Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 25 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -25- full - 2019

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 230

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 роки тому +37

    እንዳ ትሕሽ ምዓረይ እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም
    መምህር ሉሎም አድናቅትካ እየ ንኩልኩም እውን ፍትውትው. ደቅ ትግራይ ምዓረይ ካብ ሕማም ኮሮና ማርያም ፅዮን ትሓልወና

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 роки тому +97

    *እንካን ደና መፃኩም ትሕሽይ & ሽፈናን ዝሕቢ እስኪ like & ሳቮስክራይብ ሃቡኒ*

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ መዓረይ ፈጣሪ አበሳና ገዲፉ ይቕረ ይበለልና

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 роки тому +22

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ዋይ ሕጅስ ስሓቅ ሞይተ ወይ ሊሎም ማዓረይ ፍትውትውውውውውውውው ነብለካ ምቁር🥀🌷❤❤❤🌼🌼🌼

  • @lilikiros9356
    @lilikiros9356 4 роки тому +32

    እግዚአብሔር ይህንን በሽታ ከምድሪ ገፅ ነቅሎያጥፈልን አሜን ብሉ ወገኖቸይ

  • @fekadubest5689
    @fekadubest5689 4 роки тому +2

    ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኩም ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ እግዚአቢሄር ነዚ ሕማምየርሕቀልና

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    አንድ ትሕሽ አንካዕ በስላም መፅአካም አሕዋትይ በጣዕም ደስ ይብል ጅግና ትግራ ቀፅልለ

  • @ጓልጀጋኑ-ወ8በ
    @ጓልጀጋኑ-ወ8በ 4 роки тому +13

    ኣጆኹም ናይና ንክሉኹም ክፈትወኩም መዓት እየ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @momlove2768
    @momlove2768 4 роки тому +18

    ሸፈናይ ምቅርቲ በተለይ አዛ መሬት ትብል አራክተርኪ ዋውውውውውው ቀፅልሉ አድናቂትኪ እየ ዝያዳይ

    • @ሂወትደስታጓልትግራይ
      @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 роки тому +1

      ኣነለ ማራ እየ ዝፈትዋ ኣዶ ተጋደልቲ ኮይና ትትሰርሕ ከላ

    • @oykukarayeloykukarayel3229
      @oykukarayeloykukarayel3229 4 роки тому +1

      እወ ከየቋርፅዎ ደኣንበር ኣነውን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ

    • @Pp-rd8bd
      @Pp-rd8bd 4 роки тому +1

      እዉዉዉ አነለ ትላዛአከ እዉዉዉ ሕምምምም እየ ዝብለላ።

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 роки тому +119

    ነዛ ፅሕፍቲ እተንብቡ ተጋሩ ካብዙ ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ አቡነ ተክለሃይማኖት ፃዲቅ ይሓልዉኩም ዊዒልኩም እተዉ። ንመርሃዊ ዝፈቱ Like

  • @abrihageremedhun1401
    @abrihageremedhun1401 4 роки тому +23

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ጀጋኑ ካብ ኮሮና ቫረስ ይሰዉረና ኣምላክ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 роки тому +15

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ክሕሎ ኮሪዐልኩም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 4 роки тому +53

    ያ እንዳ ትሕሽ ከመይ ድየ ዝሕብየክሙ ኮረና ቫይረስ ካብ ገፀ ምድሪ የጥፈእልና ጎይታናን መዳሓንነኒ እዮሱስ ክርስቶስ

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 4 роки тому +15

    ኣላ ልሎም ሽኮር ኮሮና ይሙት ያ ጋሕ ይበል መን ከ ደሊወ ክክክክክክክክ ቅሪብ ግን ሰብ እንታይነት ዓለም ኣረዲእወ

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 роки тому +13

    እንኳዕ ብደሓን መፃኹም እንዳ ትሕሽ ካብዚ ሕማም ኮሮና ዘተባሃለ ኣምላኽ ይሓልወና🙏🙏🙏

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 роки тому +31

    ዌል ዳ ተሐሸይ ቋዕ ዳሓን መፃኩም ፈጣሪ ካብ ሕማም ኮረና ይሓልወና
    😆😆😆😆😆የተኣናጉረና 😄😄😄😄😃😂😁😀

    • @Mm-hy3fk
      @Mm-hy3fk 4 роки тому +1

      እወ ምሳየይ ምሳክን ለ የተኣናጉረና ለይ ብቀደሙስ ተኣናጉርና ኢና ዘለና ዋ ቸደ ጥፋእያ ናተይ ክክክክክክ

    • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
      @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 роки тому +1

