Hagos Weldegebriel (Suzinino) ሱዚኒኖ PART-1 Interview @Master Entertainment (ክፋል-1)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,4 тис.

  • @gezana5666
    @gezana5666 Місяць тому +738

    ኣድነቅቲ ሓጎስ ሱዝኒኖ እስኺ ላይኽ ረጊጽኩም ሕለፉ ❤
    ኣቤት ኣወዳድቓ ቓላት
    ፍትፍት ኣቢሉ ኣኾልስ ብዘይ ማይ ዝወርድ ❤

    • @merrygt1956
      @merrygt1956 Місяць тому +7

      እዝ ባህበሎምስ ቁሩብ ንእሽተይ ዘይወስዲ ካብ ሱዝኒኖ እዝ ኩሉ ቡዙሕ ግዜ ባሓንሳእ ሰሪሖምስ ንእሽተይ ዋላ ዘይብሉ ርዝነት ሱዝኒኖ ዳኣ ብኽልተ እድካ ዘይላዓል ረዚን ኣዝማሪኖ እዩ ባሓቅ ኩሉ ነገሩ መምህሪ እዩ ሱዝኒኖ ተማሃሩ እስከ ቁሩቡ ካብ ሱዝኒኖ ኩላትኩም❤

    • @GrmayHayle-w6d
      @GrmayHayle-w6d Місяць тому

      ​@@merrygt1956ስለ ነዴታት ዝደፈረን ዘንጠለን ድዩ ኣዝማሪኖ ፡ሳሕሳሓት ደቃሉ ኣምሓራን ተጋሩን እንተ ተዓገስኩም ይሓይሽ

    • @EmbayeGrebrat
      @EmbayeGrebrat Місяць тому +1

      ስነጥበብ!
      ናይ ሓውና ሱዚኖ ኮመዲ ፍሉይ መቀረት ዝህቦ፡ ኣዘናጋዒ ደርፊ ስለዝድምረሉ ውን ይመስለኒ፡ ሰኒ😀
      🤝❤🕊

    • @zewdiebrhane4221
      @zewdiebrhane4221 Місяць тому +1

      ​@@GrmayHayle-w6d
      ጉሓፍ! ጥር ኢልካ ናብ ምቑጻር ዓጽሚ ኣቲኻ ከም ከልቢ😂😂😂

    • @meserettekie1421
      @meserettekie1421 Місяць тому +1

      ​@@GrmayHayle-w6d?

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 Місяць тому +68

    ሓጎስና ዓቢ ሰብ እቲ ትዕግስትኻን ለባም ዘረባኻን ልዕሊ ኹሉ ኣምላኽ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🇪🇷

  • @attitudeiseverything3468
    @attitudeiseverything3468 Місяць тому +322

    ምሉእ ጥዕና እስከ ንመነየሉን ንጸልየሉን ነዚ ብሩኽ ሱዚ❤ ረጊጽኩምኒ ከኣ ሕለፉ እቶም ዝተመነኹም

  • @HaniAlem-d7x
    @HaniAlem-d7x Місяць тому +42

    ናይ ሱዚኒኖ ዝገርመኒ ኣብ interview ወላሓንቲ ቃል ኣይጋገን እዩ he is very smart❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsehayeKiflu-b6y
    @TsehayeKiflu-b6y Місяць тому +72

    ኣየ ኣማላልሳ ስነ ፍልጠት ዘማእኸለ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ሱዚንኖ ንኡስ ሓወይ.

