እዋን (ክፋል-14) Ewan (Part-14) Master Entertainment Drama Series Film.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 181

  • @azuhabeshawit9143
    @azuhabeshawit9143 3 роки тому +105

    ንምታይ ግን ካብ ዝሓለፈ ነዊሕ ትገብርዎ ይቅርታ እዚ ግን ከምሪኢቶይ እየ 🙌🙏♥️

  • @ኣዙጋልትግራይኣዙጋልትግራ

    እዛፊሊሚ ሲ ብጣዕምን ዴ ዝፎትዋ ግን ናደንጎኩም ኤማ ዓወት ሊሊ ኣዱ ዳኑ ተዓገስ ብጣዕሚ ዝፎትወኩምን ዘድንቆኩምን ተዋሳእቲ. ሓፈትኩም ጓል ትግራይ

  • @AWET605
    @AWET605 3 роки тому +16

    እዛ ሙፊ እንዳ መቀረት ከይዳ : ሰላምን ራህዋን የውርደልና ፈጣሪ።ስደትና የሕጽረልና ሓባይቢ።

  • @naodnaodi3344
    @naodnaodi3344 3 роки тому +28

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ኤረይ ጽቡቃት
    ርሑስ በዓል መስቐል ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና ይግበረልኩም 🙏🙏🙏

  • @amangebre6950
    @amangebre6950 3 роки тому +14

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን ትጠፉእና ኣለኩም ምስ ረሳዕናያ ትሰድዋ ኣለኩም ብዝተረፈ ግን ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣሕፈሮመይደመይ
    @ኣሕፈሮመይደመይ 3 роки тому +39

    እንኳዕ ድሓን መፃኩም ተናፈቅትን ተፈተውትን ፍጥረት ርሑስ ብዓል መስቀል ሰላምና የውርደልና ኣሜን ❤️❤️🙏

    • @feruzhabtom2142
      @feruzhabtom2142 3 роки тому +4

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዓመታ ከምዚ እዋን ብሰላም ጥዕናን የጽንሓና ፈጣሪ

    • @kokobsamuel9853
      @kokobsamuel9853 3 роки тому

      Amen(3)emo
      gn'si ab zketkwa txenhni aleki

    • @cugu2668
      @cugu2668 3 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ወዲዓባይሃገረትግራይ
    @ወዲዓባይሃገረትግራይ 3 роки тому +52

    እንካዕ ብደሓን መጸኣኩም ርሑስ ባዓል መስቀል ይገበረልና እና ሳብስክራይብ እባ በሉኒ 🌾🌾🌾🌽🌽🌾🌾🌽🌾🌽🌾🥀🥀🥀🥀🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

    • @ZACRO-y4n
      @ZACRO-y4n 3 роки тому +1

      ንምንታይ ሃገረ ትግራይ ክትምስረት ሃገረ ኤሪትራ ክትፈርስ ኣለዋ ኢልኪ፡ክትሰብኪ እዋይ ጎሮቤትናስ ኣምላኽ፡ምሕረት የውርደልኩም

    • @SaraSara-lq9ce
      @SaraSara-lq9ce 3 роки тому

      @@ZACRO-y4n ሃገር ኤርትራ ባዕልኩሙ ተፍርሱ ኣለኩሙ እምበይ መን ኣፍሪስልኩሙ ሕልኩሳት ልኮንኩሙ ዓዲ 😏😏😏

    • @sesenggtube6473
      @sesenggtube6473 3 роки тому

      እሺ ክንገብር ኢና ማዓረይ

    • @ወዲዓባይሃገረትግራይ
      @ወዲዓባይሃገረትግራይ 3 роки тому

      @@sesenggtube6473 እሺ ዝያዳይ 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

    • @ወዲዓባይሃገረትግራይ
      @ወዲዓባይሃገረትግራይ 3 роки тому

      @@sesenggtube6473 ኣነ’ውን ገይረልኪ ኣለኩ 🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @ኣባይነሽአብርሃገአብረአብ

