New Eritrean Video 2025 ምብጻሕ ናብ ስድራቤት ገዲም ስነ ጥበበኛ ነፍስሄር ሰለሙን የውሃንስ (ባርያ) SELEMUN (BARYA)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 239

  • @jonberhe
    @jonberhe 12 днів тому +16

    ኣንቱም ሰባት ክሕገዙ ዝግብኦም ስድራ ኢዮም ኢደይ ኢድካ ንበል😢😢😢

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene 15 днів тому +13

    ነብስሄር ዝብል ቃል ብስዉእ ክእረም ብትሕትና ይላቦ፡ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራት ስድራ።

  • @EjdjjIxfn
    @EjdjjIxfn 16 днів тому +24

    ዝፈትዎን ዘድንቆን ጅግና ድምጻዊ ሰለሙን ባርያ ብሰላም ዕረፍ ንመላእ ስድራቤቱ ከኣ ጽንዓት ይሃብ😢😢😢

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 16 днів тому +27

    ሰሌየ ሽኮር ጸሊም ሉል ኣየ ዓለም ሰሌየ ቀልጢፍካ ቡነት ተሃዊካ ጽቡቅ ፍሽኽታ ኣስመራየ እወ ከም ሽምካ ሰሌየ ዓቢ ሓወይ ኣያይ ኩሉ ሕጂ ዝቀረባ እዋን እየ ምዕራፍካ ሰሚዐ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ሓብሓቢ ደቁ ዕድመን ጥዕናን ንደቅኻን ንወላዲትካን ❤❤❤❤❤❤❤❤ ነብሲ ይምሓር ክቡር ጅግና ኣቦ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤ Henpas media እግዚኣብሄር የክብርኩም ንፉዓት ይሕውውተይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ቡነት ንፉዓት❤

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde1187 16 днів тому +18

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣያና ድምጻዊ ሰሎሙን (ባርያ) ራሕሲ ይግደፈልኩም ደቁ። ወዱ ግን ኣዝዩ ቱሑቱን ብሱሉን። ምማቱ ከይፈለጥና
    ፓስታ ኣብነታዊ መንእሰይ

  • @selamasrat4945
    @selamasrat4945 16 днів тому +16

    እዋይይይይ ማዓስ ድኣ ሞይቱ ብጣዕሚ. ዘሕዝን 💔💔እዋይ ዓለም 😭😭😭😭😭 ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዝነበርኩ 😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሴለየ 😭😭😭

  • @loveall892
    @loveall892 16 днів тому +30

    ኣብዚ ርኢቶ ዝተዓዘብክዎስ ብዙሕ ሰብ ሙማቱ ዘይፈለጠ😢 እቲ ምኽንያት ከኣ ኣፈላላይ ስለ ዘሎ ኣብ መንጎ ስነ ጥበባውያን ናይቲ ሰብ ዘለዎ ፎቖድኡ ስለ ዝዝረብ ኩሉ ሰብ ከኣ ይፈልጥ 😢ናይ ቲ ሰብ ዘይብሉ ዝተረሰዐ ስነጥበባዊ ግን ማንም ኣይፈልጥን ኣሎን የለን 😢

    • @MuraelKabeal
      @MuraelKabeal 16 днів тому +4

      Nay bhaqi afalaley teazibna

    • @MuraelKabeal
      @MuraelKabeal 16 днів тому +5

      Nay ezom loqmexmex zblu tray eyu zsimae nay jeganu kea yhbea

    • @AbrehetAbraha-xp7lt
      @AbrehetAbraha-xp7lt 16 днів тому

      Geza mexem kingrka nerwom

    • @yorusalemfissehatsion340
      @yorusalemfissehatsion340 16 днів тому

      Nay bhake afelalay alo mekeneyato Nay kalot ab adaras gerka selomon gele gerka thelfo nabale eze ka sebeko zefelta kemzemata zegerm neba
      Enta ezom wana Chanel yemesegono lome Nay bhake neba

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 16 днів тому +2

      ሓቂ ብሓቂ ኣምላክ ይባርኻ ኣነ ዊን ከምኡ ክብል ጸኒሐ እዘን ኣደ ውን ብጣዕሚ ተሰሚኢወን ዘለዋ ይመስላ ካብ ዘረብአን ዘሕዝን ኣምላክ ይደብስኩ ስድራቤት❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 16 днів тому +13

    ወዲ ጅግና ጅግና ኢኻ ጹቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ን ጀጋኑና 💯💯💯❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shinyblade4569
    @shinyblade4569 14 днів тому +2

    Thanks for everything you do for Eritrean people. And thanks for your excellence services you did for 🇪🇷.

