You guys are waisting your time. Syrias Baath Party was close to the old ELF not EPLF. There is no any correlation between the Eritrean government at all. Just dream no body can stop you from dreaming.
You started your program by promising to describe Ghidewon Asmerom’s secret cabal. You stated there is a general in Asmara leading the group. Foolishly you want your listeners to tell you who the general is. Dismal and shallow!
Fake information it doesn’t work u want to mislead the people of Eritrea and it doesn’t work I feel shame on behalf of you . Ni hiwetu muluo university zitsenihe hizbi kete eshiwo mihsab bihasot were kitetalilo mihsab meraya nikhat tezarabay u
It looks like all of them have an identity crisis,grow up in a beer swwaa house in Asmara), eat drink left over most of them they don't know the parent and they called themselves I am Eritrean 🤔
አበይ ዝተፈጠረ ገምጃዕ እንዶሕ ለዊጥ ትደል እንተኾይና ምዕጅሉ ሐቅ እንተኸይኑ ብምሽጥር ዘይትሕዞ ገጽ አረግት ገመል።
ምኽንያት መአከቢኦም ንቑሕ ሕብረተሰብ ፡ ንሃገር ህዝብን ሰላምን ቅሳነትን ክሰፍን፡ ሃገር ክትለምዕ ውፉያት ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ሓመድ ምድባይ እዩ።
ኣረጋይ ሓጎስ ጺሒፉ ዝሃቦ ባእባእ እንዳበለ የንብቦ ኣሎ
እስኹም ኩሉኹም ሓሰውትን ዑሱባት ጸላእቲ ኤርትራን ኢኹም። ካልእ ይትረፍ ባንዴራ ሃገርና ከማን ኣይተኽቡሩን ኢኹም።
ራብዓይ ግንባር ምስ ህዝቡን ሰራዊቱን እዩ ኣየሕልፈኩምን እዩ ይካ-ዋር ክኣ ይብሃል ጥፍኡ :::::::
ከብጉይይ ምውዓል ክሳድ መሓዝ! አርእሰትዂም ገዲፍኰም ኣብ ኩሉ ዝፈልጦ ዓጀውጀው አቲኹም።
እንኳዕ ድሓን መጻሽኩም ጀጋኑና፡ ዕድመን ጠዕናን ይሃብኩም፥ ተባረኹ ።
Kkkkkkkkkk
@yosiefnegassi886
ምስዞም ዓንኬል ጠላማት ጨካናት መጽነትቲ ህዝቢ ኣጋኒንቲ ዲኻ ኮሪኻ ትመስል፧ መስኪናይ።
ብጣዕሚ ጽብቕ ትንታነ ክቡራት የሕዋት ሕግን ሕጋውነትን ክንምርኮስ ኣድላይ እዩ ኹሉ ግዜ 💙💚💙
ዶክቶር ጊዲኦን መንዩ ፡ በጃኹም እባ ኣብርሁዎ።
ጎሓፍ ክትክዕው ምጺኩም ጎሓፋት ንስኩም ፖለቲከኛታት ተባሂልኩም ረሳሕ ዝኮነ ዘረባኩም ኣብ ነብስኩም ጎሓፍዎ ረሰሓት
ዓቅምኹም ዘይትፈልጡ እሶም ዘገረምኹም ካልኦት አለና ካብኦም ንላዕሊ.
አነ ከም ሰብ ዘሰክፈኒ አካያይዳ መንግስተይ ተላቢስናዮ ዲና አይለበስናዮን እዩ ዘሰክፈኒ እምበር ናትኩም ከም ህቦቡላ እየ ዝሬኤኩም.