    እንዃዕ ንባዓለ መስቀል አብፅሓኹም ስቃይና ዘብቅዐሉ ድምፂ ቤተሰብና ንሰሞዐሉ ርሑስ በዓል ይግበረልና #ሰብስክራይብ ይበሩለይ አሕዋተይ ናይ መስቀል

    • @alihassn5083
      @alihassn5083 3 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲

  • @erimonia6574
    @erimonia6574 3 роки тому +41

    #ከምዚ ዲኪ'ቲ
    ክወጽእ ክኣቱ ኣብቲ ኣፍ ዴገ
    ምሳኪ ዘዕልል ሕግብግብ እና'ለ
    እንታዋይ ኢዩ መንነቱ ንገርኒ ክብለኪ
    ሓወይ'ዩ ትብልኒ ምሽ ኔርኪ
    መን ኢዩ ኣላልይኒ ክላለዮ
    ሰብኪ ካብ ኮነ ገዛና ይእተዎ
    ሎሚ ጽባሕ ትብሊ ዘገርም
    ለካስ ካልእ'ዩ እቲ ምስጢር
    ንዓይ ዘየንግር
    ካልእ ኢዩ'ወ ኔሩ ውዕል ክልቴኩም
    ንዓይ ምስጋግ ካብ ቤተይ ካብ ጥቃኩም
    ከምዚ ዲኪ'ቲ ክልተ ዝሕብራ
    ምስ ካልእ ትውዕል ምሳይ ምሕዳራ
    ከምዚ ዲኪ እዋይ ኣነ ዝረክቦ
    ተፍቕርኒ ኢለ'ባ ኣተኹ ኣብ መጻብቦ
    ንርእስኪ ኣይትበሊ'ምበሪ
    ኣነ'ስ ይክእሎ'የ ቃንዛ ፍቕሪ
    ባህ'ኳ 'ተዘይ በሎ'ቲ ጉዱእ ውሽጠይ
    ክክእሎ'የ ቐጢወ ልበይ
    ኪዲ ኪዲ ኪዲ
    ድላይኪ ግበሪ ወለዲ ዝመዲ
    ኣነ'ስ ወሲነ'የ እመኒ ኣይትእመኒ
    ልበይ መሊአያ እምኒ
    ንፍቕሪ ከይሓምም ከይቅንዞ
    ወሲነ'የ ወሲነ ብትብዓት ብሓቦ
    ኪዲ ኪዲ ኪዲ
    ውለዲ ዝመዲ
    ኣነ ውን ዝሕሸኒ ከናዲ
    ወሲነ'የ መሪጸ ቁኑዕ መንገዲ
    ኪዲ በቃ ኪዲ ኪዲ
    ሰላመይ ፈጢረ ዓለመይ ክመርሕ
    ከም ልበይ ክጎዪ ከሳፍሕ
    ኪዲ ኪዲ በቲ ዝከድክዮ
    ጻዕዳ ይኩነልኪ ከምቲ ትደልዮ
    ሰላም ይኩነልኪ ከምቲ ትብህግዮ
    ብርሃን ይኩነልኪ ከምቲ ትሓልምዮ
    ገነት ይኩነልኪ'ቲ ዘለክዮ
    #ወዲ ኣፍየ

    • @merrygalgerye8488
      @merrygalgerye8488 3 роки тому +5

      ዋውውው ገለ ዓይነት ናይ ባሕቂ ክብሩ ሓወይ ምስ አዛ filim ትኸይድ ግጥሚ ኣይገርመካን ካብ አታ fillm አቲ ግጥሚካ ኣንበዕኒ ብረዕካ ይሰስን ክብረተይ ሓፍትካ merry ትግራወይቲ 🙏 ሰላም አየ ዝደሊ ምስ ኩሉ ❤ሰላምን ቅሳነትን ኒዉጹዑ ህዝቢ 🙏🥀 🥀taxss 🙏

