Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኩልኹም ንስልጣንኩም ኢኹም ትጓየዩ ዘለኹም ይመስለኒ፣ንምንታይ ኢኹም ተስማዕሚዐኹም ህዝቢ ዘይትመርሑን ዘይትኽሕሱን፣ሕዚ ብኣኹም ተስፋ ነቖርፅ ኣለና፣ አረ ፈጣሪኹም ፍርሑ፣ህዝብኹም ኣኽብሩ።
ኩላትና ንሕስሞ ኣይ ካማኣን ይብሉ ወለድና ኣይ ደብረ ዕንክሊል ሰብ እስካብ ዝፀልአካ ዕድመ ኣያሃብካ ወለድና
ኤረትራዊያን ብጀካ ስርዓት ህግደፍ ካልእ ፀላኢ የብለኩምን።
Ketali seytan50 amet ab sltan 50 amet sbseba ???yakl
ደብረቼን ዘረባ ተማሃር ዓባስ
ኤማ እንታይ ዓይነት ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ? በቲ ኣብቲ ሕማቕ ግዜ ዝገበርካዮ ብህዝቢ ትግራይ ዓቢ ክብሪ እዩ ዘለካ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ትገብሮ ዘለኻ ግን ኣይግድን። ተጋሩ ንባዕሎም ጸግዒ ከይሓዙ ንኽልቲኦም ወገናት ዓገብ እንዳበሉ ስለምንታይ ኢኻ ምስ ሓደ ጉጅለ ወጊንካ? እዚ ትድግፎ ዘለኻ ጉጅለ ምስ ህግደፍ ለሓስሓስ ዝብል ዘሎ ንህዝቢ ኤርትራ ውን ዘርብሕ ኣይኮነን። ጸግዒ ምሓዝ ግደፎ ብዙሕ ሰብ ዓገብ ይብለካ ኣሎ ኣብ ሂወትካ ዘጣዕስ ስራሕ ኣይትስራሕ።
ንሕና ተጋሩ ኣንጻር ከዳዕ ጉጅለ ጌታቸው ኢና።
@@abrehaleyalመን ኢሉካ? ናይ ውልቀኻ ጥራሕ ተዛረብ። ድሕሪ እዚ ኹሉ ህልቂትን ክሳራን ህዝቢ ትግራይ; ንህወሓት እንድግፈሉ ዝኾነ ይኹን ምኽንያት የለን።
ሕጅስ ታይዶ ገይሩ እዩ ጋዜጠኛ እንድዩ ዝተበሃለ እዩኮ ዘቅርብ ዘሎ
@@mikialejr3514ኣነ እውን ኣለኹ ኣንፃር ከዳዕ ጌታቸው። ሓቁ እዩ
@መኣዲ_ፍቕሪ_madi_fkry ኣነ ናይ ዝኾነ ይኹን ፓለቲካዊ ውድብ ደጋፊ ኣይኮንኩን። ከም ታራ ሰብ ግን ህወሓት ድሕሪ ሕጂ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ጉጅለ ኣይኮነን። ናይ ሕጂ ዘረባ የብሉን ኣብ እግሪ ኣብዪ ወዲቖም ስልጣን ክልምኑ እዮም ዝውዕሉ ዘለው ቅድሚ እቲ ኹናት ግን ምልማን ኣይኮነን ብዝተወሰነ መልክዑ ክረዳድኡ እንተዝኽእሉ ኔሮም ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ኣይምበፀሐን። 1. መረፃ እንተዘይኣካየድና ኢሎም ድቃስ ከሊኦምና እዚ ኹሉ መንእሰይ ኣጥፊኦም ግን ዘካየድዎ መረፃ ሕጋዊ ከም ዘይኮነን ዳግም ክካየድን ኣብ ፕሪቶሪያ ፈሪሞም።2. ቅድሚ ኹናት ሰራዊት ኢ/ያ ካብ ትግራይ ክወፅእ ክፍትን ከሎ ብሰራዊት ሻዕብያ ክንውረር ኢና እናበሉ ህዝቢ የለዓዕሉ ኔሮም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀነራል ፃድቃን ዶባትና ይትሓሎ ኣብ ዝበለሉ እዋን ድማ ትግራይ ተኸዲዓ ክብሉ ጀሚሮም። መርገፂ ዘይብሎም ህዝቢ ኣብ ምርዓድን ምጭቋንን ዝተመርኮሰ ፖለቲካ ዝመርሑ ናይ ሽማግለታት እኽብካብ እዮም።
TDF 💛❤💪💪💛❤💛❤💪💪👌👍👊👈💞💞💞💞💞💞
አጆኡም ወየንቲ 👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Uaye und. ☝️🤔✔️💊✔️
. ጀርመን 6 ሚሊየን እስራኤላዊያን ጨፍጪፋ እያ። እንተኾነ ጌጋኣ ኣሚና፣ ይቕሬታ ሓቲታ፣ ካሕሳ ድማ ንእስራኤል ከፊላ እያ። ሕጂ ግና እስራኤልን ጀርመንን ስጡም ዝምድና እዩ ዘለወን። ኤርትራን ትግራይን ሕማቕን ድሑርን ፖለቲካ የባልዓና ኣሎ እምበር ሓደ ህዝቢ እዩ። ዘይዕረ ፖለቲካ የለን። ፖለቲካ ብረብሓ እምበር ብጽልኢ ኣይስራሕን እዩ።
I can’t differentiate between this guy and the Devil! This much our people are tired of this corrupt Gujille!