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 Місяць тому +50

    መርሐባ ዓቢ ሰብ ሐጎስ ወ/ገብርኤል (ሱዚኒኖ) እንቋዕ ድሐን መጻኻ ሙሉእ ምሕረት ይሃብካ ፈጣሪ

  • @BirhaneGidey-p3g
    @BirhaneGidey-p3g Місяць тому +124

    Huge respect from Tigrai. ከምቲ ዝደኸምካዮ ኣይረኸብካን ኢለ ይኣምን ግን ደሓን ኣብ ልቢ ሰብ ምንባር ዝመስል ፀጋ የለን❤❤❤

    • @simonberhe6684
      @simonberhe6684 Місяць тому +1

      👌

    • @adha-1991
      @adha-1991 Місяць тому

      ንስኹም ሓሳዳት ጎረቤት ከለኹም ዝግብኦ ዝረኸበ ኤርትራዊ የለን ለመንቲ 😏😡

    • @DelaySelam-j3d
      @DelaySelam-j3d Місяць тому

      ❤❤❤

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 Місяць тому +60

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሱዚኒኖ ኣብቲ ዝሓለፈ ጽንኩር ግዜ ተስፋ ዝሃበና ዘስሓቀና ዓቢ ተዋሳኣእ እዩ።
    ነፍቅሮ ተዋሳኣይ ኢካ'ሞ ንበረልና ሱዚኒኖ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Saedargbit
      @Saedargbit Місяць тому

      ኣየ ባሮት ጥዕና መዓንዶም መዓስ ዓመተምህረት አዩ ነይሩ ጽንኩር አዋን kkkkkk

  • @biniamtesfazghi8181
    @biniamtesfazghi8181 Місяць тому +103

    ልቦና ፍልጠት ትሕትና ክብረት ኩሉ ሰናይ ነገር ዘማላእካ well disciplined Artist Hagos suzinino

    • @zebibwelderufael9750
      @zebibwelderufael9750 Місяць тому

      Bheki amlak mulue tenan edmen yhebka❤❤❤ we love you my dear brather

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m Місяць тому +28

    ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ክቡር ስነ -ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል!

  • @kahsayissac8403
    @kahsayissac8403 Місяць тому +95

    ኣቤት ኣወዳድቓ ቃላት ፖው!! መግለጺ ስእነልካ ሓጉሻ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

    • @ebrhimosman619
      @ebrhimosman619 Місяць тому

      @@kahsayissac8403 aminnn!!!🌸🤲🤲🤲🥀👊👌🤙💕✌️✌️✌️✅✅✅

  • @menkemhawey6867
    @menkemhawey6867 Місяць тому +22

    ኮሜዳን፡ድራሲ፡ኣላይ፡ድምጻዊ፡ሓዳሚ፡ሙዚቄኝ፡ተዋስኣይ፡ ክሓስቦ ከለኩ አኮ ግርም አዩ ዝብለኒ ኩሉ ነብሱ ጥበብ!ኣብ ዘለካዮ ጥዕና ይሃብካ ሓጎሲኖ!!!!

  • @Kereney_ke
    @Kereney_ke Місяць тому +56

    Respect! ከመይ ዲኻ ለባመይ So that ኢና ማራ ነኽብረካን ንፈትወካን ንጉስ ሰነ-ጥበብ ሱዚኒኖ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረተይ🙏

    • @ebrhimosman619
      @ebrhimosman619 Місяць тому +3

      Aminn 🥀🤲🤲🤲💕👊👌✌️✌️✅

  • @SiemHabtom-xk2fi
    @SiemHabtom-xk2fi Місяць тому +23

    ብጣዕሚ ዝምስጠኒን ዝሕበነሉ ኣለውና ካብ ንብሎም ኣርትሲት ሃገርና ኢካ ዕድመን ጥዕናን ነዓካ ጎይታ ዮሱስ ይባርኽካን ይሓልኻን

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi Місяць тому +29

    ዋውውውውውውውው ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ሱዚኒኖ ሓውና እንቃዕ ተመለስካና፡ እቲ ንነዊሕ እዋን ሲኢናዮ ዝነበርና ሰሓቅን፡ ጽቡቅ ድራማታትን፡ ኮሜዲታትን ከይቸልሰወና ንክንርእዮ ኣብቅዕካና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና!!!