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 3 роки тому +2

      wawwww gele aynet

    • @ፈጣሪዓለሙ
      @ፈጣሪዓለሙ 3 роки тому

      ተጓንፎ ስደተይ ገሊጽካዮ ኣነ ውን ብዙሕ እዋን ካ ሂወተይ ንዘየለ ፍቅሪ ከናዲ ሃውቲተ ቅንዕና ፍቅርን ምእማን በዲለናኒ ለካ ጎራሕ ምኳን'ዩ ዘዕውት ደጊም ንሂወተይ ካልእ ኣንፈት ኣትሒዘ ኣንፈተይ ሂወተይ ንምልዋት ይጥቀመሉ ኣለኹ ጓል ረብሓ 'ያ ንስካ ከኣ በዓል ጸጋ ክሳብ ዘይኮንካ ምስኣ ምቅራብ ኣይድልን ኣይትእመና ውን ኣዚኻ ጥንቁቅን ጨቋንን ኩን ሽዑ ዕዉት ናብራ ክህሉወካ 'ዩ ተባዕታይ ግጥሚ ክብረተይ

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 3 роки тому

      @@ፈጣሪዓለሙ ጓል ደንቆሮ ብእዝና እያ ተፍቅር ክበሃክ እኮ ሓቂ እዩ ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ቅንዕና ድንቁርና እዩ

  • @selugaltgray8759
    @selugaltgray8759 3 роки тому +3

    እዉይ መጨረሻኣስ እንቢዓትኒ😭💔🙏
    So ደስስስ በሃሊት እያ ቆፅሉላ♥♥♥♥

  • @lieltbirhanu8273
    @lieltbirhanu8273 3 роки тому +9

    እንኳን በሰላም መጣቹሁ ደቂ ኤሪይሽኮር እንኳዕ አብሐኩም አብፅሐና

  • @____5958
    @____5958 3 роки тому +11

    ደቂ ኤረይ ኣብ ዘለኩሞ ፈጣሪ ይሓልወኩም 🇪🇷🇪🇷👈

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 3 роки тому +39

    ተዓገስ ውጹዕን ቅንዑን ክመውት የብሉን።

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 3 роки тому

      eta sebeytu gn nhilfet kiteser alewa gahba bealtyhadar xelaeku kab kbret hsret zeftwelen fturat

    • @tgrayadeywelela1892
      @tgrayadeywelela1892 3 роки тому

      @@emteemte3985 ኣታ ሓወይ ፊልሚ እኮ እዩ ዋ🙈😜🤔🤔🤔

    • @ፈጣሪዓለሙ
      @ፈጣሪዓለሙ 3 роки тому

      @@tgrayadeywelela1892 ፊልም እንተኾነ ዝግበር ዘሎ እንድዩ ኣብ ዘጋጥም ተመርኩሶም ዮም ዝሰርሕዎ ብሓፈሽኡ ዝበዛሕክን ኣዋልድ ከምዚ ኢኽን ንዘፍቅረክ ኣይተፍረኦን ኢኽን ከም ሓወይ እየ ዝርእየካ ዶ ጂኒ ዕፍሪት ትብለኦ ጸኒሕክን ነቲ ብመልክዑ ዝፈተክነኦ ድላዩ ምስ ገብረክን ስላም ካብቤትኩም ምስ ሃደመት እቶም ሓለይትክን ዝንበሩ ትዝክራ ኸማኽን በለጸኛታት እኮ የለን ፖው ስለዝስ እዚ ሓቂ 'ዩ

  • @kusanetshmendi7378
    @kusanetshmendi7378 3 роки тому

    እንካዕ ብድሓን መጽኣኩም ዲቂ ኤረይ ናይ ብሓቂ እዋናዊት ፊልም ቀጽልዉ።

  • @ጓልዓድዋሽኮር
    @ጓልዓድዋሽኮር 3 роки тому +2

    እዚ ድራማ አይኮነን ያዓክ እታ ዘላ ኢኩም ሰሪሕኩማ ቀፅሉሉ ኤማ ሽኮር

  • @senaitabraha1687
    @senaitabraha1687 3 роки тому +3

    Anes eza lul tbhal si mara des kitbleni kulu temxio ab zireakwo film ajoki bertie kulatkum yifetwokum ye kexiliwo ☀💖💝

  • @ሰላምኢየዘለኩ
    @ሰላምኢየዘለኩ 3 роки тому +9

    ደቂ ኤረይ እንካዕ ድሓን መጻኩም ሩሑስ በዓል መስቀል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💯💯💯

