Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልናክብራት ኣሕዋተይ ናይ መንፍስ ዛር ወይደማ ዝዋር ሓስዩ ምስ ኣሕዋትካ ዘባእዚ😢ዛር መንፍስ ብሕማምን ብባእስን,፡እዩ ዝሽግርካመንፍስ ዛኣነ ወን ዓባየይ ሕማም ርእሲን መርዘን ትባሃል ነይራተ ካም ምት እዩ,ዝርእያ ነይሩሕማም ኩሩሙቲ ወን ኩሉግዜ እየ ትበክን, ተእዊን ነይራ ብሕማም ኩሩምቲ😢 ኣደዋይ እውን ክምኡ እያ ኩሉ ግዜ ሕማም ትዛዋውር ስለ ዝኮነ ናይ ዓበይቲ ይጻውሩው እዮም ኣነ ዝሕዘኒን ዘሎ ገና 😢 ናይ ደቂ 3ዓመትደቂ 4ዓመት ኩሉ ግዜ ብክያት እዮም፡ዝሓድሩ ኣነውን ንባዕለይ ሕማም, ኩሩሙት ሕክመና እናክድኩ ኩሉ ኩሩሙተይ ብመስዳድ ድም ብምፋሳስ ትጻቅየ ነይር ልዕል ሽዋዓተ ሕሹ ብውሑድ ብርያል ስዑዲ😢,ወደእ ገና ኩሉ ግዜ ፅቃይ 7ዓመት ዝክውን ብቓንዛ ክርሙቲ ኣሕልፍዮ 😢 ዛር መንፍስ መካኑ ኣይፍልጦይ ገና ኣደዋይ ባዓየይ ክምዚ ትብለና ነይራ መርዝን ሕማም ርእሲ ሕማም፡ኩሩሙቲ ይታሓላልፍ እዩም ናትይ ክይ ኣክልንስ ሓልፍኩምዶ እናበለ ትብኪ ሕማም፡ክርሙት ክት ሓመም,ክላ ላባ እያ ትስተ ነይራ ንቶም,፡ሓናሽኩ ክርሙቲ፡ ይቃቱሎም፡እዩ ትብል ነይራ ዓባየይ ክዚ ዕድመኣ ብጽሑ ካብ ዓለም,ትፍልያ እያ ገና ኩሉግዜ ሕማም፡ክርሙት እያ ትቅንዘ ነይራ ኩላትና ዝትወለደና ካብ ደቃ ኪሳብ ደቂ ደቃ ሕማም፡ ኩሩሙት ኣሎና ብቃንዛ ክሩሙት ንጽለል,ኣለና ናብ ህወትይ ክኣቱ ድሕር ክልተ 20/15 ኣመተ ምህርት ምስ ኮነ ትምህርቲ ቃል፡ኣምላኽ ምስ ተማሃሩኩ ናይ ጋጋንንቲ መንፍስ ምስ ተማሃሩኩ ስብከት ወንጌል ስግዳን፡ ኩሉ ክፍልጥ ምስ ካኣሉኩ ገና ሓያል፡ ሕማም ክርሙቲ ሓመምስ ዓምይ ደማ ንዕናይ ሕክመና ምስ ብልቲን ኣይክደይ ክንደይ ግንዝብ ወደእ እየ ምስ ብሉኩዋ እንታይ ትርፍኒ ኩሉ ሰደድዮ😢 ብመንታይ ምግቢ ክበልዕ እለ ዓይነይ ንባዓት መለኦ😢 ናብራ ስደት ሰለ ዝኮነንብዙይ ምስኪር ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ክነገርኩም ስእሎ ኣድህኖ፡ ነይርኒ እታ ስእሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል, ሕዚ😢 ክይርኣኒ እናፍራሕኩ እተን ስብ ገዛ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ዘይርሳዕ ውዕለቱ 😢 ኣብእታ ትሕመኒ ዝነበርት ኩሉ ኣስናንይ ኩሉ ኩሩሙተይ ሓመሙ ዝብልዕ ስእነ ዝሓዘን ቃንዛ ክርሙቲ ይሕልፎ ነይር ህወተይ ፡ብዲሕሩኡ ስእሊ,ኣድህኖ ሕዚ ብክያዳይ ጅመርኩ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ካብ ቃንዛ ናሓላላፍ ኩሩሙቲ ማሓርኒ ብጽብልካ ካብ ስምካ ወጻእ ክይከድ ቃል ይኩነን፡ ንስካ ትመሕርኒ, ዋሕሰይ እካ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ወይ ናይ ሕክመና ክንና፡ ወይ ናይ ሕክመና ሓደ ንገር ኣይ ገብር እለ ትማሕጸንኩወ ናይ ሕኪመና መዳሓንት ግዛዊ እዩ ናትካ ግና ዘላኣላማዊ ህወት እዩ እለ ተማሓጽኑኩ ተመስገን ምሻላ,ቅዱስ ሚካኤል ዋሕሰይ 3ዓመት ገር ኣሎኩ ካብ ቃንዛ ሕማም መርዘን ካብ ሕማም ክሩኩቲ እንታይ እየ ክብለኩም ዘደለ ብት ፍትዩዎ መላኣክ ታኣመኑ ጥርጥራ እንተ ገርኩም ኣይስርሕ ፍትዋተ ቅዱሳን ዝጣራጥር ልቢ ኣይፍቱወይ😢ብስም ወላዲት ኣምላኽ ብስም ቅዱስ ሚካኤል,ናዓይ ድፍተር ፅሕፍካ ኣይወዳእይ እዩ ካብ ብብዝሑ ብውሕዱ እየ ፍቅራተይ እርም ኣብሉኩም ኣንበብወ ፍትዋተይ መምህርና ሓውና ደማ ኣምላኽ ፅጋ ብርክት የብዘሕልካ ንሓፍትና ወን ብርክቱ ይሕደርኪ ወለተኣመተ ስላሴ
ክብርቲ ሓፍትና ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከቱን ረድኤቱ ጌይሩ ዝመሓረኪ ክብርን ምጋናን ይብጻሓዮ ሙሉእ ይግበረልኪ ንዓናውን ኣብ ኩሉ ሂይወትና ቅ.ሚካኤል ይርድኣና
ሰላም ክቡራት የሕዋት እንቛዕ ብዳሓን መጻእኩም ፡ ናኦድ ሓውናን ወድናን ድማ ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ኣይትጥፋኣና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ።ኣመተ ርፋኤል ብርኽቲ ሓብተይ ጅግና ጟል ተዋህዶ ንኹልና ኣንቂሕክና፡ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ።እግዚአቢሔር ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርኽ ።❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓዉና ናኦደ ተሌፍንካ እባ ጸሓፈለይ ክረክበካ ደልየ ኣለኩ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ናኡድ ሓዉይ አነ እዉን ኣብ ህወትይ ከመዚ ናይዘመት መንፍሰ ኣጋጢሞኑ ነይሩ እዩ የቅንየልና ክቡር ሓዉና
እንካዓ ብስላም መጻእኩም,ክብራት ኣህዋትና ክብር ሓውና ፅጉኡ ብርክቱ ይብዘሕልካ ኣምላኽ ሰለ ኩሉ ነገር
መጃመርያ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ዛኣሕዋተይ ብስመኣብ 😥ኣነስ ስድራይ መሉእ እዪ ተጨዉታና ዋ ኣበይ እዉን ስኤነ ኣነ ግን ናብ ስደት ወፂአ ኩሉ ፈሊጠዮ ፆሎት ግን ተደኪመ ዋ ፍቃዲ ኣምላክ ተኮይነ ዓደይ መፅአ ማይ ፆሎት ተሓፅበ ከግቡዝ ተሰፍ ይግበሪ 😢
Ajoki zhaftey xolot gbery
ብስም ኣብን ወልድን መፈስቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን ሰላም ናይ ኣምላክ ምስ ማሳኩም ይኩን❤ስድራ እግዛኣቢሄር ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ።ኣነ በዛወገነይ ኣብ ገዛና ካብ ዎሎዶ ዝመጸ ዛር መንፈስ ጽብቅ ገረ ኣረጋጊጸ ኣለኩ ።ካብ መዕልታት ሓደ መኣልቲ ብናይ ስጋ ዘይተመለሰ ሕቶ ስለ ዝነበረኒ ሱባኤ ምሳኣተኩ ናይ ዛር መንፈ ከምዘለና ብሕልመይ ሪአ ። ነገር ግን ብሕልመይ ምስ ረኣኩዎ ናብ ወላዲተይ ብምድዋል ሓተትኩዋ አሞ ንሳ ከኣ ብዘይ ምሕባአ ኣዲኣ ከምዝነአበራ ነገረትኒ አሞ ገረመኒ ።መችሀም ናይ ዕባየይ ዛርመንፈስ ካበይ ከምዝመጸ ክግንዘብ ኣይተሸገርኩን ...ኣኮኣ ንዓባየይ ቖሎ ከምዘለዎ ብዙሕ ግዜ ከዕልሉ ይሰምዕ ነረ ከምኡ ውን ክታብ ከምዝሰርሕ ናቱ ክታብ ከኣ ዓብየይ ኩሉ ግዜ ከተድንቆ ይሰምዓ ነረ .....ነዓይ ኣውን ናይ ብዳመንፈስ ካብ ንእሽቶ ኣትሒዙ ብዙሕ ጊዜ ኣሸገርኒ እሞ ዓባየይ ከኣ ካብ ኣኮኣ ዘምጽአቶ ክታብ ትኣስረለይ ነበረት 😢 መከራ መችም መናፍስቲ ኣብ ሂወትና ዕዉታት ከይንከዉን ከምኡ ውን እግዛኣቢሄር ዝሃበና ጽጋ ብኣገባብ ከይንጥከመሉ ከይፈለጥናዮም ብዙሕ ጊዜ ኣብ ሂወትና ብዙሕ ሰራ ሰሪሖም። ነገር ግን አግዝቢሄር ምስ አመበታችህን ምስ ቁዱሳኑ መላአክቲ ቅዱሳን ኣቦታትን ኣይገደፈናን....ክብርሪ ንስሉስ ቅዱስ ይኹን🙏ስለዚ ኣሕዋት ንንቓሕ ....ሓይሊ አግዛቢሀር ትዓጢቅና ንናይ ዲያብሎስ ምስ ስረዊቱ ተዋጊእና ሓቢርና ናይ አግዛኣቢሄር ርስቲ ወረስቲ ንኹን።❤በዚ ኣጋጥሚ ናይ በርሚል ቅዱስ ጆዎርግስ በረከት ክትሳተፉ ይዕድመኩም ኩብራት የሕዋተይ ።ስብሃት ለአግዛቢሀር ልዕልውለወላዲቲ ድንግልውለምስቀሉ ክቡር🙏