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 Місяць тому +19

    እንዳሰሓቕካ ክንሪኤካ ኢና ንደሊ ሱዚ። ፍሽኽ በል ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ሱዚየ❤

  • @MademTesfamariam
    @MademTesfamariam Місяць тому +25

    ኣብዚ ዝኾን ሰብ ዘይጠቅም ቪድዮ ተቐሪጹ ስነጥበበኛ'የ ዝብለና ዘሎ እዋን ስነጥበበኛ ኣይክብለካን እየ፡ በቃ ንስኻ እታ ጥበብ ብዓላ ኢኻ ። ዕድመን ጥዕናን ኣቦ ጥበብ❤❤❤

  • @abiefrem2568
    @abiefrem2568 Місяць тому +22

    ሓጉሽ ሓወይ ባዓል ነዊሕ ራኢ ኣብ ስነጥበብ ዓድና ዓቢ ምቀይሮ ከም ትገብር ጽኑዕ እምንቶ ኣለኒ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ቢንያምነጋሲ
    @ቢንያምነጋሲ Місяць тому +47

    እዋይ ሱዚ ታሪኻዊ ብሰላም ምጻና ኣቱም ህዝቢ ሰናይ ዘመን ይመጸና ኣሎ ትህልዉ ዶ ከማይ! ድሕሪ ናይ በዓል ሱዚ ስረሓት ዝገደፍኩሞ ምርኣይ ❤❤❤❤❤❤ ሙሉእ ምሕረት ይግበርልካ

  • @saramisgana7775
    @saramisgana7775 Місяць тому +34

    ሐጎስ ሐወይ እቲ ስነጥብ ፅቡቅ ኢንዲዪ ናይ እግዚአብሔር ነገር ይቅደም በፀሎት ንፋእ ናይ አምላክ ስራህ አብዝሃዮ።።
    ዘምር። ዘምር። ዘምር

    • @ሚካዊቸልሳዊ
      @ሚካዊቸልሳዊ Місяць тому

      ኣየ መናፍቓን ካባኺ'ስ ተማዒዱለይ'ዩ ዲዲት ዋሒድ

    • @Mentki3838
      @Mentki3838 Місяць тому +1

      ምኽንያት መጽሓፊኪ ኣይተረደአንን፡ ምክንያቱ እዚ ሓሳብ ኣብ ኮሜንት ዝወሃብ ሓሳብ ስለ ዘይኮነ ሰብ ክርእየልኪ ዝጸሓፍክዮ እዩ። ብልቢ ተደሊኽዮ ኣብቲ ናይ ዉልቁ ፔጅ ወይ መልእክቲ ስደድሉ ወይ ዉን ኣምላኽኪ ዝምልሰልኪ ተኾይኑ ብጸሎት ዘክርዮ እንተ ካልእ ግን ኣብ ይምሰልን ንሰብ ክርእየልክን ዘሎ ምስሉይነት እዩ

  • @mashogebru-go5uy
    @mashogebru-go5uy Місяць тому +19

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ስዚኒኖ ❤🎉🎉

  • @tesfahiwettseghay2220
    @tesfahiwettseghay2220 Місяць тому +15

    ዋውውው እንኳዕ ገጽ ንፈትዎ ሰብ ራኣና
    ኣዚና ንፈትዎን ዘይድገምን ኣርቲስት ናይ ሃገርና'ዩ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦ፥ኣብ ስርሑ ካኣ ዓወት ይምነተሉ❤❤❤።

  • @EsmailAbadam
    @EsmailAbadam Місяць тому +28

    ናይቢሓቂ ብሱል ኣገላላጻ ትርጉም ጠበቢን ክብረት ህዝቡን ዝሪደኦ ዓቢሰብ ሱዚኒኖ❤❤❤❤ራብ ጥዕና ይሃብካ❤❤❤like

  • @siedsiraj
    @siedsiraj Місяць тому +14

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓጎስ በዓል ዓቢ ልቦና❤❤❤❤❤❤

  • @alexkfle8345
    @alexkfle8345 Місяць тому +20

    ምሉእ ምሕረት የውርደልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሱዚኒኖ ሓውና ❤ኣቦ ስነ ጥበብ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @MedhanieTesfay-w7t
    @MedhanieTesfay-w7t Місяць тому +9

