General Wadi Madid Focus on military presence and confrontation for the existence of your people. Don't worry about political differences focus on military preparation for confrontation. African political upper hands depend on military strength
Thank you General John. Make it faster!! Those who were collecting commission on armament purchase during Ethio-Eritrean war are the main source of problem in Tigray.
ክቡር ሓው ጀነራል ጆን መዳድ ንህዝቢ ትግራይ ንዝኽፈልካዮ ረዚን ተጋድሎን ሓላ ፍነትን የመስግን እድመን ጥዕናንኣምላኽ ይሃበለይ❤❤❤❤
ጅግና ሓዉና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ጀ,መዲድ ጀግና ኢኻ እሞ እቲ ዋጋ ንኸፍሎ እዋኑ ክሓፅርን ብዝቐለለ ዋጋ ክንሰግሮ እንዶ ግበሩ።ዘድሊ ስጉምቲ ብምውሳድ ።
ጅግና አቦና❤❤❤❤
እወ ኩልካ መንእሰይ ❤ጓል ምስ ወዲ ተልዓል ንሰለማዊ ቃልሲ ስመር
ይኣክለና ዩ ደኪሙና ሎምስ
ናይ ጅግና ጅግናና አኸሪዕኻና !!
አንበሳ !!!
ጀግና ኣጆኻ መንእሰይ ምሳኹም እዩ።
❤
ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ፅቡቕን ቅቡልን ሓሳብ እዩ 🙏🙏🙏💪💪💪💪
Thank you for you serve
I like this guy so much Truly in love with Tigrai and The people of Tgrai.
Go to hell Gohaf wedi Adwa
ንዓኻ ዝገልፅ ሓቅነትን ጅግንነትን እዩ ኣቦ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ❤
Real Tigraway our hero god be with you thank you for service ❤❤❤❤
ጅግና ኣያ ህዝቢ ትግራይ እግሪካ የከትሎ እዚ ህዝብይ
ክቡር ጀነራል ክበረልና ዕድመንጥዕናን ይሃብካ
ናበይ ራኢ ኢና ንኣቱ ረቒቅ ራኢ ሒዝካ
ጀነራላት ትግራይ ውግናኩም ንህዝቢ እንበር ፖለቲከኛታት አይኮኑን ሕጂ ካዓ ጥቅሙኩም ገዲፍኩም ጥቅሚ ህዝቢ አቀደሙልና
እዚኦም እዬም እቶም ተጋሩ ❤❤❤ራራም ይልመድኩም ❤❤ጵቡቅ
ምቅራብ❤❤❤
Thank you for your service. God bless you. please take care of our people ❤ we are worrying about Tigray.
ጅግና ማለት
Good speech
Well say thank you warrior legendary god bless you🎉 Hero we need more people like you
ትክክል ኣለካ ኣያ ትግራይ ንጉጅለ ብልፅግና ብትሪ ክትቃሎሶ ፀኒሕካ ኢካ ኣጆካ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና። ጅግና ኦቦና ብመንነቱ ዘይደራደር ጅግና ወዲ ህዝቢ።
ንባዕልካ ዓሪ መዓኮር መንጆሪኖ እናሓለካ፡ህዝብና እማ ሕጂ እዉን ዋጋ ይከፈል ኣሎ ፡ግን ንመን ረብሓ እዩ ትሓቂ።
እግዚአብሔር ሰላም ይላክልን እንፀልይ እግዚአብሔር መፍትሄ አለው
ደንገርግር ዝባሃል የለን ኹሉ ድሕሪ ትግራይ እዩ
እዚኦም እዬም ተጋሩ ራራም ይልመደኩም❤❤❤❤ ጱቡቅ ምቅራብ❤❤
Jigna wedi tgray
ዋጋ እነተይ ከፈልና ብውሕልል መንገዲ መሊኡ እዮ አስተዉዑሉ ጠራሕ
My heart is warm what he said I stand with you god bless ❤❤❤❤
እዚ ጅግና አያና ጆን መዲድ ናይ ብሓቂ ቆራጽን ድምብርጽ ዘይብሎን ጅግና ኢዩ ብተግባር ትኳሺሑ ብመንነትና ክንኮርዕ ዝገበረ ክንድግፎ ይግባእ ሕዚ ከአ ትግራይ ዳተሐመሰት አይድቅሰን እየ ኢሉ ቃሉ ክየዕበረ ብ አንደበቱ መጺኡ አሎ ሕዚ ወን ዋጋ ክንከፍል ንዳሎ ይብል አሎ ሀየ ኩልካ ትግራዋይ ትግራዋይነይካ ዝምዘን ብናይ ሂዎት መስዋእቲ ጥራይ ከምዘይኮነ ይነግረናሎ ትግራይ ብዝሐተተቶ ዋጋ ክንከፍል ንዳሎ ንብዓት እኖታትና ንሓብስ ክቡር አያና ጀነራል ጆን መዲድ ክብሪ ከአ ይግበኦ።
ድዕላዴኹም ዋ ኩላትኩም ሓደ ኢኹም ሕጂ ግን ነቲ ህዝቢ ሓደ መፍትሒ ግበርሉ ብጥሜት ቁርን ፀሓይን ተወዲኡ😢😢😢
Oh time❤❤❤
❤❤❤ እውነት
ጀጋኑና ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም
ኣብ ጎንኻ ኣለና
Hero❤🎉❤🎉❤🎉
No more corrupted criminal narrow minded group of Sebhatezem. We need inclusive leadership, all Tigrawy treat equally.
