ቅዋም ብ ኣወል ስዒድ / CONSTITUTION BY AWEL SAID

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 3,9 тис.

  • @semeregebregergish8436
    @semeregebregergish8436 15 днів тому +91

    "24 ታኅሣሥ ልደት ጻድቅ አቡነ ተክለ ሃይማኖት፡ ኅሩይ እም ከርሠ እሙ "
    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።
    ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣቦኦም ጸጋዘአብን ኣዲኦም እግዚእኃረያን ብዕለት 24 ታኅሣሥ ተወልዱ። ቅድሚ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ምውላዶም እዞም ወለዲ እዚኦም ኅሩይ ኮይኑ ንዕኦምን ንአምላኽን ዘሥምር ከም ናይ ሃናን ኢያቄምን መዕረፊ ዓይኖም ዝኸውን ውላድ ክህቦም ብንብዓት ኣሰንዮም ይልምኑ ነበሩ።
    ብሕልፊ ኣብ በዓል መልኣኽ ቅዱስ ሚካኤል ወወርኂ ካህናት ፡ ድኻታትን ነዳያንን ዓዲሞም የብዕልዎ ነበሩ። ሓደ ጊዜ ሞተሎሚ ዝተባህለ ከሓዲ፡ ንእግዚእኃረያ ምስ ብዙኃት ደቂ ዓዳ ማሩኹ ወሰዳ፡ እሞ መልክዐኛ ብምንባራ እዚ ንጉሥ ምስ ረኣያ ኣብ ልዕሊ እተን 10 ኣንስቱ ኣንጊሡ፡ ኣብቲ ንጣዖት ዝሥውዓሉ ቦታ ክወስዳ መዓልቲ ቈጸረ። ቅድሚኡ ግና ልብሲ ንግሥቲ ኣልቢሶም ከጽንሕዋ ኣዘዘ።
    እግዚእኃረያ ግን ን8ተ መዓልቲ ዝኣኽል መግብን፡ ድቃስን ኣቢይዋ ብንብዓት ናብ ኣምላኽ ጸለየትን፡ ንቅዱስ ሚካኤል ተማኅፀነትን። ኮነ ድማ ብፍቓድ እግዚአብሔር ቅዱስ ሚካኤል ፈልዩ (ነጢቑ) ናብቲ ዝዓጥን ዝነበረ ካህን ሰብኣያ ኣብጽሓ። ካህን ጸጋዘአብ ዓጢኑ ምስ ወድአ፡ ብልቡ " ጓል ነገሥታት ትመስል" ፡ ኢሉ እናሓሰበ እንከሎ እግዚእኃረያ ልብሰ ንግሥነታ ኣውፂኣ፡ ሰበይቱ ምዃና ነገረቶ። ብሓንሳብ ኮይኖም ድማ ንአምላኽ ኣመስጊኖም ናብ ቤቶም ተመልሱ።
    እንሆ በታ ለይቲ ዓምደብርሃን ብጐኑ ከዋክብቲ ከቢቦም ብሕልሚ ረኣዩ። በታ ዕለት 24 መጋቢት ኣቡነ ተክለሃይማኖት ተፀኒሶም፡ 24 ታኅሣሥ ተወልዱ። ድኅሪ 3 መዓልቲ
    " አሐዱ አብ ቅዱስ፡ አሐዱ ወልድ ቅዱስ፡ አሐዱ ውእቱ መንፈስ ቅዱስ" ኢሎም ኣመስገኑ። አቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ 7ተ ዓመት ዕድሚኦም መዝሙረ ዳዊትን 81 መጻሕፍትን ምስ ተመሃሩ ካብ ጳጳስ ኣቡነ ቄርሎስ መዓርገ ዲቁና ተቐበሉ። ኣብ ቤተ ክርስቲያን ምስ ኣቦኦም እናኣገልገሉ ከለዉ፡ ሓደ ጊዜ ምስ መተዓበይቶም ክሃድኑ ንበረኻ ወፈሩ።
    ከምቲ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንሓዋርያት ዓሳ ክገፉ ከለዉ " ንስኹም ዓሳድ ዘይኮነስ ንሰብ ክትገፉ ሰዓቡኒ " ዝበሎም፡ ንኣቦና አቡነ ተክለሃይማኖት ከኣ ‘ንስኻ ሃዳናይ ነፍሳት ክትኸውን ኢኻ’ በሎም። ከምኡ ውን ከምቲ እግዚአብሔር ንያዕቆብ " ስምካ እስራኤል ይበሃል " ዝበሎ ንኣቦና ድማ ‘ድኅሪ ሕጂ ስምካ " ፍሥሓጽዮን ዘይኮነስ ተክለሃይማኖት ይበሃል" ኢሉ ባሪኹ፡ ሢመተ ሓዋርያውነት ሃቦም። በዚ ድማ ‘ሓዲስ ሓዋርያ’ እናተባህሉ ይጽውዑ።ኣቡነ ቄርሎስ ቅድስናኦም ርእዮም ሊቀ ካህናት ክኾኑ ሸምዎም።
    ሓደ ጊዜ አቡነ ተክለሃይማኖት ንስብከተ ወንጌል ኣብ ሓዋርያዊ ጕዕዞ እንከለዉ፡ ኣብ ሓንቲ ሰይጣን ዝኃደራ ኦም ዘምልኹ ሕዝቢ ዘለዋ ከተታ ትብሃል ቦታ ኣተዉ፡ ኣቦና ነቲ ሰይጣን ኣብ ቅድሚ ሕዝቢ ኣለፋሊፎም ከም ትኪ ኣብነንዎ። እቲ ሕዝቢ ድማ ብዓውታ ‘" ንአምላክ ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ንኣምን" እናበሉ ኵሎም ተጠመቑ። አቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ ዝኣተውዎ ዓዲ እና ኣእመኑ፡ እናኣጥመቑን ተኣምራት እናገበሩን ነቲ ሕዝቢ ካብ ኣምልኮ ጣዖት ናብ ኣምልኾተ እግዚአብሔር ካብ ገቢረ ኃጢኣት ናብ ገቢረ ጽድቅ መለስዎም።
    አቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ ጊዜ እርጋኖም ማለት የምን ጸጋም ምንቅስቃስ ክደክሞም ከምዝደለየ ምስ ረኣዩ፡ ኣብ በዓቲ ከይወፅኡ ንነዊኅ ጊዜ ይጽልዩ ነበሩ። መግቢ ማለት ኣቝጽልቲ ኣብ ሰናብቲ ጥራሕ እናበልዑ ፀሐይ ኮነ ነፋስ ከይረኣዩ ኣብ በዓቶም ተዓጽዮም ምስ ጸለዩ፡ ካብ ብዝኂ ድኻምን ጠጠው ምባልን ሓንቲ እግሮም ተቘርጸት። እንተኾነ ከየቋረጹ ብሓንቲ እግሮም ን7ተ ዓመት ጸሎቶም ቐጸሉ። ኣብዚ ጊዜ’ዚ እምበኣር ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያምን፡ ኣእላፍ መላእኽትን ነቢያትን ሓዋርያትን ኣኸቲሉ ቃል ኪዳን ሃቦም።
    ብስምካ ዝክር ዝገበረ፡ ቤተ ክርስቲያንካ ዝሠርሐ፡ መባእን ካልእን ዝተፈላለየ ብስምካ ጽቡቕ ዝገበረ . . . ናይ ዘለዓለም መንግሥተ ሰማያት ከውርሶ እየ ኢሉ፡ ሰዒምዎም ንሰማይ ዓረገ። ኣቦና አቡነ ተክለሃይማኖት ዕለተ ዕረፍቶም ከምዝበጽሐ ፈሊጦም ነቶም ደቆም ሓደራ በልዎም። ኣብ ክንድኦም ከኣ ኤልሳእ ዝበሃል ሸምሎም። 99 ዓመትን 1 ወርኅን 10 መዓልትን ዕድመ ምስ ገበሩ፡ ብዕለት 24 ነሓሴ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ተገሊጹ " ድኻምካን ገድልካን ኵሉ ተቐቢለዮ እየ ዕረፍትኻ ኣኺሉ እዩ " እናበሎም ነፍሶም ካብ ሥጋኦም ተፈልየት።
    መላእኽቲ ድማ “ ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ እግዚኣብሔር / ሞት ጻድቅ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ክቡር እዩ። “ዘጸመወ በዓለም የሀዩ ለዝሉፋ” (ኣብ ዓለም ዝጻመወ/ዝጸዓረ ንዘለዓለም ይነብር) “ስብሐት ለእግዚኣብሔር በሰማያት ወሰላም በምድር” (ምስጋና ንእግዚኣብሔር ኣብ ሰማያት፡ ሰላም ውን ኣብ ምድሪ ኣብ መንጐ ደቂ ሰባት)" ኢሎም እናዘመሩ ተቐበልዎም። ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ድማ ሾብዓተ (፯) ኣኽሊላት ሃቦም።
    ንሳተን ድማ፦
    1. ምእንቲ ሃይማኖት ምግዳልካ
    2. ምእንቲ ከም ሓዋርያት ዜርካ ምስባኽካ
    3. ምእንቲ ክዕወት ደምካ
    4. ጣዖት ስለ ዘጥፍኣካ
    5. ኢየሩሳሌም ስለ ዝነገድካ
    6. ምእንቲ ስብረት ዓጽምኻ
    7. ምእንቲ ድንግልናኻ፡ ንጽሕናኻ
    ኢሉ ናብ ዘለዓለማዊ ዕረፍቲ ኣእተዎም ።
    ሰላም ለጽንሰትከ ወለልደትከ እምከርስ ፡
    አመ ዕስራ ወረብዑ ለወርኃ ታሕሣሥ ፡
    ተክለሃይማኖት በኵሉ ወበውስተ ኵሉ ውዱስ፡
    ናሁ ወጠንኩ ወእቤ እምስብሐቲከ ሐዲስ ፡
    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፡
    እግዚአብሔር አምላክ ብጸሎትን ቃል ኪዳንን አቡነ ተክለ ሃይማኖት ይሓልወና!
    ስብሐት ለእግዚአብሔር ልዑል
    ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል
    አሜን!
    ምንጪ፡- ልሳን ተዋሕዶ!

