Thank you for your brilliant guest sharing his background & experience to educate the general public. Unfortunately, your guest missed that the Eritrean case is NOT Ethiopian internal problem like Tigray's ethnic war for equality in Ethiopia.
Thank you, Abrahaley(Tsehai Berqi). Unlike the extremely selfish, ignorant, and shallow minded tplf leaders, you are genuine and farsighted gallant freedom fighter. Thank you so much. Eternal glory to Tigrean martyrs!
This is one of the very few touching interviews of.There are originally Eritreans who fought for Tigray and vise versa.Can we say that who belongs close to border areas have the feelings of both Eritrea and Tigray?
Tigray is in the crossfire between Ethiopia & Eritrea. Therefore, if Ethiopia is going to wage war against, Tigray will be the first battleground among Ethiopian & Eritrea. It's too bad you can NOT remove Tigray from the strategic geographic battlefield.
@ How about you? I know anybody who is closer to the province of Tigray people like me that’s what you call us. How far did you go in school? “ DENKORO “
Please people let’s learn, no more war and dictatorship. .. Let’s work together to bring peace and justice by establishing better educations, sport and healing our communities 🥰🙏
Medhin,,, Please help your guest to record & produce his music & market his artistic talent for the general public to buy & enjoy. Invest on your guest's artistic talent & help the public to buy & enjoy your guest's beautiful music.
Great interview as usual and more importantly, an excellent respond. Both of you are great.Thanks a lot
Wow, nice to hear u. Love from Eritrea ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣብራሃለይ ጅግና💪💪💪💪❤❤❤
ትግራይ ሃገር ክትከውን ኣለዋ ኩሉ እቲ ፁሩይ ትግራዋይ ዝሳማማዓሉ ሓቂ እዩ ❤
መድህን ሓፍትና ክኣ ኩሉ ግዜ ሃገር ዝብለ ጹሩያት ትጋሩ ኣምፅልና የቀኔልና❤
ካብዞም ባንዳታት ግዝያዊ ምድንጋር ዘለዉ ሓሽከር ባንዳታት ፃድቃን ጌታቸው ከይተምፅልና ሓደራ 🙏
ተጋሩ ኣብ ጎኒ ጌቾን፡ ጀጋኑ ደቅራያ ኣለና እዞም ባንዳታት ደቂ ዓድዋ ከነጥፍኦም ኢና
Naygiden Tigray Hager tezeykiyna kal'e chefchaf weldo Tigray tesebeyu. 150 amet fetinayo aykonen yiakel
ናይ ብሓቂ ካብ ሓደ ለባም ሰብ ዚወጽእ ሓሳብ እዩ፡ ከማኻ ይብዝሑ ካብ ክልቲኡ ወገን፡ ምስትውዓል ከድልየና እዩ ኣብ ስግር መረብ ብሰሜን ኮነ ደቡብ ዘሎና ሓደ ሕብረተሰብ ኢና፡ በጃኻትኩም ንሕሰብ፡ ተባረኹ
Ethiopiawi 🇪🇹 eka ertra 🇪🇷 aytibel bekae komal 😂
Eway ezom mastika zkonu gorobet entay ena nigebro. Attum sebat maharuna!! nihna Eritreawian (Eritrea)🇪🇷 ennnnaaaa. Niskum tegaru Ethiopiawian ekum akele. Kitigrir zbele ka mrqef ybl.
I like this guy so much❤❤❤
Extraordinary explanation
Thanks
Thank you Berakhe Show…. Such people are the biggest assets to the struggles of the peoples of #Tigray. Such an iconic human being!
Thank you Meden
(Brake show)
We love you 😍 🎉🎉🎉🎉
ጅግና ❤❤❤❤
ኣብራሃለይ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ፅብቅ ሓሰብ ፅብቅ ኣቃራርባ ናይ ባዕልና ደምና ላሃለካ ኣነስ ሰዳናዊ ተመሰለኒ ነይርካ❤
ፀሀይ በርቂ ሓላፊ አርሚ ጥዕናና እዩ ከምዚ ድሕረ ባይታ ከም ዘለዎ ግን አይፈልጥን ነይረ ከምዚ ኩናማ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ቅኑዕ ሰብ እዩ ዝሮ
Hats off Abrahley. What a wonderful soul.
