"ውዕሊ ፕሪቶሪያ ከይጠሓስካዮ ክጠሓስ ዝግባእ ውዕሊ 'ዩ!" ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ቴድሮስ ፀጋይ _Tedros_Tsegay

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 291

  • @Abstract572
    @Abstract572 3 години тому +33

    ንቴዲ ትቃወሙ ተጋሩ ግን መሕረት የውርደልኩም

  • @tsegayehailu2756
    @tsegayehailu2756 2 години тому +15

    ተጋሩ ንቴዲ ከም ስጦታ ከም ዝተዋሀበና ቆልዐ እዩ ትግራይ ንክጠቅም ምብርታዕ አለና

    • @GhZv-zq5ds
      @GhZv-zq5ds Годину тому

      @@tsegayehailu2756 ብሓቂ ቡሉፅ ሰብ እኮ ይኡ

    • @alggt4127
      @alggt4127 57 хвилин тому

      ብሓቂ ብሓቂ ትኽክል ❤

    • @alggt4127
      @alggt4127 55 хвилин тому

      ቴዲ እንካዕ ናትና ኾንካ ❤

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 4 години тому +12

    ፈፂሙ ናይ ኢትዮጵያ ወታደር ናብ ትግራይ ክአቱ የብሉን

  • @tesfomkahsay7743
    @tesfomkahsay7743 2 години тому +7

    My two favorite journalists are working hard for Tigray and its people. Well done, don't give up!

  • @ghideyb7269
    @ghideyb7269 3 години тому +12

    Great way of saying teddy amazing informative you stand for your tigray people for the fact and the truth..

  • @YemaneMebrahtom
    @YemaneMebrahtom 4 години тому +13

    ቴዲ ጠማቲ ርሑቅ❤

  • @DawitKiros-c3q
    @DawitKiros-c3q 4 години тому +8

    መዲ ምስ ቴዲ ዝተባረኸ መኣዲ
    ዕድመ ይሃብኩም❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 4 години тому +7

    ስራዊት ትግራይ ሒወቱ ሲኢኑ ሒወት ዝሓበና ጀግርና ስራዊት እዩ ስለዚሕ ህዝቢ ትግራይ ብስራዊት ትግራይ እዩ ዝሕልዎ ። ❤❤❤❤❤

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin 4 години тому +11

    መድሂን ንመጀመርያ ልቢ ዘለዎ ሰብ አቅርብኪ ነምስግን

  • @mebrahtomteklay1152
    @mebrahtomteklay1152 5 годин тому +15

    መድሂን ንስየ ኣብረሃ ኣቅርብልና ኢልናኪ ኣቢክና።

    • @eyersalemgebregergs3583
      @eyersalemgebregergs3583 3 години тому

      Akrbyom bejaki

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal Годину тому

      ሽማግለ እንታይ ክገብረልና። ሓደ እዩ ከም ስብሓት ናይ 60ታት😂😂

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 4 години тому +7

    ቴድየ ብሩህ ኣእምሮ እንዲኻ ኣብ እዋን ኲናት ከምዝፈተኹኻ ሕዚ'ውን ኣንታ ብሩህ ኣእምሮ ሕዚ'ውን በርትዕ

  • @destaabebe6627
    @destaabebe6627 3 години тому +7

    You’re truthful person god bless you Teddy.

  • @DtF-ds3os
    @DtF-ds3os Годину тому +3

    ትኽክለኛ ኣገላልፃ እዩ ክብሪ ይሃብኩም መዲ & ቴዲ ❤

  • @danielashenafi9818
    @danielashenafi9818 4 години тому +9

    Teddy ሓደ ክንድ ብዙሕ።

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 2 години тому +4

    yes you are ✅️ 💯 percent 💙 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 години тому +3

    Excellent analysis Mr tedy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Salam-fc4uz
    @Salam-fc4uz 4 години тому +7

    ሓቂ ይሃብካ ተዲየ

  • @areayat
    @areayat 4 години тому +4

    Teddy i agreed 100 % with you

  • @HagosTsewar
    @HagosTsewar 3 години тому +5

    ቴዲ ብጣዕሚ ብሱል መንእሰይ

  • @tbell592
    @tbell592 2 години тому +2

    Thank you so much, Teddy, for your farsighted, balanced, and correct analysis of Tigray's current situation.

