- 1 258
- 4 312 045
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Netherlands
Приєднався 2 лют 2016
Eritrean Orthodox Tewahdo Teachings
Відео
ካህናት ዝመስሉ ጀነራላት ምፍሳስ ደም፡ ኮነሬላት ምፍልላይ፡ ኣምበሳደራት ጽልኢ ኣውራጃውነት
Переглядів 4,8 тис.7 місяців тому
ካህናት ዝመስሉ ጀነራላት ምፍሳስ ደም፡ ኮነሬላት ምፍልላይ፡ ኣምበሳደራት ጽልኢ ኣውራጃውነት
መርዓ ህጻናት ኣብ እስልምና ብሓሶት ይትርጎም hasot bzaba mera aisha
Переглядів 4839 місяців тому
መርዓ ህጻናት ኣብ እስልምና ብሓሶት ይትርጎም hasot bzaba mera aisha
32 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ልዮን በዓል ሮም 2ይ ክፋል)
Переглядів 74310 місяців тому
32 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ልዮን በዓል ሮም 2ይ ክፋል)
ማርያም ኣብ ቁርኣን/ ሃማን ኣገልጋሊ ፈርዖን ወይስ፧ / ኣብርሃም ካብ ሓዊ፧
Переглядів 95010 місяців тому
ማርያም ኣብ ቁርኣን/ ሃማን ኣገልጋሊ ፈርዖን ወይስ፧ / ኣብርሃም ካብ ሓዊ፧
ቁርኣን ናይ ኣላህ ድዮ ናይ ዑመር quran nay allah do nay omer
Переглядів 70110 місяців тому
ቁርኣን ናይ ኣላህ ድዮ ናይ ዑመር quran nay allah do nay omer
30 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ኢባስ በዓል ኤዴሳ Ibas of Edessa)
Переглядів 66510 місяців тому
30 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ኢባስ በዓል ኤዴሳ Ibas of Edessa)
29 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ቴዎዶረት በዓል ቂሮስ Thewodoret of Cyrus 393-457)
Переглядів 82410 місяців тому
29 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ቴዎዶረት በዓል ቂሮስ Thewodoret of Cyrus 393-457)
28 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን ቴዎድሮስ በዓል ሞፕሱስቲያ (Theodore of Mopuesetia)
Переглядів 2,7 тис.10 місяців тому
28 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን ቴዎድሮስ በዓል ሞፕሱስቲያ (Theodore of Mopuesetia)
መጽናዕቲ ሓዳር ቁ 23 (ስለ ምንታይ ሰበይቲ ትእዘዝ፧ ሕማም ጽንፋዊ ፌሚኒዝም)
Переглядів 91510 місяців тому
መጽናዕቲ ሓዳር ቁ 23 (ስለ ምንታይ ሰበይቲ ትእዘዝ፧ ሕማም ጽንፋዊ ፌሚኒዝም)
26 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ጉባኤ ኬልቄዶ 451 ዓ/ም)
Переглядів 1 тис.11 місяців тому
26 ክፋል መጽናዕቲ ሓድሽ ኪዳን (ጉባኤ ኬልቄዶ 451 ዓ/ም)
ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ሕይወቱን ትምህርቱን ምሉእ መጽሓፍ ብድምጺ
Переглядів 4,2 тис.11 місяців тому
ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ሕይወቱን ትምህርቱን ምሉእ መጽሓፍ ብድምጺ
ሰማዕትነትን ኣየምልጥኩምን ካልኦት ብቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምሉእ መጽሓፍ ብድምጺ
Переглядів 3,3 тис.11 місяців тому
ሰማዕትነትን ኣየምልጥኩምን ካልኦት ብቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ምሉእ መጽሓፍ ብድምጺ
❤❤❤
Entay zebel halewelwo eyu
እዚኣቢይሄር ጸጉኡ የብልካ ሓግስካ🎉🎉🎉❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Kale hiwet yesmeana kubur hawnat memhrnan🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
wellcome❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር
