Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
(ኩሊቱ ሂቡ) ሂወቱ ኣብ ሓደጋ ኣእትዩ ሂወቱ ሂቡ ካብ ሞት ኣውጺኡ ክትነብር ዘኽኣለካ ሰብ፣ ኣይኮነንዶ ባዕላ ችግርካ ባዕልዄ ፍትሓዮ ክትብሎ፣ ካብሰብ ክሰምዖ ከማን ከቢድ እዩ፣ ስለዚ ኣነ ብወገነይ ንሰብ ዘይኮነ ንሰይታንዩ ልቡ ለጊሱ ፣ ካብ ሰይጣን ከኣ ክሃድም ጥራሕ እዩ ዘለዎ፣፣ እግዚኣብሄር ምሱኡ ይዂን፣፣
ኣይካብ መልክዕ ሕልና እንታይ ርእዩ ኩሊቱ ሂብዋ።
ኣነስ ከምዚ ፍሊም ዝሰርሑ ዘለው ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ዘሎ ከምዚ ገንዘብ መእከቢ ምሳይ ትሰማምዑ ኣለኹም ዶ 😂
Wela ane😂
ይቅረ ክብለላ ኣለዎ ካብ ልቡ ፡ ንነብሱ ክብል ብዛዕባ ምቅጻል ግን ከቢድ ኢዩ ኣይኮነን ኣካሉ ከፊሉላስ ፥ ብፍቅሪ ጥራይ እንተዝራኸቡ ከማን ጉድኣት ኢዩ። እንተኾነ በዚ ግዜ ጥዑይ ሰብ ክትከስር ሓያል ኢዩ።
ጠሊማቶ እያ ይቅረ ክብለላ ኣለዎ ሓዳር ምስኣ ክቅጽል የብሉን
Kaba rihiku hi wetu kmerh alewo eti senay terbaru gn kab amlak kirekbo u
ብፍጹም ይቅረታ ክብለላ የብሉን ምክንያቱ ልቡ ተሰይሩ አዩ ኦሮማይ
ፍቅረይ ኣይትሰምዕያን ትኮኒ እዛ ዘረባ ፍቅሪ ምስ ኩሉ ኩሊት ዘይብሉ 🤣🤣🤣
Xebuk wesnu Ezi Wedi Gen Mara Tegdu😢
ብሰይፉ ዝተደርሰ ድራማ ዘይኮነስ ሀቂ ኢዩ
No felitwa alo kab lba zeymkana suk elu komu aymblen.kiela eya ezia
Kxbeyeka qenie ketemxa.thanks
❤❤❤❤gobez kqbela yeblun
😢😢
Fala natey welcome
Yekreta tsubuk endiu fili ghena esu tsubuk gheru yefelta eu kihidato eya
Ya tekoraryom yom kmzmsleni dehr nsu hibya elu tebit hizwo😢 kmlesu alewom
Asmesay nat ,ya seat baher.
ጋልዛ ቀርናዕ እንታያ ኸ ትመስል
በዚ ኣይትመካሕ ዩ እምበር ከባድ ያ ኩሊት ሲ 😂
Izia hasawit ya kgedfa alewo
ሓዋ ጠበቃ ዩ: ቅንዕ ፍረድ.
ዋዉ ብሓቒ ዘስደምም ሂወት ሰብ ንክትኸዉን ሂወቱ ኸፊሉ ካብ ሞት ኣተሲእዋ ግን እዛ ሰብ ነዚኣ ንእሽተይ ሓደጋ ኣጋጢሙዎ ሂወቱ ኸፊልላ ኮሎ ንምንታይ ንሓዋ ነጊራ ክታሓባቦሮ ዘይካኣለት እዚ ጸገም ናይ ክልቲኦም እዪ ኣብዚ ህሞት ዘይሓገዘቶ ኣምንታይ ድኣ ክትሕግዞ ትሓስብ።ኤእ ተጋግያ ተጋግያ።
And kulit new yesetat mnew kolalite 2 two new yesetan 😅😅😅😅😅
ጊስ በላ ሎቕማጽ ኣካሉ ጌራ እንዳ ተዛወረትስ ንመን ኢያ እዚኣ ድራማ ትሰርሓሉ ምጹጹላይ ማህ እቲ ወዲ ማራ ኢዩ ተጎዲኡ ኔ ክብላ ኢዩ ድለዎ ይብል ኣና ተበላጺት ኩሉ ሰብ ዝባኑ ክህባ ንሱ ኢዩ ኔሩ የሕዋት ተልየማ ዋይ ደይብዋ ኩሊት ዳኣ ምስኪናይ ወዲ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን እምበር ብጣዕሚ ጋዕጋዕ ዝኾነት ጋል ገጢማቶ
ኤእ ወዲቃ ኣልዒልዋስ ምስ ወደቀ ግን ከም ቃሉ ክሒዳትኒ ኢሉሎ ይቅረተኣ ተቀቢሉዩ ግን ካልእ ኣማራጭ ይድለ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Yeqre ente elwa mefllyu gen tsbuk eyu meknatu amnu kulet hibwa kebke nesa gen neta neshto hagez ab geza txgmu abyato Noe kebla alwo amslu qumal tantu qurded eya eza ::
Ane zgeremensi kolalitu hibu nsu ke bmntay ykeyd alo nkulna eyu zegedsena kulitna melsi bejakum
Kilte kulit alena hanti kulitu hibuwa hanti terifato ala bi hanti kulit kitnebir tikiel eka
Ata sakit eyom eziom
Kab did seytan yetelake new motu yereyena 😅😅😅😅😅😢😢😢
Kap Phili akdime ab nay Timali medebika xihflika nera ketkrbelina.thanks gin Credit ayhabkanin😒Credit mihab limed.minlbash gin akdmika adlikya nerka tukawin
🙏
ንጋል ድኣ ጽፍርኻ ከማን ኣይትህባን
ድሮ ቀረ⁉
@ እንታይ ኣህያ
True ✅
Damu kandey ka tekfa eya.
