To ensure the interview runs smoothly and without distractions, I would recommend avoiding any scheduled phone calls during the conversation. This will allow us to fully focus on the discussion and ensure a productive and uninterrupted interview process!
ዋውውው ኣንታሰብ ብዙሕ ጉድ በእዩ ጸዊሩ ዝኸይድ ዝርለዎ እዋይ ጉዳማት። ንይዚ ጉደኛ ኣብራሃልይ ክፍለ ታሪኽ ሓደማዓልቲ ከተስሙዑና ኣለኩም።ናይቶም ኣባላት መድያ ሚስጢራዊት ዓንኬል ሓደ ብሓደ ኣቃልዑልና ፣በርትዑ!!
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኢዩ። መደብኩም ሰማዕቱ እንዳበዝሑ ይኸዱ ስለዘለዉ፡ ኣገዳስነት ናይ'ዚ እተካይድዎ ዘለኹም መደብ ዓዚዙ ኣሎ'ሞ ንቀጻሊ ብተመሳሳሊ ኣርእስቲ ክትመጹና ንጽበ።
Nezerab, you are a real hero. God bless you. Thank you for telling the truth 🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ጀጋኑና እሙናት ሰብ ሕድሪ ዓበይቲ መማህራን፡ ዕድመን ጥዕናን ሓይልን ዓወትን መጎስን እምነየልኩም ንዓይ ንኽሕሸኒ ኢሳያስ ኣጽናቲና ኣሊናስ ዓደይ ክምለስ።
ነዞም ሰባት ብዙሕ ግዜ ክትቅርቦም ይምረጽ ብዙሕ ዝጽባሕ ዝኸዉን መዛግብ ስለዘለዎም
😂😂😂 tay mezgeb kebika ab masker senafe zegberen awaled zeynegrena
ነጸረኣብ መዝገብ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾንካ ኣምላኽ ዕድመ ይሃብካ መዝገብ ከይጠፍእ
ነጸርአብ ኑጹር ሓሳብ ዘለዎ ከም ሽሙ
ካብቲ ሕማቅ ልምድታት ናይ ገድሊ ቶንኮን ምእላም ኢዩ ኣብና ነጸረኣብ ድማ ጽብቅቲ ናይ ተንኮል ድርሰ ልቢ ወለድ ኣቅሪብኩ ገለ ካብቲ ዓሚቅ ወንጃሊ ኣጥፍእን ልምዲታትኩ ነዚ ዎሎዳ ተውርሱ ሰለዝልኹም 💔
ቆልዓዊ ስነሓሳብን ዓቅሊጽበታዊ ህዉተታን ብጣዓሚ ዝሕፍር ለኽባጣት ጸረ ኤርትራዉነት ሓዉተታ ኢዩ እዚይ
Neygaf naie edome kekefale
Eyom
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤
ሀራም ሃራም ያ ካዳዓት የረትርይን ጃባርን የደተርይን ጃባርን ያ ከዳዓተ ጎሮበታሺን ጎሮበታሺን
ነጸረኣብ ኣንበሳ ጅግና
To ensure the interview runs smoothly and without distractions, I would recommend avoiding any scheduled phone calls during the conversation. This will allow us to fully focus on the discussion and ensure a productive and uninterrupted interview process!
