Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ቃለ ሂወት ያሰማልን እግዝኣብሄር ፍልጠትኩም የኣፍሓዮ ጌና ብዙሕ ኣሎ ክንገር ዝግብኦ ኣነ ከም ኣብነት ሕጂ ሓደ ሓሳብ ኣለኒ ማለት ንኩሉ ህዝብና ብፍላይ ኣብ ንኤርትራዊያን ማለት እዩ ኣብ ኣዴታትና ልሙድ ዘረባ ኣሎ "ዓይነት ኣውጽእሉ ዓይንሰብ ከይበልዖ" ተባሂሉ ዝግበር ናብ ፈላጥ ወሲደን እንቃቅሖ ኣብ ርእስካ ይሰብረልካ ካልእ ውን ዝግበር ኣሎ መስለን ዳሓር በዚ ዝኣተዉ ኣጋንንቲ ሂወት ክንደይ ሰብ ኣመሳቂሎምን የማሳቅሉ ኣለዉን እሞ። በዚ ጉዳይ ድማ ከም ኣርእስቲ ኪትሕዝዎ ይላበወኩም
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልናናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ብዲጋምየ ፍቅራተይ ንስትዋዕሎ ብሕልፍ ኣብ ስደት ዘልና ፋሽኒ መስሉና ሕብርቲ ካብዲና 😢 ትካዲነና ንቃላላ ዘለና ጎላ ንፍቱ ዘለና ኮታ መንፍስ ዛርቲ መንፍስ ዝርጋ ኩላትና ኣብ ህወትና ኣሎ እዩም,ብጾሎት ብጾም ብስግዳን ካባና ንርሕቆ ፍትዋተይ😢 እግዚኣብሔር ልብና ዓይነና ይክፍተልና ክብራተይ ጽጉኡ የብዘሕሉኩም ኣምላኽ ኣሜን
ብጣዓሚ እዩ ዝግርም ፅብቅ ኣጋላልፃ ኣምላክ ኣብዝሑ አምላክ ይባርክም እዚ ሰምዕኽም እንትዘይ ተረዲኢኩም ዕሽነት እዩ በዚ ነገራት ዝይዓብየ የለን ይዕብይና እዩ እዚ ነገር እዚ ንቃሕ ህዝቢ 😢🙏
ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ናይ መምህር ቀሱስ ሄኖክ እውን በተለይ ገጠር ወለዲ ዝገብሩዎ ኩሉ ተርጎምካ ኣምፀልና ክነስምዖም ልወለድና ተናግርናዮም ኣይርዶኦምን ፎለሽ መሊእና ተሂብናዮም ግን ባዕልቶም ይርደኦም❤❤❤❤ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር አምላክ ዝሓወይ ተመልካቲ ሸር ላይክ ኮሞንት ንግበር ኩሉ ክፈልጦ❤❤❤
ኣመተሩፋኤል ሓፍተይ ነዚ ኣብ ህዝና ዘሎ ጸገም ብንጹር ከተረድኤን ክትገልጽናን ብምምጻእኪ እግዚአብሔር ዘተመስገነ ይኩን እግዚአብሔር ጸጋኪ የብዝሓልኪ ይሓልወኪ ደግመ ብልቢ የመስግነኪ ብጣዕሚ ንፍዕቲ በርትዒ ኣጅኪ
Amen egzeabher tesgu yebzehalkum kubrat ahwatey❤❤❤❤
Egazebehare yamesgane mareya ❤❤❤❤❤
Kulatina kinekhalu zelena negere u , b filay ab midri habesha b, bahli teshefinu bizuh welodo u zetfee zelo. EGZIABHER mistewealu yhabena, ninkah, tsom tselot, sigdan, mitsewat, nisha, miktikat b, moktseriya aynekarets.
Egziabher Xeguu ybzehalka Naod hawey kemuu ewn Ameterufael habtey. Naybhaki Naod hawey btaemi mehari eyu bzuh nmehar Alena. Btaemi des zbl eyu.
