Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 32 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -32- full - 2020

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 391

  • @ngstikahsay2928
    @ngstikahsay2928 4 роки тому +163

    እውይ እዚ ምቁር ቆልዓ ንኩልኩም በሊፅኩም ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቡሸይ ብዝኮነ ፅቡቅ ስራሕ

  • @zafukonjozafukonjo6790
    @zafukonjozafukonjo6790 4 роки тому +218

    ዋይ ኣቡሽ ከብደይኮ ኣቁሱሉኒ ብሳሓቅ እስቲ ንኣቡሽ ዝፎቲ ላይክ

    • @ፍቕሪእዩጡዑም
      @ፍቕሪእዩጡዑም 4 роки тому +2

      Kaleeiti aleku ane mqrti

    • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
      @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ 4 роки тому +3

      ቅቅቅቅቅቅ ናብ 2+ ኦም ዶ ይድየብ እዩ ቅቅቅቅቅቅ
      ብፌስ እየ ዝክእል ምጅንጃን

    • @ቅዱስሚካኤልሓደራ
      @ቅዱስሚካኤልሓደራ 4 роки тому +1

      ዋይ እዚ ማሙሽ ብሰሓቕ ቀቲሉኒ እንካው እውን መሳጢ ዝኾነ ቆልዓ እዩ እቲ ዝዛረቦ ዘረባታት ጠብ ዘይብል

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 4 роки тому +2

      ታይ እዩ ኣቡሽ ?
      ሰገን ወይ ማንጁስ እዩ ዝባሃል
      ብኣምሓርኛ ጥራሕ እዩ ዝርደአኩም?

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 4 роки тому +79

    ኣዝያ ደስ ባሃሊት መምህር ሊሎም እቲ ቆልዓ ኣዝዮም ደስ ባሃልቲ መርሃዊ ካኣ ጠፊኡ ናፍቅናዮ

  • @ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን

    ን ኣቡሽ ዝፈትዉ ጥራሕ ላይክ ፡🙏

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    ዋውውውው ብጣዕሚ ገራሚ ዝኾነ ቆልዓ አምፂእኹምልና የዕቢኻ ዝያዳይ ካዓይኒ ሓሳድ ይምሓርካ ❤💛❤💛❤💛

  • @salam3709
    @salam3709 4 роки тому +49

    አቡሸይ ዕደመን ጥዓናን ይሃበካ ፈጣሪ ብጣዕሚ ገባዝ ቀፅለለ

  • @Aነኝየእናቴ1ኛ
    @Aነኝየእናቴ1ኛ 4 роки тому +67

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ሙቁራተይ ሰላምኩም ይብዛሕ
    አረ እዚ ህፃን ብጣዕሚ ቀመም ዝክነ እዩ የዕብይካ ዝያዳይ ናተይ።❤❤
    👉ግን ቲጂ ኩሉ ግዜ ዲያ ትጠንስ😁
    ብዝክን ኣቱም ተጋሩ ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ እሰቲ ስደት መሪረኒ እዩ እዋ👉Like ግጨይኒ በጁኩም

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ

    ኣቡሸይ ፁሩይ ሙቁሮይ መዓረይ ዋይ ኣታ እንኮዕ ተወለድካ

  • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ

    ናሆምን ሙናን ብጣዕም ዝቦሎፁ.ንፉዓት ተዋሰእቲ አና ኩፎቱዎኩም ማዓት እየ ኣጆኩም ብዝተረፈ ኩሎም ንፉዓት እዮም ቦሩቱዑ ቀፁልሉ ደቅ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ አብ ወፃእ ዓድ ኮይንና ባኣኻቱኩም ሑጉሳትን ኩራዓትን እና አደነቕቲኹም አብ ጎዱኑኹም ኣለና ኣጆኹም ኣጆኹም ፍትውትው በቃ

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 роки тому +11

    ዋውውው ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣለኹም ሩታን ኣቡሽን ሙናን ቅመም ናይታ ድራማ ቀፅልሉ 👍👍💖💖💖