  • @Aman80770
    @Aman80770 16 днів тому +14

    ❤ደቒ ሰሌየ ❤ዕድመ ❤ ይሃብኩም ❤❤

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 День тому

    በብሓደ ሰብ ዋሓደ 😢😢😢😢😢 ኣብ ንስድራኹም ኣብ የማኑ ይቐበሎም ንዓኹም ካኣ ጽንዓት ይሃብኩም 🙏🙏🙏❤

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 15 днів тому +6

    እቲ ምብጻሕ ስድራቤት ጽቡቕ እዩ ስውእ ሰሌ ባርያ ግን ነፍስሄር ክብሃል ግቡእ ኣይኮነን ገዲም ተጋዳላይ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ኣብ መትከሉ ዝጸንዐ ጽኑዕ ሓያል ዉፉይ ካብቶም ኤርትራ ዘፍረየቶም ጀጋኑ እዩ'ሞ ንኽብሩ ንስርሑ ዝምጥን ንወሎዶ ዝሰጋገር ስም ኮኾባት ኣለዎ #ስዉእ ብጻይ እዩ እዚኣ ኩሉ ክጽውዓላ ዘይትኽእል ዝዓበየት መዓርግ ሰማእታት እያ ሞ #ስዉእ ሰለሙን ብሰላም ዕረፍ ንበሎ

  • @Aman80770
    @Aman80770 16 днів тому +9

    ❤❤❤❤አጆኹም ደቒ ኤረይ ❤❤❤❤

  • @Delina-o9x
    @Delina-o9x 16 днів тому +15

    Ohhh thanks henipas u dig the ones that forgotten, love this channel at list their program is something valuable, ohh so sorry that family they broke

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas5818 16 днів тому +7

    መርሓባ ሩሑስ ልደትን ሓድሽ፝ዓመትን ይግበርል🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷

  • @QrtuudhWty42fuuy
    @QrtuudhWty42fuuy 12 днів тому

    ጅግና ብሰላም ዕረፍ ንሰድራቤት ጽንዓት ይሃቦም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahampeace8083
    @abrahampeace8083 16 днів тому +11

    ኣዴታትና : ምስ ካልእ ምውድዳር .. ክፈትዋ መዓት እየን:: ህይወት ክኣ ዕጫ ያ:: ሰለሙን ባርያ ክኣ .. ዝከኣሎ ዝገበረ ስነ- ጥበባዊ እዮ!! ኣብ ልቢ ሰብ ምህላው ጸጋ እዩ!!

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 12 днів тому +1

      Wala ane des aybelenn zrebea bweda zeytkore sebeyti mjemeriya rieyen ezen sebeyti

    • @selubrown4532
      @selubrown4532 12 днів тому +1

      @@Erey647-l9pbeti derfi Xebuk wesiet sele zayrkbe eya hazina i feel her pain ..to see your child suffer.. it hurts. It’s not she is not proud of him

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 16 днів тому +6

    ❤💔😭🙏🙏🙏🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪ዎላዲ ጽንዓት ይሃብክን ማማ

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 16 днів тому +11

    እዛ ቡን ምኽሽካሽ ነቲ ቃለ መጠይቕ ዓብሊላቶ።

    • @loveall892
      @loveall892 16 днів тому +3

      መኣስ እሞ ሙሉእ ኢንተርቪው ክትቁሎ ኮይና ዓቅሊ የድሊ 5 ደቂቅ

    • @senaitwoldumisghina593
      @senaitwoldumisghina593 16 днів тому

      😂😂​@@loveall892

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 10 днів тому +1

    😢😢😢😢😢Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤

  • @ኣስሚረይ
    @ኣስሚረይ 5 днів тому

    ትሕትንኡ ደስ ክብለካ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን❤❤❤

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 16 днів тому +2

    ኢዋይ ኣጀኩም ኣጅግና ኣጆክ ተሓበኒ ወድ ጅግና ኣጆካ ተሓበን ተሓበኑ ጅግና ኣነብር ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝዉረስ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ሞጎስን ን'ሰማኢታትና ዓወት ን'ሓፋሽ !!🙏🏽💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗🎉🎉🎉🎉💗

