Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
_ብሓቂ እዛ ፊልም ኣዝያ መሃሪት እያ ርኢኹም ዶ ሞት ሃንደበት ምኻና ሚካል ዓለም ክትረግጸላ እናሓሰበት ግን ኣይረገጸትላን ኩሉ ግዜ ድልዋት ኮይንና ክንጸንሕ ዝነግሩና ኣቦታትና ብዓብዩኡ ክኣ መጽሓፍ ቅዱስ ክኣ እዚ ሃንደበት ከይመጽእ እዩ ኣብ ሂወት ሕልና ዝበሃል ኣሎ ሕልናና ቀቢርና ንኸይድ ብዙሓት ኢና ስለዚ ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ንደሊ ጽቡቕ ክኣ ንመነ ንማንም ፍጡር ኩሉ ግዜ ብንስሓ ክንቅረብ ክኣ ኣቦታትና ይሕቡሩና እዮም ንመሃረሉ ኣሕዋተይ_
ብሓቂ❤
Bhaqi nnsha yebqana fetari aboyy
ብሓቂ ፅጋበይ
እዋን ኣዝየ ዝፈትዋ ቀፅሎ ንፉዕ ደራሲ 💔🙏
ደራሲ ንታዓገስ ስለ ዘይ ቀተልካዮ ይዕሪፍካኒ ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ስራሕ ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ምስጋና ይኹንኩም 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
gal ay konkun denkoro
@@amlilove8396 እንታይ ዳአ ህበይ ዲኺ ትጣራጠሪ መን ምኻንኪ ባዕልኺ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣቲኺ ዳሐን'ዶ ???
@@amlilove8396 ط
ሚካል ይግባኣ እዩ ኤማ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ናይ ባሓቂ ደራሲ 🙏🙏🙏👍👍👍
እንታይ እዩ ዝግባኣ እዚ ፊልሚ ስለ ዝኮነ እምበር ምስ ኣፍቃሪኣ ኮይና ንረብሓኣ ስለ ዝከደትስ ሞት ይግብኣ ትብል እንቃዕ ሂወት ሰብ ኣብ ኢድ ሰባት ኣይኮነት ክንደይ ክንጭክን ማዓት ኢና ኮንና ዘለና።
@@wintabrhane2556 ሓፍተይ ናተይ ኣብ ድራማ እንቤር ካብኡ ወጻኢ ክዛረብ ዓቅሚ የብለይን ይቅረታ ግበሪለይ ብካልእ ኣይቲረድእዮ
@@medachelim897 መዳ ሓወይ ናይ ጋሃድ ዓለም ነጸብራቅ እዩ ፊልሞ ዝስራሕ ብዝኮነ ተረዲኡኒ እዩ ሓወይ ናተይ ክብረት ይሃበለይ።
ብጣዕሚ ፁብቕ ስራሕ ደሪስን ተዋስኢት ጎዶሎ ዝይቡሉ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የሌሎች መጨረሻ አሪፍነው የሚካል ግን ጥፋቷን ሳታምን እና ሳትናዘዝ መሞት የለባትም ነበር። በተረፈአሪፍ ስራነው👌
ጽቡቅ ስራሕ ኣማን፡ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ።
ኤማ ናይ በሓቂ ደራሲተዋሳእቲ ከኣ ማራ ንፉዓት
ኤማ ዝፈትዎ ደራሳይን ተዋሳኣይን ቀፅለሉ
Well Come deqi Erey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌷🌷♥️🌷🌷🌷
ብሓቂ ኤማ ሰብኣይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ነዓካ ኢና ክንጽበ
ከማካ ደራሲ የለን ብጣዕሚ እካ ንፉዕ ንምካልን ንስራን ይግበእን እዩ ገበሪ ኩፉኡ ዳኣ ከማኣ እያ ዓስቡ
ሳራን ምካልን ናይ ኢደን ረኺበን ከምዚ ዩ ደራሲ ዝባሃል 🌹🌹🙏🙏
Broy enitay gerakta mikal sara zeytbel😉
@@wedihudru9802 ሚካል ከ ታይ ጥዑይ ተግባር ኔርዋ ድኣ ሳራ ጥራይ ክብል ደሊኻ🤔
@@eriqueen3354 kab sara mikal tehyshe