    ኣድኒቐ ዘይጸግበካ ሱዚ፡ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ። ናይ ኩሉ ግዜ ዓቢ መምህር።

  • @theoneone-r2g
    @theoneone-r2g Місяць тому +24

    ምሉዕ ምሕረት ይግበረልካ ጽቡቅ ዕድል

  • @therry_henry14
    @therry_henry14 Місяць тому +6

    ምሉእ ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ሓጎስ-ወ/ገብርኤል(ሱዚኒኖ) 🎉🎉

  • @fnanteklegergish324
    @fnanteklegergish324 Місяць тому +30

    ሓጎስ ኣቦ ጥበብ ❤❤❤❤ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ 🎉🎉🎉

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom233 Місяць тому +1

    Amazing!!!
    Good job!!!
    Amlak muluee mihret yigberelka.

  • @dawitlfhabeshatube
    @dawitlfhabeshatube Місяць тому +16

    ኣዲኒቀ ዝይ ጸግበካ ኦንኮ ኣርቲስት ኢካ ምክንያቱ ኣብዘይ ቦታካ ስለ ዘይትርከብ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @wintasamuel3845
    @wintasamuel3845 Місяць тому +4

    We miss so so much thank you for inviting him bless you ❤❤❤

  • @theoneone-r2g
    @theoneone-r2g Місяць тому +20

    ሰላም ንኣካ king ሕማም ኣይተምጽ ግርማ ሃገር አድነቅቲ ሱዚኒኖ ላይክ🎉

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 Місяць тому +13

    ኣቦ ጥበብ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ❤እግዚኣብሄር ምስካ ይኩን ❤

  • @HaftomGebreegzabher
    @HaftomGebreegzabher Місяць тому +9

    መዘንግዕ የኔ የምንጊዜም ምርጥ ኮሜዲያን:ስሒቕና ወደይ ገዛና

  • @lillyo5613
    @lillyo5613 Місяць тому +4

    Very good Job Suzinino hawna, we missed you. May God bless you more
    I really appreciate the way you respond
    With our Tinu great job guys
    Viva deki Rimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @Natimenge
    @Natimenge Місяць тому +10

    ሓቢቢ እንቆዕ ብሰላም መጽካ
    ንስኻስ ኣይትሕመመና ባ
    ማኣዝን ናይ ስነ ጥበብ ኢካ
    ሓጉስ ከም ስምክ
    ብ ዝኮነ ናዓኻ ዝገልጽሉ
    ቃላት ይሓጽርረኑ
    ሶ ዕዶመን ጥዕናን
    ይሃብካ ፈጣሪ 🎉❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑

  • @Harley-j5t
    @Harley-j5t Місяць тому +5

    Hagos ( Suzinino) kabtom alewna Elna nkoralom eka egziabher Mhret yewrdelka btaemi nfuat blux Interview 🙏❤

  • @MehariYtbarek
    @MehariYtbarek Місяць тому +19

    ከመይ ትከውን መምህር ስነ ጥበብ እንቃዕ ሰላም መጻካ ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልካ ኣጃካ ኣብ ጎንካ ኣለና❤❤❤

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx Місяць тому +1

      Yessssss❤❤

  • @alboyelen
    @alboyelen Місяць тому +5

    As Abraham Afewerki worked hard to modernize, digitize, update and put it to the front in scientific way Eritrean music (unfortunately disrupted by the untimely death of Abraham - RIP), Hagos (suzinio) will be doing the same for Eritrean arts in films and comedies. It is very rare to see from Eritrean artists talking in very concrete way the way forward as Hagos put it. Kudos to him! The question is will the young artists (social media addicts) follow his advise? It is uphill struggle. But, Hagos is doing his part.