  • @Abi_boy02
    @Abi_boy02 15 днів тому +1

    እወይ መዓስ መይቱ ሰሊየ ጅግና መንግተሰማይ የዋርሰካ ሰሊየ ሐወይ ሓላል ሕማቅዘይወጾ ወላዲት ጽንዓት ይሃብኪ ደቂ ሰሊየ ብምሉእኩም ጽንዓት ይሃብኩም እቶም በጻሕቲ የቀኒየልና

  • @Leomessi-cq1hi
    @Leomessi-cq1hi 16 днів тому +7

    Uway zmtet 😮meas afrifu Solomon 😢 mengste semay yewarska Baria! Sedra sinat yhabkum deku ajokum deki jigna ikum.

  • @መንከምህግሓኤ
    @መንከምህግሓኤ 14 днів тому +2

    Our hero always in my heart

  • @robelhabte7093
    @robelhabte7093 16 днів тому +14

    ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ዝብሃል ምሰላ ብተግባር ኣብ ናይ ሰለሙን ተዓዚበዬ። እዚ ናይ ታሪኽ ክሳራ እዩ። ብጅግንነት ሂወቶም ወፍዬም ዘገልገሉ መወዳእትኦም እዚ እንተኾይኑ: ን መጽኢ ጀጋኑ ናይ ምፍራይ ዕድልና ጸቢብ እዩ። ሰልየ ሕማቅ ዕድል ዘገልገልኩማ ሃገር ዕረፍቲ ኣይሃበትኩምን: ኣብ ሰማይ ይፍጠረልኩም ዕረፍቲ።

    • @Akberet12
      @Akberet12 15 днів тому

      That what I say

    • @yoditsahle2046
      @yoditsahle2046 15 днів тому +2

      አንታ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እዩ ዝበሐል ስለዘገልገለ አይመዉትን እዩ ዝበለ አሎድዩ ሞት ናይፈጣሪዩ ጀግንነቱ እዩ ነባሪ ኤርትራዊ እንተኾንካ

    • @robelhabte7093
      @robelhabte7093 15 днів тому +1

      @@yoditsahle2046 ብገዛእ ፍቃድኪ ሕልናኺ ደርቢኺ ባንቡላ ዝተቀየርኪ ዓይነት ሰብ ድኣ ከይትኾኒ እንበር ንምንታይ ይመውት እኮ ኣይተባለን! ጻማ ዝኸፈሎ ዋጋ ኣይረኸበን እዩ ብህሎይ።

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 13 днів тому

      Intay zibeliwo halewilew iyu .
      Neti ziamenelu tegadilu mis bixotu naxinet amxiu ,temeriiyu hadar geru welidu zemidu seb zibexiho kea bexihiwo mot nikulu bizey afelalay iyu .
      Izi bi ziterekebe afdege minin, zereba abzeymeazinu tewika seb kitiribish mifitan ni Eritrawiya ab gundi izinina zibezih ayikonen.
      Xegem teleka SHABIYA ab hagerom iyom zelewu kid ab afom belom sebiay inte koinka ab merakebi buzuhan minin aytibelelna.

  • @teklemariamgebrehiwet1268
    @teklemariamgebrehiwet1268 16 днів тому +1

    Thank you እንዳ ዜና ፁቡቅ ስራሓ በዓል ሶሎሙን ሓውና ዕድመንስነቶም ንክብሪ ሕዝቦምን ሃገሮም ዘወፍዩ ዮም ካልእ 'ካ ዝግብኦም እንትኮነ ዝካኣለኩም ትገብሩ ሎኩም የቀንየልና አብሻይ ክኣ ፅንዓት ይሓብኪ ኣደ ጅግና ኢኪ ክብሪ ለኪ ኣጆኪ ካብ ሓውኪ ተክልማሪያም መዝገኡ

  • @SaimonSerak
    @SaimonSerak 11 днів тому

    ሰሎም ዮሃንስ ባርያ ማዓስ ተስዊኡ ከይስማዕና መንግስተ ሰማይ ይዋርሶ. 😭😭አዛ ንብሰሂር አተትአረሙላ ይሐይሽ.