መማህራን ናይበሐቂ በርገድ ንሐመዱ ካብዞም መማህራን ብዙሕ ክመሀር አለዎ
አየኸየ ንስኹም ዝፈለጥኩሞ ሚስጥርሲ መንግስቲ ኤርትራ ከመይ ዘይፈልጦ እዚአ ግን መሳኪን መንእሰያት ከም በዓል አወል ሲዒድ ማዕብል ዶኾን ይንጸሉ ብምባል ኢኹም ትግዕሩ ዘለኹም ብቀደሙ ጀብሃ ንዓኹምን ከማኹን ስለ ዝሓዘለት እያ ኮሮኮን ተሚማ ተማሃሩ ካብ ታሪኽ ሚስጥራዊት ዓንኬል እንዳበልኩምሲ ኩሉ ዘርዚርኩሞ ሓስውቲ ናይ ጀብሃ ጎሓፋት
Hi Westmeath how are you doing anyways what do you think Eritrea have to do keep quiet after fighting 3 0 years if so why where we fighting thanks
እዋይ ዘደንግጹ ባራይ ፍሊት ከም ዝገበርካሉ ሃመማ ዕግርግር ኢሎም
መሻሙሽ ሃደምቲ ከዳዓት ወኻሩ ሰብኡት ድኣ ይቅፁሉ ኣለዉ ናይ ሰበይቲ ቡን ጌራ ነቲ ሕማቅ ሰብኣይ ዓዲማ ትሓሚ ስለዚ ሓቀኛ ሰብ ብሃገሩ ኣይደራደርን እዩ ደቂ ዊዒጊን መቃብርኩም ዓድጉ
Yemen nay men eyw?
ብጣዕሚ ተሕዝኑ እዞም ሰባት ትብልዎም ዘለኹም ብሓቂ ለውጢ ከምጽኡ እንተሓሲቦም ክድገፉ እዩ ዝግብኦም ኔሩ እቲ ሓቂ ግን ንስኻትኩም ውልቀ ጽልኢ ኣብቶም ትብልዎም ዘለኹም ሰባት ስለዘለኩም እዩ ጸበብቲ ዓሌታውያን ኢኹም ንፈልጠኩም ኢና ።
የሕዋት እንታይ ዝኾነ እዩ እቲ ዓሊ ኣሰድ???
ኩሉቲ ከምገበን ጌርካ ዘቕረብኩሞ ንድሕነት ሃገር ሙኻኑን እቶም ዝተጠላቐዩ ወይ መሸቀጢዝኾኑ ዘለዉ ድማ ንጥፋኣት ሃገርዩ ኔሩ።ኣብ ከባቢና እታ ዘላም ዘለዋ ሃገርን ዛሓየለትን ኮይና ደላ ብጽንዓት ተጋዲሎም ሳላ ዝመስረትዋ ብዝሓየለ ጽንዓትን ትብዓትን ኩሉ ተጻዊሮም ድማ ንህላዊኣ ዝፈጸምዎዩ እዚ ገበነኛ ጌርኩም ተቕርብዎም ዘለኹም
ዋላ ኢቲ መትክልኩም ኣብ እምንትኩ ተጽንዕኩ ኣብ መንጎ ህዝብ ደም ክትክሉ ኩስቶ ንክስቶ ቀትልዋ ገድፍካ ኣብ ዕላማካ ጽናዕ
እቲ ዝተቐትለ ጸሃየ ቦኽረጼን እዩ ዝበሃል መኣረምታ
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ab sawrawi democracyawi ginbar Eritrea sedegea Wedi Smelash hade kabtom bilibu zikales zemnelu emun tekalasay eu ❤
94 ምስ ሱዳን 95 ምስ የመን 97 ምስ ጅቡቲ 98 ምስ ኢቶጽያ መንእሰያት ኤርትራስ ንዓረር ኢና ተፈጢልና የሕዝንን 😭
😂😂😂 emo suk elu deyu kewerer nerwo
ፍረ ዘይብሉ ሃተው ቆጦው ኣብትበጽሕዎ የብልኩምን ሓተላን ሓተላ ግለት ኢኩም ትውጽኡ
Entay chibti alekum, welehanti mertio zeyblu halewlew eyu.