መንዩ ቲ ጀነራል ዘይትጠቅሶ ንስካ ሓደ ጀነራል ክትብል ተከታተልትካ ክጠቅሱልካ ከተሽክሎም
በቃ ኣዝዩ ደስ ዝበለኒ ታሪኽ።
ሰልጠነ እዩ ኣፋሊጡና ምሳኹም ክብሪ ይሃብኩም።
@@ሕልናዩሚንባር የቐንየልና ኩቡርሓው
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ሓሳብ ርኢቶን ማሃሪ ብምስማዕና ደስ ኢሊና ቀጽልዎ ክብራት የሕዋት ፡
ብሩኻትና: ደው በሉልና ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን:: ክንደፍኖ ኢና ከኣ : ናይ ሓሳዳት መሸንቆቛ ኣመና እንዳጸበበት ኢያ:: 'ሎሚ ዘይከተተ ኮታ ዘይመከተ' ኢዩ ዘሎ እቲ ወረ::
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
ሰላም ሃፍተ ነጸረ ኣብ መዝሙር ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ጽቡቅ ስራሕ።
ተቂሪቢው ሪኢቶ ጽቡቕ እዩ ❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደጊም ኣማን ባኣማን ዓወትና ኢዳቐርበ ኢዩ ተኽታትለኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ትንተናኹም ብትኽኪል ኣባታ ዘሎ ክፋኣተነገር ኢግደፍ ምቅላዕኩም ኣጆኹም መዳ ኣዊዱ ወይካኣ ኣብተመዝዊኑኑ መዳ ተተባርኹም በሊዎም ቃሊስና ብበለትካ ኢዩ ኢጊደፍ ፡ሰታይ ደም ኢዩ ንህቢ ኢይትራ ቱግርፉና
R.I.P Tigrega 😢😢😢😢😢
😂😂😂😂😂😂😂😂 ዓወትና ቀሪባ እያ። አበይ በጽሐ?
82 ዓመት ንድሕሪት ንድሕሪት መሳኪን
ጀብሃ ሃዳሚት ቁምነነገር ከይገበረት ጽሓይ ዝዓረባ ብሓቂ ተቃለስቲ ለውጢ እንተትኾኑ ከምዚ ኣይምበልኩምን ማለት ንቃልሲ ንቃለስ ከመይ ኢልካ ተረክሶ ሻዕብያ ግን ኣይኮነን ናይ ጓሓፋት ሽጣራ ካልእ ይፈልጥ እዩ ሓተላ ጀብሃ ዕደ ሻዕብያ ጅግና ዩ ካብኹምሲ ተጎሪሑ ማለት ዩ ንፈልጠኩም ኢና መሳኪን ወያነ ድማ ዓኽ ኢላ ጡፍ ኢላትኩም ተሕዝኑ
ብሓቂ አኬባታ ይስልችዎም እዩ ምናልባት ምስቲ ናይ መንእሰይ ባህሪ እዩ መስለኒ. ካልእ ...ተጋዳላይ መብዛሕትኡ ምእንቲ ህዝብ ኢሉ ዝወጸ እምበር ምእንቲ ዝኮነ መራሒ ኣይወጸን ምእንቲ ዉልቃዊ ረብሓ አይወጻን....መስዋእትን መከራን ጥምየትን ጽምእን ስድራኻ ደቅካ ማሕረስካ ስራሕካ ገድፍካ ነቲ ዝነበረ ዘጋጠሞ ግፎዒ ኽብረታት ምግሀሰ እምቢ ኢሉ ኽብርኻ ንምምላስ እዋኑ ዝጠለቦ መሪር ቃልሲ ሕቶ ሓርነት ኽምልሽ ናይ እዋኑ መንእሰይ ብተግቦር ወፊሩ ....እዚ ሕጂ ዘሎ መንእሰይ እውን ከምኡ ....ስለዚ ቃልስኻ ኽኽበር ቃልሲ ቅድሜካ ዝከፈሎ ወሎዶ ኣኽብር እቶም ድሕሬኻ ዝመጹ ወሎዶ እዉን ከምኡ. ....ታሪኽካ ዓቂብካ ጌጋኻ አሪምካ ዝጎደለካ መሊእካ እካ ኽብርታካን ቀጻልነትካን ተዉሕስ....ቃልስና ብሓቂ ቃልሲ ወለዶታት እዩ
ሳላ ሰልጠነ ኢና ረኪብናኩም ክብረት ይሃበልና
@@GoitshGoitsh የቐንየልና ተገዲስካ ምርካብካን ሳብስክራይብ ምግባርካን ክቡር ሓው
ሃየ፡ ሃየ ሃየ፡ ፕረሲደንት ኤርትራ ኢልካ ወስኸላ ምሕሳው ክጥዕመካ።
