1ይ ክፋል ዳህሳስ መጽሓፍ "ተሓድሶ ካበይ ናበይ"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 20

  • @merhawighebrameskel5250
    @merhawighebrameskel5250 4 місяці тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓዉና መምህርና ወልደኣብ

  • @HlnaedaHiba
    @HlnaedaHiba 4 місяці тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ክቡር መምህርና እግዝኣብሄር ብምሕረቱ ቅድስት ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን ብተርዳእነቶም ምሳካ ይኹኑ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bereketbere4809
    @bereketbere4809 4 місяці тому

    Amen qal hiwet yesmalna memhrna ❤⛪️🙏🏼❤️💐⛪️⛪️

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 4 місяці тому

    መም ወልደኣብ መ"መምሊሱ ጸገኡ የብዝሓልካ።ንዓና ድማ እዝኒ ልቦናና ይኽፈተልና

  • @habtes6907
    @habtes6907 4 місяці тому +6

    ክቡር ሓው እግዚኣብሔር ይደግፍካ፡ ኣብዚ ናይ ፈተና ዘመን ጽኑዕ መምህር ቤተክርስትያና ኢኻ።

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 Місяць тому

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣንጻር ተሃደሳውያን ደዉ ዝብሉን ዝምጉቱን ዝሃበና። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር ሓውና

  • @bereketaraya9454
    @bereketaraya9454 4 місяці тому +1

    መምህር ወልደኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ነዊሕ ዕድመ የጽግብካ ብሰላም ወፊርካ ብሰላም ክትምለስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ። ❤❤❤❤❤ በሓቂ ብዙሕ ኢኻ ትደክም ዘለኻ እሞ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈለ ዓስብኻ ይኽፈልካ

  • @S.የማርያም.ልጅ
    @S.የማርያም.ልጅ 4 місяці тому +2

    ቃል ሂወት የስምዕልና መምህር ወልደኣብ❤⛪🙏፡ ዮሴፍ ሓውና መሰረታዊ ኦርቶዶክሳዊ ትምርቲ ተማሃር ንቤተክርስትያን ንሕተት ብርእስና ኣይንቶርጉም ንባዕልና ሓንጎልናን ኣረዳድኣናን ኣተሓሳስባናን ከነሕድስ እዩ ዘለና

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 місяці тому +2

    ሰላም እንቋዕ ደሓን መጻኻ መምህር ወልድኣብ ከመይ ትኸውን፧ ጸጋ የብዝሓልካ ሓወይ ቀጽሎ❤🎉😊።

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 4 місяці тому

    Kibret yhabelna, Ezgabiher xegu yebzhalka, newih edme yhabka, Amen

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete3747 4 місяці тому +2

    As always great lesson. God be with you whatever you do😊

  • @ErmiasBerhe-bp4iu
    @ErmiasBerhe-bp4iu 4 місяці тому +1

    Egzihabiher haylu yebzhalka memhir...nay bhaki abi srah yu tserho zeleka...amenti keymntelu abi hagez yu tgebro zeleka. ..ezom abzi haki teloka endabelo zizarebu tehadso yom, dfret yeblom fit nfit kigetmuka...bertie tray nska bhayli Goytana Eyesus!

  • @ሄርሜላጋልተዋህዶ
    @ሄርሜላጋልተዋህዶ 4 місяці тому

    ❤❤❤

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 4 місяці тому +1

    ጽብቅ መልሲ አዩ

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 4 місяці тому +1

    ስላም ምምህረ ወልደአብ አቲ ዝገረም ካብቶም ስብኽቲ ኢና ዝብሉ ንስኻን ዲያቆን አሽመላሽን ክሙኡ ውን ምምህረ አማኒኤል ጥረይ አኩም አቲ ኻልኢ ግና ትዓዛቢ ጥረይ አዩ ዘሎ አዚ ድማ የሕዝን አዩ

    • @henokghebremikael2486
      @henokghebremikael2486 4 місяці тому

      Bejeka memhr weldeab kulu sebekti ges rieom eyom zsebku. Memhr weldeab nwelehade seb afelalay keygebere nkulu eyu zgst. Gn haki zzareb seb seabieu wuhud eyu kulu gzie. Kal hiwet yesmealna hawna weldeab

  • @amanuelhaile9898
    @amanuelhaile9898 4 місяці тому +1

    ኣብ TikTok ኣገልግል ክቡር ሓው። ብዙሓት ደቂ ተዋህዶ ኣሎዉ

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 місяці тому +1

    ❤❤❤

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 4 місяці тому +1

    ኩልና ዲቂ ትውህዳ ላይኪን ሽሬን ኢና ገበሪና ናብ ኩሉ ክበጽሕ ንግበሪ የሕዋት

  • @habtes6907
    @habtes6907 4 місяці тому +3

    ተውሳኺት ሓሳብ፡
    እንተጸረፉኻ ምኽንያቶም፥
    ንተሓድሶ ስዉርን ግሉጽን ምንቅስቓሳቶም ስለእተጋልጽ።
    ነቶም ኣፍልጦ ዘይብሎም ከም ኣባጊዕ ተኾብኲቦም ዝኸዱ ድማ ብሓሳብን ኣፍልጦን ክብድሁ ስለዘይክእሉ እዩ። ዝተሳዕረ እዩ ናብ ጸርፊ ዝኸይድ። እግዚኣብሔር ቅዱሳን መላእኽቱ ልኢኹ ይሓሉኻ።