Kedeat tukalu resahat
❤
Well come 💙💚💙💚💙💙💙💙💚💚💚👂👂👂👂👂
እንቓዕ ደሐን መጻእኩ ክቡራት አያታትና ርሑስ ልደትን ሐድሽ ዓመት ይግበረልና❤
ጎሮም ቲኒቲና ነጸረ ሙዙሙር ኢቲ ደግሑኤ መርጉዲ ጽራ አሪሚናዊህ ሙራሐቲ ህግ መጻኢት ኢሪቲራ ህዚቢ ኢናማሀሪና መዲኢና ኢና
ብጣዕሚ ንጹር ሓበርታ ነቶም ሕሰውቲ መርዘን ኢኩም ነቲ ናይ ሓሶት ሓበረታ ክህቦ ዝፈተኑ ምስኪን ህዝቢ ከኣ ኣጋላጊልኩሞ ኣለኩም እም ቀጽልዎ።
ንስካትኩም ካራ ውራይ ኢኩም ዘይትረብሑ ክፉእ ኣክንዲ ዝስየር ይግተር ምስ ከንደይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ብሃለውሎው ክትሕልፍዎ ግዜኩም ዘይትረብሁ ዱሁላ።
Anium hasewit drbayat resha ziqum itfa
እታ ትኩእ ካብ ህ.ግ. ኢደይ ሂበ ኢሉ ከም ዝመጸ ሓቂ እዩ ግን ስለ ዝተፈልጠ ኣብ ትሕቲ ጸጥታ እንከሎ ኢዩ ተወጊኡ ኣብ ኢድ ህ.ግ. ኣትዪ ስለዚ ኣብ ሰለያ ስራሓት ከይጀመረ እንከሎ ኢዩ ተታሒዙ።
Kebti zelil halay
ሰለሰተ በሰለሰተ ከዳዓት ወጮ እንተ ገልበጥካ ወጮ ከሎም አቦታትኩም ዝሰርሑ ካዳዓት ኢኩም ካንሰር 😢😢😢
Hasewti naynebsukum zeytgebru tarik seb teqashishu
ሰላም ክቡር ሓው ብዛዕባ አብ ሳሕ ል ብጥይት መራሒ ጋንታ ተቐቲሉ ዝበልካዮ አብ 1976 ካብ በጦሎነከ 164 ምኽትል ሓይለ መቶ አለቐ ሰሎሙን ዘነበሩላ ሓንቲ ጋንታ አብ ሐለከበት ዝነበረት መራሒ ጋንታ ፍራንኮ ዝበሃል ሳጉኡ ቤንዓምራይ ዝቐተሉ ትዛረብ እንተሊኻ አቲ ዘተቐትለ እዉእ ጸሃየ ቦኽረጼን እዩ ዝበሃል።
ክቡራት ተቓለስቲ ኣሕዋተይ ካብ ጸላኢ እንታይ ንጽበ ናታቶም ተበግሶ ክኸውን ኣይክእልን እዩ ቀደም ምበልዖም እዚኦም ባዕሉ ዘዋፈሮም ኢዮም።
ኣይተረቡሑን አኹም ነሓደ ኣዉራጃ ከተዉዱቁ ምሕሳብ ባዓል ነጸራኣብ ዶንቆሮ ኣብ ሰነዓፈ ዚገበሪኻዮ ምስ ወያነ ኾይንኻ ዚሪሳዕ ይመስለኻ ።ነዞም ኣብ ስአሊ ኣቂሪብኻዮም ዘለኻ ጀጋኑ ኪንዲ ኻልሲ ናይ ጫሞኦም ኣይቲኹኑን አኹም
Btaemi kexlwo ajekum 🩵🩵🩵🩵🩵👍👍👍👍💐
ነጸረኣብ ኣብ ትግራይ ሰበይትካ ገዲፍካ ከለብለብ ክትብል ንሰበይትካ ኣቆጢዕካ። ሰበይትካ ኖርወይ ምስ ኣተወት ብለመና ደቅካ ቤተሰብካ ተጸምቢርካ እንበር ሰበይትካ ሽርሙጥናካ ኣጽሊእዋ ኣይደለይትካን ክትሕወሳ
ነጸርአብ እሞ ብስድራይ እንድኻ ድአ መጺእካኒ አብር ሀለ ክትፈልጥ መራሕየየን አኮይን እዩ ንፈልጦም ኢና ትብል ንስኻ እምበር ፍሉጥ ከም ስጋሕበጥ አብ ልዕሊ ህዝቢ ሰንዓፈ ዝራሰኻዮንዝስረቅካዮን ድሮ ረሲዕካዮ አብ ሰንዓፈ ናብ ቆልዓ ሰበይቲ ትገብሮ ነርካ ሐይልኻ ሻዕብያ ሰርሑ ሰሪሑ ምስ፡ውጸ ንስኻ አሻክርካ ውዱቃት ምልሻ ሒዝካ ስብ ተፋራርሕ ትሰርቅ ዝነበርካ ዓጢነስ ምስቶም አናብስ ክትፍክር ወያነ ትስሕቀካ እያ ዘላ ተሰቲርካ ኮፍ በል ፍቱሕ ሐዳርኩም ግዳ ዘይትአልዩ ምስ አኮይ ጅግና ድአ ሕተተሉ ነብርሀለ ወዲ ክፍለ ምስቲ ጅግና አኮይ ድአ ዓቅሚ ዘይብልካ
Mahber Genazo😂
ፖው !! ናብ ጀብሃ ዝተሰለፍኩላ መዓልቲ ብጣዕሚ'ያ ተኹርዓኒ!?