Kalehiwet yesmalna yehwatey. Amete Rufael haftey tseguu yebzhalki kab natki hiwet bzuh temahirne nab nsha betshihe iye mo n medhanielam sleki wetru yemesgno..Tebareku🙏🙏🙏
Egazebehare namesakeranta yabekaneie zhawey ❤❤❤❤❤❤
ተመስግን ብሩኽ ወደይ ፡ ጽቡቅ ከደም አጆካ ቀጽሎ።አመተሩፋኤል ሐፍተይ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እንካዕ 2'ይ ጊዜ መጻኪ አስፊሕኪ ትምህርቲ ምሃብኪ አገዳሲ ጉዳይ ኢዩ ፡ ናይ ቡዙሓት ኤሪትራዋን ሕማም'ዩ እግዚአብሔር ይባርኹኩም 🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmalna nod hawna.3 yehwat fromay elna dekisna nerna bkolatna kelena. Ab xelotkum zekuruna
amete rufael haftey beyen krekbeki ykial
አብ ኩሉ አደና አሎ እግዚኣብሔር ይምሕረና
Xbuk srah hawina qetslo tsege yebzehalka
እግዚአብሔር ዝመስገነ ይኩን እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም እዚ ዝለጽኩሞ ሓቅን ኣብ ሂይወትና ዘጋጥም ዘሎን እዩ እዚ ናይ ንፍዮ ሕማም ንህጻናት ብክታበት ንሐደ ህጻን ኣብ 9ይ ወርሑ እዩ ዝክተቦ ንሓካይም እንታይ እዩ ዝወስድ ብከመይ እዩ ዝከላከሎ ኢለ ምስሓተትኩም ባዕሉ እቲ ሕማም እዩ ዝክተብ ኢሎምኒ ምክንያቱ ምስበልኩዎም ኣካል እቲ ህጻን ብክታበት ነቲ ሕማም ይላማመዶ ይጸንሕሞ ተጻዋርነት የማዕብል ይብሉ ሽዑ ንፍዮ ኣብ ዝሓመመሉ ሰዓት እቲ ህጻን ምልክታት የርኢ ግን ኣይጥቃዕን ይብሉ ከምዚ ዝተገልጸ ከምዘርኢ ኣብ ደቀይውን ሪኤዮ ኣሎኩ ኣብዚ ሕጅ ሰዓት ናይ መናፍቲ ብልሓት ተንኮልን ክርኦ ከሎኩ ዘሙኑ እዩ ክታበት ኣማዕቢሉ ይመስለኒ ምክንያቱ ቀደም ብዕንበባን ቡን ይፍወስ ኔይሩ ሕጅ ከኣ ብክታበት ኮይኑ ክትሪኦ ክልትኡ ግብሩ እዩ ንዕኡ ኮይኑ ዝመስለኒ ባዕሉ ክከትቡካ እተልዮም ከቢድ እዩ ነዚ መደብ ትከታተሉ ሓካይ እተሊኩም ኣሕዋትና ብዛዕባ ክታበት እንታይ እዮም ዝከትቡና ሓበረታ እትህቡና ጽቡቅ እዩ ንኣፍልጦ
Naod hawey kem riito msnay yikrieta nay kltiekum discussion ab botuu koinu gashaka hasa ktgelts ab mengo aytuklefa❤❤❤
Yekenyelna ahwatna egziabiher mulu tenanan newih edme yhabkum:-) bzuh temahrna.Kabzi kbhal zxenehe bzhuh alo zfelto neyenay jemirna mo neyenay kngedfo😢Thank you yehwatey degime ❤
1:00:53 ኣብዚኣ ጺሒፈያ ዘለኩ ሰዓት ናይ ሄርሜት መንፈስ ኣለዋ ኢላትና እሞ ብዛዕባ እዚ መንፈስ ኣፍልጦ ስለ ዘይብለይ ንዓይን ከምዚከማይን ካልኦት እባ ኣብርህልና ሓፍተይ እንታይ እዩ ባህሪኡ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ግለጽልና ወይ ዝፈልጦ ተሎ ግለጹልና ምክኒያት ብ comment ዚመሃር ሰብ ብዙሕ ስለ ዝኮነ።
Naod hawey Eigziabhier memelisu tsegua yebzhalka amete ruffle haftna ke btami yqenyelna nkulna hiwetna knftsh gierki eiki btami nemesgneki ajokum Eigziabhier tsegua yebzhalkum 🙏🙏🙏
❤Thnk you
Welete rufael ane beaki eye hiwwtey rekibeya zerbaki nexur hasbki buruh naybahaki ab hiwetey abi meqeyro eki gerkley yknieley ziyada kea kulu mes xerku gen giden kirkbeki eye
እዚ ናይ ዛር መንፈስ ሐደገኛ ድበዝሔ ተዋራሪሱ ድመጽእ ኮይኑ😭ነቶም ስድራ ከጉሂ ዕላሙኡ'ዩ።ናተይ ንእሽተይ ሓፍተይ ኒፍዮ አምሲሉ ምስ ጀመረ ሰለሎ የእቱ ፡አብ ንእስነታ ተጻዊቱ ሂወታ ድወሰደ'ዪ😭😭😭ብጣዕሚ ምስትውዓል ዘድልዩ 2 ጥፍአት ከይንጠፍእ ናብ እግዚአብሔር ንጸጋዕ🙏🙏🙏
edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤🎉🎉
Edmen tenan yhabkum fetari. Buzuhu nmhar alena kexlwo.
ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🏾 don’t forget ገጠመች by Memhir Tesfaye ኣነ ገጠመች ናይ መምህር ተስፋየ ትትርጉሞ ዝያዳ ይፈትዎ በብቁሩብ ክመሃር ጀሚረ so plz ንሱ ቀጽሎ ብዙሕ ኣይትደንጊ ምስናይ ኣኽብሮት! Will be waiting for ገጠመች part 53❤
Azu teqami iyu neru, kalei iwan win muxuna! Amlakna ybarkum 🙏🏽
Kale hiwet yesmealna AMeterfael haftna naod hawnan ezitzarbwo zelkum ab kulu seb zelo slezkon meharieyu ajekum bertu EGziabhier amlak msakum ekun❤❤❤🎉🎉🎉
ኩቡራት አሕዋተይ ብጣእሚ እየ ዘመስጉነኩም። ጓለይ ጓል 16 አመት አላትኒ ጥእና የብላን አይትዛረብን እያ። አብልእሊኡ ድማ ይዉድቃ ( seizure) ጀሚርዋ ክንደይ አመት ኮይኑ። እንታይ ከምዝገብር ጠፊኡኒ። መድሀኒት ዝሀቡዋ ኩሉ ድማ ምስራሕ አቢዋ። አነ ብናይ አደይን በቦይን ናይ ቤተሰብ ዛር አለኒ። ናብ ደቀይ ካአ ሐሊፉ። ባአል ቤተይ እዉን አለዎ እየ ዝብል። አነ ብዝካለኒ ብሞቅጽሪያ ይቅጥቅጦ እየ ግን ብፍጽም ተስፈ የቆርጽን እየ። ናትኩም ሐሳባት ድማ ይደሊ አለኩ🙏
ሓፍተይ ማይ ጫሎት ውስድያ እዝግብሄር ይሓግዝኪ።
@Semhargebre384 እወ ከም ናይ እግዝአብሄር ፍቃድ ናብ አዲ ክወስዳ ይሐስብ ኣለኩ። ብጥእሚ የመስግነኪ ዝሓፍተይ።🙏
ቃል ሂወት የስማዓልንና🙏🙏🙏
Amlak sena anka bselam mexakum bhaki nnekhalu zelewo eu agziabihier aente lbonana ykfetelna
Good job 👏 👍🏾
❤
ኩቡራት ኣሕዋተይ ክንጽሕ ከለና ኮመንት ተጠንቅቅና ንጽሓፍ ካልእ ሰብ መታን ኣንቢቡ ክርዳእን ክመሃርን ዝያዳ ኣብ ቴሌፎንኩም ግእዝ ኣውርድኩም ብትግርኛ እንጽሕፎ ዝኮነ ሰብ ከንብቦ ዝቀለለን ሩድእን ይከውን ኣነ ከንብቦ ከለኩ የጸግመኒ ካልኦትውን ከማይ ይጽገሙ ይኮኑ ምስ ሰናይ ይቅረታ ኣሕዋት
qal hiwet yesmeana yehwat 🙏🙏🙏
Eza Bahli enatebahle zetifeana zelo Hizbi ninqah
Thanks ameterufaeal and naod hawina. Buzuh temahirna .
ብሓቂ አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና
Enqau bselam mxuakum nabey wun kabti zkefe hiwet eu
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሕይወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኩብራት የሕዋተይ እዚ መደብ ይጸበዬ ኔረ ወለተ ሩፍኤል አብቲ ምስክርነት ዝሀበትሉ ብስፍ ዝበለ መብሪሂ ሒዛ ከምትምለስ ሐቢራ ኔራ ብዝሕ ክንጸበ ኢና ክብርቲ ሐፍትና እንቋዕ ደሐን መጻእኪ ጸግኡ የብዛሐልኪ በረከትኪ ይሕደረና ብጸለትኪ ይምሐረና ብዝሕ ትምህርቲ ዘለዎ መደብ እዩ ሞ ቀጽልዎ ወለተ ሩፍኤል ሐፍተይ ፍቃድኛ እንተኮንኪ ቴሎፎን ደልየ ኔረ ዝነግረኪ ነገር ስለዘለኒ ፍቃደኛ እንተዘይ ኮንኪ መልስለይ እሞ ናተይ ክጸሕፈልኪ የቀንየለይ
Ab asmera habtamat kelewa zlmana bzuhat yseme neyra bflay ansti deken yhafru nerom
Eza haftna kndey tnef e. Ajoki Bertiei
Hanti kellekum wedi hatney b hlmi kelbi nkhgoyeka ente halimka mebtsia resieka aleka ybleni neru agatmi konu kea b hlmi kelbi hlmi ygeyeni entay dea mebtsia dea resia ybl nere ygerm eu zeymflat
𝐪𝐚𝐥 𝐡𝐢𝐰𝐞𝐭 𝐲𝐞𝐬𝐦𝐞𝐚𝐧𝐚 𝐧𝐚𝐨𝐝 𝐡𝐚𝐰𝐮𝐧𝐚.🙏🙏🙏
Hii Naod hawey anesi bzaba hlmi khateka temen kuli gza ygoyni bteksyan wey xelot tezey gare su zey hasbkuwa msebat ybas entay ezi ktmlseley bsm egzabahar ynhxeneka❤❤❤
Haftey ab mejemerya zela smeya gelixomo eyom temen gebel nay zar menfes u
Selam akua bselam mexakum
Ok.byy
Kibret yhabelna, b taemi xbuq neru, Eza nay lideta Maryam,(Bahti) minxag titiqo ke xbuq dyu ,Adey komu tgebr nera ane ka ygebr aleku, Nay Adey maryam ele
Besmeab beweld wemnfes kidus ahadu amlak ab eritrea gal haftey bi resni amsilu ayne libonea sewiriwa ane biwegeney yrideani eyu keredeom entefetenku gin zisemani ayrekebkun egziabihar amlak ayne lbeneom ykfetelom
❤❤❤
Qale hi wet yesmaelna
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍
Hi
Behaqi! Xibuq Amtsikumo AlekumGn bkemey ezi Hizbi yneqih ykeal..do?Egzeabhier Amlak Mstwealu yehabenaZehizin eyu.Ezi shigr bmntay yfetah eyu.