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 3 години тому +3

    thank you Madhen keep it up bring like this people

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 3 години тому +2

    ፅቡቅ ጌሩ ገሊፅዎ

  • @Mola-z3k
    @Mola-z3k Годину тому +1

    Teddy, I’m glad you came to your understanding. Thank you 🙏🏾

  • @yaredabebe9596
    @yaredabebe9596 4 години тому +4

    Teddy and Medhin really thankyou ❤🙏👍👏👏

  • @just4172
    @just4172 4 години тому +3

    Bravo Teddy, you nailed it!

  • @etheth5034
    @etheth5034 2 години тому +2

    ሰላም ለምድራችን ሰላም ለህዝባችን ይሁን 🙏🙏🙏

  • @HaftomGebrehiwot-ob9ov
    @HaftomGebrehiwot-ob9ov 2 години тому +2

    ቴዲ ምርጥ ሰው

  • @nebiatamaha4606
    @nebiatamaha4606 Годину тому +1

    Teddy Our Hero we Love you ❤

  • @BrhanuNguse-m6l
    @BrhanuNguse-m6l 4 години тому +3

    ቴዲ ኣንደበተ ርቱዕ ❤🎉

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 5 хвилин тому

    Thanks guys ❤❤

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 4 години тому +5

    አብዪ መሬት ትግራይ ክረግፅ የብሉን

  • @teferibitow3353
    @teferibitow3353 Годину тому +1

    Thanks Teddy bro.for the excellent
    Political explanation ❤

  • @mimmikiros1144
    @mimmikiros1144 3 години тому +3

    i love u Tedye maarey

  • @tekleweiniberhe
    @tekleweiniberhe 3 години тому +2

    ንዝሃብካና ትንታነ ነመስግን ሓዉና ቴዲ

  • @Sam-ws3cy
    @Sam-ws3cy 2 години тому +2

    ስምዑ ተጋሩ አሕዎተይ እታ እንብህጋ ትግራይ ብኽልተ እግራ ጠጠው ክትብል ንደሊ እንተድአ ንደሊ ኾይና በጃኻትኩም አሕዎተይ ካብ ዐሌትን ወገንነትን ጉጅላዊ አራአእያ ወፂእና ንትግራይ ህዝብን ትግራይን ዝኾነ አረአእያ ምስ ዝህልወና ጥራይ እዩ ክብል እፈቱ

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ቴዲ መሕረር ብምክንያት እየኮ ልፈትወካ❤

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 4 години тому +2

    Welcome Teddy
    Thank you Medhin too.

  • @just4172
    @just4172 4 години тому +3

    Teddy the great. Keep it up!

  • @etheth5034
    @etheth5034 3 години тому +7

    ሰላም ሰላም ቴዲአችን የምንወድህ የምናከብርህ በምክንያት ነው ❤🙏

  • @shewit6785
    @shewit6785 3 години тому +3

    ቴዲ ብሉፅ ሰብ 🥰

  • @birhanuredaie9565
    @birhanuredaie9565 Годину тому +1

    Thank you Tedi

  • @arayatesfay7501
    @arayatesfay7501 33 хвилини тому

    Well done Teddy. You explained it well.

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 години тому +2

    Tedi I thank you indeed

  • @Fitsum-el6kq
    @Fitsum-el6kq 3 години тому +2

    ቴድሮስ ፀጋይ ንፉኡ ፖለቲካ ትንታኔ ዝህብ ብእዉቀት ዝተደገፈ ሰብ እዩ ሃሳቡ ስምእዋ ተቀበልዋ ተጋሩ100/100!!!!