ኣይገርመካ ማንቲለ ኣይትመስልን 😂😂😂
Xebuk wesinu kema tihayish lokmax gual eya eza
Aby seidat amexikayan yhdema hegi ka se hiewytuo hebewa se kebki se bhweyito telmato eye seib lomi ☠️💀
Nibretu kmelis kikel alwo arbate netbi
ያ ከብድ እዪ ኩሉ ኣብ ደረጃታቶም ወሪድካ ክትሪኦ።ግን ይቕረ ምባልኩ መጀመርያ ንርእስኻ እዩ።ካልእ እቲ ዘይግብኦ ምፍዳያ ቅር ይብለኒ ሎምስ ዘመና ኣካልካ ዝሰርቀካ እንበር ኣካሉ በሲዑ ዝድሕነካ 1/2 ተማቒልና ንንበራ ነስተማቕራ ዝብል ክትረክብ እንድዒ ዘይግመት ነገር እዩ ኮይንኒ። ተጋግያ እያ ብሓቂ ካልእ ናይ ጥዕና ተዝገጥሞ'ኸ እልኩም ገሚትኩም'ዶ ከመይ ምኾነት ፍሉጥ እዩ።ኣብ ድንገታዊ ሓደጋ እካ ዝፈረደቶ .........✋🤚
ድራማ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ.. ብሰይፉ ዝተደርሰት ድራማ. Views ንምርካብ እዩ.
አይኮነን ሀቂ ኣዩ ንህክምና ህንዲ ከይዶም ኔሮም
(ኩሊቱ ሂቡ) ሂወቱ ኣብ ሓደጋ ኣእትዩ ሂወቱ ሂቡ ካብ ሞት ኣውጺኡ ክትነብር ዘኽኣለካ ሰብ፣ ኣይኮነንዶ ባዕላ ችግርካ ባዕልዄ ፍትሓዮ ክትብሎ፣ ካብሰብ ክሰምዖ ከማን ከቢድ እዩ፣ ስለዚ ኣነ ብወገነይ ንሰብ ዘይኮነ ንሰይታንዩ ልቡ ለጊሱ ፣ ካብ ሰይጣን ከኣ ክሃድም ጥራሕ እዩ ዘለዎ፣፣ እግዚኣብሄር ምሱኡ ይዂን፣፣
ኣይካብ መልክዕ ሕልና እንታይ ርእዩ ኩሊቱ ሂብዋ።
ኣነስ ከምዚ ፍሊም ዝሰርሑ ዘለው ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ዘሎ ከምዚ ገንዘብ መእከቢ ምሳይ ትሰማምዑ ኣለኹም ዶ 😂
Wela ane😂
ይቅረ ክብለላ ኣለዎ ካብ ልቡ ፡ ንነብሱ ክብል ብዛዕባ ምቅጻል ግን ከቢድ ኢዩ ኣይኮነን ኣካሉ ከፊሉላስ ፥ ብፍቅሪ ጥራይ እንተዝራኸቡ ከማን ጉድኣት ኢዩ። እንተኾነ በዚ ግዜ ጥዑይ ሰብ ክትከስር ሓያል ኢዩ።
ጠሊማቶ እያ ይቅረ ክብለላ ኣለዎ ሓዳር ምስኣ ክቅጽል የብሉን
Kaba rihiku hi wetu kmerh alewo eti senay terbaru gn kab amlak kirekbo u
ብፍጹም ይቅረታ ክብለላ የብሉን ምክንያቱ ልቡ ተሰይሩ አዩ ኦሮማይ
ፍቅረይ ኣይትሰምዕያን ትኮኒ እዛ ዘረባ ፍቅሪ ምስ ኩሉ ኩሊት ዘይብሉ 🤣🤣🤣
Xebuk wesnu Ezi Wedi Gen Mara Tegdu😢
ብሰይፉ ዝተደርሰ ድራማ ዘይኮነስ ሀቂ ኢዩ
No felitwa alo kab lba zeymkana suk elu komu aymblen.kiela eya ezia
Kxbeyeka qenie ketemxa.thanks
❤❤❤❤gobez kqbela yeblun
😢😢
Fala natey welcome
Yekreta tsubuk endiu fili ghena esu tsubuk gheru yefelta eu kihidato eya
Ya tekoraryom yom kmzmsleni dehr nsu hibya elu tebit hizwo😢 kmlesu alewom
Asmesay nat ,ya seat baher.
