Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህር ወልዳኣብ ሓውና እወ ፅቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ሪኤያ ነይረ
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መኣዝ እዩ ክነቅሕ እዚ ህዝቢ 😢😢😢😢
እንዒበ ሎሙስ ገሪምና😢
ጽቡቅ መደብ ምንቅቃሕ እዩ።ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ።❤
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ክቡር መምህርና ወልደ ኣብ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና😢
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ወልድኣብየ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አብ ክንዲ ወርቂብሩር ዝተፋላለዩ ሓፂናት ስራሕቲ ሽክላ ኮተይ ዘይንክእሎ ሞያ የለን እዚደሞ እግዚአብሔር አምላክ ጥበብ ስለ ዝዓደለና ዳአምበር ስብ ስለንበልዕ ወይ ብዳ ስለዝኮና እይኮነን እግዚአብሔር አምላክ ንኩሉ ሰብ ማዓረ ገሩ ደይኮነን ዝፈጠረና ንምንታይ ድኣ ብዘይዋዓልናዮ ብዘንክእሎ ናይ ርኩስ መንፈስ ስራሕ ሽምና ዘርእና ተፀሉምና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እብ ከባቢና እካ ክምዞም ናይ ሓንጣሎ ወጀራት ስድራ ግፍዕን መቅተልትን ምፍንቃልን ተዘይ እብፅሑልና ምንፃል ግና እሎ ይፀርፍና ይሳለቁን እንሕና ድማ ንምንታይ እዮም ከምዚ ዝብሉና እናበልና ርእስና ነትሕት ምሽምቃቅ ይስመዐና እና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ዝሕብረተሰብ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድሎ ንእሳት ወለዶ ካብ ወለዶም እዮም እቲ ፀሪፍ ጠብብዶ ብዳዶ ክም ትውፊት አሚናም ዝቅበልዎ ባላ ርክስ መንፈስ ሓሚሞም እብከባቢኦም ዘሎ ሓፂን መፂን ዝሰርሕ ሰራሕተኛ የጣብቅሉ የፅልምዎ😢😢😢😢 ብዙሕ ምበልኩ ግና ታይሞ መቸም ዝሕብረተስብ እይቅየርን እይምሃርን አና መስተውዐሊ ይሃቦም እየ ዝብል እነ ካብቶም ኢድጥበበኛታት ለበምቲ ተወላዲት ምካነይ ሕጉስቲ እየ ❤ አጆና ከምዚከማይ ተሊኩም ርእስና ክነትሕት የብልልና እንሕና እውን ሰባት ኢና ካብአዳምን ሂዋንን ኢና ተፈጢርና ኢና ረሳሕ ዝብሃል ዓፅሚ የብልናን ክፍአት ድሑራት ሰባት ዘፀልሙና እምበር ስለዚ መራሕቲ ሃይማኖት ብደንቢ ክትምህርዎ አለኩም ነዚ ድሑር እተሓሳስባ ዘለዎ ሕብረተሰብ ሰናይ ወሰላም የክብረካ ይፈትወካ የድንቀካ እየ ክብር መምህርና ወልድኣብይ❤
Ezi shgr hzbi nay merahti haymanotyu meskelom hizom ageb aybeluwon seb
Great lesson. keep it up bro. I really appreciate your effort and knowlege. May God bless you more. Thank you!