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ቀጽለሉ❤🎉
you're our idole we love you and respect you our beloved Tigrayan brother and warrior
Thank you for your brilliant guest sharing his background & experience to educate the general public.
Unfortunately, your guest missed that the Eritrean case is NOT Ethiopian internal problem like Tigray's ethnic war for equality in Ethiopia.
Very intelligent and talented musician. Very eloquent speaker. Admired the way he responds and capability of explanation
Thank you, Abrahaley(Tsehai Berqi) Berakhe Show btame des bhalye jeigna tgadlye tigray Abrahaley(Tsehai Berqi)👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯♥♥♥♥
ናይ ብሓቂ ጀግና :: ክብረት ይሃብኪ መድሂን::ህዝብና ካብዚ ጸገም ወጺኡ ራህውኡ የርእየና
ናይ በሐቂ ልባም ሰብ
ደስ ዝብል ዕላል
I like his genuine, intelligent, and mature opinion.
❤❤❤❤❤ ፅቡቕ ኣቀራርባ 'ዩ ፀሓይ በርቂ ግን 3 ተ ሰይጣን ጥራሕ ኣይኮኑን መራሕት ኻ እውን ሰይጣውንቲ 'ዮም ። ንትግራይ ሃገር ክትከውን ዝደሊ መራሒ የለን
ትውልዲ ኤርትራዊ ዝጋደል ንትግራይ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ዝገርምዩ ክንድዚ ርእሰምትሓት ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም መድህንውን ከምኡ ብርእስምትሓት ትሳቐ ስብያ። ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ Game Is Over. ዕጫኹም ምስ ኢትዮጽያኹም። ኤርትራ ንኤርትራውያን። ዝወግኤ እንተረሰዔ ዝተወግኤ ኣይርስዕንዩ። በቲ ዝርድኣኩም ቋንቋ ኣምሓርኛ (የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም) ይባሃል። ንሕና ኤርትራውያን ኣኡንርሶዖን ኢና። ሕጂ ትጥጅእዎ ዘለኹምኮ ንርእዮ ኣሎና። እንሆለ ፈረስ እንሆለ መዳ ኣብኡ የራኽበና።
ኣንታ ሓውና ኤርትራ ዝብል ሽም ኮበርታ ምኳኑ መኣስኢኻ ክትርዳእ?
ተጸበዩ ኣብዪ ክረግጸኩም ዩ ተጋሩ ተዓዘብቲ ክኮኑ ዮም
ንፉዕ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
Medhin, your choice of guests they all differ & I the activity.
Keep it up .
Correction. I appreciate you. Selective choices. Keep it up.
አብ አሃዱ ብፀሃይ በርቂ እዩ ዝፍለጥ ብፃይ ወልዳይ ዘኪርዎ ሓላፊ ክፍለጦርና ጅግና ነይሩ ንዓይ ብፉሉይ ክአ ዓርከይ ነይሩ ነብስኻ አብ ገነት ትዕረፍ
Keep bringing all people of Horn to bring understanding and respect for each other 🥰
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓውና🙏❤💛❤💛
ጅግና በዓል ሰፊሕ ልቦና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርታኣን ኣዝዮ እየ ዝፍቅሮም ።
ናይ ወትሩ ጸሎተይ ድማ ፍቅሪን ሰላምን ኣብ መንጎ እዚ ህዝቢ ክከውን ሕልመይን ጸሎተይን እዩ።
ሓውኩም ኤርትራዊ
Thank you, Abrahaley(Tsehai Berqi). Unlike the extremely selfish, ignorant, and shallow minded tplf leaders, you are genuine and farsighted gallant freedom fighter.
Thank you so much.
Eternal glory to Tigrean martyrs!