ሓሶት ዝድራሮም ወኻሩ ኢሳያስ ኩሉን ብሓሶት ዝነብራ ቅልውላው ናይ የእምሮ ዘለዎም ኣብ ክንዲ ሰላም ጽልኢ ዝድራሮም በዚሎሚ አዋን ክለተ ደንበ ኣሎ እቲ ሓደ ፍትሒን ሰላምን ዝኣምን እቲ ካላኣይ ጉጀለ ኢሳያስ ክኣ ሂልቂትን ጭቆናን ዝኣምን ናይ ስርቂ መደበራት ብምስፍሕፋሕ ዝነብር ካብ ባዕዲ ዝኸፈኤ እዩ እቲ ምርጫ ንጹር እዩ ኣነ ብወገነይ ፍትሕን ሰላምን ዪኣምን ዓውት ዘተረፍ እዩ እዋኑ ኣኺሉ ኩኑታት ይርኤ ኣሎ ።
That is the truth thanks
ፅቡቅ ስራሕ 👌💐
The more we dig deep in side the nasty team, the more we make aware our people in backhome. Hopefully, one day, everyone will say enough is enough
💙💙💙💙💙
ጊጋ ሚሲላ ሐበላ ሕማምኢይ ኸሙኡ ጊጋ ኢዮ ኩሉ ኒደቂ አኒሳቲዮ ዘቆናጽብ ኒሚሲል ፕ ብጻይ ነጸረ
💙🌿💙🙏
Hasawit papagalo!!!
Asheberti zeykonumun hijes????
Tekalesti n hzbi Eritrea inetkonu da slemntay ab kulu hageran gde masertn idan konkum ???????
Yehwatnan deknsn iba b hiwetomn menberi hiweromn nai sersh wereketom kesirom😣😭😭😭😭😭😭
nbalekumn wladkmun hiwetkum indamerahkum .B hiwet Erirawiyan nskstkumn kemakum zeamselo TEHATETI IKUM
ንእትገብርዎ ዘለኹም መደባት የመስግን። ኩሉ ጊዜ ኣብ ህሉው መድረኽ ንዝርኣዩን ዝፍጸሙን ተረኽቦታት ኣርእስቲ ሰሪዕካ ዝወሃብ ኣስተምህሮ ወይ ዘለካ ተረድኦ ብምግላጽ ዝወሃብ ሓበሬታ ጠቓሚ ኢዩ። ኩሉ ከከም ዓቕሙ ፍትሕን ሰላምን ንምርግጋጽ ኣብ ዝግበር ቃልሲ፡ ጊዜ ሂቡ ብኸም'ዚ እትገብርዎ ዘለኹም ተደጋጋሚ መደባት፡ ተሳትፎኡ ከዐቢ ወይ ዘለዎ ርእይቶ ክጽሕፍ ይግባእ ይብል ቀጽልዎ።
ኣብዚኣ ኣሎ ሰባኣይ ኣፍከልቢ ቀናእ ዓንኬል ኣይኮነን ክሰምሩ ኣለዎም ሃግራውያን እኮዮም ንስኩም እኳ ብተጋሩ እንዳተምራ ሕኩም እኳ ኤርትራውያን ኢና ትብሉና ኣለኩም ምክንያቱ ቅንዲ ፖሊሲ ናትኩም ኣብ ሃይማኖታት ጽቂጥኩም ካልእ ሃይማታት ካብ ምዕራባውያን ከተእትው ከሙኡውን ዓሌትነት ከተስፍሑ 😊ከምእውን ብርጌድ ንሓመዱ 90% ብትግራዎት ገለ ኤርትራውያ ዝሓወሰ ትግራይትግርኚ ዝመስል ግሩፕ ኢዩ እዞም ትግራይ ትግርኚ ክዓቢ ፈንጠርጥር ትብሉ ዘለኩም ሰለስተ ርብዒ ትግራዎት 1ርብዒ ኤርትራውያን ኢና ኢልኩም ሞሉኣት ኤርትራውያ ኮይንኩም ኣይትዛረቡ።
Seltene eyu habiruni btaemi tsibuk medeb ketsilwo yehwat👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ወይ ህግደፍ! ሰብኣይ ዶ ወደይ ሓሶት ክግዕት ይርሕጽ 🤔 ድሓን ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ሕጊ ኣቅሪቡ ከናዝዘኩም ኢዩ ::
❤
👍🏻👍🏻👍🏻💙💙💙💙💙
Nay seltan herfan aymenewekumen.nenatkum tarik kemzelo aytereseu.deki eray beziom aytetehamel