#እምቢ በልኒቀቢጸ ክቀብጽልበይ ካብ ዘናውጽእምቢ በልኒ ኣቅብጽኒላንጋ ላንጋ ኣይትግበርኒፍቕርኺ'የ ኣነ ተመንየምሳኺ'የ ኣነ ወሲነመሬት ከይጸልመተናባኺ'የ ኣነ ኣሚተሕልምኻ ሕልሚ ደርሆኢዩ 'ተኮይኑ መልስኺእምቢ'የ ኣነ እምቢ ብነቃጻ ካባኺ ዝደሊበሊ በሊ እምቢ በሊ ካብዚ ንላዕሊክጽበ የብለይን ዓቅሊእምቢ በልኒ በቃንገርኒ'ታ ሓቃድሌታትኪ ምሳይ 'ተዘይኮኑንገርኒ ባኣጉኡ ብእዋኑዑፉን ብሽፉኑጉዳይኪ ኮይኑልበይ ኣቃጺሉእምቢ ሕራይ ዘይብሉእምቢ በሊ እምቢፍቕሪ 'ተዘይብልኪ ካብ ልቢእምቢ'ዩ እቲ መልሲካብ ዳሕራይ ትጣዓሲብኣጉኡ ብእዋኑንገርኒ ልብኺ 'ታይ'ዩ ውሳኒኡንገርኒሓብርኒእምቢ ወይ ሕራይበልኒ ጥራይ ዘፍቐሩኢልኪ እንቢታኺ ኣስምዕኒካብ ኮነ
I love Emma , Danni and Adiam too u guys are one of my favorite actors Keep it up God bless u all Deki Eri shikourat
Filme malet I love you so much deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ደራሲ ኣዝያ መሃሪትን ብቕዓት ኩሎም ኣብ'ዛ ስራሕ ንዝተሳተፉ ሰባት እተንጸባርቕን፡ ንህሉው ኩነታትን ኣነባብራናን እትፍትሽን ድርሰት ኮይና ረኺበያ። እንተኾነ ግን ኣብ'ታ ንሲራክ ገንዘብ ከፊልና ከነውጽኦ ኢና እትብል ንሕግን ፖሊስን ናይ ሓደ ሃገር ዝትንክፍን ዝጎድእን ክኸውን የብሉን እሞ ከኣ ካልኣይ ዜጋ ኮይንካ ኣብ እትነብረሉ። ኣብ ንኣሽቱ ግን ከኣ ክጎድኡኻ ዝኽእሉ ቃላት ከነተኩርን ክንጥንቀቐሎምን ይግባእ
ጽብቅቲ ሙፊ ሓባይቢ : ነዞም ኣብሊብያ ዘለው የሕዋትና ከኣ እቲዘይሕለሎ ፈጣሪ መዋጻእቲ ይፍጠረሎ።ብፍላይ ነቶም ወሊዶም ዝመከኑ ስድራና#ሳብስክራይ ከኣ ኣይትረስዑ ሓላላት።
ኤማ ብጣዕሚ ንፉዕ ደራሲ ኢካ አንተ ሚካል ከኣ ይግባኣ አዩ መኽንያቱ ከምዚ ክገብራ ንዝፍትና መምሃሪ ይኾነን
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
Efrem : okay okay 😲😲🤣🤣🤣🤣
ብሐቂ ደስ ተብል ድራማ አያ፣ናይ ወራዙት ኣምኑአልን ዳኒኤል ተጠንቀቁ ትረጉዱ ኣሎኩም፣መግቢ ቀንሱ።
ክክክክ
Kkkk
መልእኽቲ ካብ ገለ ስነጥበባዉያን ሃገርና ጉዳይ ህዝብና🇪🇷ua-cam.com/video/c3iw7CE3Rgw/v-deo.htmlua-cam.com/video/c3iw7CE3Rgw/v-deo.htmlua-cam.com/video/c3iw7CE3Rgw/v-deo.html
Welcome deqi eriyi natey 🥰❤ 😘
Gobez ema hawey kabten ab adiss zelewa sraht zbelexet srah Ika serihka qexlo bzuh Ina knxbeyeka ❤️💪👍❤️💪👍
ንገዘብ፡ኢልና፡ናይ፡ሰባት፡ሂወት፡ኣንጻወት።
ዋው ገለ ኣይነት ደቂ ኤረይ ቀጽሉሉ ንፉዓት
Wawww nay bhaki xbuk srah ms bluxat tewasaeti 🥰🥰🥰
Azya tsbkti Gen btaemi dengukumna
ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ነገር ግን ሄዋን ኣብ ጊዜ ሓዘን ከላስ ብዛዕባ ፍቅሪ ክትዛረብ ሽውያ ውጽእ ዝበለት ትመስል ኣምላከ እስራኤል ምስ ኩላትኩም ይኩን።
Just wawwww 100%👏👏👏👏🤩🤩🤩
Wow well come back
Enkae dehan mexakum deki Erey 🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ ስደትና እውን የሕፅረና አሜን #ሰብስክራይብ ቦልኒ ሓላላተይ የቀንየለይ
Amen🙏🙏🙏
@@wawahab9320 ll
it's beautiful movie i love eritrea movies
ኤማ ዓርከይ ኣታ ሰብኣይ ኣጆኻ ቀጽሎ ኢኻ ።
Welcome, Enkae bselam mexakum thanks 🙏
ሚካል ይግባአ እዩ እና ደራሲ ብጣዕሚ ፅቡቅ🥰💘💘
ዋይ ኣቲ ክንደይ ትኸፈእ 😭
Senay shkor
ዌል ካም ደቂ ኤረይ
አገናዕ ኤማ ሓወይ ብጽቡቅ ወዲኢካያ
ema nay hmameyyyy derasi👍👍🇪🇷🇪🇷❤👍