❤
ሓፍተይ ናይ ቅዱስ ገዮርጊስ ምዓስ አዩ ዝጅምር ተዓጽዩ ሰምዔ ተገድስኪ መልስለይ plz 🙏@@yohanaandat8616
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ❤
ኣሜን (3)ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቀፅለሉ ክቡር ሓወይ😢👏👏👏👏👏❤❤❤❤
Amen Amen Amen gal hiwet yesmealna gena ena sebna bflay tezarabi tigrina gena aynekahnann zelena buzhu srah eyu zxbeyena zelo tezaribka aysemhun eyu degagmka tmhrti yedliyo eyu Amlak yhagzi❤❤❤❤
በርትዕ ዝሐወይ ዝወደይ ብዙሕ ኡና ንማሀር ብአካትኩም 🙏🏽🥰
እኻዕ ብሰላም መፀካ ናኡድ ሓወና ቃል ሂወት የሰመዐልና🙏❤❤🎉🎉
edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርኩም ተንቲንኩሞ ኢኹም ፡ጌና ኣብ ዓድና እሞ መችእዎ ተነጺፍና እዩ ዘሎ እዚ መናጢ ርኩስ መንፈስ፡ ካብዚ ንላዕሊ ብዙሕ ኣሎ ከተጋልጽዎ ድማ እግዝኣብሄር ይደግፍኩም።
ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ዓብይ ትምህርቲ ኣብ ህይወትና ዞሎ እዩ ክብርቲ ሓፍትና 😢 ዘይ ምፍላጠና ቡዙሕ ከሲርና ግን ካብዚ ንዳሓር ግን ተመስገን እግዚአብሔር ንክንማሃር ዝገበረና እግዚአብሔር❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረይ
Amen Amen Amen hinaxen mahiren betamiy xebuq temhirtiy edem Tinan yhabkum ❤❤❤
መጀመሪያ ነዛ መዓልቲ እዝኣ ባሩኩን ቀድሱን ዝሃበና እግዝኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን ንኩልኩም ቃል ሂይወት የስመዓልና ኣመተሩፋኤል ሓፍትና ንህዝበይ ንዓይ ዝገጠመንን ዝተረዳኣንን ናይ ጸላኢ ሰናይ (ሩኩስ መንፈስ) ሽግር ሓደጋን ከተረድኢ ተብዕኪ ምምጻእኪ ከመስግነክን ከድንቀክን ይደሊ እዚ ኩሉ ዝገለጽክዮ ናይ ዛር መንፈስ ሓቅኪ ኢኪ ግን ዕድመና ሙሉእ ኣስተባህናሉን ሓስብናዮ ዘይንፈልጥ እዩ ክሳብ ሕጅውን ዘይነቃሕናሉ እዩ ውጽኢቱ ከኣ ኣብ ስደት ይኩን ኣብ ዓድና ዘሎ ዝገጥመና ዘሎ ፈተናን ሽግር ንሪኦ ኣለና፡ኣቦታትናውን ጌና ስለዘይተረድኦም ክምህሩሉን ክሰርሕሉን ኣይኣሉን ሞ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም ክብርቲ ሓፍተይ ኣመተሩፋኤልን ክዳነማርያም ወድና ቅድቲ ድንግል ማርያምን ቅድስ ሩፋኤል ይሓልውኩም
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ✝️🙏ኣነ እነኹ ብሕልመይ ብተደጋገሚ ከም ተመን ኮይኑ ይመፀኒ እሞ ይነኽሰኒ ኣብ ፀለትኩም ዘክርኒ
እንካዕ ዳሓን መፃኣኩም ክብራት አሕዎትና 🎉
ኣሜን 🙏🙏🙏ካል ሂወት የስመዓና,,,አንቃዕ ብሰላም በጸካ ናኦድ ሓዉና።
Bereketkum yehiderena Nay bahaki ketsilulu naod hawey gn buzu aytzareb na azarba sorry gn medebatka endanwahkayo hatsirn maharn entezkon tsibuk neru🙏😥
Ezi tblwo zelokum kulu abhiwetey rekibeyo
Qale hiwet yesmalna naod hawna ❤❤❤
Amen amen amen gal hiwet yesmealna
Besme slase selam egzabher miskulatna ykun kuburat yehwatey memelisu mistirun tibebun yhabeley neana kihshena
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብጣዐሚ ደስ ዘብል ኢዩ ክቀጽልዎ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልዀም።
❤❤❤❤ amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲🤲⛪⛪⛪
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ናኦድይ ቡዙሕ እና ንማሃር የቅንየልና ዝሓውይ❤❤❤❤❤❤❤❤
welcome naod hawna
Alo kulu ezi tiblyo zeleki Ameterufael haftey
Enkae bselma mexaka naod hawna kale hiwet yesmealna❤❤❤🎉🎉🎉
Ankea dehan mexaka naod hawey
Enqas beslam mexakom kebrty ahwaty
ናይ ብሐቂ ናይ ዛር መንፈስ ካይ ፈለጥናዮ ብዙሕ ከርተት አቢልና እዩ Egzaebihir xegakum yebzheyu
Naod hawey nay bahki beki xibuk gerka amet Rufal habtey baki nebsey rekibeya
Anq bselam metaki amterufal ketlowo bzu seb kmehr
Azu iyu mehari izi medeb brukat ahwatey Imebrhan tbarkum!!!🙏🏽
Selam zhafetya ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Enquête bselam mexakum
Amen kal hiwet yesmalna ab hiwetey zolo eu
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Tekkel alki agtimatn ala kemnatki haftey
🙏🙏🙏😇😇😇
Betami tsebuk temhreti thank you
በርተዐልና ዝሓዎይ ኣምላክ ይሓግዝካ ናኣደይ❤
Enqa biselam Mexikum ahwat.
Enkea beselam temelxky w letrfal haftey.des zebel temerty.