  • @Momnateyalemey
    @Momnateyalemey Місяць тому +3

    Suzi shukor thx ezney dagimay eti tum lesanka kestimakira zegiberekayen thank you so much indeed 🙏

  • @BemeggBemegg
    @BemeggBemegg Місяць тому +2

    ዋዛ ቁምነገር ብልሒ ልቦና ኩሉ ኢካ ክብሪ ዘለካ ኢካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ባሕሪ ጥበብ ኣብነት ስነጥበባውያን bless you my favorite suzinino 👏✌️

  • @tamrat7
    @tamrat7 Місяць тому +21

    ሓጎስ (ሱዚኒኖ) ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን ስነጥበባዊ ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ። ሓደ መዓልቲ ኣብ ኤርትራ ምስቶም ትፈትዎም ስነ ጥበበኛ ፊልሚ ድዩ ኮሜዲ ሰሪሕካ ክርእየካ ተስፋ ይገብር❤❤

  • @debesayteweldebrhan3058
    @debesayteweldebrhan3058 Місяць тому +10

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ🙏 ሓጎስ በዓል ዓቢ ልቦና❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @SolomonHagos734
    @SolomonHagos734 Місяць тому +4

    ዋውውው ዋውውው ፈረ ዘለዋ ገረብን ፍልጠት ዘለዎ ሰብን ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,። ሓጎስ ወልደገብርኤል ብጣዕሚ ጽብቅ ኣቀራርባን ንጹር መልስን።Thanks God to see you, And G B U🎉🎉🎉 ምሉእ ዕድመን ምስ ሰናይ ምሕረት ናይ ጥዕና ንምነ።

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 Місяць тому +5

    "ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ሓጎስ ኃወይ!!!
    ንዓኻ ዝመስሉ ልቦና ዘለዎም ካብ ስምዒት ዝወጹ ርድኢት ዘለዎም ሥነ-ጥበበኛታት ይሃበና ኣምላኽ።

  • @በእውነቱኑር
    @በእውነቱኑር Місяць тому +2

    ወደ ጥበብ ዳግም ስለመጣህ በጣም ደስ ብሎኛል ፣የህፃንነታችን ድምቀት ጋሽ ሀጎስ💓💐💓እንኳን መጣህ

  • @melakemike9069
    @melakemike9069 Місяць тому +8

    ,ሱሲዚኒ አድናቂ ናትካ እየ ብጣሚ ዝሑገስ ነት ካ ክርኢ አምላኽ ሙሉ ጥእና ይሀብካ

  • @Harley-j5t
    @Harley-j5t Місяць тому +4

    Abet dmxi nafiqnayo zxenahna dmxi TUM dmxi Suzinino Multi_talented egziabher edmen tenan yhabka fetari 🙏❤

  • @michaelmhretu9976
    @michaelmhretu9976 Місяць тому +31

    Wawww❤ኣብዚ ለካ ብስለት ብኽብረትን ፡ብሕጊ ተፈጥሮ ዘማእከለ ኣገላልጻ ትምህርቲ ፉል።

  • @weynitesfay5878
    @weynitesfay5878 23 дні тому +1

    ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ጎይታ ሱዚኒኖ ❤❤❤

  • @natusium7936
    @natusium7936 Місяць тому +9

    ሱዚ፡መጀምርያ ጥዕና ኢዪ ኢሞ፡ሙሉአ ምሕረት የውርደላክ፡ፈጣሪ።።

  • @Mendelay_10
    @Mendelay_10 Місяць тому +6

    ፈጣሪ ዛራይ ዘይውዳእ ጥዕናን ሰላም ይሃብካ መምህር ጥበብ ሱዚ❤

  • @SamiLondon
    @SamiLondon Місяць тому +6

    እዉይ ሱዚኒኖ ወደይ ምስናይ ብዙሕ ናፍቆት እንቋዕ ገጽ ንፈትዎ ረኣና።ናይ መወዳእታ ደርፊ ገለ ዓይነት ናይ ሱዳን ስታይል ትመስል ግን ከኣ ነቲ ናይ ቀደም ደርፍኻ ተዘኻኽር፡ብዝኾነ ካብዚ በለካ ለኸዓካ ወረ ኣዉጺእካና ንቁሩብ ደቃይቕ ሱዚንኖ ሽኮር ግዜ ንእስነተይ ይዝክር ክርእየካ ኮለኹ❤❤❤❤