Aykalkun 😭😭😭😭 fikar mukan ezi eyu beka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ewu mikaleye mouta akk mara eya kefi tehbani eza film betami xbqti eua azeka berovo eka
Good job derasi
Well came deki ere suzina ka srhatka denguyna gele beleni
Entay da ab hazn fefqi do yhtet diuy kkk 😉
ንምካል ግን ንምንታይ ዋ ኣነስ ሉለይ ዝሞተት ኮይኑ ተሰሚዑኒ ሓዚነ😭😭
🤣
Kkkkk
Ama hawey bhaki xibuk srah kexlo ❤️❤️❤️❤️
መፅእኩም ዶ አነስ ክፊትዎ እዛ ፈልሚ
@@Gg-qv9ix ኣታ እዚ አታይ ዘተኣሳሰር ኣለዎ ውፅዕ ህዝቢ ትብል
Nay bhaki xbuk srah kexlwo
እንኮአሸ ደሃን መጻኹም ፍቁራተይ
Naymikal #mehzota bakin #AbknaniyKitkexa #ember kitemowet #aynberan
Wa sami kia wedey entay xegemka n hewan zeytqbela
ንጥቕሚ ኢልካ ሂወት ዝኸፍል
ሉለይ ኣምፁኡለይ ያውውውውውው
ሆሆሆ የፍቅራዶ ኣይነበረን ፍቅሪዶ ይዉዳእ እዩ መዓዝ ድኣ ወዲእዎ🤔😥
😁
ሞጎስ ዝግብኦ ደራሲ
ኢዲት ጥንቃቐ ግበረሉ እንበር ጹፉፉ ስራሕ
ነብሰ ጾር ምኻና ዘራጋግጽ ወረቀት እንበር ናይ ሰናይ ምኻኑ ብኸመይ ተረጋግጹ ሓሳዊት ዓሚጻቶ እያ እኮ 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
😂😂 ajoka filmi ayu
@@betitigray7216 kkkkkk😁😁😁😁🙄
@@betitigray7216 ንስኻ ዲኻ ደራሲ 😂😂😂
Kkkkkkkk
@@LYE4EVER 😁😁😁😁ane beyn akmey gn Drset mkanu aytresa 😁
Well come deqi eri shkor
Btaemi xbqti srah adu haftey eta ksadki da maeteb gbr teteblla kemti xbaqeki meliski mxebeqki
Selam yehwatey enka bselam mexakum
Enka bedhan mexakum ftuww ftuww ye zeblkum❤😥
ሚካል ግን በደላታ ከይትናዘዝት እበር ጽቡቅ ስራሕ ኤማ ሓወይ
Well come deqi 🇪🇷😍
Asey entay kwxo gelayn serh bhaqi Emaa Adun gewdu alwom
Bhaki kemzia meharit ayrekun dersi kexilellu
ብጣዕሚ ዝምስገን ደራስን ተዋሰኡትን 👏👏
Kkkk #yexwa mokiy Wey #sera enkoasey #gebrkiy mentit #hased
እንቆዓ ብደሓን መጻኹም ጋይስ
Enqae bselam mexaku muqurat
Wela film ykon ne sara tetrkba aymgdfkwan alhmime meblkwa
👍🏿❤❤😍😍
Enkae bdhan metxakum
Ngenzeb elika metlal wuilu hadiru hweitika mtefaia eyu ,sara nay eida rekiba filim dea koyunu ember 😢🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷
👍
ተወዲኡ ድዩ ወይስ ታይ ኢዩ ትፅቢት በዚሑና።
Www wedeti film deqe eriy
Nay behaqi xbuq srah
Gmtat Kemey ktkewn eya eza movie tblu Teages ms eza gal thguzo zela kwdie eyu ab mewedaeta ybl ane
እንኳዕ ናእዲክን ረኸብኪን ምካሊን ሳራን
❤❤❤😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwww nic good job
Tsbuk srah derasn tewasaetnn. Nhna nmtbbaekum ab gonkum alena halalat.
💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
Btami xbuq srah serihkum
Nemikal ketketla ayneberekan kubur derasi kem rito
Amna hwey Xebuk serh kaxelo afaxaxema eza Film ka naybhki Xebuk serh ajoka abe kaxli kabzi neleli hzkalna ketmxe kenxeba ena
Bhaki filiti awan des tbl
ኣነስ ብነብሰይ ውን ኣይፈትዋንየ።ኩፉእ ስራሕ ሂቦም ድማ፡መሊሶም ጽልእቲ ጌሮማ።ደረሲ ኣምስዩ ቀቲልልና
ታይ ገይራ ማዓረይ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺
entay geratka ata buruk kalay sebeytu namaniel derasi nayza filim mkana knegereka yfetu baltibetun klte kolaut welidom seb hadar eyom
@@tesfaldtberhe3621 ሳራ ሰበይቲ ሳሚ ድያ bro
ቆልዓ ክሰዱስ ጽቡቅ ድዩ ?
ewyyyy rgumat hji kea nluli qetilkuma 😭😭😭meskneyti nsalsay gzie kemzi aynet character tewahiba qetilkuma kea 😢
Xbuq srah
እሰይይይይ ሳራን ሜካልን ንጨምላቅ ሰብ ከምአ እያ
Goodjob
ተወዲኣ ማለት ድዩ
Geza
ኣቤት ስቃይ ዘሎ ባ ሕጂ ክሳብ ክፋል 16 ትመጽእ ትጽቢት መሕረራት ቻነል🙉
Srah yebokan dyu episid film kitxbe tsake dea .film kem mezenagie trsy tetekemelu bro
Tewedeia ya ata fara Geden tefexeme kebluka alwom
@@Edey9688 kid ata bzey gual aleme txlmta gunuf nrutka halwa keytrhrahaka mo keytkimsil mshmush kkkk
Mikal egba eu enkae metet nfue derasi
Eza film beqa xbuq srah kulom zgbeom hibkayom Ema
_ብሓቂ እዛ ፊልም ኣዝያ መሃሪት እያ ርኢኹም ዶ ሞት ሃንደበት ምኻና ሚካል ዓለም ክትረግጸላ እናሓሰበት ግን ኣይረገጸትላን ኩሉ ግዜ ድልዋት ኮይንና ክንጸንሕ ዝነግሩና ኣቦታትና ብዓብዩኡ ክኣ መጽሓፍ ቅዱስ ክኣ እዚ ሃንደበት ከይመጽእ እዩ ኣብ ሂወት ሕልና ዝበሃል ኣሎ ሕልናና ቀቢርና ንኸይድ ብዙሓት ኢና ስለዚ ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ንደሊ ጽቡቕ ክኣ ንመነ ንማንም ፍጡር ኩሉ ግዜ ብንስሓ ክንቅረብ ክኣ ኣቦታትና ይሕቡሩና እዮም ንመሃረሉ ኣሕዋተይ_
ብሓቂ❤
Bhaqi nnsha yebqana fetari aboyy
ብሓቂ ፅጋበይ
እዋን ኣዝየ ዝፈትዋ ቀፅሎ ንፉዕ ደራሲ 💔🙏
ደራሲ ንታዓገስ ስለ ዘይ ቀተልካዮ ይዕሪፍካኒ ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ስራሕ ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ምስጋና ይኹንኩም
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
gal ay konkun denkoro
@@amlilove8396 እንታይ ዳአ ህበይ ዲኺ ትጣራጠሪ መን ምኻንኪ ባዕልኺ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣቲኺ ዳሐን'ዶ ???