Nadoy netom temseom sebat edel habom marey 🙏🙏kbret yhabelna ka
1፥03 እዋይ ጽቡቅ ኣዘኪርኪኒ ሓፍተይ ንኣሽቱ ህጻናት ኮለና ሕሙም ኣእምሮ ይመስለና ኔሩ ፈረጀት እንዳበልና ንግዕር ደድሕሪኡ ንኮልል ነምሲ ኔርና ሳዓቱ ፍሉጥ እዩ ምሸት ወይ ለይቲ እዩ ፡ንፈልጦ ዘይብልና ፈረጀት ክንብል ፈረጀት ኮይኑ ተመሳቂሉ ኔሩ ሂወትና ኣምላክ ይመስገን ሕጂ ቅድሚ 8 ዓመታት ውግእ ምስ ድያብሎስ ጀሚረ ነቂሐ ዘተሓሳስበንስ ናይቶም ምሳይ ዝጎዩ ዝነበሩ ነዚ ምስጢር ዘይፈለጥዎ ኣምላክ ይርዳ ኣዮም ።
Btami des zbl agelalxa . Kalehiwet yesmalna ❤👍👍👍👍👍
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ❤
Enqae bselam mexakum
እዋይ ናይ ጉዝዋ'ዶ አምጺእኪ፡ ዘገርም 'ዩ አደይ ንነዊሕ ዓመታት ብጉዝዋ ተሳቕያን፡ ፍውሲ ክትደሊ ድማ ዘይ አተዎቶ አይነበረን ድሕሪ'ዚ ካአ ደይ ወጽእ መከራ አብገዛና'አትዩ😭እግዚአብሔር ግን የሕሊፉ አይሃበናን ተመስገን🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤👏👏👏👏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
Besmeab beweld wemenfes kidus ahadu amlak azi kulu abay zelo eyu gin bihayli kudus mikal disane mikal adaxelku keleku kab nebsey kaliay dimxi koynu andateredani auy elu
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam nkulatkum ftwat blmi temen diu & ksegd kelelu mgusa & ezney resni ygbreley nmntay ezney resinu ele ms nebsey yzareb nere
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
ኣመተሩፋኤል ሓፍተይ እንቋዕ ብደሃን መጻእኪ ናትኪ ታሪክ ምስ ሰማዕኩ እየ ምስጢር ሰይጣን ተረዲእኒ ገጠመኝ ክሰምዕ ጀሚረ። ኣምላክ ብመን ስሒቡ ከም ዘረድኣካ ከም ዝስወጠካ ግርም እዩ ዝብለኒ ኣብ ሓንቲ ፓርት ታሪክኪ ምስ ሰማዕኩ ምሉእ ታሪክኪ ስሒብኒ ካብ መጀመርታ ክሰምዓኪ ጀሚረ ወዲኤዮ ሳላኪ ድማ ሂወተይ ሽግረይ ክፈልጥ ኪኢለ ሕጂ ድማ በምሓርኛን ብትግርኛን ኣስማቶም ናይዞም መናፍስቲ ሓደ ድዩ ወላስ ዝተፈላለዩ እዮም። ኣሕዋተይ ከረድአን ስለ ዝደለኩ እየ ዓመታዊ ካብ መስከረም ክሳብ መስከረም ሰዓል ኣይተቋርጽን እያ ኣብ ገዛና ብፍሉይ ድማ ሕማም ዝበዝሓሉ ማለት ኩልና ብሓደ ጊዜ ንሓመሉ ወርሓት መስከረም ጀሚሩ ክሳብ ለካቲት ጾም ክሳብ ዝጅምር ይከዉን ሕማምና። ነዕርፈሉ ጊዜከኣ ኣብ ጾም ኣርብዓ ጥራይ እዩ ምክንያቱ ስሩዕ ስግደት ኣሎ ስሩዕ ጸኦም ጸሎት ኣሎ ኣመተሩፋኤል ሓፍተይ ጽቡቅ ጌርኪ ገሊጽክዮ እንዲኪ ናኦድ ሓወይ ድማ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ተባረክ ቁሩብ ክበርሃለይ ጀሚሩ ልዕሊ 7 ወርሒ ገጠመኝ ተከታቲለ ግን ዘይተረዳኣኒ ንሕና ንጽዉዖም ቃላትን ኣምሓርኛ ዝጥቀምሉ ዝነበሩን ኣገባብ በበይኑ ስለ ዝኮነኒ ንክትርጉሞ ይከብደኒ ኔሩ
ይገርም እዩ እር ኣነለ ምሰ ሓፍተይ ናብ ጠንቋሊ ከይደሰ ኣይተኣትያን ናበለት ኻሊኣቲና ነይራ ደሓር ግን ማይ ተሓፀባ ኢላ ኣብ ሸንቲበት ተሓፂብናዮ🤔😥😥😥😥😥ኣምላኬሆይ ስደተይ ኣሕፅርለይ
🥰🥰🥰🥰🤍❤️❤️❤️❣️❣️🙏🏼🙏🏼
ቃለ ሂወት ይስመዐና ዘምሓተይ ክሉ ኣብ ሂወትና ዘሎእዩ ካብዚ ክንደይ ተሚሂረሉ ሐዚ ኣንሕነ ብዙሕ ዘጋጠመነ ኣሎ ፀሕፈካ አይውዳአይ እሞ እን ዳቦሓጎይ እነይ ማለት መጀመረያ 12 ወልዶም ገሊኣም ዓይኒ ስውር ገሊኦም ካዓጥዕያት ተወልዶም ካውዶሞ ብብሓደ እነገበረ ክሎም ሞይቶም ክልተ ተሪፈን እዛነበይተይ ካዓ ድምፃ ዓፃፅዮ ክሉ ዶሞ ድክምቲ ኮይነ ንበይ ከርሰትያን አይትከድ ነብ ፀበል አይትከድ ፀይረን ይምፃእላ ኮታስ ኩሉ ነገረ ድክምቲ ኮይና ናብ ዘኮነ ነገረ አይትወፂ እብ ገዛ እያ ከፈ ምሰበለት ብድሕሪእካዓ ዛማዓሊቲ ኣኪላ ሞት ሰጋሃዶሞ አይተቀበለት ምይታ ብድሕሩእካዓ እዘን ዘተረፋ ክልተ እዛ ሓንቲ ኣደይ ንዓይ እያ ክልተእን ከዓ ባእሲ ምንም መክንያት ዘይብለን ከዓ ባእሲ ንክልትኦን ዘኣክል እንሃለወ ይባኣሳ ብመሪየት ብዘይ ጠቅብ ነገራት ብድሕሩእ ካዓ ኣበይ እነይ ኣበይ ነብ ሰራሕ ሚክንያት ነብ ኣድስ ኣበባ ብሽፈረነት እነሰረሐ ፀኒሑ ሐዚ ካዓ ኣሎ ኣዉኡ ኣደና ንዓና ፀኒሓ ከሳሐዚ ቀደም ዓባይ ሓፍተይ ታሓምሞ እነተማህረት ከላ ምማሃር እወን አይካእለተን ገፃይ ርእሳ ኣቅሳል ከይኒ ዓይነወን እዘቁሱሊ ካልእዋ አይትሪኢ ነይራ ነብ ሕክምነ ንግዚኡ ያሓድጋ ደጊሙ ይምለሳ ብድሕሩ ካዓ ኣዶነ ነብጦቆሊቲ ትከድ ነብ መጨለት ዉሰድያ ይብላኣ ነብመጨለት ተከድ ታሓፀባ መፀት ካዓ ስራሕ ክሰርሕ ተበለት ካዓ ደጊሙ መፁዋ ትሕማም ደጊማ ካዓ ከይዳ ነብ ጠቆልቲ ብዱሕሩኡካዓ በጊዕ እዳሪቅላ እላታ እዛብጊ ካዓ ተዳሪቃታ ኩለነ ስድራ ካዓ በሊዕነየ ብድሕሩ ካዓ አይሐሻይ ነብ ማዓት ደፍተራታት ከይዳ ማዓት ከታበት ኣሜፂኣትላ ታእሰሮነይራ ብድሕሩኡ ካዓ ሰቁላ ነብ ስደት መፂኣ ኣሜላኬ ፅብቅ እኒኣ ሐዚድማ ኣቦይ እነይ ምንም መባእሲ ዘይ ብሎም አይ ፍተሓት አይባሕደ ህልዋት ኣገላግል ኮይነምነ አብ ሸወዓተ ዓመት ሸመተ ዓመት እዩ ዝመፅእሞ እሽዕወን ብግደታ እየዘመፀእ ኣሕነ ነዓነበልነ ንጭቅጭቆ ይመፅእ ተወእሱ ብድሕሩአ ይክድ ቀደም አይጨንቀነይ ነይረ ሙስቱቆሉዑ ሚነባሮነ ምስቲዘይ ምፈላጥና ሐዚ ግን ጨንቅናን ንቦነ ተመከርና ንግዚኡ ኣማካንዩ እሺ ክከድየ ይብለና ብድሕሪኡ ይርሶዕ ካሙኡነበለ ጊዘነነወሐ ኣወና ኣደና እንተኮነት እንተመከርነያ አይተሰመዐነይ ሐዚወን ነብ ድፈታራ ምካድ አይገደፈተይ በቃ አይትከዲ ይኣክል እዝኩሉ ብዘይ ፈላጥና ዝከድነየ ተነስሂ ተበልነያ ምንም አይትሰመዐነይ እይባሓደ ተቀመጠም ሰጋሃዶሞ ተቀበለም እይተፈተሖም ንነብሶም ሕዞም ኣጎላግል ኮይነምነ ልዕሊ ኣርባዓይ ሓምሸተይ ኮይነምስ ብዓልቶም ላብልም ተብልነስ ንብልነ ተብልነስ መስዕማዕ ኣበዮም ኣነሕነ ዶቆም ጭንቅና ዘሮዝሮ ፅሕፈካ አይዉዳኣይ ነትናዋ ስደት ከንደይ መመሀሪ እየሞ ከንደይ ተሚሂረእየ ካባካ ዛሓወይ ኩሉጊዘ እየ እዙኩ ነረአኩ ፀለኣ ሰነይ ዳኣኮነይ እይለበይ አይሓሰበይ ነይረሞ ኩሉ ሐዚ ግን ሻላ ሓወይ ፈሊጠ ኒኦኩ ብባካ ተከተለ ሰድራይ ነብ ልብም ከምለስለይ ተስፈይገበር ይቀኒየለይ ሓወይ ማዓረይ