ዕድመ ይሃብካ
Down with sbhatizm and cultural Generals
👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ደንቆሮ
ኣቦኻ ብስብሓት እንዳባህረረ ሞይቱ ንስኻ ትፅሕፅሕ ኣለኻ፣ ናብ ደቅኻ ከይሓልፍ ፍራሕ።
ን ህዉሓት ምጥፍእ ማለት ን ህዝብን መሬትን ትግራይ ምጥፍእ ፣ብ ግፍዐኛ ኣብዪ ኣሕመድ ምምራሕ ወዘተ ማለት እዩ
እታ ናይ ልበይ ተዛሪብካ ክቡር ጀነራል
❤❤❤❤👍👍👍👍
@ልዋም ቲቪ ዘይተቆረፀ አለኩም
አጆካ ጀግና ህዝቢ ተረዲእዎ እዮ🎉
ትግራይ ዳግማይ ንጥፋኣት ኣይትዕዲምም
ዉጻእ ትግራይ ካብ ኣዛብእ ዶ/ር ዓቢን ኮራኩርን ተጋደል።
ኢርትራ ኣብ ጎንኻ ኣላ።
ጌታቸው የአብይ ተላላኪ ነው ተጋሩ ንቁ የዓብይን 👹ተልእኮ ነው እያስፍፀመ ያለው እምቢ ለተላላኪ አብይ ካልተወገደ የትግ ራይ ሕዝብ ሰላም አያገኝም
አቦና ንበር ሕዝውን ንበር 100ዓመት ጆን
👍👍👍👍👍💯 ብሐቂ ሕብሪ ትግራዋይ ተባላሺዩ ዓለም ዘዛረበ መኽተ ህዝቢ ትግራይ ብ ባንዳ ብልፅግና ተጋሩ ተረሚሱ ንሐዝን 😢😢😢
Anta barya eritrea
😂😂😂😂😂
እንታይ ሕብሪ ነይረው ትግራዋይ በጅካ መዕሳብ ነኻሎኡት መግልጋል ሩሙሳት 😂
ከንደይ ጊዜ ዋጋ ክንከፍል ሕዚስ ይኣኽሎባ
ጆን ዓሪ ፣ ግዘ የለን።
ዕንይንይ ኣይትበል።
Gigna.wedi.abay.tigray.korealka.viva.jhio.medide.tigray.ketbrk.eya.ajona.
