Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 22 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -22- full - 2019

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 330

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 роки тому +136

    ፈጣሪ ካብ ኮርና ቫይረስ ይሓልወና ወገናተይ ብብዘለናዮ 🙌🙌🙏🙏😢

  • @ማሾጓልማይምክደን
    @ማሾጓልማይምክደን 4 роки тому +97

    እንኳዓ ዳሓን መፃእኹም ሙቁራት እስኺ ንትሕሸይ ዝፈቱ👍ረጊፅኹም ሕለፉ💛💚💙💙💗💗💗

  • @liebegrue4168
    @liebegrue4168 4 роки тому +201

    ሰድርኡ ዝናፈቀ እንተሎ ክምዚ ክማይ ብላይክ ይገለፀለይ🤘

  • @aamm126
    @aamm126 4 роки тому +100

    እንዳ ትሐሽ ምቁራት ቀፅልሉ ነዛ ፅሑፍ ተንብቡ ዘለኩም ዘይተሓሰበ ሽሻይ ይፍጠረልኩም አብ ስደት ዘለናውን ስደትና የሕፅረልና

  • @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም

    ዋውውው ደቂ ዓባይ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ብሰላም መጾእኩም ሽኮሪናታት አብ ስደት ዘለክን ዘለኩም ካብ ሕማም ኮረና ቫይረስ ፈጣሪ ይሓሊኩም ስደትና እውን የሕፅረልና ፈጣሪ💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💛💛💛💕💕💛💕💛💕💛💕💛💕💛💕

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 роки тому +228

    ነዛ ፅሕፊቲ እተንብቡ ባእታ ማርያም ሓሳብ ልብኹም ተስምረልኩም ዊዒልኩም እተዉ አሕዋትን አሓትን ሽኮሪናታታ እንዻ ትሐሽ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 роки тому +28

    ሽፈናዋይ ትሕሸዋይ ክፈትወኪን ኡፍፍፍፍፍ ሳሓቅ ሞይተ ኣይትሳኣና ዋዕሮታትና💘💘❤❤❤❤❤❤❤

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 роки тому +42

    እንኮዓ ብስላም መፀኩም ዳቂ ትግራይ ፃዕዳ እስኪ ንተሓሽ ዝፍቱ Like ኣግርጭው ኣቡሉ

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 роки тому +32

    እንኳዕብሰላም መፃኩም እንዳ ትሕሽ ኣምላኪ ካብኮሮና ዚተባሃለ ሕማም ይሓልወና🙏🙏🙏

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ🙏🙏🙏

  • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ

    ክክክክክ መራሂዉይ ሽኮር በዘይ ናዓኻ ኢዛ ፊልም መቀረት ይብላን ❤❤❤

  • @saral600
    @saral600 4 роки тому +11

    እንኳን ብስላም መፃእኩም ፍቁራተየ ነዋሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስስስስስ ባሃልቲ አሕዋተይ
    እስኪ ንዛ ሳዕሳዒት ሓፍትና ዝፈትው ላይክ ይግበር አነ ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋ 100%

  • @EriRedSea
    @EriRedSea 4 роки тому +20

    I'm from Eritrean I love it you are so funny all. ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገጸ ባህሪ፡ ሓያል መልእኽቲ ፡ ኣብ ሞንጎና ሰላም ክሰፍን ናይ ወትሩ ሕልመይ አዩ፡

    • @naoraarjdh4778
      @naoraarjdh4778 4 роки тому +1

      ኣሜን ከሰፍን እዮ ኣይዞካ

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 4 роки тому +4

    እስይ ደስ ክትብሉ ኡፍፍ ኩሉ ግዜ ስሕቅ። ብጣሚ ድስ ይብል ፈጣሪ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኩም። ፍትውትው

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 роки тому +19

    *ሎምስ ቀዳማይ ፅሕፍ welcome እንዳ ትሕሽ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም*

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 роки тому +25

    እንዳ ትሐሸይ ሽኮራት miss u too💓💓💓💓

  • @faniyeerob9311
    @faniyeerob9311 4 роки тому +12

    አንዳ ትሕሽ ሽኮራት ናይ ባሓቂ ዝድነቅ ስራሕ አዩ ዳኒ ኣስሊ ኣጆካ በርትዕ

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 роки тому +27

    ዋይ ኣደይ ትሙት ነዚ ዝሓለፈ ድራምኦም ከማይ ዝቆሰለ ኣሎዶ

  • @angeliclove5217
    @angeliclove5217 2 роки тому +3

    Thank you, I really enjoy your comedy. Great players, and it helps me a lot to improve my Tigrina 💛❤💛❤💛❤