  • @ሕልናኣለኒ
    @ሕልናኣለኒ 3 роки тому +16

    ርሑስ ብዓል አስከ ንፉዓት ትዋሳአቲ ምስ ደራሲ ክሉኹም ደስ ዝብል ብቕዓት

    • @azuhabeshawit9143
      @azuhabeshawit9143 3 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ♥️🙏ኮሞንት ምጽሓፍ ኣይትቀድመኒ 🙌 መጀመርያ 🤣ራኣዮ

    • @ሕልናኣለኒ
      @ሕልናኣለኒ 3 роки тому +1

      @@azuhabeshawit9143 ይቅረ በሊ ቀድመኪ ድየ ኣጆኪ ግን ግዜ ኣሎክክክክ

    • @azuhabeshawit9143
      @azuhabeshawit9143 3 роки тому

      @@ሕልናኣለኒ ይቅረ ይኩንካ ናተይ 🙌😁

  • @hosaena6740
    @hosaena6740 3 роки тому +4

    እዚኣስ ኣይፈኖኩማን ካይትብሃሉ ዲኩም ሰዲድኩማ ኩሩብ ልዕሊ 10 ደቂቅ ኣብ ድግማ እዚ እኮ ነብሱ ዝክኣለ ስርቂ ኢዩ ።

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash 3 роки тому +4

    እንቃዓ ብሰላም መጻኩም ደቂ ሓላላት መሬት ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረለኩም😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾

  • @mileynatey6286
    @mileynatey6286 3 роки тому

    Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • @gidenatsegay1463
    @gidenatsegay1463 3 роки тому +2

    Wel come deki ereyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 rhus beal meskel ygberelna

  • @superjonastic9344
    @superjonastic9344 3 роки тому +1

    Welcome deki eri shikor edimen tinann yehabikum fetari john hawikum kab Libya 🇱🇾🇱🇾🇱🇾

  • @bywbywbyw8413
    @bywbywbyw8413 3 роки тому +4

    ዓወተይ ክተከይፍኒ ይዓክ♥♠♥♠♥

  • @Mmmm-pu2oq
    @Mmmm-pu2oq 3 роки тому +13

    ታዓገስ ምስኪን💔💔💔

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 3 роки тому +1

      ፈዛዝ በሎ ፈዛዝን ወድን እኳ ኣይብርሃኒ ክክክ

    • @Mmmm-pu2oq
      @Mmmm-pu2oq 3 роки тому

      @@ambesajrsemere723 😂😂😂😂😂😂

    • @SaraSara-wn1iz
      @SaraSara-wn1iz 3 роки тому +1

      @@ambesajrsemere723 ስለ ዝአመና እዩ ኮ

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 3 роки тому +1

      @@SaraSara-wn1iz ይጥርጥራ ደኣ ኔሩ'ኮ እዩ ግና ስለዘፍቅራ ንርእሱ ከእምኖ እይደለየን?

  • @kifligoitom5667
    @kifligoitom5667 3 роки тому +7

    ብመጀመሪያ(outset)እንቆዕ ብደሓን መጸኩምን። ኣብ ስርሓኩም ኣሳልጡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነያልኩም።ሩሒስ ኣውደኣመት ይግበረልና ንብምሉኡ ሂዝቢ ዓለም ሰላም የውርደሉ ኣሜን (((3)) ብምቅጻል እዋእእእ ኣማኒኤል እንታይ ኢዩ ጸገም ቅድሚ ሕጂ ኩሙኡ ጌርኩምና ይቅሬታ ኢልኩምና ተቀቢልናዩ ሕጂ ኸደኣ ስሚዒትና ባ ተረዱኡ። ብዝኹነ ናይ ግዜ ፈነዋ ኣማሕሽዉ ብጠዓሚ ጽቡቅ ቀጽልዉ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣውደኣመት አስካ like ግበሩለይ ነዚኦም ጽብቃት።

  • @ESU05
    @ESU05 3 роки тому +1

    ሰላም በፍቅር ለምንወዳት መተኪያ ለሌላት ሀገራችን 🙏🏽.

