልድ ዝገጠማ ፈተና ን ናብ ኣ ዝመጻ patients እትህበን ምኽሪ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም live ብ ቃላ ዝመስከረቶ
Переглядів 1,5 тис.Місяць тому
ዶክተር ሓፍትና 3ይ ወዳ ንኽትወልድ ዝገጠማ ፈተና ን ናብ ኣ ዝመጻ patients እትህበን ምኽሪ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም live ብ ቃላ ዝመስከረቶ
ዶክተር ኮይና ጥንሳ ንኽንጽል ዝተዋገ ኣ መንፈስ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝረደኣታ live ብ ቃላ ዝመስከረቶ @ጳዝዮንpazyon #subscribe
Переглядів 2,6 тис.Місяць тому
ዶክተር ኮይና ጥንሳ ንኽንጽል ዝተዋገ ኣ መንፈስ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝረደኣታ live ብ ቃላ ዝመስከረቶ @ጳዝዮንpazyon #subscribe
ስለ ሕልመ ለሊት (ዝንየት) ሕቶ ዝኾኖኩም ? መንፈሳዊ ዝኾነ መፍትሒ ኡ
Переглядів 1,3 тис.Місяць тому
ስለ ሕልመ ለሊት (ዝንየት) ሕቶ ዝኾኖኩም ? መንፈሳዊ ዝኾነ መፍትሒ ኡ
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 51 ዲዛይነር ኮይና ዘጋጠማ ስረ ናይ ምኽዳን ድሌት (ናይ መስተፋቕር ሰይጣናዊ ዝኾነ ኣሰራርሓ)....
Переглядів 1,8 тис.Місяць тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 51 ዲዛይነር ኮይና ዘጋጠማ ስረ ናይ ምኽዳን ድሌት (ናይ መስተፋቕር ሰይጣናዊ ዝኾነ ኣሰራርሓ)....
ተስፋ ዘይብሉ ሰይጣን ተስፋ ከቁርጸና ከሎ ናብ እግዚኣብሔር ተተጸጊዕና ግን ተስፋ ኢዩ ዝኾነና @ጳዝዮንpazyon #share #share #share
Переглядів 2,1 тис.Місяць тому
ተስፋ ዘይብሉ ሰይጣን ተስፋ ከቁርጸና ከሎ ናብ እግዚኣብሔር ተተጸጊዕና ግን ተስፋ ኢዩ ዝኾነና @ጳዝዮንpazyon #share #share #share
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ)-50 ክልተ ስኮብሊ(ላጤ) ዘሕለፍዎ ናይ ጸላኢ ሰናያት ፈተና.... @ጳዝዮንpazyon
Переглядів 2 тис.Місяць тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ)-50 ክልተ ስኮብሊ(ላጤ) ዘሕለፍዎ ናይ ጸላኢ ሰናያት ፈተና.... @ጳዝዮንpazyon
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 49 ሓፍትና ጠላም (ካሓዲት) ዝኾነትሉ ምኽንያት ካብ ምንታይ ይመስለኩ....?
Переглядів 2 тис.Місяць тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 49 ሓፍትና ጠላም (ካሓዲት) ዝኾነትሉ ምኽንያት ካብ ምንታይ ይመስለኩ....?