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ

    Great, Wowwww I'm so, happy to hear that🇻🇳🙏🙏🙏 😊🙋‍♀️ continue 👍

  • @ጎልዞምጀጋኑፈረ
    @ጎልዞምጀጋኑፈረ 4 роки тому +10

    ኣስይ ሽኮራት እንኳዕ ናይና ኳንኹም ዘን ኣንእስቲ ኣከዳድነአን ጨጉረን ኹሉ ነገረን ሽኮራት ትሐሽ ዓይነይ❤❤❤❤🙏🙏🙏👌👌👌

  • @simonsimon6482
    @simonsimon6482 4 роки тому +26

    ትሕሸይ መዓረይ 💞💋😍

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 роки тому +10

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተናፈቅቲ

  • @tarhassolomon7174
    @tarhassolomon7174 4 роки тому +12

    እንኳዓ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ።
    እሰቲ ሰደት ዘፅለእኩም ከማይ አለኩም ዶ ብውነት እንጀራ ኩንኒ እምበር እፍፍፍፍ ሰደት ዓይኑ ይጥፋእ ይህው ሕዚ 7 ዓመተይ አብ ሰደት እሰቲ ዓዲኩም ዝናፈቀኩም ላኪ ላኪ ሃብኒ እሕዋተይ።፡፡፡፡፡፡፡፡፡

  • @abrhamabrhan1400
    @abrhamabrhan1400 4 роки тому +18

    Tegaru shekakurrr ✌🎤 tihshi asili kefi aleki ✌🇮🇱🇪🇷♥️♥️♥️

  • @ጓልትግራይገራዓልታ
    @ጓልትግራይገራዓልታ 4 роки тому +11

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳተሐሽ ክፈትወኩም ❤❤❤

  • @zd6493
    @zd6493 4 роки тому +22

    ሙቹዋት፣ፍጥረት፣እንካዕ፣ብሰላም፣መፃኩም።

  • @tsegage6935
    @tsegage6935 4 роки тому +3

    መርሃዊ እሙን ዓርኪ ንመምህር ሉሎም እትህቦ ምክሪ ደስ ይብል

  • @Greattigray
    @Greattigray 4 роки тому +30

    ሰላምኹም የብዝሓዮ ደቂ ዓደይ ሎመዓንቲዉን ሕጉስ ክብል ሰብስክራይብ ግበሩለይ

  • @delaytselam6909
    @delaytselam6909 4 роки тому +15

    ሉሎምን ሙናን ናይ ሓቂ ግበርዎ።ኬፍ ኣለኩም ማራ። ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ።

  • @tdf3074
    @tdf3074 4 роки тому +7

    አንዳ ተሐሽ😍😍😍ሓባይብ👍👍👍👍👍👍👈💪💪💪💪👈👍

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 роки тому +17

    ዳተሐሽ ትፈትው እስከ ላይክ ሃቡኒ👍

  • @ተዓንቂፈእምበርማዓዝወዲቀ

    Deki Tigray adey enkae bselam metsaekum ❤❤❤

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም

    ትሐሽን ሸፈናን እቲ ፍቅሪ ከጥዕመልክን፡ደስ ክትብላ

  • @luckytube6387
    @luckytube6387 4 роки тому +1

    2012 best series movies እንዳ ትሕሽ 😎😎😎😍😍😍👍👍👍👍💖💖💖💖

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 роки тому +23

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ተሐሽ ሽኮሪናታት እዛ ተሐሽ ክፍትዋ ኣነስ

  • @albadralbadr9937
    @albadralbadr9937 4 роки тому +9

    እንኳ ዕዳሓን መፃኩም💛💚💙

  • @d76dydydhdudyf90
    @d76dydydhdudyf90 4 роки тому +10

    ኣሰይይይይ ደቂ ዓደይ ሽኮርት

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 роки тому +1

    ብሩካት አሕወሰት ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም አሲሕቁምና

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ

    አነስ ማዓዝ እዩ ዝሓልፍለይ ቀዳመይቲ ዝፅሕፍ ኮሜንት ዋይ ሸቃላ ምኮን

  • @habeshahealth8495
    @habeshahealth8495 4 роки тому +3

    Great job.Let our Tigrinya be shining like this. The more you proceed it will be best utmost.