Federal nay tigray selm kitkewin aydeliyin eyou.
ደብሬፅዮን ,,,,,እዚ ብውግእ ጥራሕ እዩ ዝፍታሕ ግዜ ኣይተቃፅል። ሞት ፈሪሕካ ፅቡቕ ምምናይ ኣይካኣልን።
ብጀካ ህርፋን ስልጣን ሕልሚ ዘይብሉ ድኹም ፍጥረት ደብረጽዮንን ጉጅለኡን
እቲ ናይ ቀደም ምስላ ምስ ቆልዓ ኣይትምከር ምስ ከልቢ ኣይትታሓባእ ዝብል፤ ብምስ ህዋሓት ኣይትምከር ዝብል ክቅየር እዩ:: ሱቅ ኢልካ ተሸሽ, መሕፈርቲ ህዝቦም፤፤ ህዝቢ ትግራይ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እምበር እዚኦ ኩሎም ሓደ እዮም፤፤ ፍጹም ዘይልብሙ
Abiy's inputs: convince, confuse and saboutage.Dr Debrezion's use of precise words is convincing and honest.
The wise people of Tigray coordinate your power with TDF and TPLF plesse. The more time you take, the more things go out of hand.
ኣብታ ወርቂ ማ ኣለኹም ኢኹም😂
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ጨብጨባ እዩ 😮😮
ካባካንለዕሊ ሓሳዊ የለን ደብረ ዕንክሊል
Hwehatey Nikdmet ajoki ezi Fetena kthalfyo eki 👍👍👍👍💛❤️👍❤️💛❤️
ኢማ ጀግና ሃገርካን ህዝብካ ኣይትረስዕ ዕጉማት ጠላማት ኢዮም ንኪድ ጥራይ ዐሻ ኢርትራዊስ ልቡ ከም ሃገሩ ኢዩ
Kulukum,merahti,wedaetkum,tmxae,serekti,guhsalalu
ገልእምስ ንህውሃት ኣይትተንክፉ ዝብሉ ኢዮም ትግራዋይ ፈትክሞ ኣደኩም ወይ ሐፍትኩም ኣስርርዋ ትግራዋይ ሐው ክትወልደልኩም ህዝብ ኢርትራ መረቱ ወይ ከ ፍንክት ኢዩ
አሰና ተለቪዥን አይትጋገ ለውጢ ደሊኻንዲኻ ጎሮሮኻ እስካብ ዝነቅእ ወግኸፀብኸ ትእውይ ዘለኻ ንምንታይ ደኣ ንለውጢ ደላይ ህዝቢ ትግራይ ተፀራሪ ኮይንኻ? ዝገርምዩ ህኸኸኒ ክሀከካ ድዩ ኮይኑካ ?ወይስ ናይ ትእምት ገንዘብ በፂሁካ ጨው ዝለሓስ በጊእ መሲልኻ ተጎምቢሕኻ ትእዛዝ አደመ ተቐቢልኻ ተጋውህ ዘለኻ ?ናብልብኻ ተመለስ ሕዝቢ ትግራይዩ ወገንኻ ንቓህ ።
ለውጢ ብከምዚ ኣይኮነን ዝመጽእ :: ሕጋዊ ደሞክራስያዊ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ናጻ ኮይኑ ዝሳተፎ ምርጫ ተኻይዱ ህዝቢ ዝመረጾ ኣካል ስልጣን ተቐቢሉ ንህዝቢ ከገልግል ምስ ዝጅምር ጥራሕ ኢዩ ለውጢ ክባሃል ዝኽእል ::
ወገን ደብረፅዮን ሽጋብ ክንደይ ህዝቢ ብሕልፊ ድማ መንእሰያት ፀሊኡዎ ከምዘሎ ዘይትፈልጥ ኣይመስለንን:: ግን ቅርሺ መፀለሊ እዩ::
we know u supporting tsadikan getachew pp tigray bandaS GO AWAY RESAH
ሰክት ባዞ ትግራይ ትግራዋይ ፈትካዮ ትፈትዋ ኣደካ ኣስርራ ትግራዋይ ከተምጻልካ 😂😂
Chid banda sheyati Adu. EMMANUEL EYASU ESAYASEN ADU ERITREA FELALIYU ZERie kebur Eritrean eyu. Hagerun hezbu mse Abiy Ahmed koyenu iyselfen eu.