Nayzen sebeyti tirah zeykones, Nmeneseyat si Guayla nay Men menfes ymeslekum.
Yehwatey kemey alekum Ane bhlimey hbrawi temen mexiu kinekseni kab gudgad dmu kiwex tebeq zmote halime entay eyu
ሙጨዘሪጋ ወይ መናፍስቲ። ይገርም ዩ.....ዋላ ዓሶ እንተ ሓሚምካ ዕባባ ማሸላ ሰብ ከይጠዓሞ ናብ ኣርባዕተ መኣዝን ይነጽጋኦ ነረን ኣደታትና .....ኩሉ ግዜ ዘተሓሳስበኒ ነሩ ...ኣምላክ ካብ አስራትና ይፍተሓና።
ናይ ኣመተሩፋኤል ስልኺ ስደደለይ ኢኻ
nay bhaki des zbl mdeb bhaki ms hbrtesbna twehahidu znbr delo bahli enda tbhale amlko koynu delo ngerat atekirkum kmzi bebezhi ente tkrublna kndey senay nerulomi seb ketket mokxerya ktblo lkei kmzi tonkali tblo delka ewan eina bxhna delna emokmzi video reiu gn nbsun sdraun kftsh sle zkeil kmzi bebzhi adlwlna kidane maryam hawey ❤❤❤❤❤❤ny amete rufael more videos aby krekbo ykeil please link gdfloy ekum
Noad hawey ezia tegedisika b thtina ktmlseley tsbeyeka eyeee ! B hlmi kelbi khgoyeka & b hlmi temen egrey khnekhseni yrdani ,and menka 1 mule hiwet hatnti gzie halime ...7 day slasie mealti nera slasie kea tekhelakhlley & abzi 1 werhi eyu hlmi zgatemni temen bzuhat eyom btaemi ashegremni ane gn sm Ezgabhier sm melaekti sm qusun ena bhayli ena tsewaku tekelakileyo ! Ezgabhier temesgene ykhun
ክቡር ሓውና ወይ ሓፍትና ከልቢ ይኩን ተመን ክጎይና ክነክሱና ከለው ናይ ዛር መንፈስ ካብ ስድራቤት ዝመጸ ማለት እዩ ስለዚ ምስጋድ ምጽላይ ሙጻም ምቅጥቃጥ እዩ መፍትሕኡ በርትዕ ኣጅካ ተቃለስ ከየቋረጽና ንጉሆን ምሸትን ክንገብሮ ኣለና
10q 🙏
Abayey neyra banana shikor tfetu neyra beyna tbelo mhab kema ay tfen
ብእመ ብርሃነይ ከይትሓልፍዋ ሓሳብኩም ኣካፉሉኒ ኣብ ቦታ ኮመንት ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ሕልሚ እዩ ፡ ዝገልጣ ሰብ እያ ሕጂ ብሂወት የላን እታ ሰብ ብሕልመይ ግን መይታ ኢሎሙና ንከይድ ናብቲ ገዝኣ ኣብኡ ምስ ከድና ግን እታ ሰብ መይታ ዘይኮነትሲ ከምትመውት ስለ ዝተነግራ ወይ ስለ ዝፈለጠት እያ ዝብከያ ጸኒሑና መይታ ኢለ እናበከኩ መጽያትኒ ትሓቃቁፍና በኪና ፡ ሽዑ እንታይ ትብለኒ ትምህርተይ ወዲአ ክምርዖ ሓሰበ ኔረ ትብለኒ ሽዑ ኣነ እሞ ቁዱስ ቂሩባን ተቀበሊ ይብላ ንሳ ክኣ ሕጂ ክትመውት ስለ ዝኮነት እንዳ ተቆኒነ ሽፎን ወይ ጥልፊ ጌረ ክስኣል እየ ትብለኒ ። ምናልባት ጽቡቅ ጌሬ ዘይጽሓፍኩዎ ክከውን ይክእል እዩ ብዝተረድኣኩም መጠን መልስኩም ሓሳብኩም ግደፉለይ ካልኣይ ድማ እዚ ገዛና ትካን እናገበረ ተዋሪድና ትካን ጌሩ ኩሉ ንብረት ኣውጺና ሓጺብናዮ ብማይ ውዑይን በረኪናን ጌርና ሕጂ ድማ ጌሩ እንታይ ክንገብር ሓሳብኩም ሃቡኒ
Btami tubuk neru bzuh temahire hiwety kifsh wn hagzu i dlezi ketlwo
ቆልዓ ምውላድ ዘጽልእ ወይ ድማ ቆልዓ ምውላድ ዘፍቱ እንታይ መንፈስ ኢዩ ? ብፍጹም ድቃስ ዝከልእ ጭንቀት ዝገብር ኣእምሮካ ከይኣዘዝካዮ ወላ ዘይተድልዮ ነገር ክሓስብን ክፈላሰፍን ዝገብር'ከ እንታይ ይበሃል ልክም ኣብልዎ እዚ ነገር እዚ ኣፍልጦ ኣለኩም እንተኮይኑ ?