ውዱቕ ኣተሓሳስባ!!
እዚ ህዝቢ ፈጺሙ ኣይክድሕንን'ዩ!! ቀንዲ ተሓታቲ ኸኣ እዚ ንባዕሉ ግዳይ ኮይኑ መላእ ሕብረተሰብ ግዳይ ዝገበረ ናይ ገድሊ ወለዶ ብፍላይ ከኣ ተጋዳላይ እዩ።
እቲ ኣብ ውርደት እናነበረ "ኩራዕ ወዲ ኤረ" ብምባል ንሕሰሙ ዝለመዶን ንባርነቱ ዘሳስን ንኡስ ወለዶ ኣይትሓዞን'ዩ!!
ነጸረኣብ፣ ናብ ገድሊ ምኻድካ እንታይ ወሊዱ ተባሂሉ እንተትሓቲቱ፣ እቲ መልሲ ፍሉጥ'ዩ!! ተጋዳላይ ብምዃኑ ጥራይ'ዩ ዝኾርዕ ዘሎ!!
እዚ፣ ውርደት ይበሃል !!
ሰላም ኣሕዋት ነጸረን መዝሙርን የቀንየልና ጽቡቅ እትፈልጥዎ ሰነድ ቃልሲ ምሕባርኩም ። እዞም ጌና ሰለይቲ መሳርሒ ኣረሚን ህግደፍ ክልተ ዓያሹ ግና ጊዜ ክፈርዶም እዩ`።
ውርደት እንተኮይናስ ናትካ እያ ኣተሓሳስባኻ ኣሪጋ ሞይታ እያሞ ልቢ ግብር ተኣደብ ንዓኻ ክሕሸካ።
@gatogato2852 😂 ኢዶም ኣይስኣኑ ሻዕቢያ፣ከምዚ ከማኻ ሓቂ ዘይፈልጥን ንሓቂ ዝፈርሕን ትውልዲ ከም ዝፈጠሩ ይፈልጥ'የ። ህዝቢ ኤርትራ ናብዚ ዘለዎ ውድቀት ዘብጽሖ ገድሊን ገድላዊ ኣተሓሳስባን ምዃኑ ኣጸቢቁ ይርድኣኒ'ዩ።
ንስኻ፣ ብኹሉ ነራትካ ነቦሓጎታትካ ዘይኮነስ ንተጋዳላይ ኢኻ ትመስል። ኣብ ኣባሓጎታትካ ዝነበረ ጭውነት፣ፈሪሃ-እግዚኣብሄር፣ ውርዙይ ባህልን ስነ-ልቦናዊ ኣተሓሳስባን ኣባኻ የለን። ምስ ኣባሓጎታትካ ዘራኽበካ ገመድ ተበቲኹ'ዩ። ከምዚ ንኽትከውን ዝገበረካ እቲ ኣብ ገድሊ ዝተፈጥረ ነውራም ባህሊ ከም መንነት ኣብ ውሽጥኻ ከም ዝሰርጽ ስለ ዝተገብረ'ዩ። ንነብስኻ ሓቲትካ መልሲ ክትረክብ ትጽዕር ሰብ እንተኾይንካ ክርድኣካ'ዩ። እንተዘይተረዲኡካ ግን፣ ንስኻ ድኣ ንዓኻ ክሕሸካ ጸዓር 'ምበር፣ ኣነስ ጽቡቕ'የ ዘለኹ።
😂😂😂 ab dege zetderbeye hasab si ket kori