  • @deguadegua3745
    @deguadegua3745 3 години тому +1

    Thanks!

  • @اسافا-ظ4س
    @اسافا-ظ4س 43 хвилини тому

    ፀገምና ዝርዳእ ሰብ ብምርካብና ብጣሚ ደስ ኢሉና አሎ ከማካ ኽልተ ሰለስተ አንተዝሕሉዉ ነጠፈቲ ሚድያ ትግራይ አበይ መበፅሕት ዝደንዙ መራሕቲ እናመረሑ አፅዳፈሙና

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 Годину тому +1

    ቴዲ ብጣዒሚ በልሕ ጎበዝ ኢዮ በተለይ ብዛዕባ ትግራይ ሐቅ ሐቃ ኢዮ ኮፍ ዘብላ ምን ኢም ሰማዕ ልብ ብርሃን ኢዮ ቴዲ ስምዕዎ 🙏🙏🙏🙏

  • @selamnokrach2842
    @selamnokrach2842 2 години тому +1

    Thank you our brther Tedros Tsegaye ::

  • @Idamesfinkidane
    @Idamesfinkidane Годину тому +1

    God bless you guys teddy you are the best 🎉❤

  • @KidanBeyen
    @KidanBeyen 2 години тому +1

    Teddy, great stand and great points.

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 24 хвилини тому

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @eyersalemgebregergs3583
    @eyersalemgebregergs3583 3 години тому +2

    Great Tedy

  • @haftomhailu2417
    @haftomhailu2417 3 години тому +1

    True journalist big respect teda

  • @wizrihibey7393
    @wizrihibey7393 Годину тому +1

    ቴዲ ሰባኣይ ሰቡእት ፍትሓዋ ኢካ❤

  • @DawitKiros-c3q
    @DawitKiros-c3q 4 години тому +3

    መዲ ምስ ቴዲ ዝተባረኸ መኣዲ
    ዕድመ ይሃብኩም

  • @haftommekonen4616
    @haftommekonen4616 2 години тому +1

    ናይ ህዝቢ ወገን

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 39 хвилин тому

    ቴዲ ምኽንያትያዊ ሰብ ብረብሓ ህዝብን ትግራይን ዘይዋላወል ቡሉፅ ፖለቲከኛን ጋዜጤኛን ካብ ጉጅለ ነፃ ብሓሳብ ዝኣሚን ልዑል ዓቅሚ ዝወነነ መዋፅኦ ትግራይ ለይትን ማዓልትን ከይበለ ኣብ ሓያል ስራሕ ዘሎ ቢሌን ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ እዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 4 години тому +4

    ናይ ጀ/ል ፃርቃን ኣድናቂ ዋላኳ እንተኾንኩ ኣብ ዚ ጉዳይ ዚ ግን ፍፁም ስሕተት እዩ ባሃላይ እየ።

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal Годину тому

      ውልቀሰብ ኣይተድንቕ። ረብሓ ትግራይ ኣቀድም። ናይ ባዕልኻ ሓሳብ ይሃሉኻ። እዚ ጊዜ ትቋየቀሉ ዘይኮነስ መዓንጣኻ ኣስጢምካ መሬትካ ትምልሰሉ ጊዜ እዩ።

  • @mulalemzenebe2958
    @mulalemzenebe2958 23 хвилини тому

    great discussion

  • @DawitKiros-c3q
    @DawitKiros-c3q 4 години тому +2

    መዲ ምስ ቴዲ ዝተባረኸ መኣዲ
    ዕድመ ይሃብኩም❤

  • @haftunigus3207
    @haftunigus3207 3 години тому +3

    TDF መድሕን ህዝቢ ትግራይ ስለዝኾነ ናይ ትግራይ ድሕንነት ክሳብ ዝረጋገፅ ክፈርስ የብሉን:: ቴዲ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፃድቃን እትህቦ ዘለኻ ሪኢቶ ካብ ዓቀኑ ዝሓለፎ እዩ::

