Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኤማ❤👑👑👑 ደራሲ ብጣዓሚ እንድየ ዝፈትወካ ብፍላይ እዛ እዋን ትብል መግለጺ ሲኢነልካ እኮ ጥበብካ ይብዛሕ እየ ዝብለካ ኣጆካ 🙏🙏🙏🙏🙏
ኤማ ሓወይ ቃላትካን ጥበብካን ልቢ ኢዩ ዝትንክፍ ብፍላይ እታ ኣርእስቲ ፊልሚ ናይ በሓቂ 100%💞💞💞🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
እንቃዕ ብሰላም መጸካም ደቂ ኤረይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ብሰላም ናብ ንፈትዎም ስድራና ሃገርና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ኲናት ወረ ኲናት የጥፍኣልና ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🇪🇷🙏😍❤🙏🤩
እንዃዕ ብደሓን መፃኩም ግን ጠፊእኩም ማራ ዘንጊዕኩምና 😘🙏 ብዝኮነ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ሰላምና ይመልሰልና ኣሜን ❤️❤️🙏😘
ነዞም ሓደ ክልተ ተጋሩ ክርኢ እንከለኹ ንተጋሩ ንኸይጻረፍ ይቑጠብ
@@nahom2263 😘💘🙏
@@nahom2263 🥰🥰🥰💞💞💞❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘😘😘🥺🥺🥺🥺
@@ማምየዓለመይ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen zyaday amlak selamn ksanet yfterelna 🇪🇷🥰💊
እንካዕ ዳሓን መፀአኩም ግን ማራ ጠፉኡኩም🙄💘💘💘💘😘😘ሰላም ፍቅሪ ዝዓሰሎ 2014ዓ.ም ይኩነልና ሰላም ዝናፈቀ ኣሜን ይበል 😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ኣሜን
Amen 🙏 zyaday
ኣሜን😭😭
ባሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ምስ ንፍትዎም ስነ-ጥበባውያን ሃገርና።😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷
Enka dehan mexakum deki erey shikorinatat 😘😘😘💝💝tefikumna kenikum 💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷♥️♥️♥️
Ezi zbelexet filimi zbl like
ብጣዕሚ እንዲኪም ንፉዓት ግን እዚ ኣሜኒኤል/ሳሚ ብሓቂ ገሊጽኬ ዘይውዳእ መንፋዓት እልው።❤️❤️❤️❤️❤️🤲👈👈👈👈
ኣታ ኣነስ ተኻታታሊ ፊልም ምርኣይ ዶ ክገድፎ ብጉቡእ ስሚዒታት ሰብ ዘይትርድኡ ካልኣይ ካኣ ኣብ ሳዓታ ዘርግሕዋ ኩሉ ተኻታታሊ ናይ ኤረትራ ኣጀሚሩ ዘይውድእ እና ኮነ መጺዩ
እዋን ዘምጾ እዋን ይመልሶ እንታይ እዋኑ ኢና በጺሕና እቲ ጥዑም ከይበልናዬ ዝሐለፈ እዋን ይመልሰልና እዋናዊያን ኩሉ 💯🏆🌺😘
Aiema shikor btaomi des tebl series movie ajoka berto aythmeq miss u
እዋይ ክምዚ ክማይ ትፈትዎ አልኹም ዶ
ብመጀመሪያ እንቆዕ ብሰላምን ጥዕናን መጸኣኩሙና ኢሂ ደኣ እንታይ ኢዩ ጸገምኩም የሕዋት ስሚዒትና ባ ድማ ተረዱኡልና ።እምበር ብዘይ ዝኹነ ጽገም እኮ ኣይምተፈኣኩምን ።እንቆዕ ሕጂ ጥራይ ብሰላም መጻኩምና ኤማ ድማ እዚኩሉ መንፈዓትካ ኣጆኻ ባ ኣጂኻ ኤማ ሓወይ ብጠዓሚ ጽቡቅ ቀጽልዉ ኣይትሕመቁ። ሰናይ ቀደማ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ሳራ ኣሜን ድወለድኽዮም ኹሉ ላሓሰዉ ይንብሩ