@emitiemiti1419 ይገርመካ'ዩ!! ኣነ ልክዕ ከምኡ ተጋዳላይ'የ፣ ናብ ገድሊ ዝኸድኩላ መዓልቲ ከም ርግምቲ መዓልቲ'የ ዝቖጽራ። ምኽንያቱ፣ እቲ ገድሊ ብሓፈሻ ብዘይካ ጥፍኣት ካልእ ዝረኸብናሉ ነገር ስለ ዘየለ።
ንምንታይ እዮም ኩሎም ኣብዛ ውዳበ ዘለዉ ደቂ ሓንቲ ኣውራጃ ሰራየ ጥራይ ኮይኖም???? 🤔
1992 two high our leaders Woldemariam bahlebi and wedi bashay kidnapped from kassala and still unknown whereabouts for 33 years.
Husur poletics nay denbe Enyny mehferti😂.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
❤
ደለይቲ ልውጢ( ግብረ ሰዶም ) ዕሱባት ንኤርትራን ኤርትራውያነን ኣይትውክሉን ኢኹም። ፎፎፎፎ
ከንቱ ሃጠው ቐጦው።
ሓው ነጸራአብ ወልዳይ ካሕሳይ ዝምራሕ ዝነበረ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰራዊት ሓሙሻይ ክፍሊ አብ ከበሳ ዝንቀሳቀስ ዝነበረ ኢዩ::
ምክትታል ዶባት ሞሎቦርን ከባቢኣን እዩ።
ኣፍሪቃ ዘማሕይሽ ኣይ ኮነን
ሕቶ ክሓተካ ንምንታይ ዕላማ ድኣ ተቃልዖም ኣለካ ብምስጢር ይቃለሱ እንተልዮም።
😂😂😂😂 ata zeblwo ayfeltun yom
እዛ ናይ ሰውራዊ ባይቶ ምስ ወያነ ውግእ ምስተጀመረ እብ ጎኒ መንግስትና ኣለና ዝበልካዮ ነጸረኣብ ወይ ኮነ ኢልካ ትሕሱ ኣለኻ ወይ ተወጃቢሩካ ኣሎ...
Ata entay eyu zebel delo keqtulka nyreom hsawiy
Ab anseba agmalka mgusay mhasheka neiru
Thanks ሀቢቲኖ ኒኪቢሪቲካ
ብጣዕሚ ቡሉጻት ሰባት❤ ንሕና እውን ንሕበነልኩሞ✌️👑
Kubur haw Netxereab bzaeba eta falul tibehal gujle nab Asmera ziatewet aflto aleka do yikewn.
