Be humble! Whatever you have, whoever you are and whatever you do, be humble and stay humble. In this world we don't have any reason to be arrogant , absolutely. Arrogance is absolutely one of the toxic ideologies. Phill, you are always shining with good ideas.
አቤት ልቦና አቤት ፍልጠት ፊሊ መቸም ንፈልጥ አለና የቀንየልና ጽቡቅ አርዕስቲ🤩 👍👍🤗
ኣበይ እሞ ነዛ ሂወትና ካብ ከማኹም ቡሉጻት ትምህርቲ ተኒምግባ ክሳራታትና ቀኒስና ናብ መንገዲ ምዕባለ ምጠመትና🙏❤️❤️❤️
Good job brother. Thank you for you Contributing a wise idea.
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Fili selam selam🎉
❤❤❤
❤
ሓቂ በልካ👍🏾💜
Be humble! Whatever you have, whoever you are and whatever you do, be humble and stay humble.
In this world we don't have any reason to be arrogant , absolutely. Arrogance is absolutely one of the toxic ideologies.
Phill, you are always shining with good ideas.
Welcome filmon
Welcome Welcome welcome
Filawi grm gerka keep it up!!
Fili chaf blhi👌
Welcome Fli hawna
😎 ትዕቢተኛ ሰብግን ምናልባት ንሂወትን ህላወ ናቱ አብሂወትን ብግቡእ ካብዘይፍላጥ ከይከውን ትዕቢተኛ ዝኸውን ዘሎ ምኽንያቱ እቲ ዘይፈልጥ እዩ ትዕቢተኛ ስለዚ ንሐደ ሰብ ኮፍ አቢልካ ብዛዕባ ሂወትን ሂወቱን ብስርዓት እንድሕርደአ አፍሊጥካዮ አረዲእካዮ ምናልባት ትዕቢተኛ አይሙኾነን ኔሩ ከመይሲ ዘይምፍላጥ ብዙሕ ብዙሕ ስለዘሳቕን ዘጨንቕን ብዝተረፈ ትዕቢተኛ እዩ እትብሎ ብዙሕ ዓይነት ሰብ እዩ 👍ከምኡዉን አነ እምነት ናይ ሃይማኖት አለኒ ቀሺ እየ ሸኽና እየ ጳጳስ እየ ምኒስተር እየ ፓስተር እየ ኮታ ዝኾነ ስልጣን ናይ ሃይማኖት አለኒ ኢሉ ዝህውትት እውን ምስትዕቢተኛ እዩ ዝቑፀር BECAUSE አብክንዲ አነስ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ ግን አይፈልጦን እየ ደሐርከአ ብጭብጢ ክፈልጦ እደሊ እየ ክብል ዝግባእ ንዘይፈልጦ ንኹሉ ብትዕቢት እወ አነ እፈልጦ እየ ኢሉ ስለዘደናግር ክብሪ ንባህልን ስርዓታትን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ
ሓቅኻ ፊፊ ሰብኣይ
ትዕቢት እዛ ግናይ
ነቲ ነዊሕ ትገብሮ ጐናይ
ነቲ ጥዑይ የምስሎ ዘይሰናይ
ነቲ ቅኑዕ ዝቕይሮ ጠዋይ
ብትዕቢት ከይከስራ ህይወተይ
ከየጥፍኣኒ ከጥፍኦ ካብ ባህረይ
ንገረኒ ብኸመይ?
ተኺእልካ ቪድዮ ወስኸለይ❤
Mera great hahah very nice poem, I will