    • @brukmark7675
      @brukmark7675 15 днів тому

      😂ኣብዚ 'ለካ ወግዒ. . . ኣታ ቁሩብ እባ ሕፍር በሉ ኦርቴጋ ነብሲ። ጽውጽዋይ ግደፉ።

    • @unknown-qz2lu
      @unknown-qz2lu 15 днів тому +1

      amen

    • @SeluSelusha
      @SeluSelusha 14 днів тому +2

      Amen🙏☦️ Orthodox nzelalt tnber

    • @SenaitTesfamichael-z4c
      @SenaitTesfamichael-z4c 14 днів тому +1

      ቃለሂወት የስመኣና ሓውና
      በረከቶም ምስ ኩላትና ይኩን።

    • @mussieteweldemedhin5920
      @mussieteweldemedhin5920 13 днів тому +1

      ጽውጽዋይ ግደፍ፡ ናብ መጽሕፍ ቕዱስ ንመለስ

  • @SirakNegasi378
    @SirakNegasi378 15 днів тому +135

    ብዛዕባ መጽሓፍ ፍትሃነገስን ከምኡውን ናይ ጻድቕ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ዝበልካያ መጺኻ ይቕሬታ ክትሓተላ ክንጽበ ኢና 😢😢

    • @fidelweldegaber6771
      @fidelweldegaber6771 15 днів тому +2

      ኣወል ሲዒድ ብዛዕባ ብጹእ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ጻድቕ ኣይኮነን ተዛሪቡ!!
      ብዛዕባ ንጉስ ዝነበሩ ኣባ ተክለሃይማኖት ተዛሪቡ!
      ኣባ ተክለሃይማኖትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዘራኽብ የብሎምን!
      እዚ ክኣ ኣብ 16 ክፍለዘመን ማለት ዘበነ ሃጸይ ዮውሃንስ ሃጸይ ቴድሮስ ኢዩ!
      ስለዚ ኣባ ተክለሃይማኖት ናይ ኢትዮጵያ ንጉስ ዝነበሩ ኢዮም!
      ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቅ ግን ኣብ 3 ዓመቶም ናብ ቤተመቅደስ ዝኣተው ንስለ ህዝበ ክርስትያን ን7ዓመት ጠጠው ኢሎም ብዘይዕረፍቲ ዝጸለዩ ሓንቲ እግሮም በስቢሳ ተቆሪጻ እግዚአብሔር ካኣ ተክለ ኣብ, ተክለ ወልደ, ተክለ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ሸይምዎም!
      ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ዓቢ ክርስትያናዊ ገድሊ ዝተጋደሉ ምስ 24 ካህናተ ሰማይ ኮይኖም ኣብ መንበረ ጸባዖት ክዓጥኑ ዝበቕዑ ጻድቕ ኣቦ ኩሉ ክርስትያን ኢዮም!

    • @ghtekie8545
      @ghtekie8545 15 днів тому

      ​@@fidelweldegaber6771nska men eka ab kulu tmls? Zkone young bzaeba Christian entay ymlketo

    • @SirakNegasi378
      @SirakNegasi378 14 днів тому +1

      @@fidelweldegaber6771 ብዛዕባ መጽሓፍ ፍትሃነገስት ኸ እንታይ ትብል

    • @dawitgebreyesus5917
      @dawitgebreyesus5917 14 днів тому

      @@SirakNegasi378 he did not mention abune Tekle Haimanot

    • @dawitgebreyesus5917
      @dawitgebreyesus5917 14 днів тому

      @@SirakNegasi378 eska ykireta hitet

  • @SemereTeklemariam
    @SemereTeklemariam 15 днів тому +41

    ሎምስ ብሃይሞኖትና መጺና እዚ በካዪ ረሳሕ ዳይ ደቂ ኤረይ ንኣርሞ 😭😭😭

    • @lyonmiki
      @lyonmiki 15 днів тому +1

      ከመይ ጌርና ሪፖርት ክንብሎ ንኽእል

    • @fidelweldegaber6771
      @fidelweldegaber6771 15 днів тому +2

      ኣወል ሲዒድ ብዛዕባ ብጹእ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ጻድቕ ኣይኮነን ተዛሪቡ!!
      ብዛዕባ ንጉስ ዝነበሩ ኣባ ተክለሃይማኖት ተዛሪቡ!
      ኣባ ተክለሃይማኖትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዘራኽብ የብሎምን!
      እዚ ክኣ ኣብ 16 ክፍለዘመን ማለት ዘበነ ሃጸይ ዮውሃንስ ሃጸይ ቴድሮስ ኢዩ!
      ስለዚ ኣባ ተክለሃይማኖት ናይ ኢትዮጵያ ንጉስ ዝነበሩ ኢዮም!
      ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቅ ግን ኣብ 3 ዓመቶም ናብ ቤተመቅደስ ዝኣተው ንስለ ህዝበ ክርስትያን ን7ዓመት ጠጠው ኢሎም ብዘይዕረፍቲ ዝጸለዩ ሓንቲ እግሮም በስቢሳ ተቆሪጻ እግዚአብሔር ካኣ ተክለ ኣብ, ተክለ ወልደ, ተክለ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ሸይምዎም!
      ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ዓቢ ክርስትያናዊ ገድሊ ዝተጋደሉ ምስ 24 ካህናተ ሰማይ ኮይኖም ኣብ መንበረ ጸባዖት ክዓጥኑ ዝበቕዑ ጻድቕ ኣቦ ኩሉ ክርስትያን ኢዮም!

