Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሕዋሐት አይተኽፍለን ዘረባኺ አርሚ
እግዚአብሔር ይገስፅካ
ቃላት ምፍንጫል ፖለቲካዊ ነጥቢ ንምምዝጋብ ዝግበር ፋሕጠርጠር ካብምዃን ሓሊፉ ካልእ ኣወንታዊ ዓላማ ክህልዎ ኣይኻኣልን። ኩሉሻዕ ኣበይ መዓስ እንታይ ክዝረብ ከምዝግበኦ ዝፈልጥ ሰብ ነዚ ዛዕባ እዚ ከልዕል ኣይኽእልን።
አይትጋገዩኣብመሬት ሓቀቊ የላን ኣሕዋተና
ተጋሩስ ታይ እዩ ወሪዱና ፧ ዘለኣለም ብቓላት ንበኣስ ።
ልዕሊ 1ሚልዮም ህዝቢ ትግራይ ዝሃለቀሉ ጀነሳይዳዊ ዂናት ግጭት ኢልካ ምፅዋዕ፡ ክሕደት ኣብ ሊዕሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ።
ገታቸው ህዝቢ ትግራይ ጠሊሙ ንኸብዱ ተገዚኡ እዩ መንእሰይ ትግራይ ልቢ በል ገታቸውን ሰዓበቱን በልፅጎም እዮም
ዝገርም ስልጣንስ ደረት የብሉን?
ህዝብና እንዶ መልሰልና ዝተአጠቀ መአዝ ሲእና
❤❤❤❤❤
ቡሽቲ
ድሕንነት ትግራይ ዘይሕሉ መንግሰቲ ለይባ ሐሻዊ ሰታይ ደም መናእሰይ እዩ ብሰንኪ ዘይ ምዑሩይ ፓለቲካ ሂወት ቡዙሐት ተጋሩ ተቀቲሎም ምሳሌ አቦ ትግራይ ዝነበረ በዓል ሃፈቲ ዓሲምባ ሆቴል ጂግጂጋ ነባራት ተጋደልቲ ብግፈዒ ዝተቀተሉ ከይርሳዕ
ህዉሓት ከምቲ ምሰ 7ተ ሀገራት ዶኻኻዕ ዘበሎ ህጂውን ዘ7 አገራት በገንዘብ በምግዛእ ዘተሠለፋ ተግራይን ህዉሓት ዝገበር ወደብ ህዉሓት ብትንትን ከምዘብሎ አይተርፍን አወት ልትግራይ
ኣቱም ሰብ ካብ ፀርፊስ ታይ ኢና ንጥቀም
ህዝቢ ይስዕር
ጌታቸው እኮትግራይ ካብ ዝገድፋ ፀኒሑ አዩ ሰብ እዩ ሲኢኑ እበር
Getachew banda 😢
ከምቱ ኣብይ ናብ ሳዋ ከይዱ ዘሴረ ጌታቸው ድማ ናብዚኦም ኬዱ ተሊሙ እኒሀ ማለት እዩ።
ትግራዋይ ካብ ጥንቲ ታሪኩ ክነርእይ እንከለና ትግራዋይ ውድቀቱ ብትግራዋይ ምኾኑ ዘሕዝን ታሪክ ትግራይ ምኾኑ የሕዝን😅😅😅
ታይዓይነት ጉድ እዩ መፅዩና ንጀኖሳይደሮች ምጎሳን አድናቖፀትን ዝህብ መራሒ ትግራይ ተፈጢሩ ብጣዕሚ መሕፈሪ እዩ።ቀተልቲ ህዝብ ትግራይ ዝድነቕሉ መድሕን ህዝብ ትግራይ ዝኾነ TDF ድማ ዝፅረፈሉ ጊዜ በፂሕና መራሕቲ ትግራይ ወግሐ ፀብሐ የዋርዱና አለው።
እዚ እኮ ብወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓ/ም እዩ።
hasewti, neti kuhnat men diyu jemiriwo, weyane nimintay nab Eritrea misayl tekisom ?
ዝተውሀቦ ሰልጣን ታይ እዮ ?ዝተመረፀ መንግሰቲ ትግራይ እኮ ኮይኑና
ብዕራይ ራያ
ንብእራይ ዝፈልጦ ብእራይ እዩ😅😅😅
ጌታቸው ከሓዲ
ሓሰዉት እኩሞ።
ኣብ ጥቅምቲ ተዘርበ እይ?
ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ ቅዲሚ ክልተ ዓመት ዝተዛረቦ ኮይኑ ፥ ሀዚ ንምንታይ እዩ ዝጋዋሕ ዘሎ ???