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 15 днів тому

    መዓስ ዓሪፍካ 😮😮😮😮😢😢😢😢😢
    ፍትው ስነጥበበኛ ሰለሙን
    ብሰላም ዕረፍ ጅግና
    ጽንዓት ንክብርቲ ወላዲቱን ደቁን ፈተውቱን
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DawitAsmerom-b8m
    @DawitAsmerom-b8m 4 дні тому

    እወ ኣነ ብወገነይ ምስ ናይ ይቅሪቱኡ ንምንታይ ሱውእ ዘይባሃል ኣዚና ንፈትዎ ድምጻዊ ጅግና ተጋዳላይ ሰሎሙን ( ባሪያ ) ነቢሲ ኣብ ገነት ንኩሎም ስድራቤት ሃገር ጽናዓት ኣነ ካብ ዝዝኩሮ ኣብ እንዳ ኾሪያ ብ1996 ሙኻኑ ኢዩ ኣሰመራ ኣስመራ ትብል ደሩፉ ተመልኢና ኣለና ሓደ በዚ ይዝኩሮ ሰማኣታትና ብስራሕና ይደበሱ❤🎉

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis7331 День тому

    Ajokum wuludat ezi jgna Amlak edmen tianan yhabkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galtiravoloasmaraeritrea3430
    @galtiravoloasmaraeritrea3430 14 днів тому +1

    ጀግና ወሊዱ ትሑት ፈቃር❤❤❤

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 15 днів тому

    ❤ፈጣሪ አብ ገነት የንብርኩም ጀጋኑ ኤረ❤ ሐበነይ ድምጽካን ዘረባካን ማራ ጥዑምን ምቅሉልን ❤

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 16 днів тому +6

    HENPAS GOOD JOB 🙏🏽👍👍👍🇪🇷🇪🇷💞💞💪🏼🇪🇷🎉🎉

  • @sobr1677
    @sobr1677 15 днів тому +3

    ኣሕ ሰሎማን ኣኽቢረይ ፈጣሪ ኣብዝፋኑ ይቀበልኩም ። ሓበነይ ግዜ እንታይ ኣለዎ ናእሽቱ ዝነበርኩም ዓቢኻስ ኣብሽበት በጺሕካ ፡።ሰሎሞን ፍልይ ዘብሎ ምስደቁ ዘለዎ ፍቕሪ ናይስፖርት ክዳን ከዲኑ ክዕሶ ከጻውተኩም ዝበዝሐ ግዜኡ ምስደቁ እንበር ምስመሳትኡ ኣይሕልፍን ሰብኣይን ሰብይትን ፈቃራት ፈተውቲ ሰብ ሰሎሞን ክራር ሕዙ ብሕቱ ኢሉ ኣሮታመ መካይን ኮይኑ ይሃርም ። ኣኽበረት ብዘይካ ናይ ሰብኣያ ደርፊ ናይካልእ ዘይትሰምዕ ወይ ግዜ

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 16 днів тому +6

    መጀመርታ ዘኪርኩም ከምዚ ምግባርኩም ኣምላኽ ይባርኽኩም ። ብዙሕ ሰብ ኣብ ቦታ ኮመንት ካብ ዘንበብክዎ ምማቱ ውን ዝፈተጠ የለን እቲ ምክንያት ክኣ ስለ ዘይተነግረሉ እዩ ንምንታይ ከምኡ ኮይኑ ከኣ ነቶም ኩሎም ስነጥበባውያን መጋድልቱን መሳርሕቱን ሕቶ ክቀርበሎም ኣለዎ። ኣምላክ ከኣ ደበሳ እዮብ ይደብሶም ነዞም ስድራ ❤❤❤

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 14 днів тому +1

    እግርኪ ኣወርድዮ ጋሕታን ዋሂድ

  • @wt7061
    @wt7061 15 днів тому

    ተጋዳላይ ሰለሙን ወትሩ ኣብልብና ።

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 16 днів тому +2

    Mengiste Semay yiwarskum kulukum Semaaetatna Mekabirkum my yifelfil 🇪🇷❤️🇪🇷🥰🇪🇷👋🇪🇷👍🇪🇷👌🇪🇷🙏🏽

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 16 днів тому +1

    🎉🎉Mejemrya n kubur 🙏🏻Jegna Abona Solomon ( barya)💎👑💐❤️Egzabhier Amlak ab yemanay gonu yqebelo🙏🏻🙏🏻🙏🏻
    Nbitesebun 🎉nkberti weladitu n ndequn 🎉edmen tienan
    yhabomm ❤
    Btaemiy xbuq Henpas ❤✌️🎊