    • @SeluSelusha
      @SeluSelusha 14 днів тому

      Plz ርቦስት ከመይ ገርና ንገብሮ ንገረና ባ ብሃይማኖት ቀልድ የለን የላ ደቂ ተዋህዶ ርቦር ንግበር

    • @SenaitTesfamichael-z4c
      @SenaitTesfamichael-z4c 14 днів тому

      ​​ኣብተን 3 ነጥቢ ምስ ኣተካ ሪፖርት ዝብል ኣሎ ኣብኣ
      Ok ምስ በልካያ ከኣ ነታ ካሊኤይቲ ትሃርማ

    • @herrora1776
      @herrora1776 11 днів тому

      Beka bjakum ambubu komu aykonen elu

  • @aemro-h1g
    @aemro-h1g 14 днів тому +3

    ኣውል ብዛዕባ ሃገር ተምጾ መደባት ብጣዕሚ ጽቡቅ ፡ኣብ ቕዱሳኣን ኣቦታትና ግን ክመይ ገርካ ክንድዚ ዝኣክል ድፍረት ትገብር ቀልጢፍካ መልሲ ክትምልስ ይላቦ ፡በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦነ ተክለሃይማኖት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።ኣመን

  • @KeseteMehari-f4x
    @KeseteMehari-f4x 15 днів тому +92

    ኣወል እዛ ናይ መጽሓፍ ፍትሓ ነገስትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዝበልካየን ብዘይፍላጥ እንተኢልካየን ይቅሬታ ሕተተለን፡ ኮነ ኢልካ እንተኮንካ ግን ኣብ ልዕሊ እምነት ክርስትና ዘለካ ንዕቀት ኢካ ተርኢ ዘለካ ስለዚ እዚ መጽሓፍን እዞም ቅዱስ ኣቦን ዓይኒ ኦርቶዶክስ'ዮም ንዓይኑ ዝመጻእካዮ ህዝቢ ከኣ እንታይ ከምዝገብር ይጠፍኣካ ኣይብልን ወደሓንካ

    • @berekhetgaim7956
      @berekhetgaim7956 15 днів тому +1

      ልክዕ ኣለኻ ሓወይ።

    • @fidelweldegaber6771
      @fidelweldegaber6771 15 днів тому +5

      ኣወል ሲዒድ ብዛዕባ ብጹእ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ጻድቕ ኣይኮነን ተዛሪቡ!!
      ብዛዕባ ንጉስ ዝነበሩ ኣባ ተክለሃይማኖት ተዛሪቡ!
      ኣባ ተክለሃይማኖትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዘራኽብ የብሎምን!
      እዚ ክኣ ኣብ 16 ክፍለዘመን ማለት ዘበነ ሃጸይ ዮውሃንስ ሃጸይ ቴድሮስ ኢዩ!
      ስለዚ ኣባ ተክለሃይማኖት ናይ ኢትዮጵያ ንጉስ ዝነበሩ ኢዮም!
      ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቅ ግን ኣብ 3 ዓመቶም ናብ ቤተመቅደስ ዝኣተው ንስለ ህዝበ ክርስትያን ን7ዓመት ጠጠው ኢሎም ብዘይዕረፍቲ ዝጸለዩ ሓንቲ እግሮም በስቢሳ ተቆሪጻ እግዚአብሔር ካኣ ተክለ ኣብ, ተክለ ወልደ, ተክለ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ሸይምዎም!
      ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ዓቢ ክርስትያናዊ ገድሊ ዝተጋደሉ ምስ 24 ካህናተ ሰማይ ኮይኖም ኣብ መንበረ ጸባዖት ክዓጥኑ ዝበቕዑ ጻድቕ ኣቦ ኩሉ ክርስትያን ኢዮም!

    • @KeseteMehari-f4x
      @KeseteMehari-f4x 15 днів тому

      @@fidelweldegaber6771 ሕራይ ብዛዕባ ኣባ ተክላሃይማኖት እንተኮይኑ መጽሓፍ ፍትሃ ነገስት'ከ ብከመይ ምስኦም ኣተሓሒዝዎ ፡መቸም እዚ መጽሓፍ ናይ ቤተክርስትያን ኣይኮነን ኣይትብለንን ኢካ

    • @fidelweldegaber6771
      @fidelweldegaber6771 15 днів тому +3

      @KeseteMehari-f4x ብርግጽ ኣብቲ ሰዓት እቲ ነገስትታትን መሳፍንትን ኢትዮጵያ መታን ንነብሶም ናብ ባሩኾት ቅድስና ክኣትው ኢሎም ዝፈጥሩዎ ዝነበሩ ናብ እምነት ሃይማኖት ልሑኾም ብምእታዊ ንዝያዳ ምብላል ምግዛእ ክጥዕሞም ናብ ኩሉ ብምእታው ይሰርሑ ምንባሮም ንኹሉ ብሩህ እዩ ስለዚ ከም ኣብነት ከም ብዓል ሃይለስላሰን መለሊኽን ቴድሮስን ዝጥቀሙሉ ዝነበሩ መፈከሪ ካብ ፍካሬ ኢየሱስ ብውሳድ ኣብ, ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ናይ ውግእ ከምዚ ይብሉ ከም ዝነበሩ ይንገር *""ዝበጦ ለሀጥእ ለእኩይ ለዘራእቱ ፉዱሁ ከመተግባሩ ኣርሁዎ ኣናቕጸ ምድር""ብምባል ነቲ ህዝቢ ናብ ዘይ ሓሰቡዎ ውግእ ይትውዎ እዚ ማለት ንሳቶም ቁዱሳን ተቖጽሮም ነቲ ህዝቢ ይገዝኡዎ ምንባሮ ""እቲ ሑሩይ ኣምላኽ ሑሩይ ሰብ"" ይብሉዎም ስለዚ ነቶም ነገስትታት ሸማሙንቲ ኢትዮጵያ እምበር ሃይኖትና ኣይተንከፈን ምስ ኣኽብሩት ::

    • @KeseteMehari-f4x
      @KeseteMehari-f4x 15 днів тому

      @@fidelweldegaber6771 እሞ ቤተክርስትያን'ሲ ጌጋ መጽሓፍ ተሰኪማ ንባዕላ ተጋግያ ንደቃ ከኣ ጌጋ ትምህርቲ ትምህር ኔራ ትብል ኣለካ፥ቤተክርስትያን'ኮ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሓ እቲ መጽሓፍ ቅቡል ድዩ ኣይኮነን መርሚራ'ያ መጻሕፍቲ ትጥቀም እምበር ከምዚ ትብሎ ዘለካ ትም ኢሎም ኣይኮኑን ነገስታት ዝበልዎ ተተግብር

  • @Gereembaye
    @Gereembaye 7 днів тому +1

    ኣጀካ ወዲ ሓወበይ ኣብ ሊብያ ጰልማት እየ🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @HabenKflom
    @HabenKflom 15 днів тому +49