  • @ዛፉጋልትግራይ-ዠ7ቐ
    @ዛፉጋልትግራይ-ዠ7ቐ 3 роки тому +4

    እዋይ ተፀባዪ ኣይግበርካ🙄🙄 ግን ንምንተይ እዩ ካብ ዛሓለፈ ተንውሕዎ kkkkkk🙄🙄🙄

  • @beylulfanus2184
    @beylulfanus2184 3 роки тому +1

    እዋይ ተኣገስ ክመውት ኣይነበሮን ዘይኢድካ

  • @teklomteklom3284
    @teklomteklom3284 3 роки тому

    Ema du bist professionell derasi. Ich bin Stolz auf dich 👍,am Ende macht mir traurig 😢😥.

  • @kusumehari7850
    @kusumehari7850 3 роки тому +1

    ኣየ ናይ ሰብ ነገር ንዘፍቀረ ከኣ ከምዚ ይፍደ ይ ,ታይ ዩ ደኣ ዝክወኖ

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 роки тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ #ሰብስክራይብ ቦልኒ ሓላላተይ የቀንየለይ

    • @elizabetharaya5876
      @elizabetharaya5876 3 роки тому

      Best Eritrean movie ever. Love you guys so much, Ema hawey if your personality is real like you acting, you’re lover is so blessed and lucky you’re the way you express love is so sweet.

  • @fisahazenfuandemical1850
    @fisahazenfuandemical1850 3 роки тому

    really Wonderful Job Thanks All of Actors Amazing Amazing Film..

  • @mullermeary3295
    @mullermeary3295 3 роки тому +1

    እእ ትድንጊ ኮይና እበር ጽቡቅ ስራሕ

  • @selamgebruembaye4348
    @selamgebruembaye4348 3 роки тому

    Asey deqe Erey shkornatat Ema hawey ka gelaynt

  • @wedighere2668
    @wedighere2668 3 роки тому +1

    ኢዚኣ ፍሊም ጥዕምቲ ከላ ኣጥፊእኹማ ካብ ዝሓለፈ ክኣ ቁሩም ይነውሓና ኣሎ።

  • @hebeykendielhiwetey3828
    @hebeykendielhiwetey3828 3 роки тому

    Eta gzie konachlkum belu wediekuma ahxr da ablwa deki rimey so nice srah

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 3 роки тому +6

    ተናፋቒትን ምሃሪትን ስራሕ እንኳዕ ብድሓን መጻኹም፡

  • @ሰላምሰላም-ረ3ቘ
    @ሰላምሰላም-ረ3ቘ 3 роки тому +1

    ተዓገስ መደንገጽ

  • @nazretgirmay7481
    @nazretgirmay7481 3 роки тому +4

    ንፎዓት ቀጽልዎ

  • @keytshakelibelwa5737
    @keytshakelibelwa5737 3 роки тому

    Amanuel Tekle smart eka bunet tebatay mesatit dkonet fillm

  • @eriman-c4o
    @eriman-c4o 3 роки тому +9

    ፈተውቲ ሲኩ ኣለኩም ዶ 😘😘😘

  • @askaluasfaha6203
    @askaluasfaha6203 3 роки тому

    Wawwwww thanks keltifkum Sedidkuma 🙏🥰🥰🥰

  • @amarmussa7150
    @amarmussa7150 3 роки тому +1

    Eza drfe nay men eya kab 7:00 kesab 7:34 zela kesab mele vedio nere dahr reto kenxhef ena wel come