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 4 години тому +1

    Thank you, Tadrose

  • @SolomonHailemariam-pi5tr
    @SolomonHailemariam-pi5tr 2 години тому +1

    ፀግሽ ናይ መትከል ሰብ ቀፅለሉ

  • @geregirmay4261
    @geregirmay4261 3 години тому +1

    TEDDY TSEGAY anta jigna ab reyot nahaleku eye live rieka metsie bravo

  • @kiruab
    @kiruab 5 годин тому +4

    Tedisho ❤

  • @TOGOGAMEDIA
    @TOGOGAMEDIA 4 години тому +2

    ቴዲ genius.

  • @NgstKahsu
    @NgstKahsu 4 години тому +2

    ቴዲ ብሱል ሰብ❤

  • @Weldelasie
    @Weldelasie Годину тому +1

    Tedi Brillant❤❤❤❤

  • @mesfinmekonnen2066
    @mesfinmekonnen2066 4 години тому +2

    ብራቮ ቴወድሮስ❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ከ7አ
    @ተመስገንአምላኬ-ከ7አ 2 години тому +1

    ♥♥♥👌👌👌

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m 3 години тому +2

    ኣንበሳ ቴዲየ

  • @kalebaddis1628
    @kalebaddis1628 2 години тому +1

    ከም ቴዲ ዝመስል ትግራዋይ ኣሎ ዲዩ❤

  • @getnettareke570
    @getnettareke570 2 години тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 2 години тому +1

    ቴዲ ቅኑዕ ሓሳብ የቌርብ ኣሎ ክሰምዕ ዝግብኦ ትግራዋይ ይስማዕ!!

  • @OkbayAbrha
    @OkbayAbrha 2 години тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 18 хвилин тому

    The only time I’ve agreed with Tedros Tsegaye!

  • @BrhaneAlem-p8e
    @BrhaneAlem-p8e 4 години тому +3

    ሐቂ የሃብካ ፃድቃን ከብዲ እምበር ዓዲ ዘለዎ አይመስለንን

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 Годину тому +1

    ጀ/ል ፃርቃን ሓደ ካብቶም ካብ ኢትዮጵያውነት ክላቐቕ ዘይደሊ ክልተ ገጽ ዘለዎ አምሳሊ ትግራዋይ እዩ። ሕጂውን ትግራይ በዞም ሓደሽቲ ትውልዲ እንተዘይተመርሔት ትግራይ ኩሉጊዜ አብ ጭንቅን መከራን እያ።

  • @TekaHailu
    @TekaHailu 2 години тому +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️💥💥

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 Годину тому +1

    የቀንየልና ቴዲ ን መድህንን

  • @tewoldetmye
    @tewoldetmye 2 години тому +1

    ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ዕድመ ወይ ናይ ግዜ ገደብ ክህልዎ ንምንታይ ከም ሓደ issue ዘይለዓል?

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 4 години тому +1

    ❤❤❤

  • @eyassu-oobama
    @eyassu-oobama 8 хвилин тому

    ኣዝዩ ብሱልን ንጹርን መልሲ ብቴዲ - #ኣገናዕ 👍

  • @TsegayMekelle
    @TsegayMekelle Годину тому +1

    ትኽኽል ዘሐፈተይ

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 4 години тому +4

    ትክክል ኢካ ቴዲ ትብሎ ዘለካ ናይ ፃድቃን ሐደገኛ ንግግር ሐደ እግሩ አብ ጉድጓድ ዝአተወ ሽማግለ ስራዊት ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ዝካሐደ ወራዳ እዩ ❤❤❤❤❤