  • @natnaelgere2971
    @natnaelgere2971 Місяць тому +6

    My guy i cant even explain how happy i am to see you agian ❤❤❤love you brother

  • @dians1273
    @dians1273 Місяць тому +8

    I am proud of you brother all your music 🎶 & movies also thanks 🙏 the journalist for interviewing our brother "sizinino " god bless🇪🇷❤👍🌟👑🦁🙏🇪🇷🇺🇸

  • @zeyneb-pb1ny
    @zeyneb-pb1ny Місяць тому +12

    Ewuy nay qedem seb tueum😢 Well come Suzi Abi seb Edmen tenan Rebi yhabka ❤❤

  • @tsigekifle6422
    @tsigekifle6422 Місяць тому +11

    Btaemi eye zednkeka zuzinino tsaerka thafselu zemen ka ykun ❤❤❤❤

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 Місяць тому +2

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓጎስ (ሱዚኒኖ) ናይ ብሓቂ ረዚን ሰብ ሓበን ሕብረተሰቡ ኢኻ።

  • @hayetzemikia
    @hayetzemikia Місяць тому +12

    ሓጎሲኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፋጣሪ
    METV ሲኢነያ ሊንክ ባ ስደዱልና ።

    • @admas-d7e
      @admas-d7e Місяць тому +1

      ወላ ኣነ ውን ስኢነያ ኣለኩ።

  • @mengstube
    @mengstube Місяць тому +5

    ሓጎስ ወልደገብረኤል (ሱዚኒኖ) ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን ስነጥበባዊ ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ። ሓደ መዓልቲ ኣብ ኤርትራ ምስቶም ትፈትዎም ስነ ጥበበኛ ፊልሚ ድዩ ኮሜዲ ሰሪሕካ ክርእየካ ተስፋ ይገብር🎉🎉🎉🎉

  • @SelamHagos-t1z
    @SelamHagos-t1z Місяць тому +7

    ስዚኖ ብሉፅ ስነጥበባዊ❤️ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ🥰

  • @EfiTeklebrhan-j9s
    @EfiTeklebrhan-j9s Місяць тому +9

    ሱዝንኖ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መምህር ስነጥበብ ናይ ሃገርና ኢካ ኢሞ ኣለኩ በለና ብተስፋ ክንጽበየካ ኢና በቲ ኩቡር ሞያካ

  • @SabaHabte-q9q
    @SabaHabte-q9q Місяць тому +3

    ሱዚንኖ ብጣሚ ለባም ዘረባኻ ንፍእ ኣምላክ ጥዕና ይሓብኻ ምሕረት የውርደልኻ

  • @ezgaming2215
    @ezgaming2215 Місяць тому +4

    ሱዚ ኣቦ ሰነ ጥበብ ኣምላኽ edmen tenan ይሃብካ ዓቢ ሰብ

  • @SolomonHabtemariam-fw4on
    @SolomonHabtemariam-fw4on Місяць тому +16

    ኣብ ገጹ ስደት ኣከር ከም ዝጸልኦ ይንበብ ኣሎ

  • @kikki5502
    @kikki5502 Місяць тому +6

    Men kemaka hagos hawena enka Tigrinya yesme konku
    to enjoy your great work/ voice ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @YonasZeresenay-kj3jj
    @YonasZeresenay-kj3jj Місяць тому +3

    You are a living legend! hagos kem smaka, we love you so much, may the most high bless you.