ዋይ ሓፍተይ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን።
ኣጅኪ ሓፍተይ እንቋዕ ሕጅ ፈለጥክዮ ኩሉ ግዜ ንጉሆም ምሸትን ኣበርትዕኪ ሰገድ ንኩሎም ስድራቤት ክሰግድ ከለኪ ስም ክርስትናኦም እነተዘየለ ስም እዳጸሓፍኪ ስግድሎም ንትፈትውዮ ለምኒዮክረድኣኪ ንዓኡ ኣሕልፍኪ ሃብዮ ክረድኣኪ እዩ ርግጸኛ ኮይነ ክነግአኪ
Amlakay kab esrat diyablos fthana
ቅደም ኣብ ቆልዑት ዓይኖም ከም ዝሓሙን ከምዝሓብጥ ይገብር ሞ ኣብ ጸጉሪ ዓይኖም ኣበዚ ጥቃ እዝኖም ኣብ መትልሖም ገለ ውን ኣብ ግንባሮም ይጥብሑ ይግርኖቡ ነይሮም ዳርጋ ዘይግርነብ ቆልዓ ኣይነበረን ብፍላይ ኣብ ትግራዎት ብብዝሔ ይግበር ነይሩ ናይ ደም ግብሪ የክፍለና ነይሩ እዚ ናይ ዛር መንፈስ እዩ ካልእ ድሕሪ ናጽነት ኣሕዋት ዝመጸ ጸገም ከኣ ምስ ጻድቃናትን መላእክትን ዝተኣሳሱር ኣስማቶም ንኣብነት ወለተኪዳን ገብረትንሳኤ ገብረመስቀል ወለተገርግስ ወዘተ ዝነበረ ኣስማት ንስሞም ከምዝንዕዎ ከምዝጸልኡዎን ጌይሩ ስሞም ከምዝቅይሩ ጌይሩ እዚ ናይ ዛር መንፈስ ብስሞም ክባረኩ ስለዘይደሊ ብጣዕሚ ኣዔሽዩና ኣሽክዕና እዩ እምነትናውን ብዘይርድኣና ኣዳክሙዎ
nay bhaki hatney gergs nieru sma tigsti keyrato menafkan koina😥
Zari malet du fesi ena ybahqon kale dima kelbi ynekseni neyru
Nay bhaki xbuk tmhrti nay fereje ko azekirkni fkedu nkeyd nierna amlak bayni mhretu ytetena enber
ኣብይ ሐለንጊ ኣለዋ ኩሉ ግዜ ኣብ ገዛ ተሰቃሊ እየ ዝሪኣ ሕጀ ኣብይ እቲ መንፍስ ኣለዋ ማለት ድዩ
Nay bhakiy ygermekum eyu hiwetna texawitlu eyu zara zbahal menfes kexlu kemu gerka akrbelna hzbna knekh tegudiena ina bhakiy
ይገርም እዩ እንታይ ከም ንጽሕፍ ከማን ገሪምኒ ቆልዓ ከለኩ አቦይ ከምዚ ነብሱ እንዳሃረመ ብኩርማጅ የጉርዕ ነሩ ግን አየጻወትዎን ነሮም ተሊፎን ናይ ሓፍትና አመተ ሩፋኢል ዶ ክትጽሕፈልና ደዊለ ምረከብክዎ
ስለክኻ ብኸመይ ክርኸቦ ይኸእል
ሰላም አምላክ ምስኩላትና ይኩን ፉቁራት የሕዎተይ ወለተርፊል ሓፍትና እንካዕ ድሓን መጻኪ አብ ዝሓለፈ ቡዙሕ ኢና ተማሂርና ሕጂ ድማ ከምንምሃር ጥርጥር የብለይን ዝገረመን ግን ናይ ከንፈር ሙቁሳል አብ ዓመት አርባዕተ ግዚ ይቆስል ክገርመኪ አብዚ ክልተ ሰሙን ካልአይ ግዚ ቆሲለ አለሉ ክክክ እንታይ ኢለስከ እዛ ሳሪትሲ ዝቀደመ ከይዕሓወየስ ደጊማ ሸይናትለይ ኢለ መልሸ ድማ ገለ ድኣ ፊሩስ አብቲ ከንፈረይ አሎ እበር ኩሉ ጊዜ ዶ ትቀስል ኢካ ኢለ ሕጅ ግን በሪህለይ
ወራድዋ ሳሪት😂
ሰላም የሕዋተይ ሰላም መንፈስ ቅዱስ ምሳኹም ይኹን እዚ ዛር ዝበሃል መንፈስ የጉስኣካ አልኩሞ ሞ ከብድኻ ከ ይነፍሓካ ዶ ኣነስ ሕክምና ምንም የብልክን ይብሉኒ ከብደይ ግን ይንፋሕ ከምዚ ገለ ዝንቀሳቀስ ዘለኒ ኮይኑ ይስመዓኒ ን ሓንሳብ ክኣ ይጠፍእ እዚ ከምዚ ዝገብረን ክኣ ካብ ከባቢ መስቅል ጀሚሩ ክሳብ ለካቲት ይጸንሕ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ይምጸኒ ዓይነይ ክኣ ብፍላይ ን ሰብ አንጠተምተዮ ይነብዕ ደፊረ ክጥምቶ ኣይክእልን ምስ ሕፍረት ከይትሓስቡዎ ሓፋር ኣይኮንኩን በይነይ ኣብ ዝኾነሉ ክኣ ኩሉ ግዜ ብድሕረይ ሰብ ሕልፍ ዝብለኒ ኮይኑ ይጥዕመኒ ቁሊሕ ይብል ኣብ ሕልመይ ክኣ ብቀጻሊ ይዕንቀፍ ሰንቢደ ይትስአ ለይቲ ጥፍጣፈይ ድዩ ዝሓንቀኒ ዋላ ይስርነቕ ዘይርደኣኒ ክመውት ይደሊ ትንፋስ ይሓጽረኒ በጃኹም ገለ በሉኒ የሕዋተይ ካብ ሂወትኩም ተመኩሮ ድዩ ወይ ትፈልጡዎ ተልኩም ክብረት ይሃበለይ 🙏
ክብርቲ ሓፍትና እዚ ኩሉ ዝገለጽኪዮ ምልክታት ኩሉ ናይቲ ርኩስ መንፈስ ናይ ዛር መንፈስ እዩ ወርሒ ሓልዩ እዩ ዝመጸኪ ዘሎ ከብድ ምንፋሕ ናቱ ኮይኑ ወይ ብመተት ዝኣተወውን ክከውን ይክእል ኣመተሩፋኤል ሓፍትናውን ውርሒ ሓሊዩ ዘሽግራ ዝነበረ ናይ መንፈስ ትገልጽ እያ ስምዕያ ለይቲ ዝስርንቀኪ ከኣ ክቀትል ዝደሊ መንፈስ ክከውን ይክእል ስለዚ እዞም ኣሕዋት ብከመይ ንቃለሶን መፍትሕኦን ይነግሩ ስለዘሎው ሽግርና ተረድኪ ነዚ ከኣ ነዊሕ ሙጻም ነዊሕ ምስጋድ ብመቁጸርያ ምቅጥቃጥ ንስሓ ኣትኪ እተገርኪዮ እግዚአብሔር ክረድኣኪ እዩ ክትሓውይ ትክእሊ ኢኪ ንጉሆን ምሸትን ስግዳንን ጾሎትን ብዘይ ምቁራጽ ክትገብሪ ኣለኪ
ሰላም ናይ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ይኩን ሓወይ ወይ ሓፍተይ። ከብድ ዝነፍሓካ ብሓጽሩ ርኩስ መንፈስ ኮይኑ፡ መተት ማለት ኩፉ ሰብ ኣብ ትበልዕ ወይ ትሰትዮ ክገብረልካ ይክእል ኢዩ፡ እቲ ካብ መስከረም ክሳብ ለካቲት ከ እቲ መተት ፡ድግምቲ ፡ዝልእከልካ፡ሰብ ፡ኣብ መስከረ ኢዩ ዝሕድሶ፡ናብ ጠንቆሎ ወይ ደብተራ ፡መብዛሕቱ ካብ ቀረባ በተሰብ ወይ ጎረቤት ፡ኮይኑ፡ስእል ወይ ክዳንካ ፈላማ ዝወሰዶ ገሩ ይሕድሶ ማለት ኢዩ፡መፍትሕ፡ከኣ ኣብዝሕካ ፡ማየ ጸሎት ምስታይ ፡ምስጋድ፡ብሞቁጸራ ፡ገሪካ ፡ምቅጥቃጥ፡እቲ ምዕንቃፍ ከኣ ደም ዝደል መንፈስ ናይ ዛር ካብ ቤተስብ እስካ ዘይትፈልጦ ክምለክዝደል መንፈስ ኢዩ፡ ደም ስለ ዝደል ፡ብዝኮነ ፡ተዓንቅፍካ ደም ክትወጽ እዩ ዝደል
❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልናክብራት ኣሕዋተይ
ናይ መንፍስ ዛር ወይደማ ዝዋር ሓስዩ ምስ ኣሕዋትካ ዘባእዚ😢
ዛር መንፍስ
ብሕማምን ብባእስን,፡እዩ ዝሽግርካ
መንፍስ ዛ
ኣነ ወን ዓባየይ ሕማም ርእሲን መርዘን ትባሃል ነይራተ ካም ምት እዩ,ዝርእያ ነይሩ
ሕማም ኩሩሙቲ ወን ኩሉግዜ እየ ትበክን, ተእዊን ነይራ ብሕማም ኩሩምቲ😢 ኣደዋይ እውን ክምኡ እያ ኩሉ ግዜ ሕማም ትዛዋውር ስለ ዝኮነ