    ዓገብ ብሃይማኖት ጸወታ ዮለን ኣታ በላዒ ውዳቅ😢😢

  • @seluselu5302
    @seluselu5302 15 днів тому +63

    ኣስላማይን ሰበይትን ስልጣን ኣያሓዙ የብሉ ኔሮመ ኣቦታትና።

    • @MukeMuha
      @MukeMuha 14 днів тому +4

      1ሰብ ተጋግዩ ኢልካ ሕብረት ኩሉ ኣይትጳረፍ ኣስላማይ ዓሻ ኣሎ & ክስታናይ ዓሻ ካኣ ኣሎ ኣወል ነብሱ እምበር ንኹሉ ኣይዎክልን ኤዩ ኣይትጋገ

    • @knowledgeisneccessaryknowl5904
      @knowledgeisneccessaryknowl5904 14 днів тому +2

      ናይ ብሓቂ ፡ ሓለፍና ክብላስ ጻሕሊ ይዓጥና ። ኢንታይ ገደሶ ብዛዕባ ሃይማኖት ፡ ብዛዕባ ሓሰቱ ጥራይ ዘይዛረብ ።

    • @MukeMuha
      @MukeMuha 14 днів тому

      @@knowledgeisneccessaryknowl5904 ከምኡ ኢሉ ምዝራቡ እኮ ተጋግዩ ይብለካ ኣለኩ ግና ወይ ብሕጊ ተረኻኽበሉ ወይ መልሲ ክሳብ ዝህበሉ ትጵበ እምበር እሱ ተዛሪቡ እሱ ጥራይ ኢዩ ዝሕተተላ

    • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
      @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 14 днів тому

      100 ይሰማማዓላ እየ

    • @fuada4498
      @fuada4498 14 днів тому

      Gohaf donkoro eskum zmerahkumos kaa reekaio wxeetu

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 9 днів тому +1

    ኣብዘይ ንፈልጦ ኣይንዛረብ ሓቂ ሓቂ እንተደሊና መጽሓፍ ቅዱስ ነንብብ😢😢😢

  • @brhane-w3g
    @brhane-w3g 15 днів тому +32

    ቅዱሳን ኣቦታትና ብኣኻ ኣይኸብሩ,፡ብኣኻ ኣይሓስሩ፡ ብኣምላኾም ሙሩጻት ኢዮም !!! ኦርቶዶስ ጀመሪኣን መስራቲኣ 'መድሓኒ-ዓለም ስለ፡ዝኾነ፡ኣይትሽርመም ኣይትቑርመም።ብኦርቶዶክስነታዊትኻ እትሕበን ደስ ይበልኻ/ኺ !!!

    • @abdelaafendi6569
      @abdelaafendi6569 14 днів тому

      ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ

    • @SeluSelusha
      @SeluSelusha 14 днів тому

      ያ ናይ ብሓቂ ክንዛረብ ኣንድሄር ደሊና ደኣ ካብ ሃይማኖት ኣስልምና ዝኸፍአ ኣንታይ ኣሎ በረድ ምሺወን ከሎ ኣካዩ ዝጋሰሰን ኣዚ ማሕመድ ገይ

    • @AmiraAhmed-w4s
      @AmiraAhmed-w4s 14 днів тому

      Idiot

    • @balgatesfay335
      @balgatesfay335 13 днів тому

      gehen Rebroty

    • @balgatesfay335
      @balgatesfay335 13 днів тому

      😂😂😂😂

  • @naodkifle4499
    @naodkifle4499 15 днів тому +26

    ኣወል ኒሕና ኤርትራውያን ብሃገርና ዝመጻና ጥራይ ዘይ ኮነ መርዛማት ብሃይሞኖትና ዝመጻና ውን ልዕሊ እቲ ብሃገርና ጽመጻና ኢና መርዛማት። ስልዚ እዚ ብዛዕባ መጽሓፍ ፍትሓ ነገስትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዝተዛረብካየን ኣብ ሓጺር ግዜ ይቅሬታኻ ክንጽበ ኢና? ንሕና ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ሃገርና ልዕሊ ሃይማኖትና ኣይንሰርዕን ኢና ንሃገርናን ንሃይማኖትናን ብማዕረ ኢና ሂወትና ንኸፍል።

  • @HabenAyana
    @HabenAyana 14 днів тому +3

    ኣየ ኣወል ኣጆኪ እንተበልዋስ ናይ በዓልቤታ መጽሓፍ ኣውጺኣ ሓጺባቶ ! ስማዕ ንሕና ቅድሚ ኤርትራውያን ምካና ኦርቶዶክሳውያን ኢና መልሓስካ ሓጽር ግበረሉ ንቤተክርስትያና ይቅሬታ ሕተት

  • @chentromedea2406
    @chentromedea2406 15 днів тому +68

    ከማይ ገይሩ ዝፈትዎካ ኣይነበረን ሕጂ ግን ማዕተብና ዳረኣናያ አንዲካ ትበትካ ዘለካ ብዛዕባ ሃይማኖትናን ክብርታትናን ገዳማትናን መጻሕፍትናን ግን በኣካ ዝለዓልን ዝጽረፍን ኣይኮነን ሕግና ንወለድና ክጭፍጭፍ ኣይረኣናን ኣንኮራ የተሓቃቅፎምን የከባብሮምን ነይሩ ብ ተሃድሶ መናፍቃን ዝተጻሕፈ መጽሓፍ ኣምጺካ ግን ክብሪ ቁዱሳናን በተክርስትያንን ከተመሻምሽ ግን መን ስለ ዝኮንካ ኢካ ንስካ ሙስሊም ኢካ ሓንቲ አታ ፍቅርና ምስ ሙስሊም ኣሕዋትና ኣብ ዓድና ተከባቢርናን ተፋቂርናን ንከደላ መንገዲ ደም ከተፋስስ ተኮይኑ ሓሳብካ ግን ተጠንቀቅ ኣወል ብ ሃይማኖት ጸወታ የለን ተተኣረምካላ ይቅሬታ ዉን ተሓተትካላ ዝበለጸ ተዘይ ኮይኑ ግን ዋላ ነቶም ወትሩ ሃገርና ንብል ጽልአና ምስ ምስልምናን ዓሌትነትን ህዉከት ከተአቱ ሙኳንካ ጥራይ ፍለጥ 😢😢

    • @eritrea8881
      @eritrea8881 15 днів тому +2

      hiji nabaki mis mexe do meriratki/mexixatki awel da kulu gze kemue endyu.

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q 14 днів тому

      ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቀሺ ናይ ጎጃም አታ አቲዮጵያ ሰለሞናዊ ስርወ መንግስት ንምአትትታው ዝተጠቀመትሎም ቀሺ አዮም አምበር ኣምላክ ኣይኾኑን። ፍልልይ ንፍለጥ ክንደይ ኣሽህት ደቂቀ ስጢፋኖስ አንዳበሉ ቀቲሎም አዮም ነቲ ሰለሞናዊ ዝባሃል ናይ ሃጼታት መንግስቲ ተኪሎሞም። እወል ትክክል ኣሎ ኣቱም ደናቁር ታሪክ ኣንብቡ!