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 Місяць тому +2

    Welcome back. Our, legend, intelligent, modest, brilliantly, hero. Actor and comedian hagos suzinino. Hope you feeling better every day get well rehill SOON.🙏❤❤🎉

  • @TtTt-mt9mo
    @TtTt-mt9mo Місяць тому +90

    ❤ሓጎስ ሰለም❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

    • @GrmayHayle-w6d
      @GrmayHayle-w6d Місяць тому +5

      😂😂😂

    • @simonberhe6684
      @simonberhe6684 Місяць тому +1

      😁😁😁 ሰላም👋

    • @abdateri2058
      @abdateri2058 Місяць тому

      Äää

    • @TesfeTube
      @TesfeTube Місяць тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weovertheworld7411
    @weovertheworld7411 Місяць тому

    My favorite human being ❤full of wisdom. I never heard an interview full of knowledge, modesty and above all the class and respect that he showed. We need to learn a lot from our Dear Hagos Suzinino.
    May God help you, recover fully ❤
    We need you 🙏

  • @merontekleabwedisaryam
    @merontekleabwedisaryam Місяць тому +11

    ካብ ሙሩክ ውይ ጽሉው ኣርቲስት የድሕነና!!!😂 ኣሜን ኣሜን።
    ቡኡነት ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓጎስ ወልደ ገብሬል🎉🎉🎉
    ኣርካን

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 Місяць тому

      sehak endyu ketilni gn kea 100% haku eyu ko nay lbey tezaribley

  • @llllllolllllllll
    @llllllolllllllll Місяць тому +5

    ሱዚኒኖ ጎይታ ስነጥበብ እዩ ፥ ንእስነትና መቐረት ክህልዎ ዝገበረ ባህር ስነ ጥበበኛ ❤

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 Місяць тому +10

    ሲዚኒኖ ኤንካ ብሰላም መጻካ 💙💯🙏 :: ናይ ዚኢ ወዲ ሓታቲ ብቄዓት የብሉን ኢት ሕቶ ሕዊስዊስ አቢሊዎ::

  • @AbrahamNguse
    @AbrahamNguse Місяць тому +5

    እንቃዕ ብደሓን መጻእካ አቦ ጥበብ
    ተስፋ ንገብር ኣብ ጽሓጸረ ግዜ ብጽቡቅ ስረሕ ክትመጸና ❤❤🎉🎉❤❤❤❤

  • @fani609
    @fani609 Місяць тому +9

    Enkiea bselam mexekana SDETNA YEHXR FETARI 💙💙💙💙💙

  • @destinydestiny5061
    @destinydestiny5061 Місяць тому

    Just wow legend Hagos so much respect and admiration ❤ I came across the melody in a Sudanese song called JARI WA JARU l loved it so much ❤

  • @belitesfi1824
    @belitesfi1824 Місяць тому +12

    Suzinino....Asmarino.....dehrika Film rie ayfelten eye....Ajoka temelesena

  • @yolandaghebre8494
    @yolandaghebre8494 Місяць тому

    Full of wisdom. Beal minus xeyeqti hbreteseb kea seb comedian eilu yxwio. Thanks for every thing you have done to revive this generation with your comedy

  • @aarong1632
    @aarong1632 Місяць тому +12

    እንቋዕ ብደሓን መጻእኻ ሱዚኒኖ ኣቦ ጥበብ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ❤

    • @ebrhimosman619
      @ebrhimosman619 Місяць тому +1

      Aminnn 🥀🤲🤲🤲💕🤙🤙🤙💕👌👌👌🌸✌️✌️✌️🥀✅✅✅

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b Місяць тому +4

    ሱዚኒኖ ሽኮር ኣነስ ዋላ ኖርማል አንዳተዛረበ ሳሓቕ ይመጻኒ❤

  • @merhawiteyob9126
    @merhawiteyob9126 Місяць тому +8

    Hagosey Abi seb amlak edmen Tina yhabka fetari eski ❤❤❤❤❤

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r Місяць тому +1

    Wawww nay bhaki gedim snetbebawi hagos weldegebrel suzininyo meret zeywedq zereba kexlo betami nefuuu mxana mxana dea aytetfeana gazietegna do knbel snetbebawi tinu nefu kexlooo❤❤❤

  • @aae637
    @aae637 Місяць тому +4

    ንነብስኻ ጥዕና ንስራሕኻ ፅፈትን ኣሳልጦን ይሃብካ ልዑል ኣምላክ።
    ትግርኛ ኮሜዲ ክፎቱ ዝገበረኒ ስነ ጥበበኛ ስለዝኾንካ የኽብረካ።