  • @Eriboy62
    @Eriboy62 3 роки тому +1

    Welcome Deqi Rimey Nice Job 🇪🇷❤️❤️❤️💪

  • @smaibeyenerasts3493
    @smaibeyenerasts3493 3 роки тому +1

    Wel deki erey admem tanan yhbkum ferai ab srhkum asltu ygbrlkum

  • @oneeritrea725
    @oneeritrea725 3 роки тому

    Yes sami and hewan👌

  • @munajamal5287
    @munajamal5287 3 роки тому +1

    ምስ ይቃሪታ ናይ ዝሕለፈ ይነዉሕ እሎ ንምንታይ

  • @faniasli2180
    @faniasli2180 3 роки тому

    well come

  • @ጥዕምናብራ
    @ጥዕምናብራ 3 роки тому

    👌🇪🇷 betami das zebl film ❤️

  • @yuelmessie5068
    @yuelmessie5068 2 роки тому

    🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 3 роки тому +5

    7 min ትእወዱ ኣለኹም ዋእእእ ኣማንኤልልልል ፡

  • @zaidmebrahtu2939
    @zaidmebrahtu2939 3 роки тому +1

    Welcome brukat

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 3 роки тому +1

    Well come back

  • @ABANOUB_MIERON_YODAHIE21
    @ABANOUB_MIERON_YODAHIE21 3 роки тому +1

    ጽቡቅ ስራሕ። ን ሳሚ ኃጻር ርኢቶ ኣለትኒ ሄዋን ይቅረ ግበረለይ፡ የፍቅረካ እየ ክትብለካ እንከላስ መጀመርያ ከም እተፍቅራ መጠን ሓቁፍካ ክትስዕማ ኔርካ ብድሕሪኡ ጉዳይ ኃሳዊት ሳራ ክትገብር ኔርካ። ብዝኾነ ኣምላኽ ሥራሕኹም ብሰላም የወድእኩም።

  • @abrhamlegese9245
    @abrhamlegese9245 3 роки тому

    ኣሸካኲዕ፡ጸወታ፡ኣይንጻወት።

  • @yemanebaria3259
    @yemanebaria3259 3 роки тому +2

    Welcome 💕

  • @rackygalerey
    @rackygalerey 3 роки тому +2

    Welcome

  • @zaidmebrahtu2939
    @zaidmebrahtu2939 3 роки тому +1

    Wawww I was waiting for you guys

  • @alahumelatehrmnisotaumi1709
    @alahumelatehrmnisotaumi1709 3 роки тому

    Mebell 15 kfall zreaye aynu ybrah

  • @ZahraZahra-lf3xl
    @ZahraZahra-lf3xl 3 роки тому +2

    ካብ ዝሓለፈ ነዊሑና አሕፅርዎ

  • @ፍቅሪተሰይሩ
    @ፍቅሪተሰይሩ 3 роки тому +1

    ኣታ እንታይ ኢኹም ዝበዝሓኹም ካብ ዝሓለፈ ነዊሒና ትብሉ ከም ዘይትርድኡ ፈሊጦም እዮም እኳ ኣንዊሖሞ ወድሓንኩም

  • @selameytesfu5847
    @selameytesfu5847 3 роки тому

    Nay bhaki xebukti film ,abey tmherti eya

  • @luwamhabtay1713
    @luwamhabtay1713 3 роки тому

    Waw betami meqira eza film

  • @ludon3973
    @ludon3973 3 роки тому

    Mara haxira deqi rimey part 15 nay mewedaeta kt kewn tesfa ygebr

  • @ወዲክፍላይ
    @ወዲክፍላይ 3 роки тому

    ናይ ብሓቂ እዋን ንዘፍቀረ ንበርለይ ክበርለይ ንዝበለ ምጥላም ሳዕቤኑ ብጣዕሚ ከቢድ። እዘን ናይ ሎሚ ኣዋልድ እንታይ የን ዝኾና ዘለዋ የስደምመካ ዩ። መዓንጣ ከብድኻ ዝቐርጽ ፍጻሜ።እዚ ከምዝስ ንኹልና ኩነታት ሲ ሕልሚ ይግበረልና።🙊🙊😔😔 it's really disappointed

  • @natnaelbirhane1940
    @natnaelbirhane1940 3 роки тому

    Betaimi xebqtii filmii

  • @kisanetmikeal3506
    @kisanetmikeal3506 3 роки тому

    Welcome back

  • @aman6148
    @aman6148 3 роки тому

    Well come deqi eri shkor

  • @semirzeinu4204
    @semirzeinu4204 3 роки тому

    Welcome tenafeqti

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ

    ኣብዚ ዘለዋ ሙዚቃ ኣስማቶም መን ኣሎ ዝፈልጦም?