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 48 ብ ቡዳ መንፈስ ተበሊዖም ሓደ ዓይነት ጠባይ ዘለዎም 5 የዕሩኽ @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
Переглядів 3,1 тис.2 місяці тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 48 ብ ቡዳ መንፈስ ተበሊዖም ሓደ ዓይነት ጠባይ ዘለዎም 5 የዕሩኽ @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 47 ሽጋራ እንዳ ሰሓበ ኣዲኡ ብ ተምልኾ ጣኦት ዝፋላሰፍ ብ ናይ ሰበይቱን ደቁን ጾሎት ዝደሓነ
Переглядів 2,7 тис.2 місяці тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 47 ሽጋራ እንዳ ሰሓበ ኣዲኡ ብ ተምልኾ ጣኦት ዝፋላሰፍ ብ ናይ ሰበይቱን ደቁን ጾሎት ዝደሓነ
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 46 ዳግማዊ ገብረክርስቶስ ኣብ ዘመና ኣገራሚ ሓቀኛ ታሪኽ #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
Переглядів 2,2 тис.2 місяці тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 46 ዳግማዊ ገብረክርስቶስ ኣብ ዘመና ኣገራሚ ሓቀኛ ታሪኽ #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
መንፈስ ተዋሪሱ ዝጥንቁል ዝነበረ ን ናይ ቤተ-ሰብ ዛር እምነት ከመይ ከም ዘቀይር #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
Переглядів 9002 місяці тому
መንፈስ ተዋሪሱ ዝጥንቁል ዝነበረ ን ናይ ቤተ-ሰብ ዛር እምነት ከመይ ከም ዘቀይር #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ናይ ጠቋር መንፈስ ን ኽጥንቁለሉ ዝደፋፍኦ ዝነበረ #share #share #share #like #duet @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
Переглядів 2,8 тис.2 місяці тому
ናይ ጠቋር መንፈስ ን ኽጥንቁለሉ ዝደፋፍኦ ዝነበረ #share #share #share #like #duet @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 45 ኣገልጋሊ ናይ ቤ/ክርስትያን ኮይኑ ሓዳር ንኽገብር ዘጋጠሞ ፈተና.... #share #share #share
Переглядів 1,8 тис.2 місяці тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 45 ኣገልጋሊ ናይ ቤ/ክርስትያን ኮይኑ ሓዳር ንኽገብር ዘጋጠሞ ፈተና.... #share #share #share
ት/ሰ አገልጋሊት ኮይና ብ ናይ ጠቋር መንፈስ ክትሳቀ ከላ መን ይረዳኣያ #share #share #share @nkutamirtsion
Переглядів 3,3 тис.2 місяці тому
ት/ሰ አገልጋሊት ኮይና ብ ናይ ጠቋር መንፈስ ክትሳቀ ከላ መን ይረዳኣያ #share #share #share @nkutamirtsion
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 44 ንሱ አብ ልዕሊ ሓዳሩ ክዝሙ ከሎ ሰበይቱ እንታይ ዝገበረት ይመስለኩ.... @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
Переглядів 2,7 тис.2 місяці тому
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 44 ንሱ አብ ልዕሊ ሓዳሩ ክዝሙ ከሎ ሰበይቱ እንታይ ዝገበረት ይመስለኩ.... @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
አረ ዝሓወይ ስልክካ ተሓባበረኒ
አግዛብሄር መስትውዓል የሕብና ዘሕወይ 🤲🏾
Kal hiwet yesmealna. Egzibher amlak xega ab lili xega yebzhalkum.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bulux tmhrti qexllna
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኽቡራት ይሕዋተይ
ኣሰይይይ ብሩካት የሕዋት! ብጣዕሚ ጸቡቅ ትምህርቲ ግን ነብስኪ ከኣ ፍትሽ ኣብሊ ኢኪ ኣመተ ሩፋኤል ሓፍትና ኣብ ሓደ ዓዲ ኣብ ሓደ ከተማ ኣለና ትዕቢትን ቂምን ኣለኪ ክሳብ ሕጂ ትሕትና ልበሲ ። ብዛዕባ ሓዳር ከኣ ዝያዳ ንዓኪ ይምልከተኪ መስለኒ። ግን ብዙሕ ትሙህሩና ኣለኩም ኣይትስኣኑ
Don’t judge her. She is human being. She is not saint.
ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ሓሳባት ብግላጽ ብጣዕሚ ጽቡቅ ክብሪ ኣለኒ እቲ ሓቂ ግን እዚ ትምህርቲ ዚ እንተዘይተረኡና ወይ ሓቂ እነተዘይመስሉና ቀሰይ ኢልና ነብስና ንፈትሽ ነብስና ክንፍትሽ እንተኮይና ከኣ ብምጽላይ ብምስጋድ ንስሓ ብምእታው ብቅዱስ ቁርባን ኣስራት ወይ ዕሽር ብምውጻእ ኮይኑ መዓልታዊ ብዘይምቁራጽ ሂይወትና እንተገርናዮ ኩሉ ክርድኣናን ከንጽረልናን እዩ ሕጅውን እንተዘይተረድኡና ሱባኤ ኣትና ብሱባኤ ከእግዚአብሔር ንሐትት እሞ እግዚአብሔር ክምልሰልና እዩ ስለዚ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ንዓካ ስለዘይተረድኣካ ስለዘይፈለጥካዮ እዚ ትምህርቲ ጌጋ እዩ ክትብል ጽቡቅ ኣይመስለንን ንጸላኢ ሰናይ ሩኩስ መንፈስ ኢካ ንሕግዞ ዘለና ማለት እዩ እዚ ዋጋ የክፍለና እዩ ንኣብነት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ኣብ ሓደ ዓድ ዝካየድ ዝነበረ ዝራእክዎ ንቡዙሕ ዓመታት መዓልታዊ ክሳብ 6 ኣውቶቡስ እንዳመልኡ ፈውሲ ንምርካ ዝከዱ ዝነበሩ ካልእ ኣብ ጋሽ ባርካ ኣብ ቡኮ ዝባሃል ቦታ ተመሳሳሊ ህዝብና ፈውሲ ንምርካብ ዝከድዎ ዝነበረ ፈትዮም ኣይኮኑን ጨንቅዎምን ሓሚሞም በዞም ርኩሳን መናፍስት እዩ እዞም ዝገለጽኩዎም እቶም ዝዓበዩ እዮም እምበር ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከባቢ ጠንቆልትን ደገምቲ ደብረታትን ኣሎው ተወሳኪ ኣብ ገገዛናውን ናትና ሽግር ኣሎ ብዘይምፍላጥ ዝግበር ናይ ጣኦት ኣምልኮ ስለዚ ጸሎት ስግደት ንስሓ ቅዱስ ቁርባን ዕሽር ንቤተክርስትያን ምሃብ ሂይወትና እንተገርናዮ ሽግርና ክእለየልና እግዚአብሔር ክረድኣና እዩ እዚ ትምህርቲ እዚ ከኣ ብቀሊል ክርድኣና እዩ ነዚ ትምህርቲ ዚ ምፍላጥ ከኣ ጥቅሙ ቤተክርስትያናን ኣቦታትናን ነክብሮምን ንከናከኖምን እምበር ካብኦም ኣየርሕቅን እዩ ምክንያቱ ብግብሪ ንነብሮን ንሪኦን ዘለና እዩ ስለዚ ኣይትሰከፍ ወይ ኣይትሰከፊ ጸገም የብሉን ነብስናን ስጋናን ይድሕን እምበር ዘይበርሀ እንተልዩ ጽሓፈለይ ብተረለረፎንውን ከነዕልል ይከኣል እዩ ሓው ወይ ሓፍቲ ክቡር ምስጋና ሓሳባትካ ብምግላጽ እግዚአብሔር ዝከበረን ዝተመስገነ ይኩን።
❤️❤️❤️❤️🤲🏽🤲🏽
Nay bhaki temharna Ane leku ykre kbl zeykl tbit yu zgebreley
ሰለመ እግዚአብሔር ምሳካትኩም ይኩን አሕዋተይ
Bzuh ena nimehar zelena qexlwo, Amete Rufael habtna gin, ni kahnat Abotatna ayteleli, b miemenan gerki tezarebi, Eti tzarebwo haki endyu gin, Abotat kahnat aytelelu,
አመተ ሩፋኤል ሓፍተይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡሩ ሓወይ እወን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና አነ ሓዳሽ እየ ንዚ ቻናል ግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል አስተምህሮ(አጋላልፃ )እግዚአብሔር አምላክ ፀጉዑ የብዘሓልኹም ኩብራት አሕዋተይ 🙏ወለተ ገብሪኤል እየ ብፀለትኩም ሓስቡኑ
❤❤❤❤❤❤❤