ትብፃሕ ንምድያኹም ኣውራጃዊ ውድባት መሲልኩም ኣይጨነቑ እዚ ሓድሽ ኣይኮነን ኣብ ኺሓ መቐለ. ኣብ ዓድዋ ኣድኣቡን ሶሎዳ ከባቢ, ኣብዓዲግራት ካምቦ ከባቢ ዝተወለዱ ደቂ ወታደራት ልክዕ ከም ቃኘው ኣስመራ ድቓሉ ኩሎም ተጠቓሊሎም ኩል ጊዜ ንኢትዮጵያውነት ህለወ ክብሉ ቁፅሪ 1 ስርሖም ህዝቢ ትግራዋይ ክከፋፈል ናሰርሑ መፂኦም ኣብቀዳማይ ወያነውን ኔሩዩ ሕዝውን ብንስብሓት ነጋን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ኣባት ነብሲ እናተመርሑ ንኢትዮጵያውነት ዝሓደሩ ስለዝኾኑ እዮም። ብዝተረፈ ትግራዋይ ሆሞጅንየስ ክትኸፋፍሎ ዘይክኣል ጥቕልል ዝበለ ካብሓቲ ዝቕዳሕ ህዝቢዩ።
ኣየ ጋዜጠኛ ! ጋዜጠኛታት በሎ ዝም ይብሉ ኣምሓራ ። እሞ ኣብዚ ኩነታትን መድረኽንስ ጀኖሳይድ ክብለልክን ድዩ እኒ ለተ?!😂😂😂😂😂😂
ዓቅሚና ቅንዕና እንተሃሊዩኩም ሠላምን ምርግጋእን ዘምፅእ ሓበሬታ አቅርቡ ኣብልዕሊ ህዝብ ቤንዚን ኣይተርከፍክፉ ;ከምህዝቢ ንዕዘበኩም ኣለና ኢና ዳግማይ ኩይናት ፈፂምና ኣይንደልን !!
Bekiti zkone sebiay
ምንም ቁምነገር የብልኩምን
ሕሾት ኣይተውርዩ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነስ ነቲ ኤርትራ ዘቕረበቶ ክሲ ናጄርያውን ደጊማቶ ስለዚ ንሓቂ ሓቂ ንምባል ዘይቀባበለኩም እኳ እንተኾነ ማይ ጌርኩም ክትውሕጥዎ አለኩም
ብዙሓት ክትዝትዩሎም ነገራት እና ሃለዩ ናይ ሓደ ሰብ ዘረባ ካም ዓብይ ነገር ገርኩም ጊዜ ምጥፋዕኩም ብክነት እዩ።
ጌታቸው ካብ ዝጠልም ፀኒሑ እዩ ዝጠለሙና ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም
ሓሳዊት ይሐሽ ካብ ህውሓት ክመርሑና ኣብይ የሐሽ
የለይ መሞቲኹም ዳብልፅግና ኣይኣቲይዋይምስ ህወሓት ንቅድሚትትግራይ ትስዕር
@@user-dk4ww6yc3y ሌባ ቀላዲት ብንኡስ ወሎዶ
እና አዲስ አበባ ናና ይግዛህ፣መቀሌ ግን መግባት የለበትም፤ክፉና የማይሳካ ምኞት!!!
Donkoro
@@DawitGebrehiwot-m3x ሓሰውቲ ህውሓት ዝትብላሲ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ጌሮሙሉ በጣርዕ ወንበርክን ኣረኪብኽንስ ኣብቲ ምስኣን ህዝቢ ዓፈርፈር ሰላም ዘይትህብዎ እቲ መስኪን ህዝቢ ሌያብ ቀለድቲ ብሓፂሩ ሲ ቤተሰባዊ ኢኽን ሎሚ ተነቂሕልክን እዩ ኣትን ዓፈንቲ
ቅድሚ ዓመት ዝተነግረ ሎሚ ንምንታይ ኣጀንዳ ኾይኑ? ካልኣይ ደብረፅዮን ጄኖሳይድ መረዳእታ የብሉን ንኣይ ከፀልሙ እምበር እንትብል ትንፍስ ዘይበሉ ኣበይ ኮን እዮም ክኣትው
Kefu midey no more
ቅመቅ ታሪክ ሰሪሁ ጌታቸዉ ረዳ + ጀነራል ፃድቃን
አረ በጃኺ ኣናብባኺ ኣስተኻኽሊ። መሊስኪ ኣይትሰምዕዮን ዲኺ?