መርሓባ እንኳእ ደሃን መጻኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
Nice move shkorinatat zeemn srah eu,, don't be late next part
ደራሲ✔
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ብሩካት ይሕዋተይ ሰላምንጥዕናን ይምነየልኩም ንኩልኩም ስነ ጥበባዊያን
ጽቡቅ ስራሕን እዋናውን በርቱዑ ቀጽልዎ
ዋይ ዊርደት እል ዓወት ተረኽቦም መጠረሻ ላይ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺ኣየ ታዓገስ ምስክን ዋይ
Ema bro Nay Bahaki xubk srah ajoka qexlo❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯
ናይ ባሓቂ ጥዕምጢ ዝኮነት እያ ግን ኣነ ኽብሎ ዝደሊ ኣብ መንጎ ኣይተቃሩጹልና ኢኩም ከመ ቀደምኩም ኣብ ሶሙና ኣውርዱልና ኢኩም ከምቲ ልብና ዝስበር ነስኹም ኻ ስራሕኩም ከይዛናበል ሶ ዕድመን ጥዕናን ያሓብኩም ንኹላትኩም ተስተፍቲ ፊሊም እዋን
ምጥፋእኩም ዘይርዳኣና ኣይኮነን ንሕና ውን ከምቲ ብዶሆታት፡ትሰግርዎ ብትዕግስቲ ክንጽበየኩም ይግባኣና እዩ።ኣብ ልዕሊ እዛ ፊልም ዘለኒ ኣድናቆት ድማ ከይገለጽክዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡ተምሳጠይ ንምግላጽ ብሰፊሑ ንምትንታን ድማ ኣብ መወዳእታ የራክበና።
Well come deqi halal merit 🔥🇪🇷🇪🇷🔥🔥😍😍
Eza Amex kemey kemey Di ya Tekeyra Nsa Do Aykonetn Amuxato
እይትደንጉዩና በጃኩም ጽቡቅ ስራሕ
ዋዉዉ ገለ ዓይነት አነዉንስ ተዓገስ አይከድን ዝኮን ይብል ነይረ
እዋይ ኣታ ኣበይ ሓጊክሙ 😳😳😳
Das schlimmste ist das,dass noch schlimmer Geschichten gibt. Traurig aber wahr. Es gibt so viele gottloses Menschen . Vielen lieben dank für eure Arbeit. Lieber Grüße aus Deutschland.🙏❤️🇪🇷❤️ Gott‘s Segen für uns alle
Deine Idee ist gut
እሞ በቲ ሰብ ዝርደኣኪ ምጽሓፍ ኣይምሓሸን
Eza xhifkyo zeleki Deutsch ay konen Wo ist die..... das...... der und andren gramatig 😀😀😀😀😂😂😂😂
@@sporttime5745 das ወዲ ሓጋዝ Du ርሑቕ ዓዱ ክክክ
2014 ስቃይና ዘብቅዐሉ ድምፂ ቤተሰብና ንሰሞዐሉ ርሑስ በዓል ይግበረልና🦋🌹🌻🌼 #ሰብስክራይብ ይበሩለይ አሕዋተይ
ዋው አሪፍ ስራ ነው ቀጥሉበት❤️
እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ረዲኤት በረከትን ናይ ስላሴ ኣይፈለየና ሳብስክራይ ብ ከኣ ግበሩለይ
ዎውው ቡሉጻት ተዋሳአቲ ምስ ብልጽቲ ድራማ
ኣዱ ዳኑ ኢማ ዓወት ሊሊ ዝፎትወኩምን ዘድንቀኩምን ኣሕዋተይ ሓፍትኩም ጓል ትግራይ
ኣንታ ለባማት እባ ኣለኹም ኢኹም ኣድኒቐኪ
@@nahom2263 ሰነ ሓሳብና ዝተፈላለየ ሰለ ዘለና እዩ ኮ ክንፃረፍ ንዉዕል እምበር ታይዶ ኣለና እዩ ዘራክብ ሓወይ🙏♥️♥️♥️
@@Zufan_tube እወ ጽቡቕ እንዲኺ ዘለኺ ግን ሲ ተጻሪፍና ነምጸኦ ኣሎ ድዩ ሓፍተይ ናተይ ❤️🙏❤️
@@nahom2263 ዝመፅእ የለን ግን ሰኣን ኣተሓሳሰባና እዩ እምበር ፀርፍሰ ናዱኩማት ሰባት እዩ ሰለዚ እንተገደፍናዮ ዝበለፀ እዩ ሓወይ🙏♥️♥️
ህውከት😝
Nic jobb ema end mesarehetu inc inc.