      @@Mm-hy3fk ኣነን ንስክን ዳኣ መቸም ኣይንተኣናጎርይ ዋኢ ቅቅቅቅቅቅቅ ግን ሕሹክ በልኒ መሓዛይ ናተይ

    • @Mm-hy3fk
      @Mm-hy3fk 4 роки тому +1

      @@ፀጉሸፈታዊትኩሉ ታይ እዩ ሕሽክ ዝብለኪ ወያለይ ጠፊእኪ ይብለኪ ለኩ እምበር

    • @lloveyou1210
      @lloveyou1210 4 роки тому +1

      @@ፀጉሸፈታዊትኩሉ ሃይ😎😎

    • @uiyu8826
      @uiyu8826 4 роки тому +1

      Kk🇪🇹🇪🇹🤩🇪🇹🇪🇹

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ

    ኣታ መርሃዊ ኣምፅእዎ ፍሽክሽክ ይበለልና ላበይ ከይዱ በሉ ሰላም በሉለይ መርሃዊ ሽኮር

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    ላይክ ላይክ ላይክ ለአንድ ትሕሽ

  • @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ካብ ክፉእ
    ኩሉ ይሰውረና ፈጣሪ አምላክ ይቅር
    ይበለና ምቁራት

  • @tibletstewelde5138
    @tibletstewelde5138 4 роки тому +78

    ሉሎም ዝፈቱ Like

    • @ጋልዞምተጋሩ
      @ጋልዞምተጋሩ 4 роки тому +3

      ሰላም ደኣ ጥዑም እንድዩ መዓረይ

    • @tibletstewelde5138
      @tibletstewelde5138 4 роки тому +3

      @@ጋልዞምተጋሩ sorry አንታይ ኢልክኒይ ኣይተረድኣንን

    • @ጋልዞምተጋሩ
      @ጋልዞምተጋሩ 4 роки тому +2

      ይቅርታ ተጋግየ እየ ..ሰላም ዝፈቱ ዝበልኪ መሲሉኒ እዩ

    • @tibletstewelde5138
      @tibletstewelde5138 4 роки тому +1

      @@ጋልዞምተጋሩ Ok ጸገም የብሉን ሰላም💞 ካኣ አወ ጥዑም❤ አዩ ሓቅኽይ

  • @temsegeamlekiy1161
    @temsegeamlekiy1161 4 роки тому +3

    እንዃዕ ደሓን መፃእኹም ሙቁራተይ እና እዚ ንዓለም ኣጨኒቁ ዘሎ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቃንጠጥላና ባዕሉ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 роки тому +14

    ሽኮራት ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ

    ሰላም ደቂ ዓደይ ምዓረይ ከመለኹም እንኳዕ ካኣ ብሰላም ምፃእኩም እንዳ ትሕሸይይይ

  • @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ

    ቃልጢፋኩም ባ ኣውርድልና

  • @እግዚያቢሄርሙሳኹምይኹንኣ

    ኣንዳ። ትሕሽ። ሽኮሪናታት። ቀፅሉሉ። ማዓራት

  • @ስድተኛኮይኑስመይ
    @ስድተኛኮይኑስመይ 4 роки тому +16

    ደራሲ ፊልም ዳ ትሕሽ እዛ ፊልሚ ብዙሕ ጉድለት ኣለዋ ቢውስ ተራእካ ካብ 60 ሽሕ ዝለዓለ ዘይብላ ቁርብ ትምህርቲ ተማሃር ካብ ከባቢካ ገረ እሙን 345ሽሕ ቢውስ ይበጽሕ ኣብ መጀምርታ መርሃዊ ዝነበሮ ገጽ ባህሪ ጽቡቅ ነይሩ ዳሕራይ ሃጠው ቀጠው በዚሕዋ ልሎም ኣመሓይሻ