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ሉዙብ ንቐፈታ ኣኣብ ዘለኹሞ ጨንፈር ክኣ ብኣካል ተረኺብኩም ኣማእዙኑ ኣቦታት ❤❤❤🎉🎉
Ajokum kerben ena ❤
ZEIKEWN ZEREBA ISAYAS KISAB HJI SGAOM TEBISU MIBELEOM NEIRU. iT IS JUST WISHFUL THINKING
ነዞም ለመንትይ ከዳዕት ተረፈ መረፈ ሰፈርትይ የረትራ ቦዞም ካዓት አብ ሰደት እናለመንኩም ዝሰምዓኩም የለን ደቃላታት እንዳ አቦሀጎታትኩም ክዱ ጀዋሲሰ ጀዋሲሰ 😊😊😊😊
Poor information Hegdef
Haswe
አርትራ ትሕሰም ትጥዓም ንአርትራዊ ገነቱ አያ ጽቡቅ ኣለካ፡፡ኣዴካ ትጥዓም ትሕሰም ኣዴካ አያ ኣመሪካ ዓዳኩም ትኮኖኩም ትኮይና እንታይ ደኣ ብዝዕባ አርትራ ዘዛርብ ኣለኩም?
Bhaqi mahber andent bbanderaku tfiltu.
ስደት አርትራውያን ስርዓታት ኢትይጵያ እምበር ሻዕብያ ኣይኮነን፡፡ኣክሊሉ ልኡኽ እንተዝከውን ብነፋሪት ዘየምጽዎ ብሳሃራ ሂዎቱ ዝርክስ፡
Tarek betame xebuk
Wellcom🙊👍👍👍
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት እዛ ጉጂለ እዝኣ ናይ ኢሳያስ ጉጂለ እያ ኤረትራ ናብ ኢትዮጵያ ንኽትመልስ ትሰርሕ ጉጂለ እያ ካልእ ምኽንያት የብላን
Rehak haso +hasot =2 hasot
Never done anything except talk very sad 23y nothing but talk .... ....
ንኤርትራኩም ከመይ ኢኹም ተነፃፅርዎ ብሕልፊ ምሰ ኢትዮጲያይን ነቲ ቆልዓ ተብልዎ ዓዱ የልምዕ አሉ ሃሪስኩም ዲኹም (አይትንዓቁ)።ማዓስ ኢኹም ትማሓየሹ ንስኹም።"ዓሸብን ባፅዕን ኢትዮጲያ ካብ ትጥቀም ኤርትራ ትጥመ"እዋይ ክፍአት እዋይ ዝአረገ ፍልስፍና!?መን ኢዩ አረጊት ግዜ ዝሓለፎ መን ኢዩ መንእሰይ ሀርድ ወርከመንግ።ኤርትራዊያን ወደቅኩለም ኢኹም ዘለወ
ኹም ተበራበሩ!አይትታዓበዩ ቢለዉ ዜሮ ኢኹም ዘለኹም።ትዝክርዎ'ዶ ንትግራዉ አብኡ ዝተወልደ ከም ሀመማ'እሽ'እን ዳበልኩም ከተበርርዎም።ሕዚ ግን አብዚ እቲ ቆልዓ ትብልዎ ፃዕዳ
ጣፍን ፅሩይ ጥዑም ማይን ነቶ ትምክሕሉም አሕዋትኩም የንብሮም አሉ።ንስኻትኩምዶ ከምኡ ትገብሩ።አይትገብሩን።አይትመክሑ ነብሱኹም ፍለጡ።ንኢትዮጲያ አይትንዓቁ።ኩሉኹም። አሪግኩም አብቂዕኩም አመኹም ኢኹም ።ቆልዓ ከለኹም ትዕቢትን ተንኮልን ሀገር ምዕናዉን ጥራይ ተጠቂምኩሙሉ።ምስ ኢትዮጲያ አይትወዳደሩ።ብዛዕባ ኢትዮጲያ ክትዛረዘቡ ከለኹም ለባማት ትመሰለለ።ወጊድ አይፈልኩምነ!?.......... ወዘተ ወዘተ
ነጸራአብ ጎሐፍ አብጀብሃ እዉን ጎሐፍ ዝነበረ ተጋዳላይ እዩ ።ነጸርአብ አብ ከባቢ ሰነዐፈን ሰናዐፈን ዝተፈጸመ ግፍሒ ዝተዐመጻ ደቂ አንስትዮን ዝዐነወ ንብረት ተሐታቲ እዩ።ጓህማም መዐስ ይሐፍር ኮይኑ ዶርሆ ጻሕቲራ ትረኽቦ ምስጢር ሒዝኩምስ አረ አይትሐፍሩን ኢኹም ከዳዐት ዉዱቃት ሺንቲ የእዱግ ኢኹም።