ኣብ ኣክሱም እንድየ ዓብየ ጎረቤትና ነይሮም ሸኽ ኢብራሂም ዝባሃሉ ከምዚ ሙዚቃ ጌሮም የጽሙምና እሞ ኣነ ድማ ብሓጹር ኣሽሊኸ ርእይይይ የብሎም ኔር ክሳደይ ክሳብ ዘሐመኒ።ንምሽቱ ግን ርእሰይ ያሓምም ነይረ።ሕጂ ኮዩ ነዚ ምስክርነት ምስ ረአኩ ተዘኪሩኒ።ወይ ጉድድድድ
Alo ab timhriti, chicken pox zibehal, ezi nifiyo zibehal
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ቃለ ሂወት ያሰማልን እግዝኣብሄር ፍልጠትኩም የኣፍሓዮ ጌና ብዙሕ ኣሎ ክንገር ዝግብኦ ኣነ ከም ኣብነት ሕጂ ሓደ ሓሳብ ኣለኒ ማለት ንኩሉ ህዝብና ብፍላይ ኣብ ንኤርትራዊያን ማለት እዩ ኣብ ኣዴታትና ልሙድ ዘረባ ኣሎ "ዓይነት ኣውጽእሉ ዓይንሰብ ከይበልዖ" ተባሂሉ ዝግበር ናብ ፈላጥ ወሲደን እንቃቅሖ ኣብ ርእስካ ይሰብረልካ ካልእ ውን ዝግበር ኣሎ መስለን ዳሓር በዚ ዝኣተዉ ኣጋንንቲ ሂወት ክንደይ ሰብ ኣመሳቂሎምን የማሳቅሉ ኣለዉን እሞ። በዚ ጉዳይ ድማ ከም ኣርእስቲ ኪትሕዝዎ ይላበወኩም
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ብዲጋምየ ፍቅራተይ ንስትዋዕሎ ብሕልፍ ኣብ ስደት ዘልና ፋሽኒ መስሉና ሕብርቲ ካብዲና 😢 ትካዲነና ንቃላላ ዘለና ጎላ ንፍቱ ዘለና
ኮታ መንፍስ ዛርቲ መንፍስ ዝርጋ ኩላትና ኣብ ህወትና ኣሎ እዩም,ብጾሎት ብጾም ብስግዳን ካባና ንርሕቆ ፍትዋተይ😢
እግዚኣብሔር ልብና ዓይነና ይክፍተልና
ክብራተይ ጽጉኡ የብዘሕሉኩም ኣምላኽ ኣሜን
ብጣዓሚ እዩ ዝግርም ፅብቅ ኣጋላልፃ ኣምላክ ኣብዝሑ አምላክ ይባርክም እዚ ሰምዕኽም እንትዘይ ተረዲኢኩም ዕሽነት እዩ በዚ ነገራት ዝይዓብየ የለን ይዕብይና እዩ እዚ ነገር እዚ ንቃሕ ህዝቢ 😢🙏
ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ናይ መምህር ቀሱስ ሄኖክ እውን በተለይ ገጠር ወለዲ ዝገብሩዎ ኩሉ ተርጎምካ ኣምፀልና ክነስምዖም ልወለድና ተናግርናዮም ኣይርዶኦምን ፎለሽ መሊእና ተሂብናዮም ግን ባዕልቶም ይርደኦም❤❤❤❤ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር አምላክ ዝሓወይ ተመልካቲ ሸር ላይክ ኮሞንት ንግበር ኩሉ ክፈልጦ❤❤❤
ኣመተሩፋኤል ሓፍተይ ነዚ ኣብ ህዝና ዘሎ ጸገም ብንጹር ከተረድኤን ክትገልጽናን ብምምጻእኪ እግዚአብሔር ዘተመስገነ ይኩን እግዚአብሔር ጸጋኪ የብዝሓልኪ ይሓልወኪ ደግመ ብልቢ የመስግነኪ ብጣዕሚ ንፍዕቲ በርትዒ ኣጅኪ
Amen egzeabher tesgu yebzehalkum kubrat ahwatey❤❤❤❤
Egazebehare yamesgane mareya ❤❤❤❤❤
Kulatina kinekhalu zelena negere u , b filay ab midri habesha b, bahli teshefinu bizuh welodo u zetfee zelo. EGZIABHER mistewealu yhabena, ninkah, tsom tselot, sigdan, mitsewat, nisha, miktikat b, moktseriya aynekarets.
Egziabher Xeguu ybzehalka Naod hawey kemuu ewn Ameterufael habtey. Naybhaki Naod hawey btaemi mehari eyu bzuh nmehar Alena. Btaemi des zbl eyu.
Kalehiwet yesmalna yehwatey. Amete Rufael haftey tseguu yebzhalki kab natki hiwet bzuh temahirne nab nsha betshihe iye mo n medhanielam sleki wetru yemesgno..