  • @liwamyemane8153
    @liwamyemane8153 3 роки тому

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @embayeandom3528
    @embayeandom3528 3 роки тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯❤

  • @danites
    @danites 3 роки тому +1

    nay amaniel tekle film kef khbeni meat eyu

  • @ፈጣሪዓለሙ
    @ፈጣሪዓለሙ 3 роки тому

    እቲ ጥፉእ ወለዶ

  • @medachelim897
    @medachelim897 3 роки тому

    እዋይ ማይተ ሕጂ ምስ ተዓገስ በቃ

  • @drogbamanne2423
    @drogbamanne2423 3 роки тому

    Derasi gdef n teages keytketlo aykonen bea exewa eza film ewan do kea belkaya hmak ewan

  • @kokobsamuel9853
    @kokobsamuel9853 3 роки тому +2

    ያ'ግን ስጋ ዛደይ ባእ እንታይ ኢኹም መምስረሳዕናዮ ትሰድዎ ኣለኹም በጃኹም ቀልጢፍኩም ስደድዎ

  • @Jesusfirstlove777
    @Jesusfirstlove777 3 роки тому

    Sdet sur kulu hatyat eyu

  • @hanibalcordi5147
    @hanibalcordi5147 3 роки тому +16

    ትጽቢት ነዊሕና ኔሩ ያዓከ

  • @habenandemeskel803
    @habenandemeskel803 3 роки тому

    10mintes kab hiwet seb tserku why 10mintes zranayo omg eza filim kab hji ayrayan

  • @fyorihabtab1436
    @fyorihabtab1436 3 роки тому

    🙏❤💯

  • @عاياهحم
    @عاياهحم 3 роки тому +2

    👍👌❤️❤️❤️🌹❤️❤️❤️

  • @ኣብዓቅሊኣሎምንባርኣብዓቅ

    Wawwwwwww nic

  • @1nahoma
    @1nahoma 3 роки тому

    Beta pchi dewedq sebay yelen

  • @solomunestifanos7704
    @solomunestifanos7704 3 роки тому

    Wellcam deqi abeyti

  • @Wedibri117
    @Wedibri117 3 роки тому

    Awet beynu terifu abza hlmlm tbl hotel mengste semay yewarso teages amricawi

  • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ

    ሄዋን ጨካን እዞም ደቂ ተባዕትዮስ ክልዉሁ

    • @ፈጣሪዓለሙ
      @ፈጣሪዓለሙ 3 роки тому

      ለውሃትና እንደሞ ይሃስየና ኮይኑ እምበር ወዱ እኮ ለዋህ 'ዩ ጓል ግን. ..

  • @titisebsbie1235
    @titisebsbie1235 3 роки тому

    Ewayyyy kab zferakuwo key wexaku 😴😢

  • @yodittesfu6125
    @yodittesfu6125 3 роки тому

    Ktjmr kelo mara newha msnay ykrieta

  • @omeribrahim6406
    @omeribrahim6406 3 роки тому +1

    👍👍

  • @matiandu8707
    @matiandu8707 3 роки тому

    Nay behaqi xbuk derasi ema

  • @yonimini3363
    @yonimini3363 3 роки тому

    Ruhus awedmti yegbrlkom amnti chrsetna ehwatey

  • @feruzyohannes5031
    @feruzyohannes5031 3 роки тому

    Wawwww

  • @ilovemymam8875
    @ilovemymam8875 3 роки тому

    Offffffff nay bhaki ewan

  • @sarasaera4813
    @sarasaera4813 3 роки тому +5

    ካብ ዝሓለፈ ያበልኩም ትዝታ ያምፀኩም ወድእክሞ ሃላያት ኣማሓይሹ

  • @saronnatey1514
    @saronnatey1514 3 роки тому

    Enka mexakumna sebna

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 3 роки тому

    ATTA HAMELI ZETHEZOME TEKELKEKA KABE MERAY

  • @samrawitkesete5973
    @samrawitkesete5973 3 роки тому

    Ruhus beal deqi eriyi natey

  • @senaitpetros537
    @senaitpetros537 3 роки тому

    Eway awetino zrekebkayo