Nska ke abey z nebrka eka?!? Beal tarik.. hzbi senafe z meskerelu sebay ata mushmush atine.. kid trah meakor hgdef lehas muwut seb.. haki zeytfetwu eritriten ede seb .. kemake seb hiza abey k wegeh meret
👍👍👍💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿✅✅✅💪💪💪💪💪
Hassika keman sytkln yka. You are poor full😂😂
You guys are waisting your time. Syrias Baath Party was close to the old ELF not EPLF. There is no any correlation between the Eritrean government at all. Just dream no body can stop you from dreaming.
ጉጅለ ነዳያት ዑሱባት ከዳኣዓት ነዚኣ ክትሕስዋ መጽናዕ ቲ ገርካ ገጽካ ትርሓቕ ድርባይ
እዋይ መሳክን ደምበ ዒነ ኣርብዓ ዓመት ሃንቲ ከየፍረያ ኣብ ሃሶትን ምክፋእን ተጸሚደን ጀብሓ ነበር እንታይ ቁም ነገር ከይገብራ
Sala Seltene eye rekibekum💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
የመስግነካ ተገዲስካ ከተዕብየና ምፍታንካ!!
You started your program by promising to describe Ghidewon Asmerom’s secret cabal. You stated there is a general in Asmara leading the group. Foolishly you want your listeners to tell you who the general is. Dismal and shallow!
ኣብ ጽልኢ ዓሌት ኣውራጃ ዝተመርኮሰ ፖለቲካ ኣብዘብጻሓኩም የለን ሩዋንዳ ክትገብሩዋ ኢኹም እዛ ዓዲ ኣምላኽ ድኣ ቀዲሙ ንዓኹም ይጠፍኣኩም ይኸውን
Fake information it doesn’t work u want to mislead the people of Eritrea and it doesn’t work I feel shame on behalf of you . Ni hiwetu muluo university zitsenihe hizbi kete eshiwo mihsab bihasot were kitetalilo mihsab meraya nikhat tezarabay u
kkkkkkk
Blues good!!!!!!!!!!!
Hasabtkum haqi xbuq.banderakum tray xelia
👎👎👎👎😂😂😂😂
ነጸርኣብ ኣስመላሽ ፡ብርጌድ ዝዓበዱ ተኸቲካ ድኻ?😂😂😂😂😂😂
Abzi kab milflaf maida eto
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙✌️🙏🙏🙏
It looks like all of them have an identity crisis,grow up in a beer swwaa house in Asmara), eat drink left over most of them they don't know the parent and they called themselves I am Eritrean 🤔
አነ ከም ሰብ ዘሰክፈኒ አካያይዳ መንግስተይ ተላቢስናዮ ዲና አይለበስናዮን እዩ ዘሰክፈኒ እምበር ናትኩም ከም ህቦቡላ እየ ዝሬኤኩም.