Tebareku🙏🙏🙏
Egazebehare namesakeranta yabekaneie zhawey ❤❤❤❤❤❤
ተመስግን ብሩኽ ወደይ ፡ ጽቡቅ ከደም አጆካ ቀጽሎ።
አመተሩፋኤል ሐፍተይ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እንካዕ 2'ይ ጊዜ መጻኪ አስፊሕኪ ትምህርቲ ምሃብኪ አገዳሲ ጉዳይ ኢዩ ፡ ናይ ቡዙሓት ኤሪትራዋን ሕማም'ዩ እግዚአብሔር ይባርኹኩም 🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmalna nod hawna.3 yehwat fromay elna dekisna nerna bkolatna kelena. Ab xelotkum zekuruna
amete rufael haftey beyen krekbeki ykial
አብ ኩሉ አደና አሎ እግዚኣብሔር ይምሕረና
Xbuk srah hawina qetslo tsege yebzehalka
እግዚአብሔር ዝመስገነ ይኩን እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም እዚ ዝለጽኩሞ ሓቅን ኣብ ሂይወትና ዘጋጥም ዘሎን እዩ እዚ ናይ ንፍዮ ሕማም ንህጻናት ብክታበት ንሐደ ህጻን ኣብ 9ይ ወርሑ እዩ ዝክተቦ ንሓካይም እንታይ እዩ ዝወስድ ብከመይ እዩ ዝከላከሎ ኢለ ምስሓተትኩም ባዕሉ እቲ ሕማም እዩ ዝክተብ ኢሎምኒ ምክንያቱ ምስበልኩዎም ኣካል እቲ ህጻን ብክታበት ነቲ ሕማም ይላማመዶ ይጸንሕሞ ተጻዋርነት የማዕብል ይብሉ ሽዑ ንፍዮ ኣብ ዝሓመመሉ ሰዓት እቲ ህጻን ምልክታት የርኢ ግን ኣይጥቃዕን ይብሉ ከምዚ ዝተገልጸ ከምዘርኢ ኣብ ደቀይውን ሪኤዮ ኣሎኩ ኣብዚ ሕጅ ሰዓት ናይ መናፍቲ ብልሓት ተንኮልን ክርኦ ከሎኩ ዘሙኑ እዩ ክታበት ኣማዕቢሉ ይመስለኒ ምክንያቱ ቀደም ብዕንበባን ቡን ይፍወስ ኔይሩ ሕጅ ከኣ ብክታበት ኮይኑ ክትሪኦ ክልትኡ ግብሩ እዩ ንዕኡ ኮይኑ ዝመስለኒ ባዕሉ ክከትቡካ እተልዮም ከቢድ እዩ ነዚ መደብ ትከታተሉ ሓካይ እተሊኩም ኣሕዋትና ብዛዕባ ክታበት እንታይ እዮም ዝከትቡና ሓበረታ እትህቡና ጽቡቅ እዩ ንኣፍልጦ
Naod hawey kem riito msnay yikrieta nay kltiekum discussion ab botuu koinu gashaka hasa ktgelts ab mengo aytuklefa❤❤❤
Yekenyelna ahwatna egziabiher mulu tenanan newih edme yhabkum:-) bzuh temahrna.
Kabzi kbhal zxenehe bzhuh alo zfelto neyenay jemirna mo neyenay kngedfo😢
Thank you yehwatey degime ❤
1:00:53 ኣብዚኣ ጺሒፈያ ዘለኩ ሰዓት ናይ ሄርሜት መንፈስ ኣለዋ ኢላትና እሞ ብዛዕባ እዚ መንፈስ ኣፍልጦ ስለ ዘይብለይ ንዓይን ከምዚከማይን ካልኦት እባ ኣብርህልና ሓፍተይ እንታይ እዩ ባህሪኡ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ግለጽልና ወይ ዝፈልጦ ተሎ ግለጹልና ምክኒያት ብ comment ዚመሃር ሰብ ብዙሕ ስለ ዝኮነ።
Naod hawey Eigziabhier memelisu tsegua yebzhalka amete ruffle haftna ke btami yqenyelna nkulna hiwetna knftsh gierki eiki btami nemesgneki ajokum Eigziabhier tsegua yebzhalkum 🙏🙏🙏
❤Thnk you
Welete rufael ane beaki eye hiwwtey rekibeya zerbaki nexur hasbki buruh naybahaki ab hiwetey abi meqeyro eki gerkley yknieley ziyada kea kulu mes xerku gen giden kirkbeki eye
እዚ ናይ ዛር መንፈስ ሐደገኛ ድበዝሔ ተዋራሪሱ ድመጽእ ኮይኑ😭ነቶም ስድራ ከጉሂ ዕላሙኡ'ዩ።
ናተይ ንእሽተይ ሓፍተይ ኒፍዮ አምሲሉ ምስ ጀመረ ሰለሎ የእቱ ፡አብ ንእስነታ ተጻዊቱ ሂወታ ድወሰደ'ዪ😭😭😭
ብጣዕሚ ምስትውዓል ዘድልዩ 2 ጥፍአት ከይንጠፍእ ናብ እግዚአብሔር ንጸጋዕ🙏🙏🙏
edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤🎉🎉
Edmen tenan yhabkum fetari. Buzuhu nmhar alena kexlwo.
ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🏾 don’t forget ገጠመች by Memhir Tesfaye ኣነ ገጠመች ናይ መምህር ተስፋየ ትትርጉሞ ዝያዳ ይፈትዎ በብቁሩብ ክመሃር ጀሚረ so plz ንሱ ቀጽሎ ብዙሕ ኣይትደንጊ ምስናይ ኣኽብሮት!