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ

    ኣቡሹዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏የዕቢካ ተባረክ ቀፅለሉ👍👍👍💕💕💕

  • @ሚኪፍቅሪምስኩሉባአስዘይብ

    እንኳዕ ብሰለም መፃአኩም ዲቂ ሓላል መሬየት🇻🇳💟💟💟💟

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ዉቁባት ፍጥረት ተጋሩዋኒ ክፈትወኩም ኣነስ👍👍👍💕💕💕💕❤❤❤

  • @دحوومغانم
    @دحوومغانم 4 роки тому +18

    ዋው ደቂ ትግራይ ሸኮር እንካዓ ብሰላም ምፃኩም

  • @አናቴህወቴአባቴኩራቴ
    @አናቴህወቴአባቴኩራቴ 4 роки тому +17

    እዚ ኩሉስ ሕልሚ ኮይኑ ጋል ተሐሽ ቆንጆ ብጣዕሚ አምሃሪ እዩ ቀፅልዎ ደቂ ትግራይ ትግራይና ንቅድሚት ብደቃ አጀኩም

  • @ማህደርጊዮርጊስ
    @ማህደርጊዮርጊስ 4 роки тому +52

    ኣቡሸይ ነዛ ድራማኮ ጣዕሚ ሂብካያ የዕቢኻ መዓረይ

  • @tigrayhagerey4499
    @tigrayhagerey4499 4 роки тому +21

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ግን ዝኩሉ ክንዲ ናታ ሕርር እንዳበልኩስ ፀኒሐስ ብሕልሚያ 😁💝💖 ተጋሩዋኒ ፍትውትው እየ ዘብለኩም

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 роки тому +15

    ኣቡሸይ ምቁር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @سميرهسميره-ز5ط
    @سميرهسميره-ز5ط 4 роки тому +8

    ዋዉዉዉ እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓራት ግን መርሃዊ አምፅእልና እና እቲ ቆልዓ ድማ ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ አበራታትዕዎ ንስካትኩም ድማ ቀፅልሉ ኩሉ ግዜ አብ ጎንኩም ኢና ሽኮሪናታት

  • @fdhhtfhh.9264
    @fdhhtfhh.9264 4 роки тому +20

    እፍፍፍ ሙቁር ቆልዓ እግዛአብሄር ዕድመና ጥዕናን ይሀብካ

  • @tdf3074
    @tdf3074 4 роки тому +16

    አዊ ምናዋይ ሓቢብቲይ የኔ ቆንጆጆጆ ውድድድዝኩሉስ ሕልሚ አዬ💞💝💜💛💚💗💕💕

  • @እግዚአብሔርአረኛየነዉ

    አሰይ ኣቡሸይ እግዚአብሔር ያዕብየካ ጎብዝ ንፍዕ ኢካ ፍትውትው 💗

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 роки тому +33

    ዌልካልም እንዳ ትሕሽ ናይ ኣቢ ኣድነቅቲ 👍👍

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 роки тому +26

    እዚ ቆላዓ ኣብ ሓጺር ግዜ ዓይቢ ስነ ጥበባዊ ከም ዝኸውን 100% ርግጸኛ እየ

  • @ሰሉጋልትግራይ-ሐ3ጸ
    @ሰሉጋልትግራይ-ሐ3ጸ 4 роки тому +19

    ሩታ ቱናይ ኣማን ጥንሰከ ኣበይ ኣሎ ዶሞ እንዳትሑሸ ክፈቱወኩም ማዓት ኣቡሸይለ በርትዕ

  • @helenhelen9419
    @helenhelen9419 4 роки тому +13

    እሰይ እንኳዕ፡ዳሕን፡መፃኹም
    ኣቡሸይ፡ፍትው

  • @suzanagalejeganu9828
    @suzanagalejeganu9828 4 роки тому +26

    አሰይይይ ሙቁር ዝኮነ ቆልዓ
    ቀፅልሉ 👍👍👍

  • @hilufbrhane6249
    @hilufbrhane6249 4 роки тому +12

    ዋው ኬፍ ኣለኩም

  • @slamhslamh1969
    @slamhslamh1969 4 роки тому +24

    ኣንካዓ ዳሓን መጻኩም ሓባይብ 😍😍😍😍

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 4 роки тому +15

    እንዳ ትሕሸይ ጨማታትትትትትትትት ክፈትወክሙ እካ ሰላምክሙ ይብዛሕ

  • @saral600
    @saral600 4 роки тому +1

    እዋይ በስመአብ አነ ከዓዝ ብሓቂ ዝጠነስት እንድይ መስልኒ ነይር እዋይ ደስስስስ ክትብል እግዚአብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 роки тому +18