🌼🌼💐💐💐💐💐💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙
ጋዋኑ ኣረግቶት ስደተታት በካዓት
Eway hasot 1975 kalska kontu eyu neiru
ሓሶት መግለጺ እናሃብካ ህዝቢ ትብክሉ መጀመርያ ወዲ ሓሰብ አብ በረኻ ተቐቲሉ ኢልከ ፍጹም ሓሶት ማሕሙድ ገዝኡ እናአተወ አብ ገረብ ጸኒሑ ቀቲልዎ ድማ ተታሒዙ ድሕሪ ነዊሕ ዓመት አብ ካርቱም ተሓኒቑ ካልእ እቲ ካሌብ ተስፍስላሰ መራሕ ብርጌድ ዝበልካዮ ናየነይቲ ብርጌድ ሓሲኻ በራጊድ ጀብሃ 69 ሓንገላ 61 ሳልሕ ዳውድ 71 ትምሳሕ 72 ዕስማን መሐመድ 75 ዓሊ ሓሰን 77 ስዒድ ሳልሕ 81 ዓብደላ ጸጋይ 44 አድረስ ዓሊ97 ገብራይ ትወለ ስለዚ ኩሉ ትንታነኻ ነጸረአብ ብጣዕሚ ሓደገኛ
😂😂😂 anta seb kemher meas mexyu tekatolom Kebl nebalu tederbyu seb kedrby yu delyu
Biafka yihazka hashaw hasaw drbay wedisbyti
ካብቶ ደቂ አውራጃካ ዘጥፉኡዋ ዘለውስ ይሐይሽ ምስ ባዓልንስካስ ለውጢ ክመጽእ ሐሰዊ
ምስ ብዓል መን ለውጢ ከም ዝመጽእ ውጻእሞ ሓብሮ፡ ኣይትጻረፍ ንለብም ድኣ ዕሽነት ይኣክል ክቡር ሓው።
ነጸርአብ ምዘይጽመድ ጸሚድካ ንአቦሽዓር አብርሀለ ካባኻ ንላዕሊ ንፈልጦ አብታ ዝሞተት፡ጀብሀ እኮ ብሐደ ኢና ነርና አይትፈልጥን ዲኻ አብርሀለ ፈዳይን ኮይኑ አስመራ ጦርሰራዊት ፈጥፈጥየብል ከምዝነበረ ተውስኽካ ን ወዲ ተላ ባይሩሕተቶ አታ መጅላግ በጊዕ ዓጋመ አብ ህዝቢ ሰንዓፈ አብ ግዜ ናይ ዶብ ኩናት ዝፈጸምካዪ ረሲዕካዮ
Ketsilulu.metsahifiti.ekim.agokum.akaliewom.nic💙💙💙💙💙💙💙💙
ኩቡራት ኣሕዋት ሕቡእ ሰልፊ ሕቡእ ኣንኬል ምባል ነዚ ወለዶ ዚ እንታይ ተመኩሮ ኪኾኖ ኢዩ ?
ኣብ ጊዝይኡ ግን ኣስሪሕዎም
ብዛእባ ዘሎ ዘይንዛረብ
እንታይ ንግበር ዘይንበሃሃል
ነተን ከክፉአን ኣሪኻ ነቲ ቃልሲ ትርጉም ከምዘይነበሮ ጌርካ ምቅራብ እንታይ ኣይነት ውዲት ዩ እንድኢ ???
ሰውራ ኣሉታ ኔርዎ (90/100)
ኣሉታ ኔርዎ (10/100)
ተኣዊቱ ድማ
ስለዚ ነቲ ገዚፍ ኣዎንታዊ መዳይ ገዲፍካ ነተን ዝወሓዳ ኣሉታዊ ሃለውለው እንታይ ኣምጸኦ
በጃኹም ሃናጺ ነገራት ንዛረብ
ነቶም ንነጸርአብ ዘይትፈልጥዎ ከነላልየኩም ወያነ ነዚ ነጸርአብ ከም ፒአር ክትጥቀመሉ ድሕሪ ኢሳያስ ፕረሲደንት ኢላ ዝሽየመቶ እየ ን ባዓል አመሪካን ኤሮጳን ድማ ከም ፒአር መጻ ኢ መራሕ መንግስቲ ኤርትራ ኢላ ተላልዮ ነራ አብ ናይ ሰንዓፈ ኩናት ሻዕውያ ን ወየነ ዓጺዱ ዓጽዱ ስርሑ ሰርሑ ምስ ወጸ ንነጸርአብ አማሐዳሪ ሰንዓፈ ገራቶ ሰራዊት ነሮሞ አብዚ ኮንካ ማእሪርካ ብላዕ ኢላቶ ከብቲ ጠለበጊዕ ዚንጎ እንዳፍረሱ እንዳሽጡ ካብ ዝነብሩ ዝነበሩ እዩ ህዝቢ ስንዓፈ ነጸርአብ መን እዩ ይፈልጡ እዮም
