ኣስተንትኖ 2124

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 28

  • @merhawimikiel8219
    @merhawimikiel8219 6 місяців тому +1

    Nay bhaki belih seb fili hawey ❤

  • @hagosdaniel1758
    @hagosdaniel1758 6 місяців тому +3

    ሰላም ፊሊ እተቅርቦም ሓሳባት ኣገደስትን መሃርትን እዮም ኣዕሙቅ ኣቢልካ ምሕሳብ የድሊ የመስግነካ ቀጽሎ ::🥰

  • @kidanerahel560
    @kidanerahel560 5 місяців тому

    Thank u Fili hawey,kemi kulu gize biluts ,kulu gize biziredana,sile tamahalalfo❤

  • @rigat9671
    @rigat9671 6 місяців тому

    Thanks fili hawina nay behaki kuluna halefiti Ena alem geza kiray eya ❤

  • @binibini6603
    @binibini6603 6 місяців тому

    Tanks Fili Jgena❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @Selam256
    @Selam256 6 місяців тому

    Thank you hawey!!!

  • @temesgenamlakey9196
    @temesgenamlakey9196 6 місяців тому

    Thank you fill hawey

  • @adhanombrhane8269
    @adhanombrhane8269 6 місяців тому

    ኣብ ድራማ ዓለም ንነብር ከምዘለና መብዛሕትና ክንፈልጥ ኪኢልና ፊሊ ሓወይ ቀጽሎ በርትዕ በቲ ትገብረልና ዘለካ ትምህርቲ ድማ ነቲ ጌጋ ኣነባብራ ሂወት ኣረዳድኣን ኽንኣልዮም ኣይክንጽገምን ኢና ።

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 6 місяців тому

  • @berekettesfagergis9241
    @berekettesfagergis9241 6 місяців тому

    Wawww btam Blux hasab eyu fili.❤❤❤ Dankeschön.

  • @SemharRezeneTSD
    @SemharRezeneTSD 6 місяців тому

    ❤❤❤

  • @saymonokbaba6957
    @saymonokbaba6957 6 місяців тому

    የቀንየልና ግይታና ብርሃንኩም ኣይፈለየና መሪጽና ንክንነብር ዝደገፍኩሙና።

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 4 місяці тому

    Thank you filli hawna💜

  • @shewitsgem8495
    @shewitsgem8495 6 місяців тому

    Geleaynet ❤filawi

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 6 місяців тому

    Wwwwww ብሉጽ ሓሳብ ❤ ፊሊ.
    ጠቒምካና ፊሊ ቀጽሎ 🙏.
    እንኻዕ ተወለድካ ❤.

  • @user-er8vb9el5v
    @user-er8vb9el5v 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @Dahab123-y3r
    @Dahab123-y3r 6 місяців тому

    Fili blux egzbwr Amlak Edmen tenan yhabka ❤

  • @redietembaye776
    @redietembaye776 6 місяців тому

    Fli hawna btami thank you

  • @Henok.M
    @Henok.M 6 місяців тому

    ኣብ ገለ ዘንበብክዋ ጥቕሲ ከማን ይስክር ደስ ትብለኒ፡ከምዚ ዝስዕብ ትብል '' ኣብ መወዳእታ ህይወት ናይ ዕድሜኻ እምበር፣ ዕድመ ናይ ህይወትካ ኣይኮነን ዝቑጸር"
    ህይወት'ሲ ብዛዕባ ተመኩሮታት እያ እወ ናይ ብሓቂ። ከምኡካ ወላትኹን ግን ኣብዚ ሎሚ ዘሎ እዚ ደቂ-ሰባት ዝመሃዝናዮ ስርዓተ መንብሮ ኣብ ክንዲ ኣክቲቭ ፓሲቭ ዝገብረካ ምዃኑ ካብ ካልእ ነገር የትርፈካ እዩ። ብፍላይ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም።
    2124 ድኣ ደቂ ደቀይ ኣብ ማርስ ክህልዉ ይኾኑ እዮም...🙄

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  6 місяців тому

      you probably read the quote from the book dnki nber which is Abraham Lincoln’s quote

    • @Henok.M
      @Henok.M 6 місяців тому

      Yeah,​I think so too

  • @edentewelde820
    @edentewelde820 6 місяців тому

    Selam fli Hawey hasabatke ydrir eyu qexilo ezi Hawey yeqenyelina

  • @Anbesa_Tv
    @Anbesa_Tv 6 місяців тому

    Fili batami xbuk zereba 💙🩵💙🩵

  • @teklutesfagergish5519
    @teklutesfagergish5519 6 місяців тому

    እዛ ዝበልካያ ጽብቕቲ እንድያ ፊሊኖ ዓርከይ፡ የግዳ ቅድሚ ሕጂ ብዙሕ ነዕልል ኔርና ፡ ሕጂ ግን ደዊለ ክረኽበካ ኣይከኣልኩን ። ለካ ነዘን ቪድዮታት ክትሰርሕን ናይ ዓለም ሂወት ክትነብርን ኢኻ ነዓይ ረሲዕካኒ! 😅 😅 ዛ ጉዳይ ማለት እዛ ቪድዮ ንኹልና ኢያ። ብዝኾነ ኣዝየ ንድየ ዝፈትወካ ወዲ ዛ ተፈታዊት😊😂😂