    እንቋዕ ደሓን መጻእኹም ኣሕዋት ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @netsi3882
    @netsi3882 4 роки тому +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ትሐሽ መዓረይ

  • @sweettekia620
    @sweettekia620 4 роки тому +13

    ኣቡሽይ. l. Missss. U
    ምቁር ዘፍቱ. like🥰🥰🥰

  • @የመዳኃኔአለምልጅነኝ

    ኣቡሽየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ጡዑማት

  • @yrsg8363
    @yrsg8363 4 роки тому +15

    አንካዕ ዳሐና መፄአከም 💖💖💖💖

  • @noahgebre6445
    @noahgebre6445 4 роки тому +4

    አስከ ኣብቲ መንዲል ኣርግፍ ኣርግፍ ኣይልኩሞ ኪዱ ማለተይ ሳብስክራይብ ላይክ ኣይትሕመቑዎም ነዞም ናይ ትግሪና ተዋሰአቲ 👉❤🇪🇷❤🇻🇳 ።

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም፡ሙቁራትትትት

  • @ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ

    አንቁዕ ደሓን ምፃአኩም እንደ ትሓሸ ሰላም ኩም ይብዝሓ አብሸይ ይዕብክ

  • @megdelawitmhreteab8142
    @megdelawitmhreteab8142 4 роки тому +9

    Eway nay zebna hbbti drama ahfs abilkom eska fiska geberulom nazom tewasaeti derasia adiniqeka bravo

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ

    ሩታዋይ ግን ኣብ ኩለን ኣጋላት ምስ ኣላገፀትለን ገራሚት ክክክክክ llove ruta sweett

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ

    ክክክክክክክ መምህር ብእሎም ብጣዕሚ ጎበዝ ተሖሽ ሕነቅ በል ኢላቶ ክክክክ

  • @iloveyoutgray1978
    @iloveyoutgray1978 3 роки тому

    አሰይ ክፈትወኩም አነስ አድናቂትኩም እየ ቀፅልሉ ደቂ ዛ ሓላል መሬት 💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💘💘💘

  • @kwnwn342
    @kwnwn342 4 роки тому +23

    የቐንየልና ክቡራት የሕዋት ንፉዓት ተዋሳእቲ ብፍላይ ( ሙና ) ክትፍተወካ ምጭውቲ ፍጥረት

  • @ሰላምኪይመለስትግራይዓደይ

    እንዳተሐሽ ሽኮር ፍትዉ እየ ዘብለኩም ግን ሽንፍልል ኢሉኒ መ/ር መርሃዊ ኣበይ ኣእቲክዎ

  • @عوضالشهري-ص8س
    @عوضالشهري-ص8س 4 роки тому +17

    ኣሰይ ኣብሸይ ማዓሪይ

  • @ጓልትግራይሃገርእየ
    @ጓልትግራይሃገርእየ 4 роки тому +9

    እቲ ህፃን ንፉዑ ብጣዕሚ!

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    አንካዕ ድሕን መፅአኩም ሽኮርናታት

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 4 роки тому +14

    welcome 😍ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
    @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 4 роки тому +13

    አንካአ ዳሓን መጻኹም ዳተሐሽ ሽኮር

  • @መንከምትግራይ-ቀ4ከ
    @መንከምትግራይ-ቀ4ከ 4 роки тому +4

    አንኳዕ ደሀን መፅእኩም ናይ ሀላለይ!!!