መዱህን ሽኮሪ
God bless youore❤❤❤❤❤
Don't judge a book by its title ...ንሰባት ብሕብሮም ኣይትፍረዱ ኣጆኻ ሓውና ብናትካ ሕብርይ ሰባት ካልእ እንተ መሰልካዮም ክራር ጥራሕ መንነትካ ትገልጽ እያ== keep it up===🎉🎉🎉🎉🎉
Well come to brake show
My brother
ወይለ ወዲ ዓድና ኢዩ ውን ኣነስ ክራር ክወቅዕ ምስ ረኣኩዎ ኢዲት ድዩ ኢለ ነይረ ሕጂ ግን መን ምካኑ ካበይ ምካኑ ውን ኣብሪሁልና ኣሎ, ኣጆካ ዝሓወይ ናተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Anbesa jegna i appreciated you.
ትግራይ ክንደይ ጅግና እዩ ዘለዋ ዝገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንዃዕ ባ ብሂወት ተረፍካ
ብጣዕሚ ናይዚ ሓውና ሂወት ከብድካ ዝጋማጥል ታሪክን ሂወትን ይትንክፈካ እዩ እሞ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ልቦና ይሃበና እስኪ ብክልተ ወገን ጽልኢ ሪኢኩም ሰብ ክንደይ ሂወት ይከፍል ኣሎ እሞ ሰላም ነዚ ክልተ ህዝቢ ንመነ ጽልኢ ጠጠው ይበል🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏿 ተጋዳላይ ኣብርሃለይ ዐወድመን ጥዕናን ምስ ምልኣት ስድራካ ❤️’’መድህን ጽቡቅ ስራሕ እሞ ይመልኣልኪ❤️
Tsehayberki you are right, we have one future with Eritrea, and to do this independence is the first mandatory step.
በሓቂ ፀሓይ በርቂ
ጅግና ብዓል ዕላማ 🎉
ኣብራሃለይ ብሓቂ ለባምን ጀግናን ኢኻ ። እቱ ሓሣብካ ይገዝኦ እየ
This is one of the very few touching interviews of.There are originally Eritreans who fought for Tigray and vise versa.Can we say that who belongs close to border areas have the feelings of both Eritrea and Tigray?
ህዝቢ ትግሪኛ ንለብምን ነስተውዕልን
We love you brother ❤️
ፀሓይ በርቂ ዋና ናይ ኣርምና ሕክምና ሓላፊ
ካብ ሎሚ ኩናት ዝበሃል አየድልየናን ነገር ግን ቀይሕ መስመር ክጠሓስ የብሉን።እዚ ማለት ሓድነታዊ ግዝኣት ትግራይ ብህፁፅ ክምለስ ይግበኦ።
ዝገርም ዘተ ለባም መስተውዓሊ ❤🙏
ፀሓይ በርቂ ብብፀቱ ካፍቲ ንሱ ዝዘርዘሮ ንላዕሊ ዝድነቅ ሰብ እዩ ብሰርሑ ምሰጉን ብፀባዩ ዝተኸበረ ሰብ ንዓላምኡ ፅኑዕ ንዝአመነሉ ዝሰዋእ እሙን ተጋዳላይ እዩ
💙💙💙💙💙
ለባም ንፉዕ ጅግና ጽቡቅ ገላጺ ታሪኽ ።
Long live brakhe show
Good job 🎉🎉🎉🎉
ብዝተኸኣለ መጠን እቲ ሜዳ ካብ ትግራይ ወፃኢ ክኸውን ምግባር፣ ናይ ተጋሩ ተሳትፎ ብጣዕሚ ምቕናስ፣
በዚ በለ በቲ ንትግራይ ከምዝሃስያ ተረዲእኻ እኹል ድልውነት የደሊ፣
ፅቡቅ አለኻ መን ዶ ይሰምእ? ክልቲኦም ጉጅለታት ይባልኡ አለው።
ኩናት እንተተኸፊቱ ትግራይ ኢዩ መዋግኢ ቦታና ክኸውን ልክዕ ከም ናይ ራሻን፡ ኣመሪካን ኣብ ሶርያን ኣጽዋራተን ዝለማመደሉ ዘለው
Tigray is in the crossfire between Ethiopia & Eritrea. Therefore, if Ethiopia is going to wage war against, Tigray will be the first battleground among Ethiopian & Eritrea.