Will be waiting for ገጠመች part 53❤
Azu teqami iyu neru, kalei iwan win muxuna! Amlakna ybarkum 🙏🏽
Kale hiwet yesmealna AMeterfael haftna naod hawnan ezitzarbwo zelkum ab kulu seb zelo slezkon meharieyu ajekum bertu EGziabhier amlak msakum ekun❤❤❤🎉🎉🎉
ኩቡራት አሕዋተይ ብጣእሚ እየ ዘመስጉነኩም። ጓለይ ጓል 16 አመት አላትኒ ጥእና የብላን አይትዛረብን እያ። አብልእሊኡ ድማ ይዉድቃ ( seizure) ጀሚርዋ ክንደይ አመት ኮይኑ። እንታይ ከምዝገብር ጠፊኡኒ። መድሀኒት ዝሀቡዋ ኩሉ ድማ ምስራሕ አቢዋ። አነ ብናይ አደይን በቦይን ናይ ቤተሰብ ዛር አለኒ። ናብ ደቀይ ካአ ሐሊፉ። ባአል ቤተይ እዉን አለዎ እየ ዝብል። አነ ብዝካለኒ ብሞቅጽሪያ ይቅጥቅጦ እየ ግን ብፍጽም ተስፈ የቆርጽን እየ። ናትኩም ሐሳባት ድማ ይደሊ አለኩ🙏
ሓፍተይ ማይ ጫሎት ውስድያ እዝግብሄር ይሓግዝኪ።
@Semhargebre384 እወ ከም ናይ እግዝአብሄር ፍቃድ ናብ አዲ ክወስዳ ይሐስብ ኣለኩ። ብጥእሚ የመስግነኪ ዝሓፍተይ።🙏
ቃል ሂወት የስማዓልንና🙏🙏🙏
Amlak sena anka bselam mexakum bhaki nnekhalu zelewo eu agziabihier aente lbonana ykfetelna
Good job 👏 👍🏾
❤
ኩቡራት ኣሕዋተይ ክንጽሕ ከለና ኮመንት ተጠንቅቅና ንጽሓፍ ካልእ ሰብ መታን ኣንቢቡ ክርዳእን ክመሃርን ዝያዳ ኣብ ቴሌፎንኩም ግእዝ ኣውርድኩም ብትግርኛ እንጽሕፎ ዝኮነ ሰብ ከንብቦ ዝቀለለን ሩድእን ይከውን ኣነ ከንብቦ ከለኩ የጸግመኒ ካልኦትውን ከማይ ይጽገሙ ይኮኑ ምስ ሰናይ ይቅረታ ኣሕዋት
qal hiwet yesmeana yehwat 🙏🙏🙏
Eza Bahli enatebahle zetifeana zelo Hizbi ninqah
Thanks ameterufaeal and naod hawina. Buzuh temahirna .
ብሓቂ አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና
Enqau bselam mxuakum nabey wun kabti zkefe hiwet eu
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሕይወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኩብራት የሕዋተይ እዚ መደብ ይጸበዬ ኔረ ወለተ ሩፍኤል አብቲ ምስክርነት ዝሀበትሉ ብስፍ ዝበለ መብሪሂ ሒዛ ከምትምለስ ሐቢራ ኔራ ብዝሕ ክንጸበ ኢና ክብርቲ ሐፍትና እንቋዕ ደሐን መጻእኪ ጸግኡ የብዛሐልኪ በረከትኪ ይሕደረና ብጸለትኪ ይምሐረና ብዝሕ ትምህርቲ ዘለዎ መደብ እዩ ሞ ቀጽልዎ ወለተ ሩፍኤል ሐፍተይ ፍቃድኛ እንተኮንኪ ቴሎፎን ደልየ ኔረ ዝነግረኪ ነገር ስለዘለኒ ፍቃደኛ እንተዘይ ኮንኪ መልስለይ እሞ ናተይ ክጸሕፈልኪ የቀንየለይ
Ab asmera habtamat kelewa zlmana bzuhat yseme neyra bflay ansti deken yhafru nerom
Eza haftna kndey tnef e. Ajoki Bertiei
Hanti kellekum wedi hatney b hlmi kelbi nkhgoyeka ente halimka mebtsia resieka aleka ybleni neru agatmi konu kea b hlmi kelbi hlmi ygeyeni entay dea mebtsia dea resia ybl nere ygerm eu zeymflat
𝐪𝐚𝐥 𝐡𝐢𝐰𝐞𝐭 𝐲𝐞𝐬𝐦𝐞𝐚𝐧𝐚 𝐧𝐚𝐨𝐝 𝐡𝐚𝐰𝐮𝐧𝐚.🙏🙏🙏
Hii Naod hawey anesi bzaba hlmi khateka temen kuli gza ygoyni bteksyan wey xelot tezey gare su zey hasbkuwa msebat ybas entay ezi ktmlseley bsm egzabahar ynhxeneka❤❤❤
Haftey ab mejemerya zela smeya gelixomo eyom temen gebel nay zar menfes u
Selam akua bselam mexakum
Ok.byy
Kibret yhabelna, b taemi xbuq neru, Eza nay lideta Maryam,(Bahti) minxag titiqo ke xbuq dyu ,Adey komu tgebr nera ane ka ygebr aleku, Nay Adey maryam ele
Besmeab beweld wemnfes kidus ahadu amlak ab eritrea gal haftey bi resni amsilu ayne libonea sewiriwa ane biwegeney yrideani eyu keredeom entefetenku gin zisemani ayrekebkun egziabihar amlak ayne lbeneom ykfetelom
❤❤❤
Qale hi wet yesmaelna
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍
Hi
Behaqi! Xibuq Amtsikumo Alekum
Gn bkemey ezi Hizbi yneqih ykeal..do?