ብጣዕሚ የሕዝን ዋላ ድያቆን ክኮኑ ኣይክእሉ ቀሺ ክኮኑ ኣይክእሉን ንማንታይ እዩ ግንእቶም መራሕቲ ሃማኖት ንምንታይ ዓገብ ዘይብሉ 😢😢
ቃለሂወት የስምዓልና መምህረይ❤❤❤
egzabIher mhretu yazzelna zgerm eu 💔💔💔💔💔💔💔💔💔 yermm
እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም መምህር ጸጋ የብዝሓልኩም ቃል ሂወት የስመዓልና ብዛዕባ እዚ ኣብ 2017 ንክንዘራረብ ተቋጺርና ኔርና እንተኾነ ግን ብድሕሪኡ ተጣፊእና ሓደራ ብከመይ ክረኽበኩም ይኽእሉ ክትምሉሱለይ እሚ ክንዘራረብ ብሃንቀዉታ ይጽበ ኣለኹ
ክትሓብሩ ኣለኩም ደሓር ድማ ብረት ኣልዕሉ ዘጸልመኩም እንተልዩ ተኸታቲልኩም ነቲ ዝርብሽ ሕማቕ ኮሚደረ ኣጥፍእዎ። እምበር ሰብ ሰብ ኢዩ።
የሕይወት ቃለ ያሰማልን ይበርቱ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና፡፡
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna
መጀመርያ እዞም ሰባት መን ኢዮም። እዞም ዓሌት ጠቢባን እንብሎም እስራኤላዊ ዓሌት ናይ ሳባ ዘርኢ ዘለዎም ኢዮም። ጽቡቓት፡ መሃዝቲ፡ ብኣእምሮ በላሕቲ ኢዮም። ልክዕ ከምኡ ሽግር ዝነበሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ፈላሻ ተባሂሎም ይጽውዑ ደሓር ናብ እስራኤል ተወሲዶም፡ ዜግነቶም ተዋሂብዎም ኣዝዮም ጽቡቕ ኣለዉ። በዚ ዝተጀመረ ቅንኢ ስም ምጽላም ተኻይድሎም። ዘሕምምን ዘሕውን ሓደ ኣምላኽ ሙኽኖም ዝረስዑ ረሲኣን ኢዮም።ኮነ ኢልካ ስም ሰባት ምጽላምን ቅንኢን ኢዩ። ዋላ ኣብ ትምህርቲ ንፉዕ እንተኮንካ ደብተራ ይብለካ መታን ካብ ትምህርትኻ ሰገጥ ክትብል ኢዩ።ከሕምም ዝኽእል ሓይሊ ኔርዎ እንተዝኸውን ምቐተሎ ግን ዘየለ ጸለመ ስለዝኾነ። መብዛሕትኡ ድማ ነቶም ድኽም ዝበሉ ዝዳረጎም መንእሰይ ዘይብሎም ዝበልዎም ስድራ ኢዮም ዘጥቅዑ። እዚ ምኽንያት ሰብ ምጽላም ኢዩ። ሓንቲ ከዕልለኩምሲ ሓንቲ ንሓደ ተፍቅሮ እሞ፡ ንሳ በቃ ተጨናኒቓ በቃ ሒዝኒ ኢለ ከጸልሞ ኢየ ኢላ መዲባ መን ሒዝኪ ክብሉ ዓጢኖም ክሳብ ጎረርኣ ዝጥቅር። ደሓር ወዲ ስድርኣ ኮፍ ኢሎም እንከለዉ ብረቱ ሒዙ ደው ድሕሪኡ ሓቂ ተዛረቢ ወይ ድማ ንብምሉእኩም ከቃብጸኩም ኢየ ምስ በለ፡ ጓል ፍትወት ስለዘለኒ ኢየ ምስ ኣበየኒ ብከምኡ እንተሰለጠኒ ኢየ ኢላ ይበሃል።ክሳብ ሕጂ እዚ ጥበብ ስርሓት ዋላ ኣብ ኤውሮጳ ይሰርሑ ኢዮም፡ እምበሺኳ ደኣ ንብረቶም ኣዝዩ ክቡር ይሽየጥ።ሰብ ምክፋእ ኢዩ እምበር እንታይ ክገብሩ ዝረኣዮም ኣሎ። ገሊኣ ድማ ነዚ ከይትጽረፍ ኢላ ስራሕ ትገድፎ። ዝገርመካ ነገር እንተሎ ካብኦም ንብረት ምግዝኦም ከኣ ዘይገድፉ። ነቲ ሰብ ትፈርሖ፡ ነቲ ንብረቱ ደኣ እሞ ዘይትፈርሖ ክገብር ዝኽእል ኔሩ እንተዝኸውን። ክትሓርስ ክትጫኹር ክትኩዕት ዘኽኣሉኻ ንሶም ኢዮም። ኣየናይ ማሽነሪ ኣሎ ደኣ እሞ ኣብ ኤርትራ ክስራሕ። እዚ ባህሊ እዚ ንድሕሪት ጎሲስዎ ዘሎ ኢዩ።ua-cam.com/video/2qc6So5Rslk/v-deo.htmlsi=CiDkGSxIX8ylez8O
Haki tezarbka nmatebka eka gn zgermeka edmen tinan yhabka nkuhin muhurun eu mhurs mhur dea
😢😢😢
እንቃእ ብደሓን መጻእካ መምህርና ወልደኣብ
Amen(3)❤❤❤
ኣታ እዞም ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ከደንግጽካ እዚ ሽግሮም ዘይውዳአ እዋይ ተካል ስማዕ😢
Atman selezekonu eyom zeteregemu feteret eyom hasadat hezbi
Wala ezom akeshti mexhaf qudus yenbubu ember ayrdewon eyom beti bahli eyom zkedu nhzbna kenqhwo ygbae beti hakena megedi
