ሓዱሽ ዓመት'ከ ሓዱሽ ድዩ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 10

  • @yohanateklay2113
    @yohanateklay2113 4 дні тому

    Hi Fili,🎉Happy new year 😂I agree with you anyway everyday is a new day but we are still crazy and at the same time this teaches me and makes me laugh! Thanks again.

  • @wedayfsahastion7305
    @wedayfsahastion7305 7 днів тому

    Filmon gobez! Xbuq agelalxa qexlo ❤❤❤.

  • @Ruteygrande
    @Ruteygrande 5 днів тому

    Happy new year Filohawey🎉🎆

  • @isra12afewerki80
    @isra12afewerki80 7 днів тому

    HAPPY New Year fili hawey

  • @michaelyahannes6269
    @michaelyahannes6269 7 днів тому +1

    Happy New year file hawey❤❤❤❤🎉🎉

  • @teskidane5273
    @teskidane5273 7 днів тому

    Hope u ok men ,hapi nw yr

  • @Dawitweldeab
    @Dawitweldeab 6 днів тому

    Long time no see my dear what hapen your hug dear

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 4 дні тому

    No thing is new under the sun!

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 4 дні тому

    ኣነ ከም ዝመስለንይ ነቲ ህሎው ከም ዘለዎ ክንቂበሎ ዘይምድላይ ኮይኑ ይስምዓኒ...

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 3 дні тому

    🤔 ሐድሽ ዓመት አረጊት ዓመት ማእኸላይ ዓመት Original ዓመት ከምኡዉን Expire ዝኾነ ዓመት ዝብሃል የለን ሂወት ወይ ተፈጥሮ ብመዓስ ዓመተ ምህረት እዩ ተፈጢሩ ተሰሪሑ ብመን አበይ ነዚ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር ስለዘየለ ደሐርከአ አንሕና ፍጡራት ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት እንኮ ነበርቲ ስለዝኾና ኤእ እንደገና no Such ሐድሽ ዓመት ዝብሃል የለን ሐድሽ ክዳን ሐድሽ ጫማ ሐድሽ ጃኬት ወዘተን ዝብሃል ግን አሎ እዝከረኒ ን 2024 ሐዳሽ ዓመት ተባሂላ ተገሊፃ ኔራ እንደገና ሎሚ ኸአ ነዛ 2025 ሐድሽ ዓመት እንዳበሉ ገሊጾማ ከመይ ከመይ እዩ ዝኸውን ዘሎ ከምኡዉን ምስእዘን Galaxy s 25 ዝብሃላ ዘለዋ አብ ሐደ እዋን ይትግበር ስለዘሎ እንድዒ ኸ ነየናይ ኢና ከምበዓል ከነብዕሎ ዝግባእ ? ዝኾነ ኮይኑ ንኸተተግብርዎ ንኽትኮንዎ ንኽትፈልጥዎ ንኽትሰርሕዎ ንእትደልዩ ሐድሽ ዓመት ዝብሃል ምፅባይ አየድልየክሙን እዩ ምኽንያቱ ካብታ ካብ ድቃስ ዝተባራበርኩሙላ ዝተሳእኩማ ከተተግብርዎ ትኽእሉ ኢኹም ካብኡ ሐሊፉ ግን ሐድሽ ዓመት ሐድሽ ሂወት ዝብሃል ን Business ንኽትጥቀመሉ እንተዘይኮይኑ ሐቂ አይኮነን ሂወት ካብእትፍጠር ካብ እትስራሕ ክንደይ ዓመታት ኮይኑ አሎ ዝፈልጦ ፍጡር ስለዘየለ ናይ ሂወት ፈለማ ዓመት ዘይትፈልጥ ክነስኻ ብናይ short cut ሐድሽ ዓመት አረጊት ዓመት ክትብል አይግባእን ከም ሰብ ማለተይ እየ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ግእዝን ትግርኛን የቐንየለይ