ንህዝብ ትግራይ ዝጠለመ ናይ እኒደብረፅዮን ጉጅለ እዩ።
ጌታቸዉ ረዳ ምን ቢል ጥሩ ነዉ? ለ ዶ/ር አብይን የማርያም መንገድ አሳየኝዶ/ር አብየ እኔ ጴንጤ ነኝ 😂😂
❤❤❤❤❤❤❤
Hashawi debretsion kdmi hzi atalilka menisey awadieka hzi dma nab tornet kteitwena dika delika? hzis yaklena
Ante doma tebtaba go to heal
Nakum sle zey degefe du debrexen anjal
እሞ እሻዓ ንምታይ ኣይ ቅበልን እልካ ዘይትምለስ ነይርካ ሓሳዊ ኢካ
እክብ አቢልካ ንኩሉኩም አብ ሩባተከዘ ምፍናው እዩ ነይሩ ናዓኩም እቲ ትማሊ ናዓኩም ከጥፈእ ዝጽዕር ዝነበረስ ካብኡ ዕርቂ ከትረክቡ ናብ ዓቢ ኬድኩም ክትጉንብሑ ክልተ ሞት እዩ
እረ ታደሰ ወረደ በይዛኻ ዝተዋህበካ ስልጣን ተቀበል ንስኻ ወዲ ወረደ ትግራዋይ እናሃለኻስ ጌታቸው ረዳ ዎሎዬ ትግራይ ክመርሓ ???😢
ወዲ ወረደ እኮ መራሒ ሠራዊት እዩ ዕንክልል!!
ስከ ሱቕ በል ኣፍልጦ መንደፍ ትዛረብ ያቀ ክንደይ ቖሎዑት yebikalll
Koltaf wred endo menaisey. Aytekori
እዞም ባዞ ትግራይ ዝኮኑ ብማዐስከር ትግራይ ዘንፈስዎም ክሐርቁ ጀምሮም 😂😂
👍👍👍👍💪💪💪💪🤝🤝🤝
ኩልኹም ንስልጣንኩም ኢኹም ትጓየዩ ዘለኹም ይመስለኒ፣ንምንታይ ኢኹም ተስማዕሚዐኹም ህዝቢ ዘይትመርሑን ዘይትኽሕሱን፣ሕዚ ብኣኹም ተስፋ ነቖርፅ ኣለና፣ አረ ፈጣሪኹም ፍርሑ፣ህዝብኹም ኣኽብሩ።
ኩላትና ንሕስሞ ኣይ ካማኣን ይብሉ ወለድና ኣይ ደብረ ዕንክሊል ሰብ እስካብ ዝፀልአካ ዕድመ ኣያሃብካ ወለድና
ኤረትራዊያን ብጀካ ስርዓት ህግደፍ ካልእ ፀላኢ የብለኩምን።
Ketali seytan
50 amet ab sltan
50 amet sbseba ???yakl
ደብረቼን ዘረባ ተማሃር ዓባስ
ኤማ እንታይ ዓይነት ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ? በቲ ኣብቲ ሕማቕ ግዜ ዝገበርካዮ ብህዝቢ ትግራይ ዓቢ ክብሪ እዩ ዘለካ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ትገብሮ ዘለኻ ግን ኣይግድን። ተጋሩ ንባዕሎም ጸግዒ ከይሓዙ ንኽልቲኦም ወገናት ዓገብ እንዳበሉ ስለምንታይ ኢኻ ምስ ሓደ ጉጅለ ወጊንካ? እዚ ትድግፎ ዘለኻ ጉጅለ ምስ ህግደፍ ለሓስሓስ ዝብል ዘሎ ንህዝቢ ኤርትራ ውን ዘርብሕ ኣይኮነን። ጸግዒ ምሓዝ ግደፎ ብዙሕ ሰብ ዓገብ ይብለካ ኣሎ ኣብ ሂወትካ ዘጣዕስ ስራሕ ኣይትስራሕ።