@@amlilove8396 ط
ሚካል ይግባኣ እዩ ኤማ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ናይ ባሓቂ ደራሲ 🙏🙏🙏👍👍👍
እንታይ እዩ ዝግባኣ እዚ ፊልሚ ስለ ዝኮነ እምበር ምስ ኣፍቃሪኣ ኮይና ንረብሓኣ ስለ ዝከደትስ ሞት ይግብኣ ትብል እንቃዕ ሂወት ሰብ ኣብ ኢድ ሰባት ኣይኮነት ክንደይ ክንጭክን ማዓት ኢና ኮንና ዘለና።
@@wintabrhane2556 ሓፍተይ ናተይ ኣብ ድራማ እንቤር ካብኡ ወጻኢ ክዛረብ ዓቅሚ የብለይን ይቅረታ ግበሪለይ ብካልእ ኣይቲረድእዮ
@@medachelim897 መዳ ሓወይ ናይ ጋሃድ ዓለም ነጸብራቅ እዩ ፊልሞ ዝስራሕ ብዝኮነ ተረዲኡኒ እዩ ሓወይ ናተይ ክብረት ይሃበለይ።
ብጣዕሚ ፁብቕ ስራሕ ደሪስን ተዋስኢት ጎዶሎ ዝይቡሉ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
የሌሎች መጨረሻ አሪፍነው የሚካል ግን ጥፋቷን ሳታምን እና ሳትናዘዝ መሞት የለባትም ነበር። በተረፈአሪፍ ስራነው👌
ጽቡቅ ስራሕ ኣማን፡ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ።
ኤማ ናይ በሓቂ ደራሲ
ተዋሳእቲ ከኣ ማራ ንፉዓት
ኤማ ዝፈትዎ ደራሳይን ተዋሳኣይን ቀፅለሉ
Well Come deqi Erey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌷🌷♥️🌷🌷🌷
ብሓቂ ኤማ ሰብኣይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ነዓካ ኢና ክንጽበ
ከማካ ደራሲ የለን ብጣዕሚ እካ ንፉዕ ንምካልን ንስራን ይግበእን እዩ ገበሪ ኩፉኡ ዳኣ ከማኣ እያ ዓስቡ
ሳራን ምካልን ናይ ኢደን ረኺበን ከምዚ ዩ ደራሲ ዝባሃል 🌹🌹🙏🙏
Broy enitay gerakta mikal sara zeytbel😉
@@wedihudru9802 ሚካል ከ ታይ ጥዑይ ተግባር ኔርዋ ድኣ ሳራ ጥራይ ክብል ደሊኻ🤔
@@eriqueen3354 kab sara mikal tehyshe
#እምቢ በልኒ
ቀቢጸ ክቀብጽ
ልበይ ካብ ዘናውጽ
እምቢ በልኒ ኣቅብጽኒ
ላንጋ ላንጋ ኣይትግበርኒ
ፍቕርኺ'የ ኣነ ተመንየ
ምሳኺ'የ ኣነ ወሲነ
መሬት ከይጸልመተ
ናባኺ'የ ኣነ ኣሚተ
ሕልምኻ ሕልሚ ደርሆ
ኢዩ 'ተኮይኑ መልስኺ
እምቢ'የ ኣነ እምቢ ብነቃጻ ካባኺ ዝደሊ
በሊ በሊ እምቢ በሊ
ካብዚ ንላዕሊ
ክጽበ የብለይን ዓቅሊ
እምቢ በልኒ በቃ
ንገርኒ'ታ ሓቃ
ድሌታትኪ ምሳይ 'ተዘይኮኑ
ንገርኒ ባኣጉኡ ብእዋኑ
ዑፉን ብሽፉኑ
ጉዳይኪ ኮይኑ
ልበይ ኣቃጺሉ
እምቢ ሕራይ ዘይብሉ
እምቢ በሊ እምቢ
ፍቕሪ 'ተዘይብልኪ ካብ ልቢ
እምቢ'ዩ እቲ መልሲ
ካብ ዳሕራይ ትጣዓሲ
ብኣጉኡ ብእዋኑ
ንገርኒ ልብኺ 'ታይ'ዩ ውሳኒኡ
ንገርኒ
ሓብርኒ
እምቢ ወይ ሕራይ
በልኒ ጥራይ
ዘፍቐሩ
ኢልኪ እንቢታኺ ኣስምዕኒ
ካብ ኮነ
I love Emma , Danni and Adiam too u guys are one of my favorite actors
Keep it up
God bless u all
Deki Eri shikourat