  • @KeflomAbadi-m3m
    @KeflomAbadi-m3m Місяць тому +2

    ሓጎሰይ በዓሌ ጥዑም ድምጽን በዓል ሙሉእ ልቦና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ
    ምንጪ ሰሓቅናን ሓጎስካን ኢኻ❤❤❤❤

  • @Bekind-i4n
    @Bekind-i4n Місяць тому +5

    Hade kabtom bluxat snetbebawi btami zednko, greate to See you again after a long time

  • @WintaKidane-xv3ei
    @WintaKidane-xv3ei Місяць тому +2

    Kulatna neza app awridna netebabaayo deqi erey❤❤kabzom kem gele iynet tewaso zserhu zelew nay addis tewasati yedhnena,,,,

  • @143-beti.gualey
    @143-beti.gualey Місяць тому +10

    Suzi hero wellcome ane kab hiwetey artists eti number one 🎉🎉🎉 kab mulue nay eritrea and tezarebti tigrinya mesay zesemama write 1111111 ❤❤❤❤

  • @SolomonGebremedhin-wp6lg
    @SolomonGebremedhin-wp6lg Місяць тому

    ስዝንኖ ዘይምኖ, morally, disciplinary, dedicated symbol of eritrean artist

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 Місяць тому +5

    We love you Hagasino. We will stand with you. ❤🇪🇷🙏

  • @astergebremedhin8161
    @astergebremedhin8161 Місяць тому

    Welcome back, one of my favorite artists i wish long life and healthy 🙏 ❤️ 🎉🙏

  • @DianaYosef-xg1lk
    @DianaYosef-xg1lk Місяць тому +1

    the idea of ME tv application is amazing so we should have put big effort on it and i think social media campaign will work so much so everyone have to make a challenge on social media to promote it well.

  • @ebrhimosman619
    @ebrhimosman619 Місяць тому +6

    Salamat deqi Eriyyy xaedu!!!🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀 Edmen tennan yehabka fatari inshallah 🌸🤲🤲🤲💕Suzenino ambesa!!!💕🤙🤙🤙🥀👌👌👌💕✌️✌️✌️✅✅✅

  • @fevebafwerke5810
    @fevebafwerke5810 Місяць тому

    Eza derfi neay ekaderifkaley tnx so much

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n Місяць тому +4

    ሓጎስ ትሑትን ለባምን ምቁሉሉን ዓቢ ሰብ ብዙሕ ሰርሑ ክንሱ ነብሱ ዘይታዓባቢ ለባም ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @blessedfamily3003
    @blessedfamily3003 Місяць тому

    Ohh Hagos Suzinino, I’m filled with nostalgia and gratitude to see you. Your humor shaped so many of my early memories, and no words can truly describe how much joy you brought to my life you remain my all time favorite, and seeing you again is like reconnecting with a piece of my past that I deeply cherish. Iconic ❤

  • @heranheran8406
    @heranheran8406 Місяць тому +5

    ሓጎሰይ ኣቦ ፍቅሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @EtulaMatula
    @EtulaMatula Місяць тому

    Legend Hagosa Suzinino Egziabher Amlak Newih Edmen Tinan Yhabka ♥️🫶🇪🇷 Mula Mhret yewrdelka fetari Kidane Mhret Adena Ab zuryaka tkun 👏

  • @tsigeredahagos5405
    @tsigeredahagos5405 Місяць тому +3

    Bekulu belux seb ❤❤❤❤

  • @mirolani
    @mirolani Місяць тому

    My childhood memories suzinino,kebur, Hagos Weldegebriel,the one and only Eritrean comedian is a remarkable talent, known for his discipline and warm-hearted nature. His humility shines through in every performance, making his humor even more relatable. Watching his interviews, it’s clear how brilliant he is, both on and off stage. Though he has recently faced some health challenges, his strength and determination are inspiring. I sincerely hope for his speedy recovery and will keep him in my thoughts and prayers, grateful for the joy he brings to our lives.