እቲ ጥንቁልና ካብቲ ዓይነት ኣፈዋውሳ እዩ ዝጅምር።ንኣጋንንቲ ክንግስጸሉ ዝተዋህበ ፡ስም ፡ሓዋርያት ውን ዝተጠቀምሉ ስም እንተሎ ብስም #ኢየሱስ #ክርስቶስ ዝብል ዩ።ካብዚ ወጻኢ ስም ጎይታ ዓቅሚ ከም ዝሓጽሮ፡ምስ ናይ ቅዱሳንን ካልኦይ ስዉራት ኣስማትን ሓዋዊስካ ፡ንሰባት ክትፍውስ ምፍታን ግን ፡ኣስማተኛንነት ዩ ።
❤
❤😢
Eway kemzi ke alo du
አታ ዲያቆን ሐሲኻ ትዛረብ አሎኻ መራሕ ሀይማኖትየ ትብል ቡዳ ጠንቃሊ ሰብ ዘሳቂ ዝቀትል ብድያብስ አሚኖም ንሰኻ ግን ሐሳዊ ምምህር ኢኻ
Aranshi do banana nrka Seb zbeliaka👹👹👹
ርእስኻ ሕጸብ ዝሓወይ ድሒርካ ኣለኻ
ካብ መጀመርታ ኣዳምፆ ኣይትፃረፍዋ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህር ወልዳኣብ ሓውና እወ ፅቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ሪኤያ ነይረ
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መኣዝ እዩ ክነቅሕ እዚ ህዝቢ 😢😢😢😢
እንዒበ ሎሙስ ገሪምና😢
ጽቡቅ መደብ ምንቅቃሕ እዩ።ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ።❤
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ክቡር መምህርና ወልደ ኣብ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና😢
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ወልድኣብየ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አብ ክንዲ ወርቂብሩር ዝተፋላለዩ ሓፂናት ስራሕቲ ሽክላ ኮተይ ዘይንክእሎ ሞያ የለን እዚደሞ እግዚአብሔር አምላክ ጥበብ ስለ ዝዓደለና ዳአምበር ስብ ስለንበልዕ ወይ ብዳ ስለዝኮና እይኮነን እግዚአብሔር አምላክ ንኩሉ ሰብ ማዓረ ገሩ ደይኮነን ዝፈጠረና ንምንታይ ድኣ ብዘይዋዓልናዮ ብዘንክእሎ ናይ ርኩስ መንፈስ ስራሕ ሽምና ዘርእና ተፀሉምና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እብ ከባቢና እካ ክምዞም ናይ ሓንጣሎ ወጀራት ስድራ ግፍዕን መቅተልትን ምፍንቃልን ተዘይ እብፅሑልና ምንፃል ግና እሎ ይፀርፍና ይሳለቁን እንሕና ድማ ንምንታይ እዮም ከምዚ ዝብሉና እናበልና ርእስና ነትሕት ምሽምቃቅ ይስመዐና እና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ዝሕብረተሰብ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድሎ ንእሳት ወለዶ ካብ ወለዶም እዮም እቲ ፀሪፍ ጠብብዶ ብዳዶ ክም ትውፊት አሚናም ዝቅበልዎ ባላ ርክስ መንፈስ ሓሚሞም እብከባቢኦም ዘሎ ሓፂን መፂን ዝሰርሕ ሰራሕተኛ የጣብቅሉ የፅልምዎ😢😢😢😢 ብዙሕ ምበልኩ ግና ታይሞ መቸም ዝሕብረተስብ እይቅየርን እይምሃርን አና መስተውዐሊ ይሃቦም እየ ዝብል እነ ካብቶም ኢድጥበበኛታት ለበምቲ ተወላዲት ምካነይ ሕጉስቲ እየ ❤ አጆና ከምዚከማይ ተሊኩም ርእስና ክነትሕት የብልልና እንሕና እውን ሰባት ኢና ካብአዳምን ሂዋንን ኢና ተፈጢርና ኢና ረሳሕ ዝብሃል ዓፅሚ የብልናን ክፍአት ድሑራት ሰባት ዘፀልሙና እምበር ስለዚ መራሕቲ ሃይማኖት ብደንቢ ክትምህርዎ አለኩም ነዚ ድሑር እተሓሳስባ ዘለዎ ሕብረተሰብ ሰናይ ወሰላም የክብረካ ይፈትወካ የድንቀካ እየ ክብር መምህርና ወልድኣብይ❤
Ezi shgr hzbi nay merahti haymanotyu meskelom hizom ageb aybeluwon seb
Great lesson. keep it up bro. I really appreciate your effort and knowlege. May God bless you more. Thank you!