  • @temesgenamlakey9196
    @temesgenamlakey9196 6 місяців тому

    1ሓደ ሰብ ሲ ክሕጎስ ኣለኒ ኢሉስ ክሕጎስ ይክእል ዶ ትብእል
    ኣነስ ዋላ ነቲ ክሕጉሰኒ ኢዩ ኢለ ዝገብሮ ኢዩ ዘይሕጉሰኒ
    2 ካብ ምንታይ ኢዩ ሓሳበይ ብምዝራብ ዘይኮነስ ብንብዓት ኢየ ዝገልጾ ከም ሰብ ክዛረብ ሓሳባተይ ክገልጽ ኢለ ኮፍ ምስ በልኩ ሓሳባተይ ከይ ገልጽኩ ንብዓት ይመጻኒ ስለዚ ብከመይ ኸይነባዓኩ ሓሳበይ ይገልጽ እዚ ክብል ገን ኣብ ዉሱናት ሰባት እየ ቀንዲ ዝሽግረኒ ፊሊ ሓወይ ተኪእልካ መክርካሃበኒ ❤

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  6 місяців тому

      1. ግድን ኣይኮነን ክሕጎስ ኣለኒ ኢልካ ክጥሕጎስ ዋላ'ውን ስለ ዝበልካ ትሕጎስ ማለት ኣይኮነን። እቲ ምስጢር ኣብ ኣነባብራኻን መትከላትካን እዩ፣ እዚ ማለት ምዕሩይ ህይወት፣ ደስዘብል ባህሪ ምስ ዝህልወካ ኣብ ሰላም ከም ትነብር ይግበረካ እም ብተዘዋዋሪ ከኣ ሕጉስ ትኸውን። ሓጎስ ዕላማ ኣይኮነን፣ ባህሪ እዩ።
      2, ሓቕኺ ቦቕባቕ ለዋህ ባህሪ ብቀሉሉ ዝነብዕ ሰብ ይገብረካ እዩ። ወይ'ውን ሓጋዚ የብለይን ባሃሊት ምስ ትኾኑ፣ ኣብ ባዕልኺ ብዝፈተርክዮ ናይ ሓጋዚ ኣልቦነት ስምዒት ኣብ ቀረባ ክትኮኒ ትኽእሊ ኢኺ። ይኹን ግን ደስ ዘይብለኪ ባህሪ ምስ ዝኸውን ክተወግድዮ ትኽእሊ ኢኺ፣ ነቲ ጠንቒ ኮይኑ ዘሎ ብዘይምትግባር።

  • @selemuntesfamariam2028
    @selemuntesfamariam2028 6 місяців тому

    ስለ"ዚ ወለዶ እናወሰኽካ ንበር ፊሊና❤ሃብ ክትወሃብ ሳብስክራይብ ሃብዎ ደቂ ዓድና።

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 4 місяці тому

    🙄 አነ ስጋዕ ሕጂ አብዛ ሂወት እነብር አለኹ ማለት አበይአለኻ አብ 2024 ተባሂለ ይሕተት ስለዘለኹ እስኻትኩም ከ አበይትነብሩ አለኹም ?? አነ ስጋዕመዓስ UNTIL ሙኻኑ ሂወታት ዘይፍለጥ ንኽነብር ጥራይ እዩ ብሂወት ተፈቒድኒ ዘሎ ኤእ ገለ ቁሩብ ተወሳኺ ሂወታት እንተተፈቒድለይ እውን ንሂወት ክሐታ እደሊ እየ ብዝኾነ ዝኸበርኩም ዝበዝሑ ህዝብታት ናይዓለም አብናይካልእ ሰብ ፍልጠት ሃብቲ ሐበሬታ ምህዞ ምስረታ ስራሕ ጥራይ እዮም ክነብሩ ዝደልዩ ነታ ምስኦም ዘላ ነብሲ እውን ከምቲ ተፈጥሮ ዝዓደሎም ወይ ዝሀቦም ብግቡእ ከይተጠቀሙላ ንነብሶም ናብ ሰፈራ (መሬት)ይመልስዋ ምኽንያቱ ነቶም ብኻልኦት ሰባት ዝተመሃዙ ዝተመስረቱ ዝተሰርሑ ዝተፈለጡ ንዖዖም TO THEME ንኽፈልጥዎም ንኽዋዳደርዎም ሂወቶም ብኡኡ ክነብር እዮም ዝደልዩ እምበር 👍 ሐድሽ ናታቶም ዝኾነ ምህዞ ምስረታ ስራሕ ፍልጠት ከይፈፀሙ እዮም ዝነብሩ ከምኡዉን ዝደልዩ ስለዚ ነብስና ምስካልኦት እንድሕርደአ ነዋዳድራ አለና ኮይና ብግቡእ ንነብር ስለዘየለና አነ ነብሰይ እፈልጣ እየ ምባል ጠጠው አብልዎ ማለት ካብኩሎም ፍጡራት ዝሐየለ ፈላጥ ዝበለፀ አእምሮ ትውንን ክነስኻ ንስለምንታይ ኢኻ ብናይካልኦት ሐበሬታን ተዘክሮን መምርሕን ትነብር ዘለኻ እዋይ 🤔 አታ ብፍላይ አነ ወዲ አምላኽ ወዲ አላህ እየ እንዳበልካ ትሕሱ ዘለኻ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