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 роки тому +36

    ንኽድ ጥራሕ coronavirus ግን ጥንቅቕ ንበል ንኣብነት ኩሉኹም ማስክ ብምግባር ክተምህሩና ይግባእ

  • @hagosybzah7163
    @hagosybzah7163 4 роки тому +20

    ልእሎም ሽኮር ከምውይ ድዩ ዕላሉ ደስ ዝብለኒ

  • @ፍያሜታፍቅር-ኸ6ወ
    @ፍያሜታፍቅር-ኸ6ወ 4 роки тому +7

    ዘረባ ሰብ ሰሚዕኻ ኣይተወስን 🗣❤

  • @ushshshzyshshah2229
    @ushshshzyshshah2229 4 роки тому +11

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም

  • @axum5878
    @axum5878 4 роки тому +7

    Enqoue dehna mesaekum enda tihsh 🙏😍

  • @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ

    Aseyyy enka beshlam metskuam dakeiy adey marey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samasama43
    @samasama43 3 роки тому

    ቆናጁ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ

  • @ተመስግንአምላኬ
    @ተመስግንአምላኬ 4 роки тому +8

    ዋውው 💓💓💓

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 роки тому +15

    እንኮን ደሕና መፀእኩም እንዶ ቶሖሽ ፅርያት

  • @እግዚአብሔርእረኛየነ-አ6ቨ

    ዊ እንዳተሐሸይ ናይ ሎማዓንትስ ካብ ናይ ኩሉ ጊዜ ፈሊ ዝበለት ዘስሕቅን ዘምህርን የቀንየልና ቀፅሉሉ ሸኮሪናታት❤👈

  • @goodplaza1052
    @goodplaza1052 4 роки тому +5

    Enka dehana metakum♥♥♥♥

  • @lemlemlemlem8476
    @lemlemlemlem8476 4 роки тому +1

    ቀፅሉሉ ፅቡቁ:: እዩ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 роки тому +18

    ልሎም ሽኮር

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ

    ቀፅልሉ

  • @ስሜበርሱአለ
    @ስሜበርሱአለ 4 роки тому +1

    ልሎም ደስ ትብል አክሽን

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 4 роки тому +1

    Betam new yemewedachu💖💖💖💖👍👍👍👍😘😘😘

  • @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
    @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 4 роки тому +2

    ደስ ባሃልቲ ❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍❤️😍😍😍

  • @حزامحزامحزام
    @حزامحزامحزام 4 роки тому +2

    ደስ ብሃሊ

  • @ትዕግስቲሃበኒፈጣሪኣቦይ

    ዊይ ልእሎም ሹኮር ኣድናቂካ እየ መዓረይ
    ናይ ሰብ ዘረባ ሰሚዕካ ዘምውሳን

  • @konjokonjouae6559
    @konjokonjouae6559 4 роки тому +6

    ላይክ ላይክ 👌👌👌❤️❤️❤️

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 4 роки тому +4

    Welcome deki tegrey

  • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ

    ናይ ገጠር ሰብ ናብ ከተማ ትመፂኡ ሕማም እዩ ግን ይቅርታ ፅቅቲ ኮሞዲ

  • @ሰላምጓልዞምጀጋኑሰብስረሰ

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሽኮሪናታት

  • @ተመስጌንኣምላኬተመስጌንኣ

    ክክክክክክክክ ኮረና ይሙት

  • @filefile6942
    @filefile6942 4 роки тому +4

    Enda tehsh kife alkum kulakum des bhalti amlake bmehretu ytemtena,amen

  • @saratigray2995
    @saratigray2995 4 роки тому +1

    ሃፍቲ ትግራይና ይበል

  • @madinamad6663
    @madinamad6663 4 роки тому +2

    ቀፅሉሉ።ፅቡቁ።እዩ

  • @f.2098
    @f.2098 3 роки тому +1

    Wowowo

  • @gsgdhdheheye7614
    @gsgdhdheheye7614 4 роки тому +4

    welcome welcome welcome

  • @zd6493
    @zd6493 4 роки тому +37

    ካብሕማም፣ኮረና፣ይሓልኩም፣ደቂሓላልመሬት፣ፍትውትውውውው

  • @abrahakhasay3578
    @abrahakhasay3578 4 роки тому +5

    Wawwww tsbktiy mlaktiy hazel ey

  • @axum5878
    @axum5878 4 роки тому

    Esey deky tgray adey mearey merhawy dea aby keydu

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 роки тому

    Wawww enkan beselam mexakum ahwatey kabzi hmam ysewrena fetari mhret yewrdelna 💓💕💕💖💖💔💖💗