አንታ ወዲ ብጀካ ዘይኮነ ነገር ዘዝሰማእካዬን ዝራአካዬን እንዳምጻእካ ጠቆር አዳል ሞቴ ወርቁ ገለ እንዳበልካ አብ ኤርትራ ዘየለ ነገር አይተአታቱ ።።።ካልአይ ነገር እዞም ሰባት ቀሺ ከምዚ ገይሩ እንዳበሉ ነቲ ህዝቢ ካብ ካብ አቦ ነብሶም ከይአምኑን እንዳገበሩ ኢዬም ።።አብ ክንዲ ሰብ ትክተል ነታ ቅድስቲ ቤተክርሰቲያን ምክታል ይህሸካ
ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ሓሳብ ብምግላጽካ ስምዕቲካ ብምግለጽካ ብጣዕሚ እቲ ሓቂ ግን እዚ ትምህርቲ እዚ እንተዘይተረድኡካ ወይ ሓቂ እነተዘይመስሉካ ቀሰይ ኢልካ ነብስካ ፈትሽ ነብስና ከኣ ብምስጋድ ብምጽላይ ንስሓ ብምእታው ቅዱስ ቁርባን ብምውሳድ ነዚ ብምልኡ መዓልታዊ ዘየቋርጽ እንዳገበርና ሂይወት እንተገርናዮ ኩሉ ክንጽረልካ እዩ ሕጅውን እንተዘይነጹሩልካ ሱባኤ ኣትካ ንእግዚአብሔር ሕተቶ ከነጽረልካ ክምልሰልካ እዩ ስለዚ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ንዓካ ስለዘይተረድኣካ ስለዘይፈለጥካዮ እዚ ትምህርቲ ጌጋ እዩ ክትብል ጽቡቅ ኣይመስለንን ንኣብነት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ኣብ ሓደ ዓድ ዝካየድ ዝነበረ ንቡዙሕ ዓመታት ብውሕዱ መዓልታዊ ክሳብ 6 ኣውቶቡስ መሊኦም ዝክየዶ ዝነበረ ካልእ ኣብ ጋሽ ባርካ ቡኮ ዝባሃል ተመሳሳሊ ህዝብና ዝከዶ ዝነበረ ጨንቅዎን ሓሚሙን እዩ እዚኦም እቶም ዝዓበዩ እዮም እምበር ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከባቢ ጠንቋሊ ደብተራ ዝደግሙ ኣለው ኣብ ገገዛኡውን ከይተረድኦ ጣኦት ዘምልክ ቡዙሕ እዩ ነዚ ኩሉ ፈልጥካ ብጸሎት ብስግዳን ንስሓ ሙቁራብ ኣማልእካ ዝያዳ ቤተክርስትያናን ኣቦታትናን ነክብሮም ንከናከኖም እንበር ካብኦም ኣይንርሕቅን ብግብሪ ንነብሮ ስለዘለና ስለዚ ኣይትሰከፍ ዘይበርሀ እንተልዩ ጽሓፍ ብቴሌፎን ከነዕልል ይካኣል እዩ ፍቃደኛ እንተኮንካ ምስ ኩሉ ምስጋና
ናኦድ ሓወይ ከመይ ቀኒካ በዚሕ ግዜ ደዌልከ አይተቀበልከንን በጀካ ተቀበለኒ ናይ አመተሩፈኤል ተሎፈን ጸሐፈና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ameterufael haftey kalehiwet yesmaelna kulu zemenki ybarek kabaki bzuh nmehar alena emo edmen tenan yhabki nemsgin
ኣሕዋተይ like like like share እዚ ዩቱብ ዓብዩ ቡዙሓት ክነቅሑ ክጥቀሙ
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ናኦድን ኣመተሩፋኤል ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ እዩ ቡዙሕ ሰብ የንቅሕ እዩ ዘሎ እግዚአብሔር ይባርኩም ይሓልወኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Kalehiwet yesmealna yehwat 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እዎ ሸፈእ ካብ ክሉ መካላከሊ ይብሃል ነይሩ ሰአን ምፈላጥና ካብ አምላክ ዝጠፊእናሉ ዘበን ብጣዕሚ የጠዓሰና አምላክ መሰተወዐሊ ልቢ ይሃበና
ናይ ብሓቂ አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃብና❤❤❤❤❤ተመሰገን ነዚ ቃል ክንሰምዕ አምላክ ዝሃበና❤❤❤