  • @tggaltigray9566
    @tggaltigray9566 4 роки тому +6

    እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ሽኮርናታት

  • @oykukarayeloykukarayel3229
    @oykukarayeloykukarayel3229 4 роки тому +1

    ውይ ከመይ ድየ ብሃንቀውታ ክፅበ ፀኒሐ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም

  • @elenimola2663
    @elenimola2663 4 роки тому +2

    ፅብቅ መልእኸት እዩ ደስ ባህል

  • @samirasamira4933
    @samirasamira4933 4 роки тому +2

    ሽኮሪናንታታ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣረ

  • @hfufuggfhfyf5730
    @hfufuggfhfyf5730 4 роки тому +1

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሽኮሪናታትት

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 4 роки тому +1

    ኣታ እንኳዓ ሰላም መፃእኩ እናዳ ተሖሽ ክፈትዎኩም እኮ😳😘😘😘😘😘😘😘

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 роки тому +1

    ዋውውው ደስስስ ይብል ናይ ብሓቂ እናትሕሽ እንኳዒ ብስላም መፃኩም

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 роки тому +10

    ምቅራት ፍጥረት እታዮ እዝኹሉ ቀልድይ ጫወታይስ ኣብይ ታሓብኡ ነበረ

  • @ፊፊጋልትግራይ
    @ፊፊጋልትግራይ 4 роки тому +7

    እንኳዕ ድሓን መፃእኹም

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 роки тому +2

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
    ሎማዓንቲ ቀዳም ዕለት ፭/5 መጋቢት 2012 ዓ.ም
    እንቛዕ ን ቅዱስ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ፃድቅ ንግሢ ክብሪ ዓመታዊ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብፍቅሪ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐና /ኣብፀሐኩም ኣሜን ፫።
    ኣማላድነቶም፥ፀሎቶም፥በረኸቶም፥ረዲኤቶም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ሓዲሩ ይንበር ኣበሰ ሂወትና ንዘለዓለም ዓለም ይኹነልና ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣ ✝️✝️✝️✝️

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 роки тому +32

    ጓል ትሐሽ ና ደላዊት ኣዛዴላ ዝብል ፊልም ኤርትራዊት መልክዕን ሓደ ኮይነን ይስማዓኒ ንዓይ ጥራሕ ድዩ ወላ ንዓኹም

  • @አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ

    ኣነ በጥዓሚ ኢየ ዝፈትወኩም ንደ ትሕሽ ሽኮራት

  • @ማህደርጊዮርጊስ
    @ማህደርጊዮርጊስ 4 роки тому +1

    ደቂ ዓደይ ፅቡቓተይ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    አስይይይ አንድ ትሕሽ አንካዕ በስላም መፅአኩም በጣዕም ደስ ዝብል ድራማ አይ ቀፅላል

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 3 роки тому +1

    💊💊💊💊ደቅ ትግራይ ምዓርይ ኣብ ዞሎኩሞ ፊጣሪ ይሓሉኩም🙏🙏🙏

  • @hh5249
    @hh5249 4 роки тому +1

    ዋው ማራበር እናተማሓየሸ ይከይድሎ ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ ማረይ

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ

    አታ እንዳ ትሕሽ ከም ሎማዓንቲ አስሒቅኩምኒ አይትፍልጡን ሉሎም ሽኮር

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 роки тому +10

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ሙቁራት

  • @mebrhitberhe9816
    @mebrhitberhe9816 4 роки тому +10

    ኡፍ መርሃዊ ሹኮር ክፍትወካ

  • @tsegage6935
    @tsegage6935 4 роки тому +2

    የኣሕዋት እንኳን ዳሕኔ መፃእኩም ዓድና ካብ ቫይረስ ኮረና ይሓልወልና ኣጀኩም ትግራይ ሀዚ ውን ሓልውዋ ከምታ ካብ ፀላኢ ዝሓለክምዋ ጥንቃቀ ግበሩ ካብ ሃገር ውጪ ዘለና እውን ብፀለትኩም ሕሰቡና

  • @ዕባይገጠርእየ
    @ዕባይገጠርእየ 4 роки тому +11

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም

  • @wave9193
    @wave9193 4 роки тому +26

    መርሃዉዋይ ሽኮርርርርር ኽፎትየካ ማዓት

  • @emnet93
    @emnet93 4 роки тому +1

    Enkoa bselam metsakum mukuratey deki adeyyy meareyyy Tigray

  • @ፍያሜታፍቅር-ኸ6ወ
    @ፍያሜታፍቅር-ኸ6ወ 4 роки тому +6

    ክክክ ሙቁራት ደቂ ዐደይ ፍትውትው እየ ዘብለኩም😘😍

  • @ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ

    አንዳ ትሓሸኣንቁዕ ብስላም መፃእኩሙ
    ከከ ሙነ ነግንዝብ ከተብልኣሜርከ ዊ ከተሙሮዖዊ ምስ መምህር ኪ ይሓሸኪ
    ፍቅር ብፍቅር ከተግዝእ እለኪ

  • @kahsayhailu1552
    @kahsayhailu1552 4 роки тому +2

    Best episode ever made!!!