እቲ እንኮ ፉታሕ ንህወሓት ኮነ ንግዚያዊ ምምሕዳር ብልፅግና ኣወጊድና ሃገረ ትግራይ ንመስርት ኑሱ ዩ እቲ እንኮ መመማረፂ ኑሱ ዬ
ብሕልፉ ፃድቃን ጌታቸውን ኪሒዶምና እዬም ወይ ንእሰሮም ወይ ካብ ትግራይ ነባርሮም😢
ሐሳዊ መላኽዒ ህወሐት እንታይ ጌራ? ህወሐት ማለ ህዝቢ ትግራይ ማለት እዩ::
Hager emo entay hizkum hager ketkonu emo ka mes kulu tebaskum
ደቅኻ ኣሰውእ ሌባ
ካሓድቲ ዝኩሉ ከምዘይፈከርካሎም
ዓጆኻ,መአድድ,ኣምላኸ,ምሳኻ,,የኹን,ትእገብሮ,ዕላማ,ወአረቀት,ለአጥፍ,ክእሳራ,ዬኤለን,ትእግራይ,ትዕዎት
ዳይ መልክዕ ኣትሕዝዎ ኣይትፍዘዙ
✅
ሐዚ ከ መን ኽተውደ ኩናት ኣይኒደልን።
እሞ እቲ ብጥሜትን ቁርን ዝረግፍ ዘሎ ህዝቢ ኸ?🤔ንባዕልኻ ስለዝጠዓመካ ድዩ😢
ጀግና ኢኻ
General Wadi Madid
Focus on military presence and confrontation for the existence of your people. Don't worry about political differences focus on military preparation for confrontation. African political upper hands depend on military strength
ልቢ ይሃብኩም ምሕረት የዉርደልኩም::
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you General ❤❤❤❤
ጀነራል እቲ ዘሎ ፀገም እሞ
ዘይትፈትሕዎ ።
ሐጂ እቲይ ዝግበር ግበሩ።
❤❤❤❤💊💔😢
ባዕልኹም ኽፈልዎ ድሕር ሀዚ
ምድንጋር ይኣክል
Thank you General John. Make it faster!! Those who were collecting commission on armament purchase during Ethio-Eritrean war are the main source of problem in Tigray.
🎉❤10Q kubr jeneral
ፁቡቅ ሐሳብ ጆን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉😊
ቀፅለሉ ጀ/ል ዮሀንስ ።😢
ጆን አያና እዛ ቃል ናብተግባር ይለወጥ መሊእና ንቀስን ከፊእዎ ሎ ህዝቢይ ትግራይ ዎድኖኦም ዘይቀብሩ አረመንታት ስብስብ አርሕቀልና መሕፈርቲ ስለዝኾኑ!!
ጆን መዲድ ህዝቢ ትግራይ ተስፍዑ አበኻን ንአኻ ዘአምሰሉ መራሕቲ ትግራይ የድልያ ምግበይ ወዲ እመበይተይ ድንኩል ዘነበ ዘ አመሰልኩም መራሕቲ ሰራዊት ተስፋ ህዝቢ ትግራይ አባኹም ዕዩ!!!
ጀጋኑና ኣብዛ ቁርፂ እዋን ዘሎፖለቲካዊ ሕመቕ ኣብልዕሊ ህዝብኹም ደው ኢልኩም ከምትገላልህዎ ምንም ኣይንጠራጠርን።💪💪💪💪ህዝቢ ኣብጎንኹምዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዓውዓው ዝብሉ ዑሱባት ተኸፈልቲ እዝኒ ከይሃብኩም ህዝብኹም ኣድሕኑ ዝተመዛበለ ህዝብኹም ካብ መከራ ገላግልዎ ታሪኽኩም ኣብ ዓለም ደሚቑ ክፃሓፍዩ ቀፅሉ💪💪💪💪💪💪
ሓቅነት ንህዝቢ ትግራይ ኣብዙኦም እዩ ዘሎ። እኒ ጀነራል ጻድቃን ተሓባበርቶም ግን ንባዕሎም ተደናጊሮም ህዝቢ ትግራይ ኣብ መከራ ከእትውዎ እዮም ለይትን ቀትርን ዝጽዕሩ ዘለዉ።
ደምባር እስኻቱም ኻብትጥዕዮ ዝኹሉ አይመፅን ነይሩ
❤❤❤❤❤❤🎉
እቲ ዋጋ እንታይ እዩ? እንመን እዮም ክኸፍልዎ? ትርፍን ኪሳራኡን ከ ብዝግባእ ተመዚኑ ድዩ??
❤
ዓሰርተ ኪሎሜትር ካብ ኩያናት ሪሕቅክን ተታኳስ እንዳበልክን ዋጋ ክንከፍል ኢና ወዲ ሐረስታያ ወዲ ድካ ከተጨፍጭፉ ድሰምዓካ የለን ጉማሬ
General Yohannes, we know that you are one of the dauntless generals of Tigray. We have to fight to return our land expel the bandas.
Which land are you talking? The land TPLF gave to Afar?