  • @afewerkighirmay6529
    @afewerkighirmay6529 13 днів тому +4

    ,ሳዓትካ ኣኺሉ ኣሎ መግነዚኻ ዓለባ ግዛእ። ብሃይማኖት ጻውቲ የለን ኣብነ ትኽለ ሃይማኖት ናይ ኣምሓራ ወይ ኢትዮጵያውያን ኣይኮነን።

  • @sebleefriem8384
    @sebleefriem8384 14 днів тому +2

    ብሃይማኖት ጸወታ የለን ብዛእ ናትካ ሃይማኖት ን ፖለቲካኻን ግበር ሃይማኖትና ንኣና ግደፈልና ይቅረታ ብቅሌጡፍ ክትሃትት ይግብኣካ እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @freweyniefrem4898
    @freweyniefrem4898 13 днів тому +3

    ጽጹይ ሓበሬታ፡ ክብረ-ነገሥት እምበር "ፍትሓ ነገሥት " ኣይኮነን ዘድሌካ። ክብረ-ነገሥት ብዛዕባ ነገስታትን ዘመኖምን ዝተፈጸሙ ተግባራትን ኢዩ ዝገልጽ፡ ንሱ ኢዩ ኽኣ ዘድሌካ። ብኽብረትካ ንህዝቢ ክርስትያን ይቕሬታ ክትሓቶ ይደሊ፡ መኽንያቱ ብዛዕባ" ፍትሓ-ነገሥት" ስለዝተዛረብካ። ብዝተረፈ የድንቐካ'ዩ ጽቡቕ ስራሕ ምስ መሳርሕትኻ ይምነ🇪🇷💪

  • @Mili-w4r
    @Mili-w4r 15 днів тому +12

    ዋይ ኣታ እዚ ሰብ ደአ ኩሉ ዓቢዱ እንድዩ ወላ ሓይማነቱ እንዳ ፀረፈሉስ ኣወሊና ይብል ኣሕዋተ ካብ ሃይማነትኩም ንላዕሊ የለን ኩልኩም ሪፖርት ግበሩ

    • @herrora1776
      @herrora1776 11 днів тому +1

      Delika smayo zhawey

    • @eriwedi2222
      @eriwedi2222 11 днів тому

      ኣበይ ኢዩ ጸሪፉ ክክክክ

  • @BEREKETTESFAHIWET-i8s
    @BEREKETTESFAHIWET-i8s 10 днів тому +1

    ኣወሊኖ ጂግና ኩላ ነናታ ሃባ ጥራይ ነዘን ኣናጹ ኣንበሳስ ኣንበሳ ደኣ ሽሕ ግዜ ሻዕብያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @arayabado
    @arayabado 15 днів тому +14

    ኣወል ናይ ኣቦና ተክላሃይማኖት ዝተዝረብካያ ምስዋኣቲ ክትከፍለላ ኢካ ንዓሌትካን ነብስካ ሓዊ ክዓውካላ ኣለካ ጽገም የቡሉን ነባሪ ስራዓት የለን ዳሓን እምነትን ፖለቲካን ሓደ ጌሪካ 😢😢 ዳሓን ጽንሕ

  • @mogoshabte121
    @mogoshabte121 15 днів тому +30

    ያላ ኩልኻ ተዋህዶ ዲስላይክ ብጻድቅ ጸወታ የለን።

  • @eri-d6c
    @eri-d6c 14 днів тому +1

    ብሃይማኖተይ ዝመጸኒ እኮ ክሳዱ ብተኮ እዩ ዝመጸኒ 😢😢

  • @selammehari7218
    @selammehari7218 15 днів тому +6

    ን ኣቦና ተክለሃይሞነት ክትንክፍ ዓቅሚ የብልካን ኣርማ 😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @yohannessemere4145
    @yohannessemere4145 15 днів тому +31

    ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ
    ኣስላማይ ይስዕስዕ እሞ ኣብ ድርብ ደው ይብል
    ኣስላማይ እንተነገሰ ይሓርድ እምበር ነየምሓድር
    ኣላህ ዝብልን ጠውላሕ ዝብል ቀላይን ኣይትእመን
    ኣስላማይ ኣስላማይ እዩ ደቂ ኤረይ ኣኽቢርካዮ የዕቁብካዮ ይፍንጅረካ።
    ነዞም ስደተኛታት ሱርያ ኣብ ጀርመን ዝገብርዎ ረኣዩ።

    • @awelkernuru5077
      @awelkernuru5077 15 днів тому +4

      ንስካ ን ሙስሊም ሕብረተ ሰብ ክትጸርፍ ኣይትክልን ኢካ ምክንያቱ ሙስሊም ንሓደ ፈጣሪ ዩ ዘምልክ ስለዚ ብዘይ ኣፍልጦ ምጽራፍ ከም ኣብ በረድ ምጽሓፍ ዩ ኣይተሓዘካን ዩ

    • @bambelomlash1214
      @bambelomlash1214 14 днів тому

      ​@@awelkernuru5077bro kmzi ena xeliena. Neaka ymelket hade amlak dika tamen wela nfas. Surah 9:29 gen n orthodox ketqetlu km zelekum km znegrekum aynfleten malet aykonun. Ab haden seksten Ena n amen nmntay hade ykonu nmntay seleste ykone ab mistire Selassie mexieka temehar. Bzterefe gen km ketkunno ygbeaka wela nska

    • @stifanosaradom7299
      @stifanosaradom7299 14 днів тому +4

      @Yohannes.....
      መን ትብሃል? አበይከ ተፈጢርካ?
      ካብ መን ተወሊድካ? መንነትካ ምስ
      ሓበርካ፡ ብዛዕባ ጀጋኑ መስሊም ኤርትራውያን ጽቡቅ ጌረ ከስምዓካ እየ። ንሎሚ ግን ፡ እርዳእካ!

    • @aumwjdan4142
      @aumwjdan4142 14 днів тому

      ​@@stifanosaradom7299❤❤❤❤👌👌👌🕋🕋🕋🕋🕌🕌🕌

    • @OmerhamedAmir
      @OmerhamedAmir 14 днів тому

      Crstian k emnu du koyne men dyu abe bete ferdi zeweule moselm walse crstan men emun men kahadi

  • @YafietSolomun-h5y
    @YafietSolomun-h5y 14 днів тому +1

    ይቅሬታ ሕተት ደስ ኢለኒ ኢልካ ኣይዝረብን ዩ ፡,፡ብ ሃይማኖት ፡,,፡ኣውዓ,,,፡

  • @ሶሊ
    @ሶሊ 15 днів тому +22

    እንታይ ዓይነት ደናቁር ኢኩም አብዚ ዘለኩም ተዋሕዶ ንሃይማነትኩምን ን አቡነ ተክለሃይማኖትን ን ፋትሃ ነገስት እንዳ ጸረፈስ ዓሽ ወዲ ኤረይ ክትብሉ ክትፈልጡ ደናቁር ኢኩም ልዕሊ ሃገርኩም ሃይማነትኩም ፋተዉ😢

    • @biniamgebrehiwet
      @biniamgebrehiwet 15 днів тому

      ኣልግስ ሓሳዊ "ኣባ ተክለሃይማኖት " እዩ ኢሉ ። ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ጻድ በረከትኩም ኣይፈለየና ።

    • @biniamgebrehiwet
      @biniamgebrehiwet 15 днів тому

      ​@hienokgebretnsae1324
      እቲ ፕሮስ ኮ ብትግሪኛ ዩ ጌርዎ ። ሰሚዐዮ ደጋጊመ ።

    • @ሶሊ
      @ሶሊ 14 днів тому

      @@biniamgebrehiwet ደንቆሮ

    • @astertesfe5701
      @astertesfe5701 14 днів тому

      Denaqur tirah elka kulikha dislike hireb deqi tewhado bejakhum lebimu polotica aytsdiqekumin eu

    • @philiposezewda2564
      @philiposezewda2564 12 днів тому

      እዚ ኢዩ እቲ ጸገም ኩሎም ሳልሳይ ክፍሊ ዘይበጽሑ ድናቁር ክሙኡ ገልጣማት ኢዮም ዕሻ ዝብሉ ዘለዉ

  • @መንደላይወዲኤሩየ
    @መንደላይወዲኤሩየ 16 днів тому +8

    ኣወሊኖ ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንካ ኢና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፡ እንተ ታ " ፍትሓ ነገስት " ምስ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ከተባእሰካ ያ ፡ እና ኣብ ሃይማኖት እንተዘይተኣቱ ደስ ምበለና ። ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ። ፍትሃ ነገስት ግን ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ጥራይ ከይመስለካ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ውን ንጥቀመሉ ሃፍቲ ቤተክርስቲያን ዩ ። ወገን መልሳ ደኣ ።