  • @etheth5034
    @etheth5034 2 години тому +3

    ሀደ ክንድሽህ ቴዲ❤❤💯🙏🙏

  • @WeladayZerabruk
    @WeladayZerabruk 3 години тому +1

    ቴዲትክክለኛ ልህዝቢትግራይ ጠጦው ዝበለ ናይመርህሰብ

  • @TsegayReda-e9u
    @TsegayReda-e9u 2 години тому +1

    Teddy great man

  • @HafetabGaneshe
    @HafetabGaneshe Годину тому +1

    ሓደ ነገር ክትፎልጥዉ ዘለኩም ካብ ሕጂ tdf ከም tdf ሕጂ ጠጠዉ ኢልናሉ ዝለና ክንዋጋኣ ወይ ዝመፀ እንተዝመፅእ ዛኣተወ ተዛኣቱ ምንም አይንዋጋኣን።% ምክንያቱ ተካሕድና ኢና ብመንግስቲ ይኩን ብህዝብና ህዝብና ዉን ኪሕድና እዩ ሓደ ሕጂ ናይ መስዋአቲ ዕላማ የብልናን ኣብ tdf ዘለና እኮ ደቂ ምዕራብ ትግራይ ኢና ዓድና ሲእና እበር ናይ መስዋኣ ዕላማ የብልናን ታይ ጊራትልና እያ ትግራይ ንደቂ ምዕራብ ትግራይ 😮ዋይይይይይ

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 45 хвилин тому

    መድሂን ዓይነይ ሚድያኺ ብራኸ ሽው የማነ ፀጋም ከይበለ ክትቅፅሊ እላወበኪ

  • @gueshdesalegn9712
    @gueshdesalegn9712 2 години тому +2

    ኩሉ ግዜ ካብ ደረጅኡ ዘይወርድ ቴዲ አምበሳ ንትግራዋይነት ንትግራይን ዝርድአሉ መንገዲ ይገርም

  • @eyersalemgebregergs3583
    @eyersalemgebregergs3583 3 години тому

    Tkkl Aleka!

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 2 години тому +1

    You are both rxcellent journalists. You are far away aeare than the politicians

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 19 хвилин тому

    🤲🤲🤲👌👌👌

  • @dawityosief4376
    @dawityosief4376 3 години тому +2

    ጉጅለ ጻድቃን ሰራዊት ትግራይ ይፍረስ ዘብሎም ዘሎ ከም ድላይና ክንገብር ዓቢ ስጊኣት ክኮነና ዩ ካብ ዝብል ስጊኣት ዩ ። ንሶም ስልጣኖም እንበር ህዝቢ ይኩን መሬት ትግራይ ኣብ ልቦም የለን!! ናብ ኣቢ ኢዶም ሂቦም እዮም በዓል ጉጅለ ጻድቃንን ጉጅሊኡን ሰራዊት ትግራይ እንተ ተበቲኑ ትግራይ ተበቲና ማለት ዩ። ሓደራኩም ጀነራላት ትግራይ እታ መፍትሕ ኣብ ኢድኩም እያ ዘላ ስለ ዚ ውጹዕ ህዝቢን ስለ ቶም ኣብ ትሕተኩም ዝተሰውኡ መንእሰያትን!!!

  • @TOGOGAMEDIA
    @TOGOGAMEDIA 4 години тому +5

    ንመድህን ከድንቓ ዝጀመርኹ ንጠርጣራው ስቡሕ ብሕቶ ክተዕብዶ ከላ እዩ። በርትዒ!

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 4 години тому +2

    Democracy is not an overnight endeavor, it is a process which matures hand in hand education and economic development 😮

  • @areayat
    @areayat 4 години тому +1

    ✔️

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 4 години тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @girmashtedla4697
    @girmashtedla4697 2 години тому +1

    ልገርም ስብ! ሀማኻ ልበሉ ብሉፃት አንደበተ ርቱእ ሰባት ልትግራይ ብጣዕሚ የድልይዋ::እድመ ይሀብኻ ::