ናይ ዓበይቲ ይጻውሩው እዮም ኣነ ዝሕዘኒን ዘሎ ገና 😢 ናይ ደቂ 3ዓመት
ደቂ 4ዓመት ኩሉ ግዜ ብክያት እዮም፡ዝሓድሩ ኣነውን ንባዕለይ ሕማም, ኩሩሙት ሕክመና እናክድኩ ኩሉ ኩሩሙተይ ብመስዳድ ድም ብምፋሳስ ትጻቅየ ነይር ልዕል ሽዋዓተ ሕሹ ብውሑድ ብርያል ስዑዲ😢,ወደእ ገና ኩሉ ግዜ ፅቃይ 7ዓመት ዝክውን ብቓንዛ ክርሙቲ ኣሕልፍዮ 😢
ዛር መንፍስ መካኑ ኣይፍልጦይ
ገና ኣደዋይ ባዓየይ ክምዚ ትብለና ነይራ መርዝን ሕማም ርእሲ
ሕማም፡ኩሩሙቲ ይታሓላልፍ እዩም ናትይ ክይ ኣክልንስ ሓልፍኩምዶ እናበለ ትብኪ ሕማም፡ክርሙት ክት ሓመም,ክላ ላባ እያ ትስተ ነይራ ንቶም,፡ሓናሽኩ ክርሙቲ፡ ይቃቱሎም፡እዩ ትብል ነይራ ዓባየይ ክዚ ዕድመኣ ብጽሑ ካብ ዓለም,ትፍልያ እያ ገና ኩሉግዜ ሕማም፡ክርሙት እያ ትቅንዘ ነይራ ኩላትና ዝትወለደና
ካብ ደቃ ኪሳብ ደቂ ደቃ ሕማም፡ ኩሩሙት ኣሎና ብቃንዛ ክሩሙት ንጽለል,ኣለና
ናብ ህወትይ ክኣቱ ድሕር ክልተ 20/15 ኣመተ ምህርት ምስ ኮነ
ትምህርቲ ቃል፡ኣምላኽ ምስ ተማሃሩኩ ናይ ጋጋንንቲ መንፍስ ምስ ተማሃሩኩ ስብከት ወንጌል ስግዳን፡ ኩሉ ክፍልጥ ምስ ካኣሉኩ ገና ሓያል፡ ሕማም ክርሙቲ ሓመምስ
ዓምይ ደማ ንዕናይ ሕክመና ምስ ብልቲን ኣይክደይ ክንደይ ግንዝብ ወደእ እየ ምስ ብሉኩዋ እንታይ ትርፍኒ ኩሉ ሰደድዮ😢 ብመንታይ ምግቢ ክበልዕ እለ ዓይነይ ንባዓት መለኦ😢 ናብራ ስደት ሰለ ዝኮነን
ብዙይ ምስኪር ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ
ክነገርኩም ስእሎ ኣድህኖ፡ ነይርኒ
እታ ስእሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል,
ሕዚ😢 ክይርኣኒ እናፍራሕኩ እተን ስብ ገዛ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ዘይርሳዕ ውዕለቱ 😢
ኣብእታ ትሕመኒ ዝነበርት ኩሉ ኣስናንይ ኩሉ ኩሩሙተይ ሓመሙ ዝብልዕ ስእነ ዝሓዘን ቃንዛ ክርሙቲ ይሕልፎ ነይር ህወተይ ፡ብዲሕሩኡ
ስእሊ,ኣድህኖ ሕዚ ብክያዳይ ጅመርኩ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ካብ ቃንዛ ናሓላላፍ ኩሩሙቲ ማሓርኒ ብጽብልካ ካብ ስምካ ወጻእ ክይከድ ቃል ይኩነን፡ ንስካ ትመሕርኒ, ዋሕሰይ እካ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ወይ ናይ ሕክመና ክንና፡ ወይ ናይ ሕክመና ሓደ ንገር ኣይ ገብር እለ ትማሕጸንኩወ ናይ ሕኪመና መዳሓንት ግዛዊ እዩ ናትካ ግና ዘላኣላማዊ ህወት እዩ እለ ተማሓጽኑኩ ተመስገን ምሻላ,ቅዱስ ሚካኤል ዋሕሰይ 3ዓመት ገር ኣሎኩ ካብ ቃንዛ ሕማም መርዘን ካብ ሕማም ክሩኩቲ እንታይ እየ ክብለኩም ዘደለ
ብት ፍትዩዎ መላኣክ ታኣመኑ ጥርጥራ እንተ ገርኩም ኣይስርሕ ፍትዋተ ቅዱሳን ዝጣራጥር ልቢ ኣይፍቱወይ😢
ብስም ወላዲት ኣምላኽ ብስም ቅዱስ ሚካኤል,ናዓይ ድፍተር ፅሕፍካ ኣይወዳእይ እዩ ካብ ብብዝሑ ብውሕዱ እየ ፍቅራተይ እርም ኣብሉኩም ኣንበብወ ፍትዋተይ መምህርና ሓውና ደማ ኣምላኽ ፅጋ ብርክት የብዘሕልካ ንሓፍትና ወን ብርክቱ ይሕደርኪ ወለተኣመተ ስላሴ
ክብርቲ ሓፍትና ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከቱን ረድኤቱ ጌይሩ ዝመሓረኪ ክብርን ምጋናን ይብጻሓዮ ሙሉእ ይግበረልኪ ንዓናውን ኣብ ኩሉ ሂይወትና ቅ.ሚካኤል ይርድኣና
ሰላም ክቡራት የሕዋት እንቛዕ ብዳሓን መጻእኩም ፡ ናኦድ ሓውናን ወድናን ድማ ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ኣይትጥፋኣና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ።ኣመተ ርፋኤል ብርኽቲ ሓብተይ ጅግና ጟል ተዋህዶ ንኹልና ኣንቂሕክና፡ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ።እግዚአቢሔር ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርኽ ።❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓዉና ናኦደ
ተሌፍንካ እባ ጸሓፈለይ ክረክበካ ደልየ ኣለኩ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ናኡድ ሓዉይ አነ እዉን ኣብ ህወትይ ከመዚ ናይዘመት መንፍሰ ኣጋጢሞኑ ነይሩ እዩ የቅንየልና ክቡር ሓዉና
እንካዓ ብስላም መጻእኩም,ክብራት ኣህዋትና ክብር ሓውና ፅጉኡ ብርክቱ ይብዘሕልካ ኣምላኽ ሰለ ኩሉ ነገር
መጃመርያ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ዛኣሕዋተይ ብስመኣብ 😥ኣነስ ስድራይ መሉእ እዪ ተጨዉታና ዋ ኣበይ እዉን ስኤነ ኣነ ግን ናብ ስደት ወፂአ ኩሉ ፈሊጠዮ ፆሎት ግን ተደኪመ ዋ ፍቃዲ ኣምላክ ተኮይነ ዓደይ መፅአ ማይ ፆሎት ተሓፅበ ከግቡዝ ተሰፍ ይግበሪ 😢
Ajoki zhaftey xolot gbery
ብስም ኣብን ወልድን መፈስቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን ሰላም ናይ ኣምላክ ምስ ማሳኩም ይኩን❤ስድራ እግዛኣቢሄር
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ።
ኣነ በዛወገነይ ኣብ ገዛና ካብ ዎሎዶ ዝመጸ ዛር መንፈስ ጽብቅ ገረ ኣረጋጊጸ ኣለኩ ።
ካብ መዕልታት ሓደ መኣልቲ ብናይ ስጋ ዘይተመለሰ ሕቶ ስለ ዝነበረኒ ሱባኤ ምሳኣተኩ ናይ ዛር መንፈ ከምዘለና ብሕልመይ ሪአ ።
ነገር ግን ብሕልመይ ምስ ረኣኩዎ ናብ ወላዲተይ ብምድዋል ሓተትኩዋ አሞ ንሳ ከኣ ብዘይ ምሕባአ ኣዲኣ ከምዝነአበራ ነገረትኒ አሞ ገረመኒ ።
መችሀም ናይ ዕባየይ ዛርመንፈስ ካበይ ከምዝመጸ ክግንዘብ ኣይተሸገርኩን ...ኣኮኣ ንዓባየይ ቖሎ ከምዘለዎ ብዙሕ ግዜ ከዕልሉ ይሰምዕ ነረ ከምኡ ውን ክታብ ከምዝሰርሕ ናቱ ክታብ ከኣ ዓብየይ ኩሉ ግዜ ከተድንቆ ይሰምዓ ነረ .....ነዓይ ኣውን ናይ ብዳመንፈስ ካብ ንእሽቶ ኣትሒዙ ብዙሕ ጊዜ ኣሸገርኒ እሞ ዓባየይ ከኣ ካብ ኣኮኣ ዘምጽአቶ ክታብ ትኣስረለይ ነበረት 😢 መከራ መችም መናፍስቲ ኣብ ሂወትና ዕዉታት ከይንከዉን ከምኡ ውን እግዛኣቢሄር ዝሃበና ጽጋ ብኣገባብ ከይንጥከመሉ ከይፈለጥናዮም ብዙሕ ጊዜ ኣብ ሂወትና ብዙሕ ሰራ ሰሪሖም። ነገር ግን አግዝቢሄር ምስ አመበታችህን ምስ ቁዱሳኑ መላአክቲ ቅዱሳን ኣቦታትን ኣይገደፈናን....ክብርሪ ንስሉስ ቅዱስ ይኹን🙏