ጋልዛ ቀርናዕ እንታያ ኸ ትመስል
በዚ ኣይትመካሕ ዩ እምበር ከባድ ያ ኩሊት ሲ 😂
Izia hasawit ya kgedfa alewo
ሓዋ ጠበቃ ዩ: ቅንዕ ፍረድ.
ዋዉ ብሓቒ ዘስደምም ሂወት ሰብ ንክትኸዉን ሂወቱ ኸፊሉ ካብ ሞት ኣተሲእዋ ግን እዛ ሰብ ነዚኣ ንእሽተይ ሓደጋ ኣጋጢሙዎ ሂወቱ ኸፊልላ ኮሎ ንምንታይ ንሓዋ ነጊራ ክታሓባቦሮ ዘይካኣለት እዚ ጸገም ናይ ክልቲኦም እዪ ኣብዚ ህሞት ዘይሓገዘቶ ኣምንታይ ድኣ ክትሕግዞ ትሓስብ።
ኤእ ተጋግያ ተጋግያ።
And kulit new yesetat mnew kolalite 2 two new yesetan 😅😅😅😅😅
ጊስ በላ ሎቕማጽ ኣካሉ ጌራ እንዳ ተዛወረትስ ንመን ኢያ እዚኣ ድራማ ትሰርሓሉ ምጹጹላይ ማህ እቲ ወዲ ማራ ኢዩ ተጎዲኡ ኔ ክብላ ኢዩ ድለዎ ይብል ኣና ተበላጺት ኩሉ ሰብ ዝባኑ ክህባ ንሱ ኢዩ ኔሩ የሕዋት ተልየማ ዋይ ደይብዋ ኩሊት ዳኣ ምስኪናይ ወዲ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን እምበር ብጣዕሚ ጋዕጋዕ ዝኾነት ጋል ገጢማቶ
ኤእ ወዲቃ ኣልዒልዋስ ምስ ወደቀ ግን ከም ቃሉ ክሒዳትኒ ኢሉሎ ይቅረተኣ ተቀቢሉዩ ግን ካልእ ኣማራጭ ይድለ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Yeqre ente elwa mefllyu gen tsbuk eyu meknatu amnu kulet hibwa kebke nesa gen neta neshto hagez ab geza txgmu abyato
Noe kebla alwo amslu qumal tantu qurded eya eza ::
Ane zgeremensi kolalitu hibu nsu ke bmntay ykeyd alo nkulna eyu zegedsena kulitna melsi bejakum
Kilte kulit alena hanti kulitu hibuwa hanti terifato ala bi hanti kulit kitnebir tikiel eka
Ata sakit eyom eziom
Kab did seytan yetelake new motu yereyena 😅😅😅😅😅😢😢😢
Kap Phili akdime ab nay Timali medebika xihflika nera ketkrbelina.thanks gin Credit ayhabkanin😒Credit mihab limed.minlbash gin akdmika adlikya nerka tukawin
🙏
ንጋል ድኣ ጽፍርኻ ከማን ኣይትህባን
ድሮ ቀረ⁉
@ እንታይ ኣህያ
True ✅
Damu kandey ka tekfa eya.
ኣይገርመካ ማንቲለ ኣይትመስልን 😂😂😂
Xebuk wesinu kema tihayish lokmax gual eya eza
Aby seidat amexikayan yhdema hegi ka se hiewytuo hebewa se kebki se bhweyito telmato eye seib lomi ☠️💀
Nibretu kmelis kikel alwo arbate netbi
ያ ከብድ እዪ ኩሉ ኣብ ደረጃታቶም ወሪድካ ክትሪኦ።
ግን ይቕረ ምባልኩ መጀመርያ ንርእስኻ እዩ።
ካልእ እቲ ዘይግብኦ ምፍዳያ ቅር ይብለኒ ሎምስ ዘመና ኣካልካ ዝሰርቀካ እንበር ኣካሉ በሲዑ ዝድሕነካ 1/2 ተማቒልና ንንበራ ነስተማቕራ ዝብል ክትረክብ እንድዒ ዘይግመት ነገር እዩ ኮይንኒ። ተጋግያ እያ ብሓቂ ካልእ ናይ ጥዕና ተዝገጥሞ'ኸ እልኩም ገሚትኩም'ዶ ከመይ ምኾነት ፍሉጥ እዩ።ኣብ ድንገታዊ ሓደጋ እካ ዝፈረደቶ .........✋🤚
ድራማ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ.. ብሰይፉ ዝተደርሰት ድራማ. Views ንምርካብ እዩ.
አይኮነን ሀቂ ኣዩ ንህክምና ህንዲ ከይዶም ኔሮም