ቀፀል ዛሓወይ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ናኦድ ሓወይን ኣመተሩፈኤልን ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ቀፅለሉ ናኦደይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Berta wendimachin ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Naod hawey enda wesekan enda abekan nber amlake Slus kudus slase edmen tenan yhabka amen
Selam nakum ykun yhwat naod hawey kalehiwet yesmalna amen
ክቡራት ኣሕዋት እዛ ገጠመኝ እዚኣ ብጣዕ ዝገርም ታሪክን ናይ እግዚአብሔር ስራሕን ሓይልን ዝራአየላ ኮይና ብስግዳን ብምጽላይን ገጠመኝ ብምስማዕ ዘይልወጥ ሰብ ከምዘየለ ናይ እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ተራ መእምን ወይ ኣማኒ ከመይ ከምዝርሕን ከምዝረድን ዝበለጸ ምስክር ንማሃረሉ ዝገርም ታሪክ እዩ ካልኣይ ክፋል ይኩን ሳልሳል ክፋል ተገድስኩም ስምዕዮ ነዚ ሰሚዑ ታሪኩ ዘይቅየር የለን ካልእ ኩሉ ገጠመኝ ንመንፍት ብደቅቅ ስለዘቃልዖም ባህርያቶ ንከይንሰምዕ ከጽልኣና ወይ ከደቅሰና ይክእል እዩ ክገርመና የብሉን እተሓመቅና ክልተ ሰለስተ ከይሰማዕና ክንውዕል የብልናን ልክዕ ከም ጸሎት ኮይኑ እዩ ዝጠቅመናን ንባረከሉን ዕድለኛታት እንተኮይና መንፈስውን ክእሰረልና ይክእል እዩ ቡዙሓት ሰባት ብምስማዕ ጥራይ ዝእሰረሎም ስለዘሎው ፍቁራትን ክቡራትን ኣሕዋተይ ንስማዕ ንስማዕ ንስማዕ
i love this video
ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና ቡሩክ ሓወይቸሩ መድሂናዓለም ይሓልውካ like ሳክስክራይብ ንግበረሉ ነዕቢዬ ደቂ ተዋህዶ
❤❤❤❤❤❤
kebedey tenefihu nebesey keteket yebel plzzzz hagezni..... Seb yedeley aleku.....
selam hafetey entay geri plz ane bekemu yesake aleku gasterayt elu xebel teseteye gn yemeles aleku 2,moyte eye ele zerbesh yeferh kulu neger tesakye bun kefetu meat eye chena zemexeni alo plzzzzz meleseley.....
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
I’m🙏🙏🙏qale hiwet yesmealna ajoka bertie
እግዚአብሄር ይመስገን ብዙ ሰው ይማራል ወንድማችን በርታልን ደግሞ በኦረምኛ የሚተረጉም ቢገኝ ጥሩ ነበር አበረታቱት የመምህር ተስፋየ ልጅች
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኣነ ዝገርመኒ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ብገጠመኝ ብምስማዕ ኣሽሓት ሰባት ብዝቀለለ እዩ ዝልወጥሞ ሰለዚ ዘይቋርጽ ወሓዚ ማይ ኮይኑ ክፍልፍል ንሕና ድማ ካብቲ ፈልፋሊ ማይ እንዳሰተና ክንድሕን ዝተቀረበልና ማኣድ እዩ ኣሕዋት ስለዚ ኩሉ ግዜ ከረብረብና ቀጻሊ ክንሰምዕ ኣለና ካልእ ከም ጸሎት ኮይኑውን ይጠቅመና እዩ ኣሕዋት ንፈተውትና ንኣሕዋትና ኩሉ ግዜ ንስደደሎም ሰብ ንምድሓን በረከት ከኣ ንረክበሉ ኢና
❤❤❤❤❤❤❤
welcome Naod hawna