እዋን (ክፋል-16) Ewan (Part-16) Master Entertainment Drama Series Film Comedy Music
Вставка
- Опубліковано 23 лис 2024
- እዋን (ክፋል-16) Ewan (Part-16) Master Entertainment Drama Series Film Comedy Music
To access and subscribe Master entertainment
/ @masterentertainment689
Follow us on Facebook / masterhabesha
Follow us on Twitter / masterhabesha
Follow us on Instagram / master.habesha
To contact us Email address: masterentertainmenteritrea@gmail.com
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ዳዉንሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታት ስለዘኽስር፡ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Master Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ባሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ን ኤማ ዝፍቱ ከምዚ ናተይ እስከLike... ንሃቦ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኩሎም ነናቶም ብልጫ ኣለዎም።😘🇪🇷😘🇪🇷
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ መደበይ ሪኢኻ
ኣብ ሂወት ምስ ዘገዱስኻ ሰባት ስድራኻን ይዕሩኽካን ምስ ተሳነኻ ዝያዳ መቀረት ኣለዋ ።
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ መደበይ ሪኢኻ
@@iteentertainment ካብዞም ጥማዕ ትግራይ ጥራሕ ከይ ትኸውን ???
@@LYE4EVER 😂😂😂
ማራ መሳጢት ማሃሪት ስራሕ ኤማ ሓወይ ጻዕራም ድርሰትካ ኣታኣላልያካ ኣዋሳሳኣካ ኩሉ ሙቁሉል’ዩ ስለዚ እጆካ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ💓
ዋው ዋው ደስ ትብል ፊልም ኣዝያ ማሃሪት።ደራሲ እዛ ፊልም እይትሕመቅ ጥበብካ ኣውሕዝ.............ተዋሰእቲ ዘርባ የብሉን 💯💯/💯💯🤝🤝🤝🤝🤝🤝❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲ቀጽልዎ።
_ኣነስ ብዝሓለፍኩዎፊልምስ ዓወት ትዝ እናበለኒ ምፍልላይ ተዘይህሉስ ክንደይ ምመቀረ ነይሩ ገለ ፈውሲ እስኪ ሃቡኒ ጽቡቕ ስራሕ ኤማ ሓወይ_
አቱም አሕዋተይ ማዓረይ እንኳዕ አብፀሐኩም ዋ ናይ አብነ አረጋዊ እውን እና አማኒኤል ሓወይስ ኩሉ ዝሰርሖስ ስራሕቲ ብጣዕሚ እየ ደስ ዝብለኒ አማኒኤል ሓወይ በዚ ቃል አምላክ ዝተሓዎሶ እዩ ናዓና እውን ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅመና አማኒኤል ሽኮር
ናይ በሓቂ ቁምነገር ሓዘል ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽሎ ኤማ
Best movie ever 🙏❤️❤️❤️ ኣታ ዓወተይ ናፊቐ ባእ
እነቋዕ ተወደአት እምበር ብዘይ ዓወት መቐረት የብላን
ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት፡ ብጽቡቅ ውን ተፈጺማ እዛ ፍልሚ። ናይ ብሓቂ ወዲ ሰብ ይጋገ ኢዩ፡ ካብ ጌግኡ ዘይምሃር ኢዩ ኣብ ጌጋ ዝነብር። መሃርን ኣዛናጋዓን ኮይኑ ረኪበዮ ጽቡቅ ስራሕ!