ስለዚ ኣሕዋት ንንቓሕ ....ሓይሊ አግዛቢሀር ትዓጢቅና ንናይ ዲያብሎስ ምስ ስረዊቱ ተዋጊእና ሓቢርና ናይ አግዛኣቢሄር ርስቲ ወረስቲ ንኹን።
❤በዚ ኣጋጥሚ ናይ በርሚል ቅዱስ ጆዎርግስ በረከት ክትሳተፉ ይዕድመኩም ኩብራት የሕዋተይ ።
ስብሃት ለአግዛቢሀር ልዕል
ውለወላዲቲ ድንግል
ውለምስቀሉ ክቡር🙏
❤
ሓፍተይ ናይ ቅዱስ ገዮርጊስ ምዓስ አዩ ዝጅምር ተዓጽዩ ሰምዔ ተገድስኪ መልስለይ plz 🙏@@yohanaandat8616
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ❤
ኣሜን (3)ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቀፅለሉ ክቡር ሓወይ😢👏👏👏👏👏❤❤❤❤
Amen Amen Amen gal hiwet yesmealna gena ena sebna bflay tezarabi tigrina gena aynekahnann zelena buzhu srah eyu zxbeyena zelo tezaribka aysemhun eyu degagmka tmhrti yedliyo eyu Amlak yhagzi❤❤❤❤
በርትዕ ዝሐወይ ዝወደይ ብዙሕ ኡና ንማሀር ብአካትኩም 🙏🏽🥰
እኻዕ ብሰላም መፀካ ናኡድ ሓወና ቃል ሂወት የሰመዐልና🙏❤❤🎉🎉
edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርኩም ተንቲንኩሞ ኢኹም ፡ጌና ኣብ ዓድና እሞ መችእዎ ተነጺፍና እዩ ዘሎ እዚ መናጢ ርኩስ መንፈስ፡ ካብዚ ንላዕሊ ብዙሕ ኣሎ ከተጋልጽዎ ድማ እግዝኣብሄር ይደግፍኩም።
ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ዓብይ ትምህርቲ ኣብ ህይወትና ዞሎ እዩ ክብርቲ ሓፍትና 😢 ዘይ ምፍላጠና ቡዙሕ ከሲርና ግን ካብዚ ንዳሓር ግን ተመስገን እግዚአብሔር ንክንማሃር ዝገበረና እግዚአብሔር❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረይ
Amen Amen Amen hinaxen mahiren betamiy xebuq temhirtiy edem Tinan yhabkum ❤❤❤
መጀመሪያ ነዛ መዓልቲ እዝኣ ባሩኩን ቀድሱን ዝሃበና እግዝኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን ንኩልኩም ቃል ሂይወት የስመዓልና ኣመተሩፋኤል ሓፍትና ንህዝበይ ንዓይ ዝገጠመንን ዝተረዳኣንን ናይ ጸላኢ ሰናይ (ሩኩስ መንፈስ) ሽግር ሓደጋን ከተረድኢ ተብዕኪ ምምጻእኪ ከመስግነክን ከድንቀክን ይደሊ እዚ ኩሉ ዝገለጽክዮ ናይ ዛር መንፈስ ሓቅኪ ኢኪ ግን ዕድመና ሙሉእ ኣስተባህናሉን ሓስብናዮ ዘይንፈልጥ እዩ ክሳብ ሕጅውን ዘይነቃሕናሉ እዩ ውጽኢቱ ከኣ ኣብ ስደት ይኩን ኣብ ዓድና ዘሎ ዝገጥመና ዘሎ ፈተናን ሽግር ንሪኦ ኣለና፡ኣቦታትናውን ጌና ስለዘይተረድኦም ክምህሩሉን ክሰርሕሉን ኣይኣሉን ሞ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም ክብርቲ ሓፍተይ ኣመተሩፋኤልን ክዳነማርያም ወድና ቅድቲ ድንግል ማርያምን ቅድስ ሩፋኤል ይሓልውኩም
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ✝️🙏ኣነ እነኹ ብሕልመይ ብተደጋገሚ ከም ተመን ኮይኑ ይመፀኒ እሞ ይነኽሰኒ ኣብ ፀለትኩም ዘክርኒ
እንካዕ ዳሓን መፃኣኩም ክብራት አሕዎትና 🎉
ኣሜን 🙏🙏🙏ካል ሂወት የስመዓና,,,አንቃዕ ብሰላም በጸካ ናኦድ ሓዉና።
Bereketkum yehiderena Nay bahaki ketsilulu naod hawey gn buzu aytzareb na azarba sorry gn medebatka endanwahkayo hatsirn maharn entezkon tsibuk neru🙏😥
Ezi tblwo zelokum kulu abhiwetey rekibeyo
Qale hiwet yesmalna naod hawna ❤❤❤
Amen amen amen gal hiwet yesmealna
Besme slase selam egzabher miskulatna ykun kuburat yehwatey memelisu mistirun tibebun yhabeley neana kihshena
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብጣዐሚ ደስ ዘብል ኢዩ ክቀጽልዎ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልዀም።
❤❤❤❤ amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲🤲⛪⛪⛪
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ናኦድይ ቡዙሕ እና ንማሃር የቅንየልና ዝሓውይ❤❤❤❤❤❤❤❤
welcome naod hawna
Alo kulu ezi tiblyo zeleki Ameterufael haftey
Enkae bselma mexaka naod hawna kale hiwet yesmealna❤❤❤🎉🎉🎉
Ankea dehan mexaka naod hawey
Enqas beslam mexakom kebrty ahwaty
ናይ ብሐቂ ናይ ዛር መንፈስ ካይ ፈለጥናዮ ብዙሕ ከርተት አቢልና እዩ Egzaebihir xegakum yebzheyu
Naod hawey nay bahki beki xibuk gerka amet Rufal habtey baki nebsey rekibeya
Anq bselam metaki amterufal ketlowo bzu seb kmehr
Azu iyu mehari izi medeb brukat ahwatey Imebrhan tbarkum!!!🙏🏽
Selam zhafetya ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Enquête bselam mexakum
Amen kal hiwet yesmalna ab hiwetey zolo eu
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Tekkel alki agtimatn ala kemnatki haftey
🙏🙏🙏😇😇😇
Betami tsebuk temhreti thank you
በርተዐልና ዝሓዎይ ኣምላክ ይሓግዝካ ናኣደይ❤
Enqa biselam Mexikum ahwat.
Enkea beselam temelxky w letrfal haftey.des zebel temerty.