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ

    እንካዕ ሰላም መፃኩም

  • @erieritrea6645
    @erieritrea6645 4 роки тому +5

    እንዳ ትሕሽ እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም
    እነሀለናልኩም ኣብ ዕጹው ገዛ ። ቻይና ኣፍርያ
    ዝበተነቶ ሕማም ኣይ ብኢድና ኣይ ብእግርና
    ኣብ ገዛ ከምንዕጾ ገይሩና ኣሎ ። እዛ ኮሊላ
    እግረይ ሽኮ እግረይ ተታሒዛ። ክጅርር ጥራይ ኢየ ዝፈቱ ።
    ብድሕሪ እዚ ምዕጻው የጋንየና ። ኩላትኩም ደቂ
    ኤርትራ ደቂ ትግራይ የሕዋተይ
    ከይሸረፈ ከየጉረፈ ብሰላም የራኽበና ።

  • @eradaerada6206
    @eradaerada6206 4 роки тому +10

    ጅጋኑ

  • @waoow4103
    @waoow4103 4 роки тому +1

    ጨውዘይብሉእዙፀብሒዶበሉእዞምሰብኣይእቲፀብሒዘይኮነስእቲድራማእዩጨውዘይብሉምክንያቱመርሃዊስለዘየለ

  • @oykukarayeloykukarayel3229
    @oykukarayeloykukarayel3229 4 роки тому +15

    እንዳ ተሐሸይ እንኳዕ ደሓን መፃኩም

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 роки тому

      Entay konky ekey adenaket nay Tomas alazar konkey. Gual bushti

    • @oykukarayeloykukarayel3229
      @oykukarayeloykukarayel3229 4 роки тому

      @@wedihumeraeygenwedimekelee8742 ውይ ተጋግየ ናትካ ክከውን ነይሩኒ

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 роки тому

      @@oykukarayeloykukarayel3229 kedi bushti. Komal

    • @oykukarayeloykukarayel3229
      @oykukarayeloykukarayel3229 4 роки тому

      @@wedihumeraeygenwedimekelee8742 ታይ ድኣ ክንድዝይ ፀርፊ ነይሩካ ድዩ ናይ ሎሚ ጥራሕ እዩ ሰብኣይ ጓልካ ዝወሰድኩልካ ኣምሲልካዮ

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 роки тому

      @@oykukarayeloykukarayel3229 kedi Mejemrta seb kunu.
      Alazar gel aytebelena. megal zekonkey Gual.du bist scheiß von Tigray Menschen??? 👌

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 роки тому +11

    ክክክክክክክክኮ

  • @waoow4103
    @waoow4103 4 роки тому +16

    ኣበይኣሎመርሃዊሽኮርዘይብሉኬፍዘይብሉ

  • @gsggsgsg6797
    @gsggsgsg6797 4 роки тому +18

    እዋይዝወረደት መሲልኒ በሉ ብዳሓን ሙፁ

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 4 роки тому +1

    ዋይ ትሐሽ መሕረር😍😄😃

  • @samribelay6079
    @samribelay6079 4 роки тому +6

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @asbideralove6812
    @asbideralove6812 4 роки тому +6

