4ይ ክፋል-እንዳ ጠንቋሊ ከይደን ዝገበረ ኦ ናይ ቡን ግብሪ ናይ ጓለን ጥንሲ ንኽንጸል ምኽንያት ክኸውን ከሎ ብጣዕሚ ዩ ዝገርም

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 16

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 4 дні тому +2

    እንቋዕ ኣብጸሓና ንሕዳር ጸዮን ኣዴና ድንግል ማርያም ጸሎታን በረከታን ምስኩልና ይኩን

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 4 дні тому +1

    Amen Amen Amen

  • @SaerGhfdsa
    @SaerGhfdsa 3 дні тому

    ኦ ጉይታ ዓይነ ልቦና ኽፍተለይ አምላኸይ😢😢😢😢

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 4 дні тому +4

    እንቋዕ ብሰላም ብጥዕና ሕዳር ጽዮን ማርያም ብሰላም ኣብጽሓና ክቡራት ኣሕዋት ወድና ከኣ እንቋዕ ብሰላም መጻእካ እዚ ትምህርቲ ዚ ኣብ መንጎ ናይ ሕክምና ርድኢትን ሓገዝን ኣብ መንጎ ናይ እግዚአብሔር ሓይልን ብኑጹር ዘረድእ ኮይኑ ኣብ ኣሕዋትና ደቂ ኣንስትዮ ጥንስን ሕርስን ዘሎ ሽግራት ስለዘረድእ ንሂወትና ብጣዕሚ መሃርን ኣገደስን እዩ እቶም ሰብኡት (ደቂ ተባዕትዮ) ተገድስና ክሰምዖ ጽቡቅ እዩ ደቅናን ሰበይትናን ከነድሕን ካልእ ነዚ ታሪክ ተዕልለና ዘላ ዶክተርን መምህር ተስፋይን ትትርጉመልናን ትምህረናን ዘለካ ክዳነማርያም ወድና እግዚአብሔር ይባርኩም ይሓሉኩም ጸጋኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልኩም

  • @nazretmebrahtu2131
    @nazretmebrahtu2131 2 дні тому

    Ajoka Naod hawey newihu ilka fuxum aythseb! Iti kmehar kneqih kdhin zdeli seb xin ilu iyu zsemei wela ynwah. Keman newih aykonen vidoka Naod hawey. Igziabiher xegiu ybzhalka!🙏🏽 ajoka!

  • @Samuel-on2721sg
    @Samuel-on2721sg 3 дні тому +1

    Enqae bedhan mexka kubur hewna kemzi gerka tmhirenen teneqeqhinan zelka Egzabiher amlak xegu yebzhilak newhi edem yhabka

  • @IhhsHgg
    @IhhsHgg 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SaerGhfdsa
    @SaerGhfdsa 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SaerGhfdsa
    @SaerGhfdsa 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @እመብርሃነይ21
    @እመብርሃነይ21 3 дні тому

    ኣሜን WhatsApp ኣለካ ዶ ሕቶ ኔርኒ🙏❤

  • @luwameyob5943
    @luwameyob5943 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HsKa-d8v
    @HsKa-d8v 3 дні тому

    ❤❤❤❤

  • @luwanyahouza6683
    @luwanyahouza6683 2 дні тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @sikosilo7487
    @sikosilo7487 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕራይ
    @ሕራይ 3 дні тому

    ❤❤

  • @FrfrfrTctvvt-de4se
    @FrfrfrTctvvt-de4se 2 дні тому

    ❤❤❤❤