Wel come deki ereyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💕💕💕💕💕💕
ኣሰይ ጽቡቃተይ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ምሳኩም ይኩንንን
Welcome deqi eriyi natey 🥰 ❤ 😘
enka beselam mexakum ema hawey gen tedngeyna alekum nay dehan dekum wey habruna
Well come deqi eri shkor
ዋይ ምጥፋኣ ሕዝስ ረሲዒናኮም ነይርና
ኣማኑኤል ሓያል ደራሲ ቀጽሎ ኢካ።
Welcome All of intelligents Artists..i can not Explain About this Topic really Amazing Continue.
atom mehrerat ab gzieu ba zerguhulna
Enqua bdhan mxakoum bjakoum nta enda restaurant dehrekoum zela eta TAKE AWAY astkakuluwa belwom gega txahefa ala 😁😉
Welcome 💕
Pls eza derfi ba ngorni nay men eya
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ንዛ ፅሕፍ እተንብቡ ክዓ ብር ክተብሉ ተሓጎሱ አሕዋተይ የቀንየለይ
Selam nakum kburat yehwat anqa bselam mexakum
Amen hawey good job
ዊልካም ዝፈትወ ፊልሚ🖤
ኣሰይይይ ፍቱዋተይ እቆዕ ደሓን መጻኩም ክብለኩም እፈቱ ንኩልኩም ?ርሑስ እውደኣመ
deki amenzra hamat Temen 😛🙋♂️
Welcome back beloved
Maharit film ajokum kexluwo
I really appreciate and proud of you to be your brother ❤ 🙏
D'accord merci beaucoup
We'll Dane deki erey 😘😘
ዋውውው ብኩጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ
Well come back
ዝጸናጸን መሕመሚኡ ይረክብ ተዓገስ ሓወይ ዘይ ኢድካ ግና ጭብጢ ኣየ እዋንንንን ተካል እዋንንንን
Aweta Shikor
xbuk srah
Selam
Well com
Great Job 👍👌 ኤማ ሓወይ ካብ ድርሰትካ ክሳብ ናትካ ገጸባህሪ ብጣዓሚ እየ ዝድንቀካ ብሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ካብዚ ዘለካዮ ንላዓሊ ክትዓቢ ካኣ ትምኒተይ የ ። ኣብ ስራሓካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
ሕጂ ግርም
Wawwww very good 👍
ኣንታ ኣበይ ዳኣ ቀኒኹም
ኣነስ እንታይ ዮም ጀሚሮም ዘቋርጽዎ ኢለ ይሓርቅ ኔረ ። ደዊለ ክረክቦም ምስ ጀመርኩ ግን ብፍላይ ዞም ናይ ኣዲስ ጸገማቶም ምስ ነገሩንስ ደንጊጸ ። ኣጆኩም ግን ክሓልፍ ዩ ። ዘገምኩም ዘይርዳንና ኣይኮነን
Entay eyu xegem
@@yodittesfu6125 kabay zkfu werena eba meliu alo🤣🤣🤣🤣🤣🥰
Btami xbuk srah ❤❤❤
Wellcome agedesti
እፍፍፍፍ ፊሊሚ ምካኑ ይርሰዖሞለኩ እዛ ሳራ ዝብዋ ተካል ባች ቅቅቅቅ
Kkk ajoka beynka aykonkn
ረሳሕ እበር
Welcome guys
ብሕማቅ፡ተግባራት፡ንሰባት፡ኣይንበድል።
Welcome
ሰላም ሽኮሪናታት አሪትራውያን፣ብኩሉ አቲ ትገብሩዎ ደስ አዩ ዘብለኒ፣ማሀርን ማዓድን ድራማ ይባሀል አምበር፣ብሐቂ ንቁኑዐት ኣብ ጸገም ከአትዋ ዝገብራ፣ጊን ኣብ መወዳአታ ኣይዕወታን አየን.