    • @nohgeb7017
      @nohgeb7017 15 днів тому

      ተረዋእ ኢንዓል ነቲሕ ባርያ ።እንታይ ኣዲካ ኮይኑ ኢዩ ንዓካ ባርያ ዘሰማዕካ ።ጡፍ ወዲ ሕሱር ይሕሰርካ እንበር ሓሲሩ

    • @hawetkalesiayeeritrewi3625
      @hawetkalesiayeeritrewi3625 15 днів тому +1

      ውሕጅ ኣንዳ ሳሓቅካ ኣያ ዝወስደካ እዚ ካኣ ድሓን ጽባሕ ቀረባ ኣያ

  • @eyobghebrebrhan7981
    @eyobghebrebrhan7981 14 днів тому +2

    ከመይ ዓይነት ጉዕዙይ ዝኮንካ ሰብ እካ
    ሎምስከአ ብሃይማኖትና

  • @AbielGoitom-t9w
    @AbielGoitom-t9w 15 днів тому +3

    ተክልየ ኣቦይ ❤️🙏

  • @AgapeOTsion
    @AgapeOTsion 15 днів тому +3

    ደቂ ተዋሕዶ፡ Report ግበሩ። ከም እትድምሰስ ግበሩዋ። ከምዚ እንተ ዘይጌርኩም፡ እምነትኩም ጽባሕ ንግሆ ኣብ ፈተና ከም ዝኣተወ ፍለጡ። መንዩ ኣስምሰሉ፣ መንዩ ንእምነቱ ዋልታ ዝኸውን ከተፍልጡ ኣሎኩም።

  • @feralmtesfay1571
    @feralmtesfay1571 15 днів тому +2

    ወዲ ሽርሙጣ አወል ህዝቢ ኤርትራ ብደወኻ ዝሞትካ ሃይማኖት ናተፀረፈ ስቅ ትብሉ 😭😭😭

  • @bahlnatv
    @bahlnatv 15 днів тому +14

    ኣነ ደጋፊ እየ ዘይኣመንኩሉ ግን ክቃወሞ እየ ምክንያቱ ሃገረይ ሃይማኖት ኣይትፈልን ።ኣታ ጉሓፍ ሃይማኖት ካልእ እዩ። ሃገር ድማ ካልእ ።ኣሕሕሕ ኣባኩም ወዲቃ ሃገር። እመነኒ ሱቅ ዝብል ተዋህዶ የለን ጉሓፍ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ባዓል ንስካ ኢኹም ኣብ ዘይተደልየ ተእውና ዘለኩም ።።።።

    • @Meron-x5u
      @Meron-x5u 15 днів тому

      @@bahlnatv ክላእ መሓረና እዋእ። ጽቡቅ ኣሎ ኣወል።

    • @gelilahailom6609
      @gelilahailom6609 14 днів тому

      Kid emo tkawm

    • @bahlnatv
      @bahlnatv 14 днів тому

      Lbkum nska ilkani dye nmen ke kqawem halay hagerey ke dem jeganu ke afelaley zeybla hager eye zfelt tzarebo flet​@@gelilahailom6609

    • @selamselam6517
      @selamselam6517 14 днів тому

      Hakika zihawey

    • @fivestar9170
      @fivestar9170 14 днів тому

      Abona n 13 amet teasiru kmewt kelo ke teqawimka do

  • @DaniDani-cq3pi
    @DaniDani-cq3pi 15 днів тому +28

    ኩሉኻ ክርስትያን ንሃይማኖትካ ተስእ ዲስ ላይክ ግብረ ሪቦርት ግበር ካብዚ ዝኸፍእ ክንደየናይ ከመጻካ ኢኻ

    • @lyonmiki
      @lyonmiki 15 днів тому

      ብኸመይ ሪፖርት ክንገብር ንክእል?

    • @haniwedi-k9j
      @haniwedi-k9j 15 днів тому

      yess🎉s

    • @Abiakal3rd
      @Abiakal3rd 14 днів тому

      ሓብረና እስከ ብከመይ እዩ ሪፓርት ዝግበር

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 9 днів тому

      ናይ ብሓቂ

  • @tomasn5343
    @tomasn5343 13 днів тому +2

    ፣ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን፣ ትጋገ ኣለካ 😢ናይ ሃይማኖትና ባዓልና ኣለናዮ 😢

  • @embaharem
    @embaharem 14 днів тому +5

    As an Eritrean Orthodox, Awel Seid is crossing a red line ❌. He is against the Eritrean Orthodox church. ዓገብ ዓገብ ዓገብ

  • @Zion-s1s
    @Zion-s1s 14 днів тому +3

    እዋይ ምስላ አቦታትና ኩሉ ሐቂ አስላማይ ተትነግስ ምሐረደ እምበር አይምፈረደን ይብሉ 😢💯💯💯💯💯💯

    • @NuraAhmed-m1j
      @NuraAhmed-m1j 11 днів тому

      Ab sudan kelekhi mehrduku nirom emo mesela abotatki haki ente zekowun 😂😂abotatki meste setiyom key terdom zemseluwo meslea ay teameni 😂😂

    • @Zion-s1s
      @Zion-s1s 11 днів тому +1

      @@NuraAhmed-m1j አብ ሊብያ ሐሪዶምና እንድዮም

    • @NuraAhmed-m1j
      @NuraAhmed-m1j 11 днів тому

      @ etiom semserti kea yehwateka nirom 😁+neti eslamay Eirtrawi ke gedifomo diyom masakin eikum tebhalu neskatkum 😁

  • @ወዲገዛኢ
    @ወዲገዛኢ 14 днів тому +1

    ኣወል ህጂስ ሕሉስ ሓሊፍካ ሃይማኖት ከተቓሺሽ ጀሚርካ ፡ 😢😢😢😢😢😢

  • @LuliMahdere
    @LuliMahdere 15 днів тому +3

    ኣብ ሃይማኖት ጸወታ የለን ኣወል 😢😢😢

  • @Zion-s1s
    @Zion-s1s 14 днів тому +3

    ካብ ሎሚያ ዝነቀወት ዝብኢ ነይትሕድረኒ ይብሉ አቦታትና ብቅልጡፍ ወጺኻ ይቅሪታ ታሐትት ብኻሊእካ ፖለቲካ ስራሕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብደመ ክርስቶስ ዝተሐተመት እያ ቀሺ ዓገብ አይበለን ፓፓስ ዓገብ አይበለን አይትበሉና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ ምእመናን ኮላይ እያ Stop Genocide Orthodox Holy book

  • @FiረlሰiDoከmozytr
    @FiረlሰiDoከmozytr 13 днів тому +1

    15k like ረኪቡ ኣሎ እዚ ክኣ ናይ ኣስላማይ ስራሕ እዩ ዲቂ ምሓመድ ጸጊበን ከም ምሸላ ክሳደን ሙቁራጽ ጥራይ እዩ ደም ኣስላማይ ሕሱር እዩ 😢