Amen qale hwet yesmralna zemen agolgletka ybarkelka Amlak kubur haw🙏🙏🙏
👏👏👏
Ewe
ንርእስኻ ናብ ድሕነት ምጻእ....ንርእስኻ ጠፊእካ ሰብ ተጥፍእ ዘለኻስ....ናብ ድሕነት ክመጹ ትብል ንርእስኻ ቅድም ዳሓን...ሕጂ ውን የሱስ ንበይኑ ኡኹል እዩ ሕውስውስ ኣይተብሎ ...ያኢ ፈላጥ ክትመስል😢
Amen(3) qal hiwet yesmalna weldeab hawna Amlak nay agolglot zemenka ybark newih edme yhabka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Slleziy nibuda zlebehale seb asirka nab beat maycholot wesidka gezitka amhlka kabta bududa teawtsueo edhr nay deqi sebat dhnet delika malet eyu hzbyna kab zeagurua zteweldu alewu eaty zat msdaqa tewoldu alo zlezy ezkulu dem deqina zefasis zelo nusu eyu
Kemzy kemaka zeameselu sebat aneindie nimntay ekum seytan kaytnkef tbtsibetau seytansi nmntay buda ybehal btaemi yqireta ember deqisebat kaydihnu zgber gosgas duyu etom kemziy tblu ekum dihrkum zelekum btaemi tedengtsi seytan nkaytnkef eyu eti hasabka
Buda eti seb aykonen abtyseb hadiru felitu ane seytan eye kaybele ane lete eye yble etiy seytan nataseb keqtla slezdeli ane lete eye yble ember abty seb. Hadru eqifat yewrd
Amen Qal hiwet yesmeana Memhir Weldeab hawina xegu yebzehalka❤
Amen(3) qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤
Amen (3) qal hiwet yesmalna weldeab hawna ab xelotka zekirni ❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ኣንጻር ተሃደሳውያን ደዉ ዝብሉን ዝምጉቱን ዝሃበና። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር ሓውና
እንታይ ዝበልዎ ዘበን በጽሒና ደቀይ! 1. ካብ ንዘይትፈልጦ ክትምልስ ምህዋኽ ኣይፈልጥን እየ ምባልዶ ኣይበልጽን!? ትሕዝቶ ናይቲ ታሪኽ ክሳዕ ዘይነበብካዮን ዘይፈለጥካዮን: ከመይ ኢልካ ባዕላዊ ትንታነ ክትህብ ክኢልካ? 2. ኣብ ሓድሽ ኪዳን መርገም የልቦን ወይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣይሓልፍን እዩ ዝብል ምህሮ ካበይ ዝመጸ እዩ? "ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ ደሙ ኣባናን ኣብ ደቅናን ይኹን፡ ኢሎም መለሱሉ" (ማቴ 25.27):: "እቲ ኻብ ደም ኣቤል ጻድቕ ጀሚሩ፡ ኽሳዕ ደም እቲ ኣብ መንጎ ቤተ መቕደስን መሰውእን ዝቐተልኩምዎ ዘካርያስ ወዲ በራክያስ፡ ኣብ ምድሪ ዝፈሰሰ ዅሉ ጻድቕ ደም ኣባኻትኩም ኪበጽሕ እዩ። እዚ ዅሉ ነዚ ወለዶ እዚ ኸም ዚበጽሖ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። የሩሳሌም፡ የሩሳሌም፡ ኣቲ ንነብያት እትቐትሊ፡ ነቶም ናባኺ እተላእኩ ብእምኒ እትጭፍልቒ፡ ከምቲ ደርሆ ንጨጨውታ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፋ እትእክቦም፡ ክንደይ ሳዕከ ንደቅኺ ኽእክቦም ዘይደሌኹ እሞ ኣቤኹም" (ማቴ 23.35-37):: "ኣየ፡ ንስኺ በዛ መዓልቲኺ ንሰላምኪ ዚኸውን ነገር እንተ ትፈልጢ። ሕጂ ግና ካብ ዓንይንኺ ተኸዊሉ አሎ። ጻላእትኺ ቐጽሪ ቐጺሮም ዚዞሩኺ መዓልቲ ኽትመጸኪ እያ እሞ፡ ኪኸቡኺ፡ በዝን በትን ከኣ ኬጽብቡልኪ እዮም። ዘመን ምሕረትኪ ሳኣን ምፍላጥክስ፡ ንኣኽን ኣባኺ ንዚነብሩ ደቅኽን ኪግምጥሉኺ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኣይኪሐድጉልክን እዮም" (ሉቃ 19.42-46):: 3. ቅዱሳት መጻሕፍቲ ካብ ሓድሽን ጋሻን ዝኾነ ምህሮ ክንጥንቀቕ ከምዘሎና ዚምዕድ እመስለኒ:: እንተ ኾነ ግና: ባዕልኻ ሓድሽ ትምህርቲ ክምህር እየ ምባልካ: ምስቲ ቅዱስ ቃል ኣይጋጮንዶ? 4. ጎይታና ይኹን ሃዋርያት: ክምህሩ እንከለው: ኣየናይ መጽሓፍ ይጥቀሙ ነይሮም? መጻሕፍቲ ብሉይን ሓዲስን ይጥቀሙ ነይሮምዶ ይኾኑ?