It's too bad you can NOT remove Tigray from the strategic geographic battlefield.
Fetieka xelieka mexaweti medana tigrai eyu nisikum mis tiwigunu neakum yimilket we're shaebiya Arat kilo Aetiena zewxanakum komalat 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪
He needs to be elected to leadership.. He is honest , kind, assertive and brilliant leader 🙏
I love this man how he plays Kirsre. He so talented 🩵🇺🇸
we love it
One Pure heat better than thousands beautiful face 🙏
መድሂን; ሕልፍ ሕልፍ ኢልኪ ተቕርብዮም ሰባት ብጣዕሚ ፍሉያት መሳጢ ሕሊና ዘለዎም እዮም:: መቸም ኣብ ዓለም ክልተ ዓይነት ሰባት ኣለው:: ጎራሓትን; መስተውዓልቲ ለዋሃትን; በዚ መሠረት ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ብዙሕ ፈተና የሕልፍ ኣሎ: ኣብ መወዳእታ ግና ብከም ጅግና ኣብርሃለይ ዝበለ ኣዚዩ ቅኑዕ ስነ ልቦና ዘለዎም ሰባት ክድሕንን ናብ ስኒት ገፁ ከምርሕን እዩ:: ጅግናን ተኣማናይን ኣብርሃለይ ብጣዕሚ ዝገርም ስነልቦና ኣለካ; ሓቅኻ ኢኻ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ፈፂሙ ክፈላለ ዘይግበኦ እዩ ተፈላሊዩ ሕጂ ኣብ ፀገም ዘሎ:: እሞ ኩሉ ቅኑዕ ሰብ በብዘለዎ ነዚ ህዝቢ እዚ ንምዕራቕ ይቃለስ ንብል: እንተ ንሕና ግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ሓውና!!!
ናይዚ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ሕውሐት ቅንዕና ዘደንቅ አዩ ኤርትራዊ አብ ዝአመነሉ ዕላማ ዋጋ ይከፍለሉ አዩ ::
ይበል መደብ
አብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን ምቅርራብ ክግበር ይግባእ።
ኣበይ ኣለኻ ዘይበልዃስ ኣበይ ኣለው እናበልካ ትህውትት።
@@Zewgu-c1eንስኻ ትሕውትት ዘለኻ ሰላም ኽግበር አለው ሕረስ ሐረስታይ ንገድ ነጋዳይ ብሰላም ብፍቅሪ ንኹሉ አገዳሲ መሰረታዊ ሕቶ እዩ ብሩኽ ዘሪኢ መጻወቲ ዲክተተር ንምንታይ ትብል??
The Eritrean & Tigray people are NOT enemies.
The politicians are the enemy of the people.
ኤርትራዊ ዝብሃል ማንነት የለን ምስ ዝብሉ ደናቑር ተጋሩ ከመይ ጌርካ ምቅርራብ ይክኣል?
@ ብጎቡእ ተረዳእ ኤርትራ ተዘየልያ ትግራይ የላን ትግራይ ተዘየልያ ኤርትራ የላን እዚ propaganda ቅንጮ ሕግደፍ ገዲፍና ሐቂ ን ኩላትካ እዩ. ንምንታይ ይመስለካ 2 ሚልዮን መንእሰያት አብ ኢትዮጵያ እዚ ኮነ ኢሉ አያኻ አዲ ሐሎ ኤርትራ ኢትዮጵያ ተዘየጌሬያ ትግራይ አጢፊኤ መራሒ ኢትዮጵያ ምዃኑ አይተአወተን እዚ ግና ብዙሓት ጸለመ ይመስሎም ኔሩ አዲሐሎ አፍልቡ ዛ ሐረመ ኤርትራ ማለት ኢትዮጵያ አይኮነትን ዝብል የዋሕ እኳ እዩ ኢሉካ ብሩኽ ዘሪ..