ንሕና ተጋሩ ኣንጻር ከዳዕ ጉጅለ ጌታቸው ኢና።
@@abrehaleyalመን ኢሉካ? ናይ ውልቀኻ ጥራሕ ተዛረብ። ድሕሪ እዚ ኹሉ ህልቂትን ክሳራን ህዝቢ ትግራይ; ንህወሓት እንድግፈሉ ዝኾነ ይኹን ምኽንያት የለን።
ሕጅስ ታይዶ ገይሩ እዩ ጋዜጠኛ እንድዩ ዝተበሃለ እዩኮ ዘቅርብ ዘሎ
@@mikialejr3514ኣነ እውን ኣለኹ ኣንፃር ከዳዕ ጌታቸው። ሓቁ እዩ
@መኣዲ_ፍቕሪ_madi_fkry ኣነ ናይ ዝኾነ ይኹን ፓለቲካዊ ውድብ ደጋፊ ኣይኮንኩን። ከም ታራ ሰብ ግን ህወሓት ድሕሪ ሕጂ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ጉጅለ ኣይኮነን። ናይ ሕጂ ዘረባ የብሉን ኣብ እግሪ ኣብዪ ወዲቖም ስልጣን ክልምኑ እዮም ዝውዕሉ ዘለው ቅድሚ እቲ ኹናት ግን ምልማን ኣይኮነን ብዝተወሰነ መልክዑ ክረዳድኡ እንተዝኽእሉ ኔሮም ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ኣይምበፀሐን።
1. መረፃ እንተዘይኣካየድና ኢሎም ድቃስ ከሊኦምና እዚ ኹሉ መንእሰይ ኣጥፊኦም ግን ዘካየድዎ መረፃ ሕጋዊ ከም ዘይኮነን ዳግም ክካየድን ኣብ ፕሪቶሪያ ፈሪሞም።
2. ቅድሚ ኹናት ሰራዊት ኢ/ያ ካብ ትግራይ ክወፅእ ክፍትን ከሎ ብሰራዊት ሻዕብያ ክንውረር ኢና እናበሉ ህዝቢ የለዓዕሉ ኔሮም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀነራል ፃድቃን ዶባትና ይትሓሎ ኣብ ዝበለሉ እዋን ድማ ትግራይ ተኸዲዓ ክብሉ ጀሚሮም። መርገፂ ዘይብሎም ህዝቢ ኣብ ምርዓድን ምጭቋንን ዝተመርኮሰ ፖለቲካ ዝመርሑ ናይ ሽማግለታት እኽብካብ እዮም።
TDF 💛❤💪💪💛❤💛❤💪💪👌👍👊👈💞💞💞💞💞💞
አጆኡም ወየንቲ 👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Uaye und. ☝️🤔✔️💊✔️
. ጀርመን 6 ሚሊየን እስራኤላዊያን ጨፍጪፋ እያ። እንተኾነ ጌጋኣ ኣሚና፣ ይቕሬታ ሓቲታ፣ ካሕሳ ድማ ንእስራኤል ከፊላ እያ። ሕጂ ግና እስራኤልን ጀርመንን ስጡም ዝምድና እዩ ዘለወን። ኤርትራን ትግራይን ሕማቕን ድሑርን ፖለቲካ የባልዓና ኣሎ እምበር ሓደ ህዝቢ እዩ። ዘይዕረ ፖለቲካ የለን። ፖለቲካ ብረብሓ እምበር ብጽልኢ ኣይስራሕን እዩ።
I can’t differentiate between this guy and the Devil! This much our people are tired of this corrupt Gujille!
Federal nay tigray selm kitkewin aydeliyin eyou.