😂😂😂 nexerab ab masker keloka zegberkayen awaled zeytglexen kab ab zey akmika temtater
ነጸረኣብ ሓሲኻ እኳ ክብለካ ኣይደልን ግን ተጋጊኻ ክብለካ ኢየ ምኽንያቱ እንድሕር ድኣ ሰውራዊ ባይቶ ነቲ ውግእ ምስ ህግደፍ ኔሩ ከመይ ኢሉ ሰራዊት ሰውራዊ ባይቶ ኣብ ትግራይ ኔሩ? ከምታ ናይ ቀደም ክሳብ ሕጂ ካብቲ ስነ-ሓሳብ ናይ ህውሓት ኣይወጻኻን።
ኣታ ንስኻትኩም ታሪኽ ኣልቦ ስለዝኾንኩም ሕጆ ታሪኩም ኣምሓይሹ ሕጂ ወለዶ መንእሰይዩ ሕጅዎ ዘሎሞ እስኹም ኣብጉሓፍ ኣቲኩም ምኻንኩም ዝይምፍላጥኩምዪ።
እዋይ መሳክን ደምበ ዒነ ኣርብዓ ዓመት ሃንቲ ከየፍረያ ኣብ ሃሶትን ምክፋእን ተጸሚደን
ክክክክክ ዝጠፈሸ ነጋዳይ ዝሓለፈ መዛግቡ ይግንጽል ድዩ ተባሂሉ ኒሻዕብያ ኣሽሓት ኪሎ ሜተራት ሃዲሙ ዝጸርፎ ወኻርያ እምበር ፊት ንፊት ዝስዕሮ የለን እሱኩም ክካ ዝጠፈሸ ነጋዳይ ዘይኮንኩም ዝጠፈሹ ዑሱባት ወያነ ኢኩም ኒኡሽተይ ወለዶ ኣይተደናግሩ ሓሰዉቲ
Hatela glet Design wedegeba
ተሰተር እንተበልኩዎስ ይግተር ይብላ ኣዴታትና።
ንኻልእኩም በልዎ።ከዳዓት።
እዞም ናይ 1975 ዝወፁኡ ንጀብሀ አንዓር ዝነበሩ ኢኦም ናይ ሰብዓን ሀሙሸተ ዓመት ጀብሀ ዘበፈሸሉ ከዳዕት ፀቢብ አታሃሳሰባ ዘለውም እዞም ካንሰር ብገድ ሀመዱ ዝባሀለ ሎሚይ እቶም ሐምሳታት አንድነታዊያ ሀደ ኢኦም ሰውራ የረትራ አብ ሱሳት ኑፅሕ ኢዮ ነይሩ
ካብ ጀብሃስ ናጽነት ተሪፋ ኔራ ሳላ ህዝባዊ ግባር ረክብናያ
ካብዞም ኩሎም ፈረስኛ ሐደ ዘይብሎም ልበኛ ከምዝባሀል ልቢ ዘለዎ ሲኢንኩም ጓህማም ንጓህማም ፍቱሐት ተሐቢኩምክ ዘይትስተሩ
አታ ዓፋፍ ነጽርአብ አብ ጀብሀ እኮ ነርና ኢና ሱቅ ኢልካ ዓጀፍጀፍ ትብል ካብ አናብስ አብ ዓዲ ዘለዉ ተቃምት አብዚ አለናካ ጀልጋፍ
ነጸርአብ እዚ ኩሎ ትፍክሮ ዘለኻ ርግጸኛ እየ አብ ኢትዮጲያ ወይ ትግራይ ኮንካ ኢኻ ክመኽረካ ግን ናብ ኤሮጳ ወይ አመሪካ ገጽካ ግን አይትሕስብ እዚ ኩሎ ን ብዓል አመሪካ ትሕስውሎም ዝነበርካ ንኢሳያስ ብእዝኑ ወጢጠ ከምጽአልኩም እየ ኢልካ ትሕጦ ዝነበርካ ዶላራት በፍንጫኻ ምለስን ከይብሉኻ አብታ ዘለኻያ ኩዕንትኻ እንዳአረካ ድአ ኮፍ በል እስኮመስታ ይገብር ዋላ ንሱዳን ውን ጠንቀስ ከምዘይትብል እሞ ሕጂ ድአ ጎፋንዲመ ሐቲትካ ምንባር እዩ እምበር ወያነ ድአ ንርእሳ ተመጽዋቲት እንድያኮና ዘላ አበይ ኢኻ ድአ ክትአትዎ
ንምንታይ ዕላማ፡ከ ደቂ ሓደ ኣውራጃ ኮይኖም ብምልኦም
ነብርሀል ክፍለ ክትሪ ከለኻ ትብህርር ነርካ ሱቅ ጥዕም
ሓሶውቲ ነቓዕ የለን !!!!!!!!!