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ጎንፂ ደበለ ገታቸው ሞት ይሐሽ ዳሕን ግዜ አለዎ ልኹሉ
Midya weshtm
ጅግና ጌታቸው!❤ ሰላም ኢና እንደሊ! ንዞም ደም ሰተይቲ ጉጅለ ኣደመ ናብ ፍርዲ አቅርብዎም😮
Kolkolla cecaram 😊
ሰላም ማንም ኣይፀልእይ ግን ፍርቂ ትግራይ ሒዝካስ ሰላም ኢና ንደሊ ዘይኾን ነገር ጌታቸው ባንዳ ሸያጢ ዓዲ
Hashawi zomo hager ztelemu dyom kemerhu
ዝተፈናቀሉ ተመሊሶም ድዬም ? ወረርቲ ወፂኦም ድዬም ? ዘይተክፊለ ደመወዝ ተክፊሉ ድዮ ? ሰደት መናእሰይ አቃሪፁ ድዮ ? እንተሰሪሆምዋ ናማን ጀግና እዮ
@@HTHT-p5f ወረርቲ፣ ጄኖሳይድ ፈፂሞም ካብተባሃሉ ሃደ ሻእቢያ ወታደራቱ ብሃሙሽተ ቦታ ናብ ትግራይ ቀረባ ሰሙን ኣቲዩ። እዝይ ዝገብሩ ዘለው እነደብረፅንፈት እዮም። ካሊእ ውግእ ምስ ፌዴራል መንግስቲ ብምእላው - ካሊእ ጥፋአት፣ ካሊእ ናይ መናእሰይ ደም ክፍሰስ ተዋዲዶም አለው። እን ደብረፅንፈት ክታሃዙን ናብ ቤት ፍርዲ ክቀርቡን ይግባእ
Awet nweyane
ሕዋሐት አይተኽፍለን ዘረባኺ አርሚ
እግዚአብሔር ይገስፅካ
ቃላት ምፍንጫል ፖለቲካዊ ነጥቢ ንምምዝጋብ ዝግበር ፋሕጠርጠር ካብምዃን ሓሊፉ ካልእ ኣወንታዊ ዓላማ ክህልዎ ኣይኻኣልን።
ኩሉሻዕ ኣበይ መዓስ እንታይ ክዝረብ ከምዝግበኦ ዝፈልጥ ሰብ ነዚ ዛዕባ እዚ ከልዕል ኣይኽእልን።
አይትጋገዩኣብመሬት ሓቀቊ የላን ኣሕዋተና
ተጋሩስ ታይ እዩ ወሪዱና ፧ ዘለኣለም ብቓላት ንበኣስ ።
ልዕሊ 1ሚልዮም ህዝቢ ትግራይ ዝሃለቀሉ ጀነሳይዳዊ ዂናት ግጭት ኢልካ ምፅዋዕ፡ ክሕደት ኣብ ሊዕሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ።
ገታቸው ህዝቢ ትግራይ ጠሊሙ ንኸብዱ ተገዚኡ እዩ መንእሰይ ትግራይ ልቢ በል ገታቸውን ሰዓበቱን በልፅጎም እዮም
ዝገርም ስልጣንስ ደረት የብሉን?
ህዝብና እንዶ መልሰልና ዝተአጠቀ መአዝ ሲእና
❤❤❤❤❤
ቡሽቲ
ድሕንነት ትግራይ ዘይሕሉ መንግሰቲ ለይባ ሐሻዊ ሰታይ ደም መናእሰይ እዩ ብሰንኪ ዘይ ምዑሩይ ፓለቲካ ሂወት ቡዙሐት ተጋሩ ተቀቲሎም ምሳሌ አቦ ትግራይ ዝነበረ በዓል ሃፈቲ ዓሲምባ ሆቴል ጂግጂጋ ነባራት ተጋደልቲ ብግፈዒ ዝተቀተሉ ከይርሳዕ
ህዉሓት ከምቲ ምሰ 7ተ ሀገራት ዶኻኻዕ ዘበሎ ህጂውን ዘ7 አገራት በገንዘብ በምግዛእ ዘተሠለፋ ተግራይን ህዉሓት ዝገበር ወደብ ህዉሓት ብትንትን ከምዘብሎ አይተርፍን አወት ልትግራይ
ኣቱም ሰብ ካብ ፀርፊስ ታይ ኢና ንጥቀም
ህዝቢ ይስዕር
ጌታቸው እኮትግራይ ካብ ዝገድፋ ፀኒሑ አዩ ሰብ እዩ ሲኢኑ እበር
Getachew banda 😢
ከምቱ ኣብይ ናብ ሳዋ ከይዱ ዘሴረ ጌታቸው ድማ ናብዚኦም ኬዱ ተሊሙ እኒሀ ማለት እዩ።
ትግራዋይ ካብ ጥንቲ ታሪኩ ክነርእይ እንከለና ትግራዋይ ውድቀቱ ብትግራዋይ ምኾኑ ዘሕዝን ታሪክ ትግራይ ምኾኑ የሕዝን😅😅😅
ታይዓይነት ጉድ እዩ መፅዩና ንጀኖሳይደሮች ምጎሳን አድናቖፀትን ዝህብ መራሒ ትግራይ ተፈጢሩ ብጣዕሚ መሕፈሪ እዩ።
ቀተልቲ ህዝብ ትግራይ ዝድነቕሉ መድሕን ህዝብ ትግራይ ዝኾነ TDF ድማ ዝፅረፈሉ ጊዜ በፂሕና መራሕቲ ትግራይ ወግሐ ፀብሐ የዋርዱና አለው።
እዚ እኮ ብወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓ/ም እዩ።
hasewti, neti kuhnat men diyu jemiriwo, weyane nimintay nab Eritrea misayl tekisom ?