Eza filim ala dya aytewedetn resinayako
ሳራ ሓሳዊት
Awetina asmarino
Entay da zeranayo zinberna awurdikumo walas tegagikum ekum
እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም እንዳ ደንጎኩም ትታሓዋወሰና ኣላ:እንተኪእልኩም ኣብ ሰዓታ ኣምጽእዋ.
ema hawey bela srhe 10000
Belew
Enkae dehan Mexakum, Gn place Gzei Enda Wesedkum Ab Msdad
Drset klom tewesati adniqekum
ምስ ሰናይ ምርኻባ እንታይኮን እዩ ዕብድብድ የእቲሉ ገለዶኾን ዘይንፈልጦ ሚስጥር ይህሉ? ክጽበ'የ፡
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም💘ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና👏
ዝጠፍአት ፍሊም መጺኣማራ ኬፍ ዘልዋ ኮላስ ግን ትድንጊ ኮይና
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞❤️❤️
Did I see the professor
Ankaa bdshan mexakum
Ya jema tdnguyuna alekum entezey koynu ka aqarxwa semint nay deqi sebat aytlagexu enzey koynu subscribena knshb tdegagfuna alekum yake
ሳራ ሃላይይ ጨምላቅ ኢኪ
Ewayyyy teages hawey zrekebkayo😴😢
ሃሳውን ኮርቦትን እንድሃደረ ይፎኩስ እንድዩ ተባሂሉ ብከደሙ መሃሪት ኢያ ግን ከጽልዎ እስከ
Good job gays 🤍🤍🇪🇷❤❤
Guy*
Niv
Bela...Ⓚⓘ⓷
ኤማ❤👑👑👑 ደራሲ ብጣዓሚ እንድየ ዝፈትወካ ብፍላይ እዛ እዋን ትብል መግለጺ ሲኢነልካ እኮ ጥበብካ ይብዛሕ እየ ዝብለካ ኣጆካ 🙏🙏🙏🙏🙏
ኤማ ሓወይ ቃላትካን ጥበብካን ልቢ ኢዩ ዝትንክፍ ብፍላይ እታ ኣርእስቲ ፊልሚ ናይ በሓቂ 100%💞💞💞🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
እንቃዕ ብሰላም መጸካም ደቂ ኤረይ
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ብሰላም ናብ ንፈትዎም ስድራና ሃገርና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ኲናት ወረ ኲናት የጥፍኣልና ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🇪🇷🙏😍❤🙏🤩
እንዃዕ ብደሓን መፃኩም ግን ጠፊእኩም ማራ ዘንጊዕኩምና 😘🙏
ብዝኮነ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ሰላምና ይመልሰልና ኣሜን ❤️❤️🙏😘
ነዞም ሓደ ክልተ ተጋሩ ክርኢ እንከለኹ ንተጋሩ ንኸይጻረፍ ይቑጠብ
@@nahom2263 😘💘🙏
@@nahom2263 🥰🥰🥰💞💞💞❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘😘😘🥺🥺🥺🥺
@@ማምየዓለመይ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen zyaday amlak selamn ksanet yfterelna 🇪🇷🥰💊