ብጣዕሚ የሕዝን ዋላ ድያቆን ክኮኑ ኣይክእሉ ቀሺ ክኮኑ ኣይክእሉን ንማንታይ እዩ ግንእቶም መራሕቲ ሃማኖት ንምንታይ ዓገብ ዘይብሉ 😢😢
ቃለሂወት የስምዓልና መምህረይ❤❤❤
egzabIher mhretu yazzelna zgerm eu 💔💔💔💔💔💔💔💔💔 yermm
እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም መምህር ጸጋ የብዝሓልኩም ቃል ሂወት የስመዓልና ብዛዕባ እዚ ኣብ 2017 ንክንዘራረብ ተቋጺርና ኔርና እንተኾነ ግን ብድሕሪኡ ተጣፊእና ሓደራ ብከመይ ክረኽበኩም ይኽእሉ ክትምሉሱለይ እሚ ክንዘራረብ ብሃንቀዉታ ይጽበ ኣለኹ
ክትሓብሩ ኣለኩም ደሓር ድማ ብረት ኣልዕሉ ዘጸልመኩም እንተልዩ ተኸታቲልኩም ነቲ ዝርብሽ ሕማቕ ኮሚደረ ኣጥፍእዎ። እምበር ሰብ ሰብ ኢዩ።
የሕይወት ቃለ ያሰማልን ይበርቱ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና፡፡
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna
መጀመርያ እዞም ሰባት መን ኢዮም። እዞም ዓሌት ጠቢባን እንብሎም እስራኤላዊ ዓሌት ናይ ሳባ ዘርኢ ዘለዎም ኢዮም። ጽቡቓት፡ መሃዝቲ፡ ብኣእምሮ በላሕቲ ኢዮም። ልክዕ ከምኡ ሽግር ዝነበሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ፈላሻ ተባሂሎም ይጽውዑ ደሓር ናብ እስራኤል ተወሲዶም፡ ዜግነቶም ተዋሂብዎም ኣዝዮም ጽቡቕ ኣለዉ። በዚ ዝተጀመረ ቅንኢ ስም ምጽላም ተኻይድሎም። ዘሕምምን ዘሕውን ሓደ ኣምላኽ ሙኽኖም ዝረስዑ ረሲኣን ኢዮም።
ኮነ ኢልካ ስም ሰባት ምጽላምን ቅንኢን ኢዩ። ዋላ ኣብ ትምህርቲ ንፉዕ እንተኮንካ ደብተራ ይብለካ መታን ካብ ትምህርትኻ ሰገጥ ክትብል ኢዩ።
ከሕምም ዝኽእል ሓይሊ ኔርዎ እንተዝኸውን ምቐተሎ ግን ዘየለ ጸለመ ስለዝኾነ። መብዛሕትኡ ድማ ነቶም ድኽም ዝበሉ ዝዳረጎም መንእሰይ ዘይብሎም ዝበልዎም ስድራ ኢዮም ዘጥቅዑ።
እዚ ምኽንያት ሰብ ምጽላም ኢዩ። ሓንቲ ከዕልለኩምሲ ሓንቲ ንሓደ ተፍቅሮ እሞ፡ ንሳ በቃ ተጨናኒቓ በቃ ሒዝኒ ኢለ ከጸልሞ ኢየ ኢላ መዲባ መን ሒዝኪ ክብሉ ዓጢኖም ክሳብ ጎረርኣ ዝጥቅር። ደሓር ወዲ ስድርኣ ኮፍ ኢሎም እንከለዉ ብረቱ ሒዙ ደው ድሕሪኡ ሓቂ ተዛረቢ ወይ ድማ ንብምሉእኩም ከቃብጸኩም ኢየ ምስ በለ፡ ጓል ፍትወት ስለዘለኒ ኢየ ምስ ኣበየኒ ብከምኡ እንተሰለጠኒ ኢየ ኢላ ይበሃል።