  • @MedhanieTesfalem-g2p
    @MedhanieTesfalem-g2p 15 днів тому +25

    እዛ መልእክቲ ኣወል ርኢኻ ከይትሓልፋ ናብ መምህር ስምኦን መንበረ ፓትርያርክ ኬድካ ኣርማ መጀመርኛ ፍትሓ ነገስት እንታይ እዩ መን ሰሪዕዎ አበየናይ ኣመተ ምህረት nd ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ኩሉ ትብሎ ዘለካ ጌጋ እዩ ትሕት ምባል ጽቡቅ ብዛእባ ኦርቶዶክስ ንኦርቶዶክሳውያን ጥራይ እዩ ዝምልከት ኣብ ኩሉ ፈላጥ ክትከውን ኣይትፈትን ኣሪምካያ ክትምለሰና ክንጽበየካ ኢና

    • @EdenTombosa
      @EdenTombosa 15 днів тому +1

      ስሞኦን ዳኣ እንታይ ኣፍልጦ ኣለዎ።ብሰንኪ ኣውል ስዕድ ታሪኽና ክንፈልጥ ሓግዝና ምሽ ይብል ኔሩ ኣብ ሜድያ ወጽዩ።ስለዚ ኣወል ውን ብዘይናቶም ኣፍልጦ ከምዚ ኢሉ ድፍር ኢሉ ክዛረብ ኣይክእልን እዩ።

    • @BayBay-x5d
      @BayBay-x5d 15 днів тому

      ዋላ ብእ ጌሩ ይጥፍእ ሳፖርት ስለ ዝገብርናይ ኣብ ልዕኦአና ሽይኑ

    • @fidelweldegaber6771
      @fidelweldegaber6771 15 днів тому

      ኣወል ሲዒድ ብዛዕባ ብጹእ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ጻድቕ ኣይኮነን ተዛሪቡ!!
      ብዛዕባ ንጉስ ዝነበሩ ኣባ ተክለሃይማኖት ተዛሪቡ!
      ኣባ ተክለሃይማኖትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዘራኽብ የብሎምን!
      እዚ ክኣ ኣብ 16 ክፍለዘመን ማለት ዘበነ ሃጸይ ዮውሃንስ ሃጸይ ቴድሮስ ኢዩ!
      ስለዚ ኣባ ተክለሃይማኖት ናይ ኢትዮጵያ ንጉስ ዝነበሩ ኢዮም!
      ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቅ ግን ኣብ 3 ዓመቶም ናብ ቤተመቅደስ ዝኣተው ንስለ ህዝበ ክርስትያን ን7ዓመት ጠጠው ኢሎም ብዘይዕረፍቲ ዝጸለዩ ሓንቲ እግሮም በስቢሳ ተቆሪጻ እግዚአብሔር ካኣ ተክለ ኣብ, ተክለ ወልደ, ተክለ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ሸይምዎም!
      ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ዓቢ ክርስትያናዊ ገድሊ ዝተጋደሉ ምስ 24 ካህናተ ሰማይ ኮይኖም ኣብ መንበረ ጸባዖት ክዓጥኑ ዝበቕዑ ጻድቕ ኣቦ ኩሉ ክርስትያን ኢዮም!

  • @AwetBrehane
    @AwetBrehane 17 днів тому +20

    መርሓባ ኣወለይ ሓወይ ሓየት እንታ ሓየት ወዲ ኤረይ❤❤❤🎉🎉🐪🐪🌷🌷🐫❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Azmarino21
    @Azmarino21 14 днів тому +1

    14,000 like 🤔 እዋይ ምጾታት ኣወል ቀባጽ ተጻወተሎም ጥራይ ነዞም ህዝቢ ትግርኛ ደቂሶም ዮም ደቂ ተዋህዶ : ዝሕሰበሎም ዘሎ ኣይፈለጡን 😢😢😢

  • @ወi
    @ወi 17 днів тому +13

    2025 ኣንፃር ኤሪትራዊ ዝሀሰብን ዝገብርን አብትህትይ ቀይሕ ባሕር deep in the sea where sun light doesn't reach ክኣትዋ ምኳኖምዮ ! ዘልኣለማዊ ክብርን ምገሰን ንሰራዊት ጀጋኑ ኤሪትራ ❤ኣወት ንሀፉሸ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @selamselam6517
      @selamselam6517 14 днів тому +3

      Tigrigna kdm tsbuk gierka keal barya, Eritrea abey tfelta.

  • @Romi1216tesf
    @Romi1216tesf 15 днів тому +4

    Ageb Ageb tbhal nska eka,ab zeytfelto haymanot atika.
    Egziabher Amlak ygnahka.

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 15 днів тому +1

    ደቂ ተዋህዶ ብተክለ ሃይማኖት ኣቦና አናቃሸሸ ትም ኢልካ ምርኣይ ንዕቀት አዩ 🥺

  • @Ella_tube1
    @Ella_tube1 15 днів тому +22

    ዓገብ ኣወል ስዒድ 🔴ቀይሕ መስመር ትረግጽ ኣለኻ መኣረምና ግበረሉ ብሃይማኖት ጸወታ ላግጺ ኣይሰርሕን ኢዩ ‼️ እዚ ድፍረት ኢዩ ዓገብ ዓገብ ‼️ ኣቦና ተክለ ሃይማኖት ባዕልኻ ዘምጻኻዮ ሓሳብ ጌርካ ኣይተጸልሞ መን ኢኻ ንስኻ ከምዚ ትገብር እዛ ቪዲዮ ክትወጽእ ኣለዋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @erishekor
    @erishekor 17 днів тому +9

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንህዝብና ንሰራዊትና ንመንግስትና 🌹🕌⛪️💚🇪🇷💚

  • @Hggyy-e5c
    @Hggyy-e5c 14 днів тому +2

    በጃኹም ሪፖርት ገይርና ንዕፃባ እዛ ኣካውቲ😢 እዋ ሕጂ ከኣ ብሃይማኖት መፂእና🥺🥺🥺🤔🤔

  • @teklesibhatu3879
    @teklesibhatu3879 15 днів тому +20

    ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ክሳብ ሺም ቀሽና እዩ ስለዚ ብእምነት ምምጻእ ሳዕቤኑ ትስሕቶ ኣይብልን እየ

  • @ካብቲክቶክ
    @ካብቲክቶክ 14 днів тому +3

    ኣቱም ባርዩ እንቅዓ ደስ በለኩም ኣብ ርእስና ክሸይን ጀሚሩ ሕጂ።

  • @mealti
    @mealti 15 днів тому +1

    ኣወል ንህዝቢ ትግሪኛ ይላገጸሉ ኣሎ!😢

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 17 днів тому +17

    እዞም ቈንቁኣ ትግርኛ ዘይክሉ ብሄራት ፈጢርሎም ህዝቢ ትግርኛ መጻወቲ ፕሮፖጋንዳ ኣወል ኮይኑ ተርፉ

  • @teklesibhatu3879
    @teklesibhatu3879 17 днів тому +11

    ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹

  • @amankfle613
    @amankfle613 15 днів тому +1

    የኣክል ኣወል ሲዒት ብሃይማኖ ጸወታ የለን ብዛዕባ እቲ ዝበልካዮ ይቅረታ ክትሓትት ኣለካ

  • @zienabereket6504
    @zienabereket6504 17 днів тому +17

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ሓላል መሬት ዓመተ ሰላምን ራህዋን ዓመተ ምትሕቁቋፍን ትኹነልና 🎉 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 17 днів тому +15