Egzeabhier Amlak Mstwealu yehabena
Zehizin eyu.
Ezi shigr bmntay yfetah eyu.
Nayzen sebeyti tirah zeykones, Nmeneseyat si Guayla nay Men menfes ymeslekum.
Yehwatey kemey alekum Ane bhlimey hbrawi temen mexiu kinekseni kab gudgad dmu kiwex tebeq zmote halime entay eyu
ሙጨዘሪጋ ወይ መናፍስቲ። ይገርም ዩ.....ዋላ ዓሶ እንተ ሓሚምካ ዕባባ ማሸላ ሰብ ከይጠዓሞ ናብ ኣርባዕተ መኣዝን ይነጽጋኦ ነረን ኣደታትና .....ኩሉ ግዜ ዘተሓሳስበኒ ነሩ ...ኣምላክ ካብ አስራትና ይፍተሓና።
ናይ ኣመተሩፋኤል ስልኺ ስደደለይ ኢኻ
nay bhaki des zbl mdeb bhaki ms hbrtesbna twehahidu znbr delo bahli enda tbhale amlko koynu delo ngerat atekirkum kmzi bebezhi ente tkrublna kndey senay neru
lomi seb ketket mokxerya ktblo lkei kmzi tonkali tblo delka ewan eina bxhna delna emo
kmzi video reiu gn nbsun sdraun kftsh sle zkeil kmzi bebzhi adlwlna kidane maryam hawey ❤❤❤❤❤❤
ny amete rufael more videos aby krekbo ykeil please link gdfloy ekum
Noad hawey ezia tegedisika b thtina ktmlseley tsbeyeka eyeee ! B hlmi kelbi khgoyeka & b hlmi temen egrey khnekhseni yrdani ,and menka 1 mule hiwet hatnti gzie halime ...7 day slasie mealti nera slasie kea tekhelakhlley & abzi 1 werhi eyu hlmi zgatemni temen bzuhat eyom btaemi ashegremni ane gn sm Ezgabhier sm melaekti sm qusun ena bhayli ena tsewaku tekelakileyo ! Ezgabhier temesgene ykhun
ክቡር ሓውና ወይ ሓፍትና ከልቢ ይኩን ተመን ክጎይና ክነክሱና ከለው ናይ ዛር መንፈስ ካብ ስድራቤት ዝመጸ ማለት እዩ ስለዚ ምስጋድ ምጽላይ ሙጻም ምቅጥቃጥ እዩ መፍትሕኡ በርትዕ ኣጅካ ተቃለስ ከየቋረጽና ንጉሆን ምሸትን ክንገብሮ ኣለና
10q 🙏
Abayey neyra banana shikor tfetu neyra beyna tbelo mhab kema ay tfen
ብእመ ብርሃነይ ከይትሓልፍዋ ሓሳብኩም ኣካፉሉኒ ኣብ ቦታ ኮመንት
ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን
ሕልሚ እዩ ፡ ዝገልጣ ሰብ እያ ሕጂ ብሂወት የላን እታ ሰብ ብሕልመይ ግን መይታ ኢሎሙና ንከይድ ናብቲ ገዝኣ ኣብኡ ምስ ከድና ግን እታ ሰብ መይታ ዘይኮነትሲ ከምትመውት ስለ ዝተነግራ ወይ ስለ ዝፈለጠት እያ ዝብከያ ጸኒሑና መይታ ኢለ እናበከኩ መጽያትኒ ትሓቃቁፍና በኪና ፡ ሽዑ እንታይ ትብለኒ ትምህርተይ ወዲአ ክምርዖ ሓሰበ ኔረ ትብለኒ ሽዑ ኣነ እሞ ቁዱስ ቂሩባን ተቀበሊ ይብላ ንሳ ክኣ ሕጂ ክትመውት ስለ ዝኮነት እንዳ ተቆኒነ ሽፎን ወይ ጥልፊ ጌረ ክስኣል እየ ትብለኒ ። ምናልባት ጽቡቅ ጌሬ ዘይጽሓፍኩዎ ክከውን ይክእል እዩ ብዝተረድኣኩም መጠን መልስኩም ሓሳብኩም ግደፉለይ
ካልኣይ ድማ እዚ ገዛና ትካን እናገበረ ተዋሪድና ትካን ጌሩ ኩሉ ንብረት ኣውጺና ሓጺብናዮ ብማይ ውዑይን በረኪናን ጌርና ሕጂ ድማ ጌሩ እንታይ ክንገብር ሓሳብኩም ሃቡኒ