መድህን ፡ ብጣዕሚ ፡ ከመሰግነኪ ፡ ይደልይ ፡ እዝሰብ ፡ እዚ ፡ ለዛም ፡ ትግርኛ ፡ ተዛራቢ ፡ ከምእውን ፡ T.D.F ብጣዕሚ ፡ ዝገርም ፡ እዩ ፡
The tgray people should be the capital humanity ✍️✍️✍️
ፅቡቖ ድምፂ ቀፅለሉ ❤🙏
Shilet eka eritrawi keleka eka tgraway konka
DENKORO
Said kibrom DENKORO
ንኸታልል ደኣምበር 100% ወዲ ክልል ትግራይ እዩ፡ ግን ኣብ ኤርትራ እዩ ተወሊዱ። ክልል ተጋሩ ብምሉኦም ግን ኤርትራውያን ክኾኑ እዮም ዝደልዩ።
@
How about you? I know anybody who is closer to the province of Tigray people like me that’s what you call us.
How far did you go in school?
“ DENKORO “
@azaziyohannes only the SAWA product like you can say stupid statement like that. Go back to real school.
ሽምግን ተግባክን ዝሳነ ብሓቂ መድሃንት ዕግበት ኺ
ፀሐይበርቂ ወድ አሃዱየይ 35ኛ ክ/ጦር ባድመ ዓዲ አውዓላ ሓኪም ናይ ብርጌድ ሓደ ናይ በላይ ስዩም ኦፕሬተር ረጅም ርሕቀት ወዲ ፈጠነ
ትግራዎይነት ብቆዳ አይግለፅን ካብዙ ሐውና ትግራወነት ዝተላበሰ ተምሳል ትግራይ ፣ትሕትንና ፣ሰለበሰ፣ኮፋ፣ኢልካ፣እላሉ፣ሞስማእ፣ትፈትዋ፣ሙዚቃ፣ፅን፣ብተመስጦ፣ተዳምፃ፣ሙዚቃ፣ኪይነየ፣ተሰሚኡኒ።
Usually መንነት ናይ ስነልቦና ጉዳይ ኢዩ ብትውልዲ ኣይኮነ ብሕብሪ ቆርበት ኣይኮነ
ኤርትራዊ ተጋዳላይ አብርሃለ ገብርሂወት ተጋዳላይ ሕውሐ ት ደረጃ ፖለቲካዊ ንቅሐትካ ዝድነቅ አዩ ትግራይ ሃገር ክትኮውን አሎዋ ሐቂ ሐቂ ታይ አሞ ጎሓሉ በዓል ጻድቃን ጌ ታቸው በዓል ጎብሩ አስራት ጎሓሉ ሒዛ ትግራይ አበይ ካይጥ ዕ ማ ::
ኣንቱም ሰባት እዛ መድህን ዓይነይሲ ክትጽብቕ! ❤ መንፍዓት ከኣ መሉእዋ እዩ።
ወላ አቲ ላህጃኻ ኤርትራዊ ኢኻ
ሕዚ ያው ቡስሩ ገለ ኣይወጸካን
ካልኣይ ኣቦይ ኤርትራዊ አንዳ በልካ ትግራዋይ ኣይመስለሙን ክክክክ