እንካዕ ዳሓን መፀአኩም ግን ማራ ጠፉኡኩም🙄💘💘💘💘😘😘ሰላም ፍቅሪ ዝዓሰሎ 2014ዓ.ም ይኩነልና ሰላም ዝናፈቀ ኣሜን ይበል 😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ኣሜን
ኣሜን
Amen 🙏 zyaday
ኣሜን😭😭
ባሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ምስ ንፍትዎም ስነ-ጥበባውያን ሃገርና።😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷
Enka dehan mexakum deki erey shikorinatat 😘😘😘💝💝tefikumna kenikum 💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷♥️♥️♥️
Ezi zbelexet filimi zbl like
ብጣዕሚ እንዲኪም ንፉዓት ግን እዚ ኣሜኒኤል/ሳሚ ብሓቂ ገሊጽኬ ዘይውዳእ መንፋዓት እልው።❤️❤️❤️❤️❤️🤲👈👈👈👈
ኣታ ኣነስ ተኻታታሊ ፊልም ምርኣይ ዶ ክገድፎ ብጉቡእ ስሚዒታት ሰብ ዘይትርድኡ ካልኣይ ካኣ ኣብ ሳዓታ ዘርግሕዋ ኩሉ ተኻታታሊ ናይ ኤረትራ ኣጀሚሩ ዘይውድእ እና ኮነ መጺዩ
እዋን ዘምጾ እዋን ይመልሶ እንታይ እዋኑ ኢና በጺሕና እቲ ጥዑም ከይበልናዬ ዝሐለፈ እዋን ይመልሰልና እዋናዊያን ኩሉ 💯🏆🌺😘
Aiema shikor btaomi des tebl series movie ajoka berto aythmeq miss u
እዋይ ክምዚ ክማይ ትፈትዎ አልኹም ዶ
ብመጀመሪያ እንቆዕ ብሰላምን ጥዕናን መጸኣኩሙና ኢሂ ደኣ እንታይ ኢዩ ጸገምኩም የሕዋት ስሚዒትና ባ ድማ ተረዱኡልና ።እምበር ብዘይ ዝኹነ ጽገም እኮ ኣይምተፈኣኩምን ።እንቆዕ ሕጂ ጥራይ ብሰላም መጻኩምና ኤማ ድማ እዚኩሉ መንፈዓትካ ኣጆኻ ባ ኣጂኻ ኤማ ሓወይ ብጠዓሚ ጽቡቅ ቀጽልዉ ኣይትሕመቁ። ሰናይ ቀደማ ሰንበት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ሳራ ኣሜን ድወለድኽዮም ኹሉ ላሓሰዉ ይንብሩ
መርሓባ እንኳእ ደሃን መጻኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
Nice move shkorinatat zeemn srah eu,, don't be late next part
ደራሲ✔
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ብሩካት ይሕዋተይ ሰላምንጥዕናን ይምነየልኩም ንኩልኩም ስነ ጥበባዊያን
ጽቡቅ ስራሕን እዋናውን በርቱዑ ቀጽልዎ
ዋይ ዊርደት እል ዓወት ተረኽቦም መጠረሻ ላይ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺ኣየ ታዓገስ ምስክን ዋይ
Ema bro Nay Bahaki xubk srah ajoka qexlo❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯
ናይ ባሓቂ ጥዕምጢ ዝኮነት እያ ግን ኣነ ኽብሎ ዝደሊ ኣብ መንጎ ኣይተቃሩጹልና ኢኩም ከመ ቀደምኩም ኣብ ሶሙና ኣውርዱልና ኢኩም ከምቲ ልብና ዝስበር ነስኹም ኻ ስራሕኩም ከይዛናበል ሶ ዕድመን ጥዕናን ያሓብኩም ንኹላትኩም ተስተፍቲ ፊሊም እዋን