ዝተውሀቦ ሰልጣን ታይ እዮ ?ዝተመረፀ መንግሰቲ ትግራይ እኮ ኮይኑና
ብዕራይ ራያ
ንብእራይ ዝፈልጦ ብእራይ እዩ😅😅😅
ጌታቸው ከሓዲ
ሓሰዉት እኩሞ።
ኣብ ጥቅምቲ ተዘርበ እይ?
ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ ቅዲሚ ክልተ ዓመት ዝተዛረቦ ኮይኑ ፥ ሀዚ ንምንታይ እዩ ዝጋዋሕ ዘሎ ???
ትብፃሕ ንምድያኹም ኣውራጃዊ ውድባት መሲልኩም ኣይጨነቑ እዚ ሓድሽ ኣይኮነን ኣብ ኺሓ መቐለ. ኣብ ዓድዋ ኣድኣቡን ሶሎዳ ከባቢ, ኣብዓዲግራት ካምቦ ከባቢ ዝተወለዱ ደቂ ወታደራት ልክዕ ከም ቃኘው ኣስመራ ድቓሉ ኩሎም ተጠቓሊሎም ኩል ጊዜ ንኢትዮጵያውነት ህለወ ክብሉ ቁፅሪ 1 ስርሖም ህዝቢ ትግራዋይ ክከፋፈል ናሰርሑ መፂኦም ኣብቀዳማይ ወያነውን ኔሩዩ ሕዝውን ብንስብሓት ነጋን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ኣባት ነብሲ እናተመርሑ ንኢትዮጵያውነት ዝሓደሩ ስለዝኾኑ እዮም።
ብዝተረፈ ትግራዋይ ሆሞጅንየስ ክትኸፋፍሎ ዘይክኣል ጥቕልል ዝበለ ካብሓቲ ዝቕዳሕ ህዝቢዩ።
ኣየ ጋዜጠኛ ! ጋዜጠኛታት በሎ ዝም ይብሉ ኣምሓራ ። እሞ ኣብዚ ኩነታትን መድረኽንስ ጀኖሳይድ ክብለልክን ድዩ እኒ ለተ?!😂😂😂😂😂😂
ዓቅሚና ቅንዕና እንተሃሊዩኩም ሠላምን ምርግጋእን ዘምፅእ ሓበሬታ አቅርቡ ኣብልዕሊ ህዝብ ቤንዚን ኣይተርከፍክፉ ;ከምህዝቢ ንዕዘበኩም ኣለና ኢና ዳግማይ ኩይናት ፈፂምና ኣይንደልን !!
Bekiti zkone sebiay
ምንም ቁምነገር የብልኩምን
ሕሾት ኣይተውርዩ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነስ ነቲ ኤርትራ ዘቕረበቶ ክሲ ናጄርያውን ደጊማቶ ስለዚ ንሓቂ ሓቂ ንምባል ዘይቀባበለኩም እኳ እንተኾነ ማይ ጌርኩም ክትውሕጥዎ አለኩም
ብዙሓት ክትዝትዩሎም ነገራት እና ሃለዩ ናይ ሓደ ሰብ ዘረባ ካም ዓብይ ነገር ገርኩም ጊዜ ምጥፋዕኩም ብክነት እዩ።
ጌታቸው ካብ ዝጠልም ፀኒሑ እዩ ዝጠለሙና ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም
ሓሳዊት ይሐሽ ካብ ህውሓት ክመርሑና ኣብይ የሐሽ
የለይ መሞቲኹም ዳብልፅግና ኣይኣቲይዋይ
ምስ ህወሓት ንቅድሚት
ትግራይ ትስዕር
@@user-dk4ww6yc3y ሌባ ቀላዲት ብንኡስ ወሎዶ
እና አዲስ አበባ ናና ይግዛህ፣መቀሌ ግን መግባት የለበትም፤
ክፉና የማይሳካ ምኞት!!!