Nadoy netom temseom sebat edel habom marey 🙏🙏kbret yhabelna ka
1፥03 እዋይ ጽቡቅ ኣዘኪርኪኒ ሓፍተይ ንኣሽቱ ህጻናት ኮለና ሕሙም ኣእምሮ ይመስለና ኔሩ ፈረጀት እንዳበልና ንግዕር ደድሕሪኡ ንኮልል ነምሲ ኔርና ሳዓቱ ፍሉጥ እዩ ምሸት ወይ ለይቲ እዩ ፡ንፈልጦ ዘይብልና ፈረጀት ክንብል ፈረጀት ኮይኑ ተመሳቂሉ ኔሩ ሂወትና ኣምላክ ይመስገን ሕጂ ቅድሚ 8 ዓመታት ውግእ ምስ ድያብሎስ ጀሚረ ነቂሐ ዘተሓሳስበንስ ናይቶም ምሳይ ዝጎዩ ዝነበሩ ነዚ ምስጢር ዘይፈለጥዎ ኣምላክ ይርዳ ኣዮም ።
Btami des zbl agelalxa . Kalehiwet yesmalna ❤👍👍👍👍👍
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ❤
Enqae bselam mexakum
እዋይ ናይ ጉዝዋ'ዶ አምጺእኪ፡
ዘገርም 'ዩ አደይ ንነዊሕ ዓመታት ብጉዝዋ ተሳቕያን፡ ፍውሲ ክትደሊ ድማ ዘይ አተዎቶ አይነበረን ድሕሪ'ዚ ካአ ደይ ወጽእ መከራ አብገዛና'አትዩ😭
እግዚአብሔር ግን የሕሊፉ አይሃበናን ተመስገን
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤👏👏👏👏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
Besmeab beweld wemenfes kidus ahadu amlak azi kulu abay zelo eyu gin bihayli kudus mikal disane mikal adaxelku keleku kab nebsey kaliay dimxi koynu andateredani auy elu
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam nkulatkum ftwat blmi temen diu & ksegd kelelu mgusa & ezney resni ygbreley nmntay ezney resinu ele ms nebsey yzareb nere
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
ኣመተሩፋኤል ሓፍተይ እንቋዕ ብደሃን መጻእኪ ናትኪ ታሪክ ምስ ሰማዕኩ እየ ምስጢር ሰይጣን ተረዲእኒ ገጠመኝ ክሰምዕ ጀሚረ። ኣምላክ ብመን ስሒቡ ከም ዘረድኣካ ከም ዝስወጠካ ግርም እዩ ዝብለኒ ኣብ ሓንቲ ፓርት ታሪክኪ ምስ ሰማዕኩ ምሉእ ታሪክኪ ስሒብኒ ካብ መጀመርታ ክሰምዓኪ ጀሚረ ወዲኤዮ ሳላኪ ድማ ሂወተይ ሽግረይ ክፈልጥ ኪኢለ ሕጂ ድማ በምሓርኛን ብትግርኛን ኣስማቶም ናይዞም መናፍስቲ ሓደ ድዩ ወላስ ዝተፈላለዩ እዮም። ኣሕዋተይ ከረድአን ስለ ዝደለኩ እየ
ዓመታዊ ካብ መስከረም ክሳብ መስከረም ሰዓል ኣይተቋርጽን እያ ኣብ ገዛና ብፍሉይ ድማ ሕማም ዝበዝሓሉ ማለት ኩልና ብሓደ ጊዜ ንሓመሉ ወርሓት መስከረም ጀሚሩ ክሳብ ለካቲት ጾም ክሳብ ዝጅምር ይከዉን ሕማምና። ነዕርፈሉ ጊዜከኣ ኣብ ጾም ኣርብዓ ጥራይ እዩ ምክንያቱ ስሩዕ ስግደት ኣሎ ስሩዕ ጸኦም ጸሎት ኣሎ
ኣመተሩፋኤል ሓፍተይ ጽቡቅ ጌርኪ ገሊጽክዮ እንዲኪ ናኦድ ሓወይ ድማ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ተባረክ ቁሩብ ክበርሃለይ ጀሚሩ ልዕሊ 7 ወርሒ ገጠመኝ ተከታቲለ ግን ዘይተረዳኣኒ ንሕና ንጽዉዖም ቃላትን ኣምሓርኛ ዝጥቀምሉ ዝነበሩን ኣገባብ በበይኑ ስለ ዝኮነኒ ንክትርጉሞ ይከብደኒ ኔሩ
ይገርም እዩ እር ኣነለ ምሰ ሓፍተይ ናብ ጠንቋሊ ከይደሰ ኣይተኣትያን ናበለት ኻሊኣቲና ነይራ ደሓር ግን ማይ ተሓፀባ ኢላ ኣብ ሸንቲበት ተሓፂብናዮ🤔😥😥😥😥😥ኣምላኬሆይ ስደተይ ኣሕፅርለይ
🥰🥰🥰🥰🤍❤️❤️❤️❣️❣️🙏🏼🙏🏼
ቃለ ሂወት ይስመዐና ዘምሓተይ ክሉ ኣብ ሂወትና ዘሎእዩ ካብዚ ክንደይ ተሚሂረሉ ሐዚ ኣንሕነ ብዙሕ ዘጋጠመነ ኣሎ ፀሕፈካ አይውዳአይ እሞ እን ዳቦሓጎይ እነይ ማለት መጀመረያ 12 ወልዶም ገሊኣም ዓይኒ ስውር ገሊኦም ካዓጥዕያት ተወልዶም ካውዶሞ ብብሓደ እነገበረ ክሎም ሞይቶም ክልተ ተሪፈን እዛነበይተይ ካዓ ድምፃ ዓፃፅዮ ክሉ ዶሞ ድክምቲ ኮይነ ንበይ ከርሰትያን አይትከድ ነብ ፀበል አይትከድ ፀይረን ይምፃእላ ኮታስ ኩሉ ነገረ ድክምቲ ኮይና ናብ ዘኮነ ነገረ አይትወፂ እብ ገዛ እያ ከፈ ምሰበለት ብድሕሪእካዓ ዛማዓሊቲ ኣኪላ ሞት ሰጋሃዶሞ አይተቀበለት ምይታ ብድሕሩእካዓ እዘን ዘተረፋ ክልተ እዛ ሓንቲ ኣደይ ንዓይ እያ ክልተእን ከዓ ባእሲ ምንም መክንያት ዘይብለን ከዓ ባእሲ ንክልትኦን ዘኣክል እንሃለወ ይባኣሳ ብመሪየት ብዘይ ጠቅብ ነገራት ብድሕሩእ ካዓ ኣበይ እነይ ኣበይ ነብ ሰራሕ ሚክንያት ነብ ኣድስ ኣበባ ብሽፈረነት እነሰረሐ ፀኒሑ ሐዚ ካዓ ኣሎ ኣዉኡ ኣደና ንዓና ፀኒሓ ከሳሐዚ ቀደም ዓባይ ሓፍተይ ታሓምሞ እነተማህረት ከላ ምማሃር እወን አይካእለተን ገፃይ ርእሳ ኣቅሳል ከይኒ ዓይነወን እዘቁሱሊ ካልእዋ አይትሪኢ ነይራ ነብ ሕክምነ ንግዚኡ ያሓድጋ ደጊሙ ይምለሳ ብድሕሩ ካዓ ኣዶነ ነብጦቆሊቲ ትከድ ነብ መጨለት ዉሰድያ ይብላኣ ነብመጨለት ተከድ ታሓፀባ መፀት ካዓ ስራሕ ክሰርሕ ተበለት ካዓ ደጊሙ መፁዋ ትሕማም ደጊማ ካዓ ከይዳ ነብ ጠቆልቲ ብዱሕሩኡካዓ በጊዕ እዳሪቅላ እላታ እዛብጊ ካዓ ተዳሪቃታ ኩለነ ስድራ ካዓ በሊዕነየ ብድሕሩ ካዓ አይሐሻይ ነብ ማዓት ደፍተራታት ከይዳ ማዓት ከታበት ኣሜፂኣትላ ታእሰሮነይራ ብድሕሩኡ ካዓ ሰቁላ ነብ ስደት መፂኣ ኣሜላኬ ፅብቅ እኒኣ ሐዚድማ ኣቦይ እነይ ምንም መባእሲ ዘይ ብሎም አይ ፍተሓት አይባሕደ ህልዋት ኣገላግል ኮይነምነ አብ ሸወዓተ ዓመት ሸመተ ዓመት እዩ ዝመፅእሞ እሽዕወን ብግደታ እየዘመፀእ ኣሕነ ነዓነበልነ ንጭቅጭቆ ይመፅእ ተወእሱ ብድሕሩአ ይክድ ቀደም አይጨንቀነይ ነይረ ሙስቱቆሉዑ ሚነባሮነ ምስቲዘይ ምፈላጥና ሐዚ ግን ጨንቅናን ንቦነ ተመከርና ንግዚኡ ኣማካንዩ እሺ ክከድየ ይብለና ብድሕሪኡ ይርሶዕ ካሙኡነበለ ጊዘነነወሐ ኣወና ኣደና እንተኮነት እንተመከርነያ አይተሰመዐነይ ሐዚወን ነብ ድፈታራ ምካድ አይገደፈተይ በቃ አይትከዲ ይኣክል እዝኩሉ ብዘይ ፈላጥና ዝከድነየ ተነስሂ ተበልነያ ምንም አይትሰመዐነይ እይባሓደ ተቀመጠም ሰጋሃዶሞ ተቀበለም እይተፈተሖም ንነብሶም ሕዞም ኣጎላግል ኮይነምነ ልዕሊ ኣርባዓይ ሓምሸተይ ኮይነምስ ብዓልቶም ላብልም ተብልነስ ንብልነ ተብልነስ መስዕማዕ ኣበዮም ኣነሕነ ዶቆም ጭንቅና ዘሮዝሮ ፅሕፈካ አይዉዳኣይ ነትናዋ ስደት ከንደይ መመሀሪ እየሞ ከንደይ ተሚሂረእየ ካባካ ዛሓወይ ኩሉጊዘ እየ እዙኩ ነረአኩ ፀለኣ ሰነይ ዳኣኮነይ እይለበይ አይሓሰበይ ነይረሞ ኩሉ ሐዚ ግን ሻላ ሓወይ ፈሊጠ ኒኦኩ ብባካ ተከተለ ሰድራይ ነብ ልብም ከምለስለይ ተስፈይገበር ይቀኒየለይ ሓወይ ማዓረይ