❤❤❤❤❤❤
ዓድዋ ክሰጎጉ አለዎም አብ ሓፂር ግዜ
Emo nska endo mrhayo akmi rntealoka
ተረዋእ ብይንኻ ትዋጋእ ወዲ ሰታዪ ደም
ከመዚ ዐይነት ፀርፊ አይ ናይ ትግራዋይን
ታይ ዝበለ ዘረባ'ዩ'ዚ ይትረፍካ......
Rude
Tigray raise up!
Btiliant
Wedi Asha tirah eyu hiji ziwagae menasey nikah
ካባኻ ንላዕል ንትግራይ ዘድመየ የለን
Zurugat wirdetegnatat
ዝዘረግኽሞ ንስኹም ባህላዎ ጀነራላት ብስሚዒት ዝትዛረቡ ሓሳዎ
ጀነራል ፣ናህና ሽግር ከይውዳእ እኮ ካብ ደብረብርሃን መሊስኩም ንቀዛፊና ከም ኢሳያስ ዕድመ ሂብኩም ንህዝብና ተሳቅይዎ አለኹም 😢😢😢ኣታ ንስኻትኩም ዋጋ እናበልኩም ነዚ ዝተረፈ መንእሰይ ክትውድኡ ኢዩ ዕላማኹም።
What is going on you Tegaru 😳 😡
Whom are they?
ብፃይ ጆን ኣብ ህዝባዊ ስምዒት ኾይንካ ትዛረብ ከለኻ ውሽጠይ ንኹለመዳያዊ ቓልሲ ክለዓል ገይርካኒ ብስለት ዝተጎልበበ ወግዕኻ ህዝባውነትካ የርኢ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ጎኒ ኣድየሎጂኻ እየ እዚ ካብ ልብኻ እንተኾዮኑ እየ የቐንየለይ
1.ሓደ ወታደር እዩ ፖለቲካ አይርዶኦን
2.እቶም ሰሪቆም ኮምሽን ተቀቢሎም ዝብሎም ሽሞምን መረዳእታን የቅርብ
3. ሚሊተሪ ሰራዊት አብ ፖለቲካ ክአቱ የብሉን
ጅግና ጀነራል ዮውሃንስ ትግራይ ካብ ሸየጥቲ ህዝብን ግዝአትን ዝኾኑ ናይ ውሽጢ ዕሱባት ስርዓት አትሕዙዎም?
ምእንቲ ትግራይ ከይኮነስ ምእንቲ ኢስከባተራትኩምን ፎቅኹምን ህወት ንምኽፋል ኣይንዳሎን።ለጊጥ ዶላር ለዉጥ?
ንፃድቃን ሕተቶ ወዲ ባንዳ
ንሎቋምፅን ከዳዓትን ኣይምልከትን ብዘይትፈልጦ ነገር ኣይትሃትፍ
በይንካ መስዋእቲ ክፈል ሃምካጣሚ ኣንፃር ናትካ ክንከፊል ንክአል እና።ሰራዊትትግራይን መንእሰይ ሰራዊት ትግራይ መስዋእቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብቂዑ እዩ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ራራ በዛኹም ምእንተ እቲ ዝብላዕ ዝለሓስ ዘይብሉ ትግራዋይ ሕሰቡ። እኒ መዲድ እንታይ እዮም ዝብል ዘለዉ ?ንመስዋእቲ ተዳለዉ?ነየናይ መስዋእቲ? ንሕና ተጋሩ ምስ ደቅና ንመስዋእቲ ሓፊርና ፈሪሕና ኣይንፈልጥን።ከም ኣቦና ኣብርሃም ንክርስቶስ ዘይኮነስ ንዓኹም ንበላዕቲ ነብሲ ሂብና። ሕዚ ኸ እንታይ ግበሩ እንታይ ኣብሱ ትብል ኣለኻ? አረ ሕንከ...............ት
ሰአን ብግዚኡ ንጌታቸውን ንፃድቃን አገብ ኢልኹም አብኽንዲ ትሰርሑ ስኽልኩም ምርአይኹም ቀንዲ ስሕተት ናይ ሰራዊት መራሕቲ ኢኹም ፃድቃን ናይ አብይ ሽውሃት እናመለአ ትግራይ እናበተና ስቅልኹም እናረኤኹም ሂዚ ጫው ጫው ታይ የዓብስ
መጻወቲ ገርኩሞም ህዝቢ ደናቁር