ምጥፋእኩም ዘይርዳኣና ኣይኮነን ንሕና ውን ከምቲ ብዶሆታት፡ትሰግርዎ ብትዕግስቲ ክንጽበየኩም ይግባኣና እዩ።ኣብ ልዕሊ እዛ ፊልም ዘለኒ ኣድናቆት ድማ ከይገለጽክዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡ተምሳጠይ ንምግላጽ ብሰፊሑ ንምትንታን ድማ ኣብ መወዳእታ የራክበና።
Well come deqi halal merit 🔥🇪🇷🇪🇷🔥🔥😍😍
Eza Amex kemey kemey Di ya Tekeyra Nsa Do Aykonetn Amuxato
እይትደንጉዩና በጃኩም ጽቡቅ ስራሕ
ዋዉዉ ገለ ዓይነት አነዉንስ ተዓገስ አይከድን ዝኮን ይብል ነይረ
እዋይ ኣታ ኣበይ ሓጊክሙ 😳😳😳
Das schlimmste ist das,dass noch schlimmer Geschichten gibt. Traurig aber wahr. Es gibt so viele gottloses Menschen . Vielen lieben dank für eure Arbeit. Lieber Grüße aus Deutschland.🙏❤️🇪🇷❤️ Gott‘s Segen für uns alle
Deine Idee ist gut
እሞ በቲ ሰብ ዝርደኣኪ ምጽሓፍ ኣይምሓሸን
Eza xhifkyo zeleki Deutsch ay konen
Wo ist die..... das...... der und andren gramatig 😀😀😀😀😂😂😂😂
@@sporttime5745 das ወዲ ሓጋዝ Du ርሑቕ ዓዱ ክክክ
2014 ስቃይና ዘብቅዐሉ ድምፂ ቤተሰብና ንሰሞዐሉ ርሑስ በዓል ይግበረልና🦋🌹🌻🌼 #ሰብስክራይብ ይበሩለይ አሕዋተይ
ዋው አሪፍ ስራ ነው ቀጥሉበት❤️
እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ረዲኤት በረከትን ናይ ስላሴ ኣይፈለየና
ሳብስክራይ ብ ከኣ ግበሩለይ
ዎውው ቡሉጻት ተዋሳአቲ ምስ ብልጽቲ ድራማ
ኣዱ ዳኑ ኢማ ዓወት ሊሊ ዝፎትወኩምን ዘድንቀኩምን ኣሕዋተይ ሓፍትኩም ጓል ትግራይ
ኣንታ ለባማት እባ ኣለኹም ኢኹም ኣድኒቐኪ
@@nahom2263 ሰነ ሓሳብና ዝተፈላለየ ሰለ ዘለና እዩ ኮ ክንፃረፍ ንዉዕል እምበር ታይዶ ኣለና እዩ ዘራክብ ሓወይ🙏♥️♥️♥️
@@Zufan_tube እወ ጽቡቕ እንዲኺ ዘለኺ ግን ሲ ተጻሪፍና ነምጸኦ ኣሎ ድዩ ሓፍተይ ናተይ ❤️🙏❤️
@@nahom2263 ዝመፅእ የለን ግን ሰኣን ኣተሓሳሰባና እዩ እምበር ፀርፍሰ ናዱኩማት ሰባት እዩ ሰለዚ እንተገደፍናዮ ዝበለፀ እዩ ሓወይ🙏♥️♥️
ህውከት😝
Nic jobb ema end mesarehetu inc inc.
Wel come deki ereyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💕💕💕💕💕💕
ኣሰይ ጽቡቃተይ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ምሳኩም ይኩንንን
Welcome deqi eriyi natey 🥰 ❤ 😘
enka beselam mexakum ema hawey gen tedngeyna alekum nay dehan dekum wey habruna
Well come deqi eri shkor
ዋይ ምጥፋኣ ሕዝስ ረሲዒናኮም ነይርና
ኣማኑኤል ሓያል ደራሲ ቀጽሎ ኢካ።
Welcome All of intelligents Artists..i can not Explain About this Topic really Amazing Continue.