    ስለ ምንታይ እዩ ግን ላይክ ትልሙኑ ታይ ትረክቡ ኢኩም

  • @shewitgebreslase4944
    @shewitgebreslase4944 4 роки тому +5

    ካብ ኮረና ይማሓርኩም

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 роки тому +2

    በርትዑ ደቂ ዓደይ

  • @አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ

    ሉኡሎመይ ሽኮር

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት

    😘😘😘😘😘😘😘💗💗💗💗💗💗💗💗

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ

    ኣቡሸይ ቆንጆ

  • @yut9623
    @yut9623 4 роки тому +2

    ዳንአል ሸካር አብሽር

  • @wedishire3525
    @wedishire3525 4 роки тому +1

    ክክክክክ ኮሮና ይሙት

  • @muztsige9733
    @muztsige9733 4 роки тому

    Very good

  • @سارهعلي-ك6ق
    @سارهعلي-ك6ق 4 роки тому +3

    ልሎም ሽካራይ💋💋💋💋

  • @leteshgebremkale6410
    @leteshgebremkale6410 4 роки тому +1

    Aesyyyy yen konjowchu swadchu ak

  • @ጓልጀጋኑ-ወ8በ
    @ጓልጀጋኑ-ወ8በ 4 роки тому +9

    ንዓኹም ዝፀልእ ነቨር....

  • @meklit717
    @meklit717 4 роки тому +19

    እቲ ጆክ ግን ሒዝና ክንሕፀብ ከለና እኮ አፍቲ ጆክ እውን እቲ ቫይረስ ክተርፍ ይኽእል እዩ
    ተሓፂብና ምስ ወዳእና ናይ ግድን እቲ ጆክ ወይ እቲ ናይ ቡንቧ መክፈቲ ብሳሙና ክንሓፅቦ አለና

  • @rahelrahel8397
    @rahelrahel8397 4 роки тому +2

    ዌል እንደትሐሸይ ለባማት መምህር መፃኢ ሽኮር ክፈትወካ መዓት

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 4 роки тому +3

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @kirossyrgaembaye1592
    @kirossyrgaembaye1592 4 роки тому +8

    አሰይይይይይይ ደቅ ዓደይ

  • @abrhamabrhan1400
    @abrhamabrhan1400 4 роки тому +15

    ኣነስ ንቲሕሺ ፈተያ መተ ትሕሽ ከፊ ኣለዋ

    • @gdfd5905
      @gdfd5905 4 роки тому

      ዋላ ሸፈና

  • @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ

    ካብ ናይ ገሪየ እሙን ንላዕሊ ነዚኣ እንዳ ትሕሸዋ ፈተያ ከፍ ኣለኩም ክላትኩም

  • @ፊፊጋልትግራይ
    @ፊፊጋልትግራይ 4 роки тому +10

    እንካዕ ድሓን መፃእኹም

  • @danjo9225
    @danjo9225 4 роки тому +9

    *ሉሎም ስነጥበባዊ ዘይከንካስ ንስኻ ንባዕልካ ኢኻ ስነ ጥበብ*

  • @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
    @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 4 роки тому +5

    ልሎም ሽኮር ኣነስ ክፍትዎ

  • @melakgdaygday7330
    @melakgdaygday7330 4 роки тому +5

    የተኣናግረና ክክክ

  • @ፈታዊትመለስፅልልቲብትግሬ

    💗💗💗💗💗

  • @adenaden954
    @adenaden954 4 роки тому

    Waw

  • @kesetegeresus6837
    @kesetegeresus6837 4 роки тому

    Ati terhas wela ne coronaveros ayzoka nayna aydlion Eu 🤣😂❤️🥰❣️

  • @solomonlovelylove1312
    @solomonlovelylove1312 4 роки тому

    What is the problem with the amazing "sitecom film", does it end or what:)?
    I love it. I stay at home. If i feel boring, i have to see the film, which really makes me enjoy and laugh. I love all you guys, especially teacher Lulom, Merhawi, Muna, and teacher future.
    Keep it up!!!

  • @sentayohuteka3509
    @sentayohuteka3509 4 роки тому +1

    ♥️♥️♥️👍

  • @aimeebassar7933
    @aimeebassar7933 4 роки тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @mebrhitteklay6720
    @mebrhitteklay6720 4 роки тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️

  • @shewittekia294
    @shewittekia294 4 роки тому +8

    ንልሎመይ ዝፈቱ

  • @dalyaamanuel7798
    @dalyaamanuel7798 3 роки тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