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንኳዕ ደሓን መፃኹም 💖💖💖💖💖💖

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 4 роки тому

    Enda tihish great educational for men because they’ve money can’t buy women:: btami tsbuk srah ketsililu gobezat👍🏽❤️💛❤️💛

  • @temsegeamlekiy1161
    @temsegeamlekiy1161 4 роки тому +2

    እንዃዕ ደሓን መፃእኹም ሙቁራተይ ኣይዛኹም ቀፁልሉ❤❤❤

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ

    ዋውውውው ደስ ባሃሎ

  • @khanali2910
    @khanali2910 4 роки тому +3

    ኣሓዎተይ ካብ እዝይ ኩፍእ ኩሮና ሕማም የድሕነና

  • @nazbanokhan2737
    @nazbanokhan2737 4 роки тому +8

    ትሕሽይይይይ ምቅራቲ ውድድድድድ

  • @Seb15
    @Seb15 4 роки тому +1

    እንዳ ትሕሸይ ቡሉጻት 👍🙏

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 роки тому +2

    ጽቡቕ ናይ በሓቂ ምህዞኹም እንዳ ጸበቐ መጽኡ ሓዱሽ ፈጠራ እንተ ኣምጽእኹም ንሕና ድማ ሞራል

  • @bmeng9780
    @bmeng9780 4 роки тому

    Good job I love it

  • @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ

    እንዳ ትሕሽ ሸኮሪነታት ተሕሽ ሸኮር ከመይ ደየዝፎትወኪ

  • @meronabraham2917
    @meronabraham2917 4 роки тому

    (Lulom)Dani shekor entay kwexo gele aynet kexlelu mearey love you theshey shekor 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 роки тому

    bzeyka theshen shefnann kale seb yeblan,eza filme mara nfuat tewasati 100%

  • @Hhhh-or3ke
    @Hhhh-or3ke 4 роки тому

    ድርሚ

  • @hylemariyam5162
    @hylemariyam5162 4 роки тому +3

    Well com love you Tegrayyyy adey

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 4 роки тому +1

    መርሃዋይ ከመይ ድየ ዝፈትዉካ መቅስን ዝኮንካ ስብ🤓😳😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @destaway4950
    @destaway4950 4 роки тому +1

    love it

  • @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ

    ክክክክክክ አይተሰክፈና ግርም ምስካፍ

  • @maazaghebru9167
    @maazaghebru9167 4 роки тому +1

    Nai bahaki des ktblu bertu bnafkot nsbe.😍

  • @milimili3774
    @milimili3774 4 роки тому +1

    Shefena & tihshey shkorat 😍

  • @lundkhwar9084
    @lundkhwar9084 4 роки тому +1

    ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት

  • @konjokonjouae6559
    @konjokonjouae6559 4 роки тому +2

    ❤️❤️❤️👌👌👌

  • @abrahakhasay3578
    @abrahakhasay3578 4 роки тому +1

    Enka bselam matsakum

  • @fyt5uyyy712
    @fyt5uyyy712 4 роки тому +2

    እውውውውይ ንወዲኣሞይ ሪኦዬ እፍፍፍ ተመስገን

  • @eyobnegus6840
    @eyobnegus6840 4 роки тому

    ክክክክክ ቀፅልሉ

  • @ጋልትግራይ-አ3ገ
    @ጋልትግራይ-አ3ገ 4 роки тому

    ልሎም ፍቅር

  • @madotsentyhu2849
    @madotsentyhu2849 4 роки тому

    Wy des bhalo deki adey mearey berteu

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነ

    ሉሎም ብጣዕሚ ንፉዕ ከም ድላዩ ክኸውን ዝኽእል እዩ

  • @elssahaylo8382
    @elssahaylo8382 4 роки тому

    ymechkum deki adeyyyy

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    Wuyyy fikirat anes enitay eye zigebiro beyiney enashakiku

  • @hmh2324
    @hmh2324 4 роки тому +2

    wawawwwww

  • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
    @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ 4 роки тому +1

    ክክክክክክ መርሃውን ልሎምን ብምሒር ዘረባ ፀጉሩኩም ይከዳ ኣለዋ ጥንቅቅ በሉ ወይለይ

  • @kemshamu4617
    @kemshamu4617 4 роки тому

    Hndey berbere hndey haruch

  • @safiqsajab8520
    @safiqsajab8520 4 роки тому

    ናይ ሕማመይ