ዋይ ሓፍተይ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን።
ኣጅኪ ሓፍተይ እንቋዕ ሕጅ ፈለጥክዮ ኩሉ ግዜ ንጉሆም ምሸትን ኣበርትዕኪ ሰገድ ንኩሎም ስድራቤት ክሰግድ ከለኪ ስም ክርስትናኦም እነተዘየለ ስም እዳጸሓፍኪ ስግድሎም ንትፈትውዮ ለምኒዮክረድኣኪ ንዓኡ ኣሕልፍኪ ሃብዮ ክረድኣኪ እዩ ርግጸኛ ኮይነ ክነግአኪ
Amlakay kab esrat diyablos fthana
ቅደም ኣብ ቆልዑት ዓይኖም ከም ዝሓሙን ከምዝሓብጥ ይገብር ሞ ኣብ ጸጉሪ ዓይኖም ኣበዚ ጥቃ እዝኖም ኣብ መትልሖም ገለ ውን ኣብ ግንባሮም ይጥብሑ ይግርኖቡ ነይሮም ዳርጋ ዘይግርነብ ቆልዓ ኣይነበረን ብፍላይ ኣብ ትግራዎት ብብዝሔ ይግበር ነይሩ ናይ ደም ግብሪ የክፍለና ነይሩ እዚ ናይ ዛር መንፈስ እዩ ካልእ ድሕሪ ናጽነት ኣሕዋት ዝመጸ ጸገም ከኣ ምስ ጻድቃናትን መላእክትን ዝተኣሳሱር ኣስማቶም ንኣብነት ወለተኪዳን ገብረትንሳኤ ገብረመስቀል ወለተገርግስ ወዘተ ዝነበረ ኣስማት ንስሞም ከምዝንዕዎ ከምዝጸልኡዎን ጌይሩ ስሞም ከምዝቅይሩ ጌይሩ እዚ ናይ ዛር መንፈስ ብስሞም ክባረኩ ስለዘይደሊ ብጣዕሚ ኣዔሽዩና ኣሽክዕና እዩ እምነትናውን ብዘይርድኣና ኣዳክሙዎ
nay bhaki hatney gergs nieru sma tigsti keyrato menafkan koina😥
Zari malet du fesi ena ybahqon kale dima kelbi ynekseni neyru
Nay bhaki xbuk tmhrti nay fereje ko azekirkni fkedu nkeyd nierna amlak bayni mhretu ytetena enber
ኣብይ ሐለንጊ ኣለዋ ኩሉ ግዜ ኣብ ገዛ ተሰቃሊ እየ ዝሪኣ ሕጀ ኣብይ እቲ መንፍስ ኣለዋ ማለት ድዩ
Nay bhakiy ygermekum eyu hiwetna texawitlu eyu zara zbahal menfes kexlu kemu gerka akrbelna hzbna knekh tegudiena ina bhakiy
ይገርም እዩ እንታይ ከም ንጽሕፍ ከማን ገሪምኒ ቆልዓ ከለኩ አቦይ ከምዚ ነብሱ እንዳሃረመ ብኩርማጅ የጉርዕ ነሩ ግን አየጻወትዎን ነሮም ተሊፎን ናይ ሓፍትና አመተ ሩፋኢል ዶ ክትጽሕፈልና ደዊለ ምረከብክዎ
ስለክኻ ብኸመይ ክርኸቦ ይኸእል
ሰላም አምላክ ምስኩላትና ይኩን ፉቁራት የሕዎተይ ወለተርፊል ሓፍትና እንካዕ ድሓን መጻኪ አብ ዝሓለፈ ቡዙሕ ኢና ተማሂርና ሕጂ ድማ ከምንምሃር ጥርጥር የብለይን ዝገረመን ግን ናይ ከንፈር ሙቁሳል አብ ዓመት አርባዕተ ግዚ ይቆስል ክገርመኪ አብዚ ክልተ ሰሙን ካልአይ ግዚ ቆሲለ አለሉ ክክክ እንታይ ኢለስከ እዛ ሳሪትሲ ዝቀደመ ከይዕሓወየስ ደጊማ ሸይናትለይ ኢለ መልሸ ድማ ገለ ድኣ ፊሩስ አብቲ ከንፈረይ አሎ እበር ኩሉ ጊዜ ዶ ትቀስል ኢካ ኢለ ሕጅ ግን በሪህለይ
ወራድዋ ሳሪት😂
ሰላም የሕዋተይ ሰላም መንፈስ ቅዱስ ምሳኹም ይኹን እዚ ዛር ዝበሃል መንፈስ የጉስኣካ አልኩሞ ሞ ከብድኻ ከ ይነፍሓካ ዶ ኣነስ ሕክምና ምንም የብልክን ይብሉኒ ከብደይ ግን ይንፋሕ ከምዚ ገለ ዝንቀሳቀስ ዘለኒ ኮይኑ ይስመዓኒ ን ሓንሳብ ክኣ ይጠፍእ እዚ ከምዚ ዝገብረን ክኣ ካብ ከባቢ መስቅል ጀሚሩ ክሳብ ለካቲት ይጸንሕ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ይምጸኒ ዓይነይ ክኣ ብፍላይ ን ሰብ አንጠተምተዮ ይነብዕ ደፊረ ክጥምቶ ኣይክእልን ምስ ሕፍረት ከይትሓስቡዎ ሓፋር ኣይኮንኩን በይነይ ኣብ ዝኾነሉ ክኣ ኩሉ ግዜ ብድሕረይ ሰብ ሕልፍ ዝብለኒ ኮይኑ ይጥዕመኒ ቁሊሕ ይብል ኣብ ሕልመይ ክኣ ብቀጻሊ ይዕንቀፍ ሰንቢደ ይትስአ ለይቲ ጥፍጣፈይ ድዩ ዝሓንቀኒ ዋላ ይስርነቕ ዘይርደኣኒ ክመውት ይደሊ ትንፋስ ይሓጽረኒ በጃኹም ገለ በሉኒ የሕዋተይ ካብ ሂወትኩም ተመኩሮ ድዩ ወይ ትፈልጡዎ ተልኩም ክብረት ይሃበለይ 🙏
ክብርቲ ሓፍትና እዚ ኩሉ ዝገለጽኪዮ ምልክታት ኩሉ ናይቲ ርኩስ መንፈስ ናይ ዛር መንፈስ እዩ ወርሒ ሓልዩ እዩ ዝመጸኪ ዘሎ ከብድ ምንፋሕ ናቱ ኮይኑ ወይ ብመተት ዝኣተወውን ክከውን ይክእል ኣመተሩፋኤል ሓፍትናውን ውርሒ ሓሊዩ ዘሽግራ ዝነበረ ናይ መንፈስ ትገልጽ እያ ስምዕያ ለይቲ ዝስርንቀኪ ከኣ ክቀትል ዝደሊ መንፈስ ክከውን ይክእል ስለዚ እዞም ኣሕዋት ብከመይ ንቃለሶን መፍትሕኦን ይነግሩ ስለዘሎው ሽግርና ተረድኪ ነዚ ከኣ ነዊሕ ሙጻም ነዊሕ ምስጋድ ብመቁጸርያ ምቅጥቃጥ ንስሓ ኣትኪ እተገርኪዮ እግዚአብሔር ክረድኣኪ እዩ ክትሓውይ ትክእሊ ኢኪ ንጉሆን ምሸትን ስግዳንን ጾሎትን ብዘይ ምቁራጽ ክትገብሪ ኣለኪ
ሰላም ናይ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ይኩን ሓወይ ወይ ሓፍተይ። ከብድ ዝነፍሓካ ብሓጽሩ ርኩስ መንፈስ ኮይኑ፡ መተት ማለት ኩፉ ሰብ ኣብ ትበልዕ ወይ ትሰትዮ ክገብረልካ ይክእል ኢዩ፡ እቲ ካብ መስከረም ክሳብ ለካቲት ከ እቲ መተት ፡ድግምቲ ፡ዝልእከልካ፡ሰብ ፡ኣብ መስከረ ኢዩ ዝሕድሶ፡ናብ ጠንቆሎ ወይ ደብተራ ፡መብዛሕቱ ካብ ቀረባ በተሰብ ወይ ጎረቤት ፡ኮይኑ፡ስእል ወይ ክዳንካ ፈላማ ዝወሰዶ ገሩ ይሕድሶ ማለት ኢዩ፡መፍትሕ፡ከኣ ኣብዝሕካ ፡ማየ ጸሎት ምስታይ ፡ምስጋድ፡ብሞቁጸራ ፡ገሪካ ፡ምቅጥቃጥ፡
እቲ ምዕንቃፍ ከኣ ደም ዝደል መንፈስ ናይ ዛር ካብ ቤተስብ እስካ ዘይትፈልጦ ክምለክ
ዝደል መንፈስ ኢዩ፡ ደም ስለ ዝደል ፡ብዝኮነ ፡ተዓንቅፍካ ደም ክትወጽ እዩ ዝደል
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