atom mehrerat ab gzieu ba zerguhulna
Enqua bdhan mxakoum bjakoum nta enda restaurant dehrekoum zela eta TAKE AWAY astkakuluwa belwom gega txahefa ala 😁😉
Welcome 💕
Pls eza derfi ba ngorni nay men eya
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ንዛ ፅሕፍ እተንብቡ ክዓ ብር ክተብሉ ተሓጎሱ አሕዋተይ የቀንየለይ
Selam nakum kburat yehwat anqa bselam mexakum
Amen hawey good job
ዊልካም ዝፈትወ ፊልሚ🖤
ኣሰይይይ ፍቱዋተይ እቆዕ ደሓን መጻኩም ክብለኩም እፈቱ ንኩልኩም ?ርሑስ እውደኣመ
deki amenzra hamat Temen 😛🙋♂️
Welcome back beloved
Maharit film ajokum kexluwo
I really appreciate and proud of you to be your brother ❤ 🙏
D'accord merci beaucoup
We'll Dane deki erey 😘😘
ዋውውው ብኩጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ
Well come back
ዝጸናጸን መሕመሚኡ ይረክብ ተዓገስ ሓወይ ዘይ ኢድካ ግና ጭብጢ ኣየ እዋንንንን ተካል እዋንንንን
Aweta Shikor
xbuk srah
Selam
Well com
Great Job 👍👌 ኤማ ሓወይ ካብ ድርሰትካ ክሳብ ናትካ ገጸባህሪ ብጣዓሚ እየ ዝድንቀካ ብሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ካብዚ ዘለካዮ ንላዓሊ ክትዓቢ ካኣ ትምኒተይ የ ። ኣብ ስራሓካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
ሕጂ ግርም
Wawwww very good 👍
ኣንታ ኣበይ ዳኣ ቀኒኹም
ኣነስ እንታይ ዮም ጀሚሮም ዘቋርጽዎ ኢለ ይሓርቅ ኔረ ። ደዊለ ክረክቦም ምስ ጀመርኩ ግን ብፍላይ ዞም ናይ ኣዲስ ጸገማቶም ምስ ነገሩንስ ደንጊጸ ።
ኣጆኩም ግን ክሓልፍ ዩ ።
ዘገምኩም ዘይርዳንና ኣይኮነን
Entay eyu xegem
@@yodittesfu6125 kabay zkfu werena eba meliu alo🤣🤣🤣🤣🤣🥰
Btami xbuk srah ❤❤❤
Wellcome agedesti
እፍፍፍፍ ፊሊሚ ምካኑ ይርሰዖሞለኩ እዛ ሳራ ዝብዋ ተካል ባች ቅቅቅቅ
Kkk ajoka beynka aykonkn
ረሳሕ እበር
Welcome guys
ብሕማቅ፡ተግባራት፡ንሰባት፡ኣይንበድል።
Welcome
ሰላም ሽኮሪናታት አሪትራውያን፣ብኩሉ አቲ ትገብሩዎ ደስ አዩ ዘብለኒ፣ማሀርን ማዓድን ድራማ ይባሀል አምበር፣ብሐቂ ንቁኑዐት ኣብ ጸገም ከአትዋ ዝገብራ፣ጊን ኣብ መወዳአታ ኣይዕወታን አየን.
Eza filim ala dya aytewedetn resinayako
ሳራ ሓሳዊት
Awetina asmarino
Entay da zeranayo zinberna awurdikumo walas tegagikum ekum
እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም እንዳ ደንጎኩም ትታሓዋወሰና ኣላ:እንተኪእልኩም ኣብ ሰዓታ ኣምጽእዋ.
ema hawey bela srhe 10000
Belew
Enkae dehan Mexakum, Gn place Gzei Enda Wesedkum Ab Msdad
Drset klom tewesati adniqekum
ምስ ሰናይ ምርኻባ እንታይኮን እዩ ዕብድብድ የእቲሉ ገለዶኾን ዘይንፈልጦ ሚስጥር ይህሉ? ክጽበ'የ፡
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም💘
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና👏
ዝጠፍአት ፍሊም መጺኣ
ማራ ኬፍ ዘልዋ ኮላስ ግን ትድንጊ ኮይና