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኤማ ።
ኤማ ሓወይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ስድት ኮንካ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ
ዋውውው ፍቲዋተ በሓቂ ደስ በሃሊ እዋን ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ፍቱዋተይ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ መሃሪት ቀጽሎ ኤማ ከኣ ኣጆኻ ድሕር ዓወት ምስ ካሉኡት ተሓጋጊዝኩም ስርሑ።ከምቲ ማማ ርገኣት ዝበላቱ ተሓጋግዙ ኣጆኺም ኣይትሕመቆ ክርሁ ኢዩ ጽባሕ።ዓወተ ሽኩር ከኣ ሰላም ኢስካ በሉልና። ጽጠዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኩን ስደትና የሕጽረልና ኣሜን(((3))ብስም ኢዚኦም ኢስካ like ጽቀጡለይ
Nay bhaq eye hawey Netay
Aweta Shikor good luck God bless you Brother wedi Asmara Azmarino:;
በቃ ዓወት ድሮ ክናፍቖ ጀሚርና ኩለን ንሱ ዘለወን ተወዲአን ብዝኾና ብጣዕሚ ጽብቕትን መሃሪትን ፊልም ኣጆኹም በርትዑ ደቂ እዛ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🥰🥰
ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
Wawwwwww Ema hawey Amlak yebarka
ሰላም አሪትራውያን ብሩካት ፍጥረት፣ናፊቅናኩም ቀኒና አንኳዕ ብዳሐን መጻኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ማሀሪትን ፊልም አያ፣ቀጽልዎ ኣብ ጎንኩም ኣሎና፣አቲ ምክርካን ይቅረታካን ንሳራ ከኣ ዘደንቅ አዩ፣ካብ ምንጻል ህጻን ስለ ዘድሐንካያ ካኣ ብጣዕሚ ታጉሸ፣ንብዓት ስዒሩኒ፣ክንደይ ህጻናት ይድርበዩ ኣሎዉ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ 👈👈👈
ብጣዓሚ ጹቡቅ ስራሓ ደቂ ኤረይ ኣብ ምዉድኣ ገጻ ዲያ ሓቀይ ኣጆኩም በሎ ቀጽልዎ ኣምላክ ኣብ ዘለክሞ ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልኩም🙏🏽🙏🏽🙏🏽💟💟🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስም ኣብ ኢልካ ጀሚርካ፡ ዓጊብካ ተመስገን ትብለሉ መኣዲ።
ደስ ቱቡሉ ፊልሚ እያ ኣንካዓ በሰላም መፁኣኹም
Aweta zeybla film 😔
Film aykonetn🥺😭😭
Miss u aweta senay nay hiwet guezo ymneyelka.🥰
ዓወተይ ምፍልለይ ተዘይህል ሲ ክንደይ ምመቀረት ዛዓለም
Amba kab tagrweyti zaytxabey zarab i 👍
@@eriayramey5205 ታይማለት እዪ ዝሓወይ ኣይተረደኣንን ይቅርታ
big respect nice job ❣
ኩሉ ከመ ሳሚ አንተዝከውን ይቅረ በሃለይ ይቅረ ተቀባላይ ንፍቅሪ ዝደሊ
ክንደይ አኩ ምጣዓመ አዚኣለምና ይሕዋተይ ኣምላክ ፍቅሪ ይሓብኩም ደቂ ኤረይ
Kkkk felim eyo eze
ናይ ብሓቒ ደስ ትብል ፊልም ያ ኤማ ሓወይ መሃሪት ድማ ቐጽሎ
እዝ ኣብ መጠረሻ ዘሎ ሙዝቃ ዳንአል መለስ እዩ መስል ሰበይት ኤማ ጥንስት ትመስል ናይ ብሓቅ 🤗🤗🤗🤗🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘
Btami xebuk serah Ema hawey
Meharit nayzi Ewan bhaki kexlo❤️
ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት ኣብ ስደት ኮንካ ኢሞ ኻኣ ኣብ ኣፍርቃ፡ ኢዋናዊ ሁሞት ክትሰርሑ ምኽኣልኩም የነመስግን ።
ኤማ ሓወይ ጽቢቅ ስራሕ ምስ መሳርሕትካ
Sami bruk eka muleu sbkekt qal amlak sebikalna goyta ybarka truth hiwetka kemu kkonelka xelot gber GBU All ajokom