Filme malet I love you so much deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ደራሲ ኣዝያ መሃሪትን ብቕዓት ኩሎም ኣብ'ዛ ስራሕ ንዝተሳተፉ ሰባት እተንጸባርቕን፡ ንህሉው ኩነታትን ኣነባብራናን እትፍትሽን ድርሰት ኮይና ረኺበያ። እንተኾነ ግን ኣብ'ታ ንሲራክ ገንዘብ ከፊልና ከነውጽኦ ኢና እትብል ንሕግን ፖሊስን ናይ ሓደ ሃገር ዝትንክፍን ዝጎድእን ክኸውን የብሉን እሞ ከኣ ካልኣይ ዜጋ ኮይንካ ኣብ እትነብረሉ። ኣብ ንኣሽቱ ግን ከኣ ክጎድኡኻ ዝኽእሉ ቃላት ከነተኩርን ክንጥንቀቐሎምን ይግባእ
ጽብቅቲ ሙፊ ሓባይቢ : ነዞም ኣብሊብያ ዘለው የሕዋትና ከኣ እቲዘይሕለሎ ፈጣሪ መዋጻእቲ ይፍጠረሎ።ብፍላይ ነቶም ወሊዶም ዝመከኑ ስድራና#ሳብስክራይ ከኣ ኣይትረስዑ ሓላላት።
ኤማ ብጣዕሚ ንፉዕ ደራሲ ኢካ አንተ ሚካል ከኣ ይግባኣ አዩ መኽንያቱ ከምዚ ክገብራ ንዝፍትና መምሃሪ ይኾነን
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
Efrem : okay okay 😲😲🤣🤣🤣🤣
ብሐቂ ደስ ተብል ድራማ አያ፣ናይ ወራዙት ኣምኑአልን ዳኒኤል ተጠንቀቁ ትረጉዱ ኣሎኩም፣መግቢ ቀንሱ።
ክክክክ
Kkkk
መልእኽቲ ካብ ገለ ስነጥበባዉያን ሃገርና ጉዳይ ህዝብና🇪🇷
ua-cam.com/video/c3iw7CE3Rgw/v-deo.html
ua-cam.com/video/c3iw7CE3Rgw/v-deo.html
ua-cam.com/video/c3iw7CE3Rgw/v-deo.html
Welcome deqi eriyi natey 🥰❤ 😘
Gobez ema hawey kabten ab adiss zelewa sraht zbelexet srah Ika serihka qexlo bzuh Ina knxbeyeka ❤️💪👍❤️💪👍
ንገዘብ፡ኢልና፡ናይ፡ሰባት፡ሂወት፡ኣንጻወት።
ዋው ገለ ኣይነት ደቂ ኤረይ ቀጽሉሉ ንፉዓት
Wawww nay bhaki xbuk srah ms bluxat tewasaeti 🥰🥰🥰
Azya tsbkti Gen btaemi dengukumna
ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ነገር ግን ሄዋን ኣብ ጊዜ ሓዘን ከላስ ብዛዕባ ፍቅሪ ክትዛረብ ሽውያ ውጽእ ዝበለት ትመስል ኣምላከ እስራኤል ምስ ኩላትኩም ይኩን።
Just wawwww 100%👏👏👏👏🤩🤩🤩
Wow well come back
Enkae dehan mexakum deki Erey 🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ ስደትና እውን የሕፅረና አሜን #ሰብስክራይብ ቦልኒ ሓላላተይ የቀንየለይ
Amen🙏🙏🙏
@@wawahab9320 ll
it's beautiful movie i love eritrea movies
ኤማ ዓርከይ ኣታ ሰብኣይ ኣጆኻ ቀጽሎ ኢኻ ።
Welcome, Enkae bselam mexakum thanks 🙏
ሚካል ይግባአ እዩ እና ደራሲ ብጣዕሚ ፅቡቅ🥰💘💘
ዋይ ኣቲ ክንደይ ትኸፈእ 😭
Senay shkor
ዌል ካም ደቂ ኤረይ
አገናዕ ኤማ ሓወይ ብጽቡቅ ወዲኢካያ
ema nay hmameyyyy derasi👍👍🇪🇷🇪🇷❤👍
Aykalkun 😭😭😭😭 fikar mukan ezi eyu beka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ewu mikaleye mouta akk mara eya kefi tehbani eza film betami xbqti eua azeka berovo eka