ደብሬፅዮን ,,,,,እዚ ብውግእ ጥራሕ እዩ ዝፍታሕ ግዜ ኣይተቃፅል። ሞት ፈሪሕካ ፅቡቕ ምምናይ ኣይካኣልን።
ብጀካ ህርፋን ስልጣን ሕልሚ ዘይብሉ ድኹም ፍጥረት ደብረጽዮንን ጉጅለኡን
እቲ ናይ ቀደም ምስላ ምስ ቆልዓ ኣይትምከር ምስ ከልቢ ኣይትታሓባእ ዝብል፤ ብምስ ህዋሓት ኣይትምከር ዝብል ክቅየር እዩ:: ሱቅ ኢልካ ተሸሽ, መሕፈርቲ ህዝቦም፤፤ ህዝቢ ትግራይ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እምበር እዚኦ ኩሎም ሓደ እዮም፤፤ ፍጹም ዘይልብሙ
Abiy's inputs: convince, confuse and saboutage.
Dr Debrezion's use of precise words is convincing and
honest.
The wise people of Tigray coordinate your power with TDF and TPLF plesse. The more time you take, the more things go out of hand.
ኣብታ ወርቂ ማ ኣለኹም ኢኹም😂
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ጨብጨባ እዩ 😮😮
ካባካንለዕሊ ሓሳዊ የለን ደብረ ዕንክሊል
Hwehatey Nikdmet ajoki ezi Fetena kthalfyo eki 👍👍👍👍💛❤️👍❤️💛❤️
ኢማ ጀግና ሃገርካን ህዝብካ ኣይትረስዕ ዕጉማት ጠላማት ኢዮም ንኪድ ጥራይ ዐሻ ኢርትራዊስ ልቡ ከም ሃገሩ ኢዩ
Kulukum,merahti,wedaetkum,tmxae,serekti,guhsalalu
ገልእምስ ንህውሃት ኣይትተንክፉ ዝብሉ ኢዮም ትግራዋይ ፈትክሞ ኣደኩም ወይ ሐፍትኩም ኣስርርዋ ትግራዋይ ሐው ክትወልደልኩም ህዝብ ኢርትራ መረቱ ወይ ከ ፍንክት ኢዩ
አሰና ተለቪዥን አይትጋገ ለውጢ ደሊኻንዲኻ ጎሮሮኻ እስካብ ዝነቅእ ወግኸፀብኸ ትእውይ ዘለኻ ንምንታይ ደኣ ንለውጢ ደላይ ህዝቢ ትግራይ ተፀራሪ ኮይንኻ? ዝገርምዩ ህኸኸኒ ክሀከካ ድዩ ኮይኑካ ?ወይስ ናይ ትእምት ገንዘብ በፂሁካ ጨው ዝለሓስ በጊእ መሲልኻ ተጎምቢሕኻ ትእዛዝ አደመ ተቐቢልኻ ተጋውህ ዘለኻ ?ናብልብኻ ተመለስ ሕዝቢ ትግራይዩ ወገንኻ ንቓህ ።
ለውጢ ብከምዚ ኣይኮነን ዝመጽእ ::
ሕጋዊ ደሞክራስያዊ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ናጻ ኮይኑ ዝሳተፎ ምርጫ ተኻይዱ ህዝቢ ዝመረጾ ኣካል ስልጣን ተቐቢሉ ንህዝቢ ከገልግል ምስ ዝጅምር ጥራሕ ኢዩ ለውጢ ክባሃል ዝኽእል ::
ወገን ደብረፅዮን ሽጋብ ክንደይ ህዝቢ ብሕልፊ ድማ መንእሰያት ፀሊኡዎ ከምዘሎ ዘይትፈልጥ ኣይመስለንን:: ግን ቅርሺ መፀለሊ እዩ::
we know u supporting tsadikan getachew pp tigray bandaS GO AWAY RESAH
ሰክት ባዞ ትግራይ ትግራዋይ ፈትካዮ ትፈትዋ ኣደካ ኣስርራ ትግራዋይ ከተምጻልካ 😂😂
Chid banda sheyati Adu. EMMANUEL EYASU ESAYASEN ADU ERITREA FELALIYU ZERie kebur Eritrean eyu. Hagerun hezbu mse Abiy Ahmed koyenu iyselfen eu.
ንህዝብ ትግራይ ዝጠለመ ናይ እኒደብረፅዮን ጉጅለ እዩ።
ጌታቸዉ ረዳ ምን ቢል ጥሩ ነዉ? ለ ዶ/ር አብይን የማርያም መንገድ አሳየኝ
ዶ/ር አብየ እኔ ጴንጤ ነኝ 😂😂
❤❤❤❤❤❤❤
Hashawi debretsion
kdmi hzi atalilka menisey awadieka hzi dma nab tornet kteitwena dika delika? hzis yaklena