  • @Hiran_Wedi_Humera_Tigray
    @Hiran_Wedi_Humera_Tigray 4 роки тому +13

    ሕጂ ጽቡቕ ስራሕ ትርእዮና ኣለኹም።

  • @CousinDances
    @CousinDances 4 роки тому +10

    The kid so talented and cute 😍 💕 keep it up👏🙏

  • @yut9623
    @yut9623 4 роки тому +1

    አየ አቡሽ ሽካር ዓደመን ጥዒናን ያሃበለይ ፈጥሪ ውድድድድድድድ።❤❤❤❤❤

  • @tomastkue7578
    @tomastkue7578 4 роки тому +22

    በዚ መሰረት ቀፅልሉ ሽኮራት

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 4 роки тому

    Abushye betam gobez lji new egziabher yasadigeh🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 4 роки тому +63

    ካብ ስባኣይካ መንጥላ ትላገፀልካ ሰበቲ ይማሓረና ጅጅጅጅጅጅጅ

  • @ብስቃይህዝበይሓሚመ

    ዋውውውው አቡሸይ ነፍፍፍፍፍፍፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምቁረይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @bsi9003
    @bsi9003 2 роки тому

    ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢካ ኣቡሸይይይ ተቀባሊ ሕድሪ ትግራይ💊💊💊💓💓💓💪💪💪

  • @ነፂነኝየናትዋናፋቂትተመስ

    Aseyyyyyy Enkae Bselam Metsekum Lulomoy Shukorr

  • @የፍቅርግዞማርያምይዞ
    @የፍቅርግዞማርያምይዞ 4 роки тому +17

    ከከከከከ ሙናየ እሰቲ ጀንጅነኒ ብአካል አይክእልን እንታይ ድአ ብፌሰቡክ😀😀ሙቁራት ይመቸኩም💖

  • @lundkhwar2587
    @lundkhwar2587 4 роки тому

    ደቂ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ኣጀኹም 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤👈

  • @dhxhfunggfhgu3289
    @dhxhfunggfhgu3289 4 роки тому +27

    ተስፋ ኣለዎ እቲ ህፃን

  • @hh5249
    @hh5249 4 роки тому +13

    እውይ እዝይ ኩሉስ ሕልሚይ እዩ ክክክክክ

  • @teglette9511
    @teglette9511 4 роки тому +12

    Hiii እንዳ ትሕሽ ጽብቅ ስራሕ ቀጽሌዋ

  • @tsegage6935
    @tsegage6935 4 роки тому +4

    ኣቡሽ ዕድመ ይሃብካ መርሃዊ ናበይ ከደ ሰበይቱስ ወሊዳ ግዲ ጋዓት ክግዕት ድዩ ጠፊኡ

  • @zeniwedimera6857
    @zeniwedimera6857 4 роки тому +3

    Ajekum kexlewo from Eritrea 🇪🇷 view kea nabana gedefewo

  • @hayathayat5402
    @hayathayat5402 4 роки тому +25

    ልኣቡሽ ዝፈቱ

  • @ነፂነኝየናትዋናፋቂትተመስ

    እዋይ ጋል ትሐሽ ዝኩሉስ ሕልሚ እዪ ነይሩ ሉሎሞይ ክፈትወካ ኣቡሸይ የኔ ማዓር ኣፍ

  • @ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ

    ክክክክክክክ .ቦሸሸሸ ኣይትበል ቦሸባሸ ዋይ ዋይ ቅቅቅ

  • @mekonengebrehans8652
    @mekonengebrehans8652 4 роки тому +6

    ካብ ኩሎም ድራማ ንስኹም ደስ ባህልቲ በተለ ት ቆልዓ እና ሊሎም እና ክልቴኽን

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay9066 4 роки тому +5

    ሙቁራተይ እንኳእ ብሰላም ረጻእኹም

  • @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሙቁራት

  • @fghv7900
    @fghv7900 4 роки тому

    እንኳዕ ደሕን መፃእኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩመ ቆላዓ ትግራይ

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 4 роки тому +10

    Welcome berukatey enkae beslam metsakum

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 2 роки тому

    Abosha is the best clever cute boy. However, the fact seriously that drama.God bless you.