  • @Blessed-ml6yq
    @Blessed-ml6yq 16 днів тому +8

    No way meas arifu da wawwwww I don’t know that 😢😢😢😢 amlak Ab genetu yqebelo 😢😢

  • @TesfayFeshazain
    @TesfayFeshazain 16 днів тому +6

    Rip 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🌹🇪🇷💪💪🇪🇷

  • @zowdi810
    @zowdi810 12 днів тому

    Wow he's amazing wade ertera god bless to him and to you family 😭😭😭😭😭it is sad 😭 he is so sweet and so amazing

  • @shinyblade4569
    @shinyblade4569 14 днів тому

    RIP thanks for your excellence services you doing for Eritrean people.

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 16 днів тому +3

    Ewiyyy meas dea arifu uffff eway alem godolo thank you pasta hawina 😢😢😢

  • @Mesgana7
    @Mesgana7 16 днів тому

    ንክሉኩም ስድራ ቤት ኢዱ የንብርልኩም ኣምላክ::መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ነፍስ ሄር፣ሶሎሞን::🙏🏽🙏🏽🙏🏽💐💐💐💐⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SemretKesete-c8g
    @SemretKesete-c8g 16 днів тому +4

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ goof job pasta hawna

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 16 днів тому +9

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🙏

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 16 днів тому +2

    Btami tezekari Barya❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Dolphin-98
    @Dolphin-98 15 днів тому

    እዋይ ሞት ሕስምቲ 😢 ጽቡቕ ጌርኩም 🫶🏽🇪🇷👍🏽🙏🏾 እንኳዕ በጻሕኩሞም 🙏🏾🫶🏽🙏🏾🫶🏽

  • @ShelaM415
    @ShelaM415 8 днів тому

    ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራት ስድራ።
    ትግርኛ እዳተዛረበ አደይ አቦይ ምባል ጠፊእዎ😭

  • @adde1852
    @adde1852 15 днів тому +2

    Thtna nayzi wedu Gn ❤❤❤❤

  • @MichaleOkbazghi-oz8yk
    @MichaleOkbazghi-oz8yk 15 днів тому

    ❤❤❤ ጹቡቁ ጌርኩም ደቂ ኤርትራ

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 16 днів тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mengstabgebremikael2743
    @mengstabgebremikael2743 16 днів тому +1

    ጽንዓት ይሃብኩም

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 16 днів тому +2

    እዋይ😭 መዓስ ደኣ ሞይቱ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዶ ምስ ኣብረሃም ኩሉ ደርፍታቱ ደጊምዎ ኔሩ ሓቀይ እዋይ ሞት ሕስምቲ በል መንግስተ ሰማይ የዋርካ ጅግና ኣቦና ንስድራቤቱን ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም🙏😭

  • @SurSur-tm1nc
    @SurSur-tm1nc 16 днів тому +1

    Waw so nice God blessing all of you. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AlmazTekie-kc9vm
    @AlmazTekie-kc9vm 16 днів тому

    ሰሊ ጂግና !! ጥዑም ድምጺ ዘበናዊ ደርፍታቱ ዘይርሳዕ ንመዋእል መዘከርታ ገዲፍልና ከይዱ፡ ደቁ ተሓበኑ፡ ሄኒ የቐንየልና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GaneressAr
    @GaneressAr 11 днів тому

    Ewayyyy meskinay Arkibwa Nbaelti betu mengste semay yewarso

  • @salitahabtemariam2914
    @salitahabtemariam2914 16 днів тому +1

    Nay bhaki xubuk medeb kexlwo kea henpas ❤❤❤🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawiabed7212
    @merhawiabed7212 16 днів тому +5

    Oh my God Solomon black gold RIP

  • @samigilay139
    @samigilay139 15 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adde1852
    @adde1852 15 днів тому

    Btaemi Xbuq medeb ,egziabihern sebn zfetwo,Ms zellon zelewon Tray aynkun ahwatey,hlnawi Srah kemzi Aynet ms Tserh U❤❤❤❤

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op 11 днів тому

    Anes btaemi hazine meswaetu ms semaeku 😢😢😢😢 enquae eko ms Abraham ab ararat mezekerta gebere.