Amen (3) qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤
Amen(3)❤❤❤
Amen(3) qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen (3) qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤
Amen(3)❤❤❤❤❤❤❤
Amen(3) qal hiwet yesmalna weldeab hawna
Amen kale hiwet yesmealna nay agolgulet zemenka ybareki
Amen(3) qal hiwet yesmalna
Amen (3)qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Weldeab hawna sleti tgbro senay agolgulot Amlak abzihu ybarka😊
❤❤🎉🎉❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ የብዝሕ ቅረብ ግን ብሂወተይ እተመሓላልፍ ንዘላ ካብታ ዝነበርኩዋ ግዛ እያ ተመሓላልፍ ንዘላ ሓቲ ጋማሕበር ሓንቲ እንቃዕ፡ደኣ ብገድሪ ኣብ ሂወት ሰብ ኣይ ኣተና ኣይዓመጽና ወይ ኣተጋሰስና እበር ኩሉኹም ጽብቅ ገርኩም መሃሩ ሰማ ከዝካራ ጸላእየይ መሕረዲ ኣየመነ መውስቦ እልካ ዝሓተትካዮ ጸበሎም ኣልክየና ሳባ ከሎም ዓዲ ገበር መሕረደኺ ናባኺ የመለስ መስካ ሂወተይ ኣቦይን ኣደይን ምስ ወድሓውቦኺ ዋላ ኣብ ዳቆን ሃልዎ ተመስገን ኣምላኸይ ካን መሕረድን ቅትለቲ ምኻን ዘድሓኒካኒ ኩሉም ደቆናት ኩኑ ካሎኦት መዛሙራን ኩኑ እዛ ስብ እዚ ኣብ ሂወተይ ኣብልኩም ብተቅርብዋ ደሓር ሰልምታይ ከብሉ ካእ ተትገብርና ኣብ ውሽጢ በተክርስቲያን የራኽበና ኣብ ኩሉኹ ከሓቲት ሰላምታ እንታ ሰለ ዝጥቀማ ኢየን ከስብ መዓናጡ ናብ ሂወት ዘመሓላልፎኦ ምስ መጸምድተን ኮነን ሰለምታ ናይ ርኪቢ የካዪዳ ኣብ ሂወትካ ደቂስካ ኮሎኻ ኣብ ግዛኻ
ኣሜን❤❤❤❤ ቃል ሂወት የሰምዐና 🙏🙏🙏
ኣንታ ሓወይ ቀዲምካ ኢቲ ታሪኽ ኣንብቦ orthdox እነተ ኾይንካ ኣቡነ ሊባኖስ ኢዮም እቶም ኣቦ
Amen (3) qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen(3)❤❤❤❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና❤
ሰላም መምህርና ቅሩብ ጠፊእካና 🙏? ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ክትህሉ ተስፋ ይገብር. ብሃንቀዉታ ንጽበየካ ኣለና ❤. ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ 👍.
ፀግኡ የብዘሐልካ ወልደአቡ ሓወይ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን👏🥰🙏👏👏👏👏
ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል ሓውና፥
❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
Qali hiwet yesmAlna memhrna
Amen amen amen kal hiwet ysmalna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ዕድመን ጥዕና ይሃብኹም ፈጣር👏
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ መምህር ወልደ ኣብ ሓውና❤❤❤