ክሳብ ሕጂ እዚ ጥበብ ስርሓት ዋላ ኣብ ኤውሮጳ ይሰርሑ ኢዮም፡ እምበሺኳ ደኣ ንብረቶም ኣዝዩ ክቡር ይሽየጥ።
ሰብ ምክፋእ ኢዩ እምበር እንታይ ክገብሩ ዝረኣዮም ኣሎ። ገሊኣ ድማ ነዚ ከይትጽረፍ ኢላ ስራሕ ትገድፎ። ዝገርመካ ነገር እንተሎ ካብኦም ንብረት ምግዝኦም ከኣ ዘይገድፉ። ነቲ ሰብ ትፈርሖ፡ ነቲ ንብረቱ ደኣ እሞ ዘይትፈርሖ ክገብር ዝኽእል ኔሩ እንተዝኸውን። ክትሓርስ ክትጫኹር ክትኩዕት ዘኽኣሉኻ ንሶም ኢዮም። ኣየናይ ማሽነሪ ኣሎ ደኣ እሞ ኣብ ኤርትራ ክስራሕ። እዚ ባህሊ እዚ ንድሕሪት ጎሲስዎ ዘሎ ኢዩ።
ua-cam.com/video/2qc6So5Rslk/v-deo.htmlsi=CiDkGSxIX8ylez8O
Haki tezarbka nmatebka eka gn zgermeka edmen tinan yhabka nkuhin muhurun eu mhurs mhur dea
😢😢😢
እንቃእ ብደሓን መጻእካ መምህርና ወልደኣብ
Amen(3)❤❤❤
ኣታ እዞም ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ከደንግጽካ እዚ ሽግሮም ዘይውዳአ እዋይ ተካል ስማዕ😢
Atman selezekonu eyom zeteregemu feteret eyom hasadat hezbi
Wala ezom akeshti mexhaf qudus yenbubu ember ayrdewon eyom beti bahli eyom zkedu nhzbna kenqhwo ygbae beti hakena megedi
እቲ ጥንቁልና ካብቲ ዓይነት ኣፈዋውሳ እዩ ዝጅምር።
ንኣጋንንቲ ክንግስጸሉ ዝተዋህበ ፡ስም ፡ሓዋርያት ውን ዝተጠቀምሉ ስም እንተሎ ብስም #ኢየሱስ #ክርስቶስ ዝብል ዩ።
ካብዚ ወጻኢ ስም ጎይታ ዓቅሚ ከም ዝሓጽሮ፡ምስ ናይ ቅዱሳንን ካልኦይ ስዉራት ኣስማትን ሓዋዊስካ ፡ንሰባት ክትፍውስ ምፍታን ግን ፡ኣስማተኛንነት ዩ ።
❤
❤😢
Eway kemzi ke alo du
አታ ዲያቆን ሐሲኻ ትዛረብ አሎኻ መራሕ ሀይማኖትየ ትብል ቡዳ ጠንቃሊ ሰብ ዘሳቂ ዝቀትል ብድያብስ አሚኖም ንሰኻ ግን ሐሳዊ ምምህር ኢኻ
😢😢😢
Aranshi do banana nrka Seb zbeliaka👹👹👹
ርእስኻ ሕጸብ ዝሓወይ ድሒርካ ኣለኻ
ካብ መጀመርታ ኣዳምፆ ኣይትፃረፍዋ