ንዓወትየ ዝፈቱ ከማይ ኣሎ።።።።።
ኣነስ እዚ ናይ ትኪ ገጸ ባህሪ ደስ ክብለኒ ክክክክክ
Waww bitami des tibil film gin awet tasiru alo endabelkum ashikikum kkkkkkkkk
May god kmzie yelan anbess ketslwo🍓👌🍾🍾🍾
Kulu nenatu lebam alewo sami kitmed xenihkas kitmead good job
ሰላም ደቂ ኤርይ ሎሚዓንቲ ቀዳመይቲ እየ'ሞ ላይካ በሉኑ
ጽቡቕ ስራሕ ኤማ ምስ መሳርሕትኻ።
ደስ ትብል ፊልሚ ኤማ ሓወይ
ኣናብስ ጽብቅቲ መሃሪት ተዋሳአቲ ንፉዓት ።ኣማኑኤልን ቫንደርን የቀንየልና።ከምዚ ጌርኩም ሕብረተሰብኩም ህነጹ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice Job proud of you guys
ኤማ ሓወይ ድርሰትካ እቲ ሓቀኛ ባሕሪ ወዲ ሰብ ትገልጽ ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ እዋን 🥰❤
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ነዚ እዋን ትገልጽ እያ እንተኮነ ግን ተዓገስ ን ሚካል ቀቲልዋ ብሕጊ ክሕተት ነርዎ ብከመይ ነጻ ኮይኑ ሲራክ ካ ትንፋስ ዘየህለፈ ብ ፈተነ ቅትለት ተኣሲሩ
Tnx yehwat azia sehabit belxti film ya nira. Sebuk Kea tezazima God bless you all 🙏💋❤️
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
ኣማን ምሰ ባዓልቲ ቤትካን ሞሰርሕትካን ጽቡቅ ዕድል ይምንየልኽም
Ema hawey the best movie, your Tigrigna accent is so sweet truly WEDI ASMERA.
All of Actors God blessed Thanks So much We Appreciate All of Guys Thanks Again Wonderful Message Continue All of Dears
Betaemi bexbuk tefexima
Nay behki belux serah kale gize bkale ktmexuna yemne 🙏🙏
@36 "ሳሪ ፡ ትዝክርያ'ዶ እዚኣ ?" . ...kkkkkk ብጣዕሚ ስሒቐ ፡ ኣይትሰኣኑ ደቂ ኤረይ
Xbuk srah Amlak ybarkum
Ama hawey ketelo
Mharit zkonet film des tbl edmen tenan yhabkum deqi erey halalat ❤❤😍😍😍👍🏿👍🏿 ema asli
Xibuk srah sami hawey ajoka bertie 😍🇪🇷❤🇪🇷
nic job ኣፍኪረ እምበር መኣስ ዳንኪረ ❤️👌
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም
ናይ በሓቂ ውድአቲ ስራሕ ግና አቲ ሓቀንያ ኣፍቃሪ ኩሉ ግዘ ይብደል፡ ማለት ብቅንዕና አንተኸድካ ትብደል ተገዲስካ መልሲ ክጽበየካ።
ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ እዩ ቀጽልዎ ደቂ ኢሬይ ሽኮራት
አንቃዕ መፈጸምታ ኣርኣዮኩም thank you alls ኣብ ቀጻሊ ብካል ስራሕ የረክበና ።
ፅቡቅ ስራሕ ኤማ ሓወይ
Kilo aba ayney eda temlalsa deqsa kelon kkkk senay zengka abziy aba hangoly tetbli mexbuqe
Ab qedamay qolas qedameyti album kkkkkk abet shishay so nice job 🇪🇷😍❤️🙏
Sami Shikor btami nfua
ኤማ ንድርሰትካ መግለጺ የብሉን ከምዚ ዓይነት ፊልም ደጋጊምካ ወላ እንተ ረኣካዮ ዝጽላእ ኣይኮነን ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ
Ama Yahoo Yebel serah keep it up
ሳሪ ትዝክርያ ዶ እዚኣ ቀዳመይቲ ኣልበመይ እኮ እያ ዶ በለ ሰናይ ሓቅኻ እወ ወደይ እንኳዕ ኣፈፀመኩም
Btami xbuk srah ama kexlwo deki Erey 🥰😇bless you all.