  • @heaven2574
    @heaven2574 16 днів тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ewayyy zfetwo dmxaw bselam eref jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HelenTesfamichael-e9g
    @HelenTesfamichael-e9g 16 днів тому

    btaemi zfetwo derafay Alem godolo ab zelewo yqsen ❤

  • @Mylovefamily-v4f
    @Mylovefamily-v4f 4 дні тому

    Xnat yhab nsdra mengste semay ywarso

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 16 днів тому +1

    wawwww deqi erey xebuk serah kethebu niberlina❤❤❤❤

  • @YesiteskalAnd
    @YesiteskalAnd 15 днів тому

    Thank you henpas entertainment,for ur good job

  • @hermonnegash146
    @hermonnegash146 16 днів тому +4

    ❤❤❤😢

  • @rahwahaj-ali7666
    @rahwahaj-ali7666 16 днів тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏

  • @abebaukubay8641
    @abebaukubay8641 16 днів тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wegz7962
    @wegz7962 16 днів тому +4

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @DanielGoitom-mm9wh
    @DanielGoitom-mm9wh 15 днів тому +1

    🇪🇷 ❤ 🇪🇷 ❤ 🇪🇷 ❤🙏🙏

  • @sarontsegay9460
    @sarontsegay9460 16 днів тому +5

    Eway meas meytu btaemi sembide mengste semay yewarska jigna abona

  • @Adhanetgoitom-o4v
    @Adhanetgoitom-o4v 14 днів тому

    Habu hawey be strong ❤❤❤❤❤

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 15 днів тому

    Glory to our Marty's awetnihafash ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritrea.291
    @Eritrea.291 15 днів тому

    Thanks dekie erie 🇪🇷✅
    ketslewo please ✅🇪🇷❤️❤️

  • @samdebesay4505
    @samdebesay4505 16 днів тому +4

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HanadiGarza
    @HanadiGarza 16 днів тому +2

    Ahhhh 😢😢😢😢😢😢😢 eway

  • @zewdidejen5650
    @zewdidejen5650 16 днів тому +2

    Mengste semay ywarska

  • @senaitwoldumisghina593
    @senaitwoldumisghina593 16 днів тому

    Hanpas Lidu haftey kibri yhabkum enqae betsahkumom nezom sdrum ztefelyu debes mibtsah tsama alewo ❤🙏

  • @selamhaile2898
    @selamhaile2898 9 днів тому

    Zfetwen zedkon jgna dmxawi selemun bselam eref mengste semayat yewarsa 😭😭😭

  • @tsgredagermeygermey677
    @tsgredagermeygermey677 15 днів тому +1

    Ufff💔💔💔💔

  • @kibreabnugusse
    @kibreabnugusse 16 днів тому +2

    Good job 👍👍👍👍

  • @yonasberaki6143
    @yonasberaki6143 15 днів тому

    ሩሑስ ኣውዳመት ንስድራ ን ተጋዳላይ ሰለሙን ጽንዓት ይሃብኩም❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷👍🎉❤

  • @SelamMaekele
    @SelamMaekele 16 днів тому +1

    💪🇪🇷🇪🇷senat yehabkum

  • @villafisshaie2198
    @villafisshaie2198 16 днів тому

    Ewyyyyyy 😢😢😢😢 Mas arifu OMG mengste semay yewarska baba Sele❤❤

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 16 днів тому +4

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @Danielpov
    @Danielpov 15 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @FiyoriRasi
    @FiyoriRasi 16 днів тому +4

    Eway aleme godlo mas da meytu 😢

  • @amaniealhabte8604
    @amaniealhabte8604 16 днів тому +4

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @adiyamtesfatsion6267
    @adiyamtesfatsion6267 14 днів тому

    Baba selemun egzabhier byeman edu ykebelo

  • @bisrattecle5640
    @bisrattecle5640 14 днів тому +1

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @ademyosufe2710
    @ademyosufe2710 15 днів тому

    Nay behki des zeblu sedrabet xenat yehbkum 💔😭

  • @afromama9089
    @afromama9089 16 днів тому +1

    Thank you ❤

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 16 днів тому

    It’s really sad may his soul rest in peace 😢😢😢 jeganu Eritrea 🇪🇷 🇪🇷

  • @JosefFrezghi
    @JosefFrezghi 16 днів тому +2

    🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 15 днів тому +1

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 16 днів тому +5

    R.I.P