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 роки тому +1

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት

  • @freytsegay5083
    @freytsegay5083 4 роки тому +5

    ዋዉዉዉዉዉ ደስ በሃልቲ

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 роки тому +17

    ኣይ ኣምላክ ኣብ ስብእይካ ወስዳ ትላገፀልካ ይምሓረና ፍጣሪ ሆይ

  • @yosiefhabtom9685
    @yosiefhabtom9685 3 роки тому

    ደስ ተብል ኾመዳዊት ፍልሚ ትግርና ቀጹሉዎ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @hilufbrhane6249
    @hilufbrhane6249 4 роки тому +36

    ኣቡሸይ መኪና ክገዝኣልካ እየ

  • @munalove1629
    @munalove1629 4 роки тому +56

    ንዚ ቆልዓ ዝምስል ቆልዓ ክወልድ ቲምኒተይ እዩ

  • @salmuhairi9618
    @salmuhairi9618 4 роки тому +27

    ልሎም ግን ኣይተዋደአየን እባ

  • @Gnat-en2iz
    @Gnat-en2iz 4 роки тому +5

    አሸዓከ ጠንሳ ኣብ ክልተ ሰሙን

  • @Seb15
    @Seb15 4 роки тому +10

    እንዳ ትሕሽ ሙቁራት ስራሕኩም ደስ እዩ ዝብል 👍🙏

  • @ayge2403
    @ayge2403 4 роки тому

    ዋላካ ኣወዳኣ እንተገመትኹ ብኸመይ ትውዳእ ግን እስካብ መወዳእታኣ ሕንቅሒሊተይ ኾይንኑ ኣቸጊሩኒ ጸኒሑ ፡ ብጣዕሚ ጹ ቡቅ ታኣምታዊ ድራማ ኽእለትኹም ብዝበለጸ ኣር ኢኹም በርትዑ መን ኸማኹም ኣጆኹም ኣሕዋተይ ።

  • @hbfufhthfgt5413
    @hbfufhthfgt5413 4 роки тому +13

    ዕበየልና ሙቁረይ ኣታ ዝቀልዓ

  • @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
    @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ 4 роки тому +14

    ዋይይይይይ ዘኹላይስ ሕልሚ እዩ

  • @haftomkahsay611
    @haftomkahsay611 4 роки тому +14

    ሙቁር ቆልዓ ኣምፂእኩም ግን ከም እንዳ ትሐሽ ዝነውሕ ሕልሚ ኣይረአኩን

  • @afewerkitkabo7346
    @afewerkitkabo7346 4 роки тому +6

    መምህር ዲሎም ካብ ሓማቱ ትሕሽ እንቋዕ ተገላገለ።ርግምቲ ሓማት ንርግምቲ ጓል ኢያ ትፈጥር።

  • @ziongeb2474
    @ziongeb2474 4 роки тому +7

    Oh l just love that little boy oh god his so smart

  • @safiqsajab8520
    @safiqsajab8520 4 роки тому

    ናይ ሕማመይ እንካዕ ብሰላም መፃእኹም

  • @oykukarayeloykukarayel3229
    @oykukarayeloykukarayel3229 4 роки тому +4

    እንዳ ተሐሸይ 👌👌

  • @fanibrhane5648
    @fanibrhane5648 4 роки тому +12

    ጀጋኑ ተዋሰት

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 5 місяців тому

    እካዕ ብሰላም መፃኹም ❤❤🎉🎉

  • @ጁኑታነኝየትግራይልጅ

    ኣቡሸይ ዒዲመ ጢዒና ይሃብኩም

  • @MeOnly-h9b
    @MeOnly-h9b 4 роки тому +31

    መርሃዊ ኮይንዎ ድዩ ጠፊኡ ሓደ ሓደ መዓልትስ ሕውስ እባ ኣብልዎ

  • @semiryesue3587
    @semiryesue3587 4 роки тому +13

    ቢኒዋይ ኣቤት እስከ ጀንጅነኒ ብኣካል ዘይክእል ብምንታይ ማ ትክእል ብፌስቡክ

  • @ሳምነኝየቲጅታላቅ
    @ሳምነኝየቲጅታላቅ 4 роки тому +1

    ኣብሸይ የኔ ኣስተዋይ

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቀ1ፈ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቀ1ፈ 4 роки тому +8

    Wawwww kedameyti raeye bselami musuna