2014 ስቃይና ዘብቅዐሉ ድምፂ ቤተሰብና ንሰሞዐሉ ርሑስ በዓል ይግበረልና🦋🌹🌻🌼 #ሰብስክራይብ ይበሩለይ አሕዋተይ
Proud of you all 👏 God bless you
Wawww behaqi des tbil film deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍
ካብ፡ሕሉፍ፡ጌጋታትና፡ተማሂርና፡ናብራና፡ንምራሕ።
ንኩሉኹም ሰራሕቲ ፍሊም እዋን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ።
ኤማ ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ √√√
¶ ዳኒኤል መለስ ሎሚ ጽቡቅ ገጸ ባህሪ በጽሓትካ እንበር እንዳ ሓንሳብ ጨካን እንደ ሓንሳብ ለይባ እንዳሃቡ ጡዑይ ተሓሪምካ ዩ ኔሩ ክክክክ ኣብዛ ናይ ኤማ ዝሃበካ ግን ጽብቅቲ ጽቡቅ ካኣ ተላቢስካያ ኣብ ደርፊ ውን ጽቡቅ ድምጺ ኣለካ ቀጽሎ √√
Xin zibeles meguhayiu Ysemie eyu teages hawey
ዋው በጣም ጥሩ ስራ ነው ኤማ👌
Thank you ni behaki tsibuk sirah
Ketdilwo
Ketsilwo
Ema habibi nay behaqi xbuk srah🇪
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌❤️
Nic one i love dake eri
Wwwwwww xbuk mefexmeta kexlwo nzmexa awn kabzi zabi hizkum ktmexuna nxbe
Waww bxbuk tewedia awedada nay bhaki tmhrti zemhalalf😴😢🌍
One of the best drama 🇪🇷❤️🙏
Guys i want help i want the song ending and i can't seem to find it anywhere
ብጣዕሚ ደስ ተበል ፊልም
We Proud of All of Actors Amazing Work Thanks All Guys Continue Very interesting Great
Well come deqi eri shkor
Nice ending Ewankum yetsebeko ewanaweyan
አምላኬ ሆ ሀገራችን ሰላም አድርግልን :ሰላም ፍቅር መተሳሰብ መከባበር የሰፈነበት ዓመት ያምጣልን!"'
ደቂ ኤረይ ሙቁራት ብጣዓሚ ቡሉጽ ስራሕ ኬፍ ዘለዋ ፊልም ቀጽልዎ
ጸገም ገራ ኣላ ድያ ዘይትሕብሩ ካብ ደረቅ ተሰዱልና ታይ ክዓብስ ዩ ህኮት
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም እያ ግን ተዓገስ ድኣ ብናይ ሚኩ ሞት ተሓታቲ ኣይኮነን ድዩ?
ሳራ ኸ ዋይን ምስታይ ይፍቀዳ ድዩ?
ንኽወቅስ ደይኮንኩስ፥ ንምፍላጥ ድኣክል እዩ።
Waw well came guys
Mara bila movies ab qexali xbuq serah kea keme temexeluna iye netaratern ina
Deki ereyyy 🇪🇷💪💪💪
Nay bhaki des tbl meharit filim mkurat
Well done guys
ኣዱ ሽኮር ኣነስ ኣመና ኢየ ዝፈትዋን ዘውፍቅራን ......
Wawwwww ab hiwetkum senayy
ውይ ኣዝየ ዝፈትዋን ብልፅትን ፊልም ክትውዳእ ኣይነበራን ክትቅፅል ኔሩዋ 😥❤️🙏
ብዝኮነ ግን እንኳዕ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈፀመኩም ክሳብ ሎሚ ዘዘናጋዕኩምኒ ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም ❤️❤️❤️🙏
ብዝበለፀ ክዓ ኣዱዋይን ዓወተይን ማራ እየ ዝፈትወኩም ❤️❤️❤️🙏🙏💘
Men tewedia ilki
ብዘይ ዓወት እሞ እንታይ መቀረታ አሎዋ በጀኪ እንካዓ ተወደእት
Very nice Movie. I like it that you dont have many actors, that makes every scene not boring. The content , we eritreans can learn a lot. Sami changed the bad things to good, instead of endlessarguments which would lead to hatred. The actores have done their job greatly. I am sad that lul is dead she is a fantastic actor, but she deserves it in the Film.
Thankyou.🥰👍
Well done guys 🔥🔥🔥⭐