መዲ ብመጀመርያ ንስራሕኺ ብጣዕሚ ኣኽብሮት ኣለኒ ናይ ኮነሬል አብራሃለይ ወይ ድማ ፀሓይ በርቂ ቃለመሕተት ብዝግባእ ተኸታቲለዮ ብጣዕሚ ደስ ኢሊኒ ተጋዳለይ ኣብራሃለይ ብቀረባ ዝፈልጦ ግለሰብእየ ኣብ መከላከያ ብሓደ ኢና ነይርና ሐዚድማ አብምግዳል ብሓደ ኣለና ተጋዳላይ ኮኔሬል ኣብራሃላይ ባዓል ቡዙሕ ሞያ እዩ ካብኣቶምድማዘያሚ፡ ገጣሚ፡ ፅቡቅ ድምፂ ዘለዎእዩ ብተወሳኺ ድማ ናይሕክምና ባዓል ሞያ(BSC Nurse) እዩ ናይ ሕክምና ት/ቲ እውን ኣብ ደብረዘይቲ መከላከያ ጤና ሳይነስ ኮሌጅ ብዝግባእተኸታቲሉ ብፅቡቅ ነጥቢ ዝተመረቀ ጀግና ተጋዳላይ እዩ ኮታስ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ቡዙሕ ኣስተዋፀኦ እናገበረ ዝመፀ ጅግና እዩ አብዚሐዚ ኩናት ድማ ካብመፈለምታ ጥቅምቲ ጀሚሩ ብሕክምና ሞያ ኣስ ተዎፀኦ ዝገበረ ጀግና እዩ ብተወሳኺ እውን ወዱ እውን ዘጋደለ እዩ ብጠቅላላ ፀሓይ በርቂ መሰተውዓሊ፡ ለባም ፡የዋህ፡ ሩህሩህ እውን እዩ ሐዚ ድማ ኣዛዚ 17 ክፍሊ ጥዕና ኮይኑ እናሰርሐ ዝርከብ ጀግና ተጋዳላይ እዩ ዝግባእ ክብሪ ነሃቦ ንደርፍታቱ ድማ ንሓግዞ መድሄን ድማ ቀፅልሉ
ኤርትራዊ ኢኻ ኣይትበልዮ መድህን ጽብቅቲ እዚ ንትግራይ ኢሉ ዝተቃለሰ ክሳብ ዝኾነ
ትክክል
Ezi Ertawi 🇪🇷 kikewin Aykielin eyu Ab ertra tewelidu yikewin Gandiya 😂
@@fetawihaki3672 ብድዐ ንዮ በሎ ብራቭ
ሰበስልጣን ህግደፍ እኮ ተጋሩ ኢዮም:: በዓል ጥዓመ መቐለ ኢሱ ሓጎስ ክሻ የማነ ህበይ ኣስመላሽ የማነ ቻርሊ ገብረመስቀል ገብረእዝግኣብሄር ክንደይ ክንብሎም:: ንኤርትራ ስለ ዝረግጹ ግን ኤርጥላውያን ይብሃሉ::@@fetawihaki3672
ልቦና ናይ ትግሮዎት አብ አፍሪቃ መዳርግቲ አልቦ ኢዩ ።
ዋይ ሓወይ ዕድመ ልጅዑ ንዞም ፉጉራት መራሕቲ ከግልግል ፀኒሑ ግን አብ ናይ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ኩልሻብ ኢካ ናተዘከርካ ክትነብር ከምዚ ዝመሰለ ጀግና ቢሂወት እናሃለወ ሓወልቲ ክስራሓሉ ነይርዎ
ናጽነት ኤርትራ ዘይኣምን ኤርትራዊ 😂😂 እንቃዕ ወሰድኩምልና እዝስ 😂😂😂
ኪድ ነቶም ዝገዝኡኻ ባዕዳውያን ጥልያን ኬድካ ናፅነተይ በሎም:: ስኑዕ ዘይ ጥልያን ኢያ ሰኒዓትካ
Please bring him next time this guy again medhen
ዘገርም ታሪኽ
Well said tegadalay Abrhale 🎉🎉🎉
How is he Eritrean? Bereket simon is Eritrean but both fought for Ethiopia. So he is Ethiopian.
