ሰውራ ሓሳባት 09 (ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 14

  • @Melody.chanel
    @Melody.chanel 16 днів тому

    Great idea Guys

  • @yohannesTesfagebrel
    @yohannesTesfagebrel 11 днів тому

  • @World1sun
    @World1sun 16 днів тому

    Thanks fili ኣብ ቀጻሊ ካብ ዘንበብካዮም ብሉጻት ትብሎም መጻሕፍቲ review እንዳ ገበርካን ናትካ ሓሳብ እንደሃብካን ተተምጸልና ብጣዕሚ ሓጋዚ ይመስለኒ ብትህበና ዘለካ ሓገዝ ግን ኣዝየ የመስግነካ ከምዚ ናትካ ሓገዛት ብቀሊሉ ክርከብ ዘይክኣል ዩ አመስግን ሓው

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 15 днів тому

    Nay bhaqi werqawi hasab zereba kbret yhabelna fili and wedi bizen

  • @Serendipity-2024-b8j
    @Serendipity-2024-b8j 16 днів тому

    ፊሊ ቢዘናዊ ቀጽልዎ ካለኦት ከኣ ወስኹልና እዚ ሕብረተሰብና ክነቅሕን ኣፍልጥኡ ክብርኽን ተራ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዝተማህረን ፍልጠቱ ብዝግባእ ዘመሓላልፍን ኣካል ኣድላይ ኢዩ። ስለዚ ብዝሓየለ መልክዑ ቀጽልዎ የቐንየልና

  • @mealti
    @mealti 17 днів тому

    ጽቡቕ መደብ ፊሊ።፡ሓደ መዓልቲ እባ ብዛዕባ ጥቅሚ ንባብ ገለ በለና። ብዙሓት ሊቃውንቲ ኣንቢቦም ብዙሕ ለውጢ ዘምጽኡ ኣለዉ። ምስኦም እንተሓሓዝካ።

  • @matthewshaile5072
    @matthewshaile5072 16 днів тому

    Thanks guys very interesting pragram ❤

  • @Serendipity-2024-b8j
    @Serendipity-2024-b8j 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @beni2029
    @beni2029 17 днів тому +1

    fili hawna ab kemzi kunete tiena konka sle zeybekorka ab mslika bztefetre alutawi lewti gmit keyhabka kemu wn move on sle zmerexka man of his words kbleka yfetu teacher ❤️✌️🎉

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 16 днів тому

    Hewot jelae eya ya 😂😂

  • @ተፈጥሮእዩሓቂ
    @ተፈጥሮእዩሓቂ 15 днів тому

    Nhiwet trgum zhba’ emnet’ eye
    Emnet ms zeyhlu gn hiwetka mhnaq trgum koinu ymexie. Qnue seb’awnet zewhase emnet nwedi seb kktel mhgazu ybelx

  • @merhawimikiel8219
    @merhawimikiel8219 17 днів тому

    😂😂😂😂😂

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 5 днів тому

    🙄 ሰብ አብሂወቱ ክጥዕሞ ክምችኦ እንከሎ ብዛዕባ ሂወት እንታይ ማለት እዩ ንስለምንታይ ንነብር ትርጉም ሂወት እንታይ እዩ መንእዩ ኸ ንሂወት ፈጢርዎ ሰሪሕዎ ወዘተን ንዝብል ሑቶ ? ክሰምዖ ክፈልጦ አይደልይን እዩ በንፃሩ ግን ክጥዕምን ክምችኦን እንድሕር ዘይኪኢሉ ግን ካብ ሑጉስ ዘይሙኻን Why ? ሂወት ንስለምንታይ እንዳበለ ክፈልጥን ክማራመርን እዩ ዝደሊ ምኽንያቱ ሰብ ደላያይ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ብዙሐት ሰባት ገና ብዛዕባ ትርጉም ናይ ሂወት እንዳበሉ ዝማራመሩ ዝትንትኑ ዝገልጹ ዝውስኑ አለዉ 👍እታ እንኮ ሐቂ ግን ብዛዕባ ትርጉም ናይ ሂወት ዝፈልጣ ዝኾነ ሰብ ወይ እንስሳ የለን ዋላ እውን እቲ ሂወት ሰብ ዘድሕን Medical Doctor እንተኾነ አይፈልጣን እዩ ብዝተረፈ እዛ ሐንቲ ናይ ብዙሐት ፍጡራት ወይ ስሩሐት እያ ናይ ሰብ ጥራይ ስለዘይኮነት 👌ትርጉም ናይ ሂወት ዝብሃል የለን ትርጉም ናይ ሂወት ሰብ ይኹን ካልኦት ፍጡራት ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ እዋናት ወይ ሂወታት እንዳደለኻ ምንባር ማለት እዩ ካልእ ዝኾነ ትርጉም ናይ ሂወት የለን ኢለ እየ ዝሐስብ ደሐርከአ ናትካ ስራሕ ወይ ግዴታ አይኮነን ብዛዕባ ትርጉም ናይ ሂወት ክትፈልጥ ምድላይ ማለተይ ንሰብ እየ ዝገልፅ ዘለኹ ስለዚ አነ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ አይፈልጦን እየ በል ግንከአ ብጭብጢ ብኽውውነት ክፈልጦ እደሊ እየ ምስእትብል ብዛዕባ ትርጉም ናይ ሂወት ምፍላጥ አይከድልየካን እዩ Unless ሀለውለው ምባል ትፈቱ እንድሕርደአ ኮይንካ ኤእ እንድዒ ካልእ ብዛዑባ ሰውራ 👎 ሐሳባት ተባሂሉ ተገሊጹ ንዘሎ ሰውራ ቀታሊ በዳሊ ስለዝኾነ ካልእ ስም ወይ ቃል ክትጥቀሙ ይግባእ ኔሩ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ግእዝን ትግርኛን የቐንየለይ ንኹሎም ፍጡራት ወይ ስሩሐት