ሱቅ በሉ ለካብጥ ንስካትኩም ብከመይ ክትዕወቱ፡ ኣብ ሸንኮለል ክትነብሩ እምበር ናቶም፡ዩ ዝጸበቀ ኔሩ ንስርዓት መሲልካ ኢካ ትክዕዎ፡
ተሰተር እንተበልክዎስ ይግተር ዲዩ ዝባሀል ሽንኩም ደቅሱ ሙሻሙሽ ክንዲ ወዲ ልብሱን ከንዲ አብርሀለን ድአ አበይ ክትመጹ ጫምኦም ከማን አይትስከሙን አብዚ ኮንኩም ዝተኾብልኩም እንዳአንቀላወጥኩምሲ ብዓል መን ሙዃኖም ፈሊጥና አለና ክትብል አይትሐፍርን ልሕቲት
ነቲ ውጣዊ ሓበሬ ምርካብኩም እንኢድ ።ግንከኣ እዛ ዓንኬል እዝኣ ቀንዲ መበገሲ ዕላማኣን መዋአልኣን መስራትኣን እቲ ዕሉል ጸረ ህዝቢ ጉጅለ ህገደፍ ዝቆመት ምዃና ንጽርቲ ይመስለኒ ። ብሓጽሩ እዛ ዓንኬል ጸረ ህግደፍ ዘይኮነት ጸረ ህዝብን ልውጥን ኮይና ትስማዓኒ ንዓይ 'ሞ ገይንጋገ ልኡኻት ዮም ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
እዛጽረህቢ ዝኾነት ሕብእቲ ሰልፊ እዚኣ ባዕላ ህግደፍ ኢያ ከምነፋሒቶ ሕብራ እዳቀያየረት ነዚ ደምበተቃውሞን ከምኡ እውን ንበርጌድ ንሓመዱ ክትብትን ኢያ መጺኣ ህዝበይ ከይትጋገ ካብ ሃመማ መዓር ክይትጽበዩ
ዓንዳፍ ንዓንዳፍ ተአኪብኩም
ተሕዝኑ ድሑራት
ካልእ ሃገር ዘድሕን ኣመለኻኽታ ክትፈጥሩ ኣይትኽሉን።
ድርባይ ንስኻ ሐደ ድርባይ ኢኻ 😂
ድንቖሮ ባርያ ህግደፍ ፡ግፍዕታት ጎይቶትካ እንሀልካ!
Neygaf naie edome kekefale
Eyom
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤
ሰለሰተ በሰለሰተ ከዳዓት ወጮ እንተ ገልበጥካ ወጮ ከሎም አቦታትኩም ዝሰርሑ ካዳዓት ኢኩም ካንሰር 😢😢😢
እዞም ናይ 1975 ዝወፁኡ ንጀብሀ አንዓር ዝነበሩ ኢኦም ናይ ሰብዓን ሀሙሸተ ዓመት ጀብሀ ዘበፈሸሉ ከዳዕት ፀቢብ አታሃሳሰባ ዘለውም እዞም ካንሰር ብገድ ሀመዱ ዝባሀለ ሎሚይ እቶም ሐምሳታት አንድነታዊያ ሀደ ኢኦም ሰውራ የረትራ አብ ሱሳት ኑፅሕ ኢዮ ነይሩ
Neygaf naie edome kekefale
Eyom
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