Please people let’s learn, no more war and dictatorship. .. Let’s work together to bring peace and justice by establishing better educations, sport and healing our communities 🥰🙏
ብዛዕባኻ ክዛረብ እኳ ዓቕሚ የብለይን እንድዩ ከም ሰብ ግን ርኢቶይ ከምዚ ይመስል ትግራይ ዊዒላ ሓዲራ ሃገር ክትከውን ምኳና ዘይተርፍ እዩ ቅሰን ክብለካ ይደሊ ስለምንታይሲ ትርጋራይ ሃገር ናታ ቋንቋን ባህልን ሃይማኖትን ስርዓተ ክብሪን ዘለዋ ሃገር ስለ ዝኾነትን ናይ ሓደ ቛንቛን ሃይማኒትን ወናኒት ሃገር እያ ግን ከኣ መንግስቲ ዘይብላ ሃገር እያ እሞ ተጋሩ ተረዳዲእኩም መንግስቲ ኣቑሙ እምበር ሃገርሲ ኣቦታትኩም ተኺለኺሎሙልኩም እዮም ሕጂ ምቑዛም ደይኮነስ ከመይ ንትግራይ መንግስቲ ተቑሙላ ተመኻኸሩ ተጋሩ።
He is amazing 🫶🫶🫶
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤💊💊
wae ata anes tgrja zkil junub sudan ko eu mesln neru ez wed zgerm kilet eu bravo
ኣዚኻ በሊሕ ወዲ ዓይላ-ጉንደት ጅግና👏🏽🫶🏾
ጉንደታይ ንቕድሚት 🙌🏾🙌🏾 ብገዛእ ሓዉና 💙💙💙💙❤️
መቸም ዓይንኻ ዝደጉሕ ጽልሚ ኣይረኣናን , ግርህናን ዋዛን ቀያሕታይ ወዲራያ ግን ኣመና የስሕቕ , ገብራት ፀሓይ በርቂውን ቅንዕናኻን ሞራልካን ይበል ዘብልዩ.
💙💚💙
ፀሓይ በርቂ ጅግና ።ዓዲ ነብሪኢድ መሰል ኣብዝበሃል ቦታ ዘይርስዖ ብሓንሳብ ኮይና ንሓዉ ክንደሊ ከለና ከክንድኡ ብጣዕሚ ይጭነቕ ነይረ ።
ሰናይ ዘበን የምፅአልና ምእንታኹም
Medhin,,, Please help your guest to record & produce his music & market his artistic talent for the general public to buy & enjoy.
Invest on your guest's artistic talent & help the public to buy & enjoy your guest's beautiful music.
ታሪኽ ክድገም አለዎ ህዝብይ ኤርትርያን ህዝብይ ትግራይን ሓቢሩ ንኣብይ ካብ ስልጣን ክወርድ አለዎ
ሰላም! ፅቡቕ ቃለ መሕተት ግን ድማ መድህን ብዛዕባ ኤርትራ ሰላም ምሕሳብ ዝኸፍእ ኣይኾነን "ፅፃና".....እንታይ ማለት'ዮ? ብዕፃ ዝመፅእ "all most non" ብፃዕሪ ዳኣምበር። ወነንቲ ባዕሎም ምኾን ደኣምበር ምስለኔ/ሓሽከር ንምኾን ብዙሕ ላሕ ትብሊ እብል ኣይፋል። ይኾኖ! እቲ ኻልእ ተጋሩ ምስ ሻዕብያ ዝተሰለፉ ብዓይኒ ጥርጣረ እንዳተርኣዮ ከምዝተቀተሎ'ኸ ትፈልጢ'ዶ? ብቀንዱ ኤርትራ ንኤርትራውያን ክትኸውን ከምዝኾነት ኩሉ ትግራይ ብተጋሩ ክትምራሕ ይግባእ።
እቶም ብሕብሪ ቆርበቱ እትጻረፉ ዘለኹም ዓለም ገዲፋትኩም ተስፋትኩም ትሕምበ ብ ኣላ እንተዳኣ ኣንቢብዎስ ክንደይ ይንዕቀኩም ይኸውን ደቓሉ ንሱ ግን ዘይተበለለ ወደባት ምዃኑ ትፈልጡ ኢኹም ክንደይ እንዕቀኩም እኸውን ክንዲ ርብዒ ናቱ ልቦና የብልኩምን።
ንፉዕ ምቑሉ ል ለባም ካኣበር ህድእ ኢሉ ዝምልስ መድሂን ካኣ የቐንየልና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ወዲ ሰብ ኣብቲ ዘበርከተሉ ከም ዚነብር ንዘይ ግንዘቡ ኡኹል መረዳእታ'ዩ።
❤❤❤