Good job derasi
Well came deki ere suzina ka srhatka denguyna gele beleni
Entay da ab hazn fefqi do yhtet diuy kkk 😉
ንምካል ግን ንምንታይ ዋ ኣነስ ሉለይ ዝሞተት ኮይኑ ተሰሚዑኒ ሓዚነ😭😭
🤣
Kkkkk
Ama hawey bhaki xibuk srah kexlo ❤️❤️❤️❤️
መፅእኩም ዶ አነስ ክፊትዎ እዛ ፈልሚ
@@Gg-qv9ix ኣታ እዚ አታይ ዘተኣሳሰር ኣለዎ ውፅዕ ህዝቢ ትብል
Nay bhaki xbuk srah kexlwo
እንኮአሸ ደሃን መጻኹም ፍቁራተይ
Naymikal #mehzota bakin #Abknaniy
Kitkexa #ember kitemowet #aynberan
Wa sami kia wedey entay xegemka n hewan zeytqbela
ንጥቕሚ ኢልካ ሂወት ዝኸፍል
ሉለይ ኣምፁኡለይ ያውውውውውው
ሆሆሆ የፍቅራዶ ኣይነበረን ፍቅሪዶ ይዉዳእ እዩ መዓዝ ድኣ ወዲእዎ🤔😥
😁
ሞጎስ ዝግብኦ ደራሲ
ኢዲት ጥንቃቐ ግበረሉ እንበር ጹፉፉ ስራሕ
ነብሰ ጾር ምኻና ዘራጋግጽ ወረቀት እንበር ናይ ሰናይ ምኻኑ ብኸመይ ተረጋግጹ ሓሳዊት ዓሚጻቶ እያ እኮ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
😂😂 ajoka filmi ayu
@@betitigray7216 kkkkkk😁😁😁😁🙄
@@betitigray7216 ንስኻ ዲኻ ደራሲ 😂😂😂
Kkkkkkkk
@@LYE4EVER 😁😁😁😁ane beyn akmey gn Drset mkanu aytresa 😁
Well come deqi eri shkor
Btaemi xbqti srah adu haftey eta ksadki da maeteb gbr teteblla kemti xbaqeki meliski mxebeqki
Selam yehwatey enka bselam mexakum
Enka bedhan mexakum ftuww ftuww ye zeblkum❤😥
ሚካል ግን በደላታ ከይትናዘዝት እበር ጽቡቅ ስራሕ ኤማ ሓወይ
Well come deqi 🇪🇷😍
Asey entay kwxo gelayn serh bhaqi Emaa Adun gewdu alwom
Bhaki kemzia meharit ayrekun dersi kexilellu
ብጣዕሚ ዝምስገን ደራስን ተዋሰኡትን 👏👏
Kkkk #yexwa mokiy
Wey #sera enkoasey #gebrkiy mentit #hased
እንቆዓ ብደሓን መጻኹም ጋይስ
Enqae bselam mexaku muqurat
Wela film ykon ne sara tetrkba aymgdfkwan alhmime meblkwa
👍🏿❤❤😍😍
Enkae bdhan metxakum
Ngenzeb elika metlal wuilu hadiru hweitika mtefaia eyu ,sara nay eida rekiba filim dea koyunu ember 😢🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷
👍
ተወዲኡ ድዩ ወይስ ታይ ኢዩ ትፅቢት በዚሑና።
Www wedeti film deqe eriy
Nay behaqi xbuq srah
Gmtat Kemey ktkewn eya eza movie tblu
Teages ms eza gal thguzo zela kwdie eyu ab mewedaeta ybl ane