    የየሥሥሥ እድመን ጥዕናን ንጂግና መራሒና ንገሮም ደአ አወሊኖ እቲ ሀቂ❤❤❤❤❤

  • @ntmz7407
    @ntmz7407 14 днів тому +1

    ትድግፍዎን ተጣቅዑሉን ኔርኩም ሕጂ ዶ ይሓይሽ ሃማኖትና መላገጺ ጌሩዎ፡፡ እነሀልኩም በሉ ኣወል ጅግና መሕፈሪ ሃገሩ

  • @MerhawitYohannes-n9j
    @MerhawitYohannes-n9j 13 днів тому +3

    ኩሉ ስራሕካ ንከታተሎን ንድንቀካን እንተክክነ ግን ኣብጻ ቪድዮ እዚኣ ብዛዕባ ፍትሃነገስትን ኣብነ ተክለ ሃይማኖትን ምዝንጣልካ ግን ዓገብ ንኣመንቲ ክርስትያን ዝትንክፍ ክሳብ ዝኾነ ይቅሬታ ክትሓተሉ ይላበወካ ኣብ ሃገርና 2 ብሓድነት ዝግዓዛ ንኾርዓለን ሃይማኖት ኣለቃና እሞ ሓደራ ይቅሬታ ክትሓተላ ኣወል ሓውና

  • @yordanosdesta6215
    @yordanosdesta6215 17 днів тому +33

    ሰላምኪ ይብዛሕ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @እቲፈቓርስኩረይ
    @እቲፈቓርስኩረይ 14 днів тому +2

    መንበረ ፓትርያርክ ኢዮም ኣድፊሮምና ፥እንበር ንስካ ደኣ ፥ይብል ኣብድ በልቡ ኣልቦ እግዚኣብሀር እንዲካ ገርካዮ ፥ ካህናት ኣብርሃ ካሳ ወጽዮም ንእምነትና ይሕልዋ ኣሎ ምስ በሉካ ሻ ህሪትካ ፥ ወዲ ያሲን ሺረ

  • @eyobbokretsin2884
    @eyobbokretsin2884 15 днів тому +8

    እዚ ረሳሕ ጀበርቲ ስደተኛ ኣስላማይ እንበር ጸጊቡ እንታይ ኣለካ Orthodox Christian ዘጽርፍ ጽናሕ ንስካስ ኣንታ ክርዳት ዘርኢ ደቂ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷ኩልና ነዕጽዋ ነዛ ቻነል እዚኣ

    • @fuada4498
      @fuada4498 14 днів тому

      Anta nskumsi nmen ekum eba resah ktblwo , nejaws chenewti, tehaxeb mejemria, eti resah neti tsuruy resah kblo zgermiu

  • @joytilan9170
    @joytilan9170 15 днів тому +3

    ብዛዕባ ክርስትና ኣይምልከተካን እዩ። ንምንታይ ብ ኣብነ ተኽለ ሀይማኖት ሞዝራብ ኣድለየ፤ ክንዛረብ ተደሊና ብዛዕባ እቲ ወዲ 53 መሐመድ ንጓል 9 ዐመት ህጻን ዐይሻ ዝተመርዐወ ብዙሕ ሕማቕ ነገራት ኣሎ። እቲ ን ህዝቢ ብ ሀይማኖት ምፍልላይ ንሀገር ዝጠቅም ኣይኮነን።

  • @berekhetgaim7956
    @berekhetgaim7956 15 днів тому +1

    እንተዘይተረዲኢካ ሕተት! ኣየልን እምነትና ኣይትተንክፈልና ወዳሓንካ!

  • @elenaraya7583
    @elenaraya7583 17 днів тому +13

    Happy new years to all Eritrean people and country proud to be Eritrean love all Eritrean people ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹

  • @EjdjjIxfn
    @EjdjjIxfn 17 днів тому +15

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ሃገርናን ሰራዊትናን ኣወል ሓዉና ምስ ህዝብካ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @berekhetgaim7956
    @berekhetgaim7956 15 днів тому +1

    ኩልኻ ዓገብ በሎ። እዚ ጉዳይ እምነት ዩ እእዳውና ኣጣሚርካ ኣይንርአ ኣሕዋተይ።

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 15 днів тому +3

    ዓገብ ዓገብ ዓገብ ኩሉ ስርዓትን ገደብን ኣለዎ። ነቲ ናይ ፍትሃ ነገስትን ጻድቅ ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ኢልካ ዘምጻእካዮ ንስኻ ኣይኣመንካሎምን ድላይካ ኣብ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣቲካ ትንተና ክትህብ ዘድቅደልኻ ሰብ የለን ስለዚ ገደብካ ሓዝ ዓገብ ዓገብ ንብለኻ ነዚኣ ብቅልጡፍ ይቅሬታ ሓቲትካ ደጊምካ ክትጽዕና ነዘካክረካ ኣለና

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ

    እዋይ ሞት እምነቱ እንዳተጸረፈ ጅግና ዝብል ህዝቢ 10 ሞት ንካባበር ብእምነት ላግጺ የለን ንካባበር ተዘየለ ግን

  • @HermonTesfay-q5m
    @HermonTesfay-q5m 14 днів тому +2

    ዓገብ ብሃይማኖት ጸወታ ዮለን ata Resh denkoro😢😢

  • @ኤርትራዊወዲዓሳዉርታ
    @ኤርትራዊወዲዓሳዉርታ 17 днів тому +32

    ሰላም ደቂ ዓደይ በሓበራ 🇪🇷💯♥️💕💪

  • @almazabraha
    @almazabraha 17 днів тому +16

    You're the best house speaker. Thank you for your contribution.

  • @Esat-k7u
    @Esat-k7u 15 днів тому +1

    እዛ ናይ ኣቡነ ተኸለ ሃይማኖት ብዘይ ፍላጥ ተጌርካያ ይቅሬታ ሕተተላ ... ተዋህዶና ከነድፍር ኣይትጸበ

  • @afrochannel8654
    @afrochannel8654 15 днів тому +14

    ን ኣቦና ተክለሃይማኖት ክንድዚ ድፍረት ኣባ ዝኣክል። ማጮሎት ኣባ ተክልሃይማኖት ዝብሃል ዶ ኣይትፈልጥን ኢካ ድፍረት ኣብ ልዕሊ ዘይናትካ ሃይማኖት ይገርም ኢዩ😢😢 ኣወል ግደፍ ትኣረም ተሰራዕ

  • @WintaAmine
    @WintaAmine 14 днів тому +14

    This person owes an apology to the whole Orthodox community. Respect and understanding are key when discussing sensitive topics like religion. Hopefully, they will realize the impact of their actions and take steps to make amends.

    • @TheJman-w9b
      @TheJman-w9b 13 днів тому

      There is nothing sensitive about what he said .Don’t be emotional . Go back and read more about your religion first . He has no time to teach you your religion 😊

    • @behaki-i1w
      @behaki-i1w 13 днів тому

      He doesn't say any thing about religion in general and orthodox in particular, plz donot blame him out of cloud,, instead, please listen carefuly and understand to his words, I really hope that you will listen agalin his prose and pay attention to his words that he speaks out load(( boldly),

    • @YSolo-tk8nx
      @YSolo-tk8nx 13 днів тому +1

      @TheJman-w9bso you’re the one who reads the Bible 😂 man listen to try to cover up what’s even obvious the a blind! A mistake has been done and an apology is needed!! Like you people try to cover up in an amateur manner , since when do we say Aba or Abune to a ruler like the ruler of Gojjam? Aba (in tigrigna) or Abune(in Geez) is a title given a religious person. Moreover , the book (fthi negstat)that he’s demonizing is a book that we still use as a guidance until this day ! Like what kind of ignorant is he to talk about things and saying worst things about subjects that he doesn’t master. It’s not about being in politics, I like some of his content but when someone is wrong we need to STAND ALL and tell the person he’s wrong no matter if it’s Awel or Any other person christian or Muslim!

    • @awettesfa6461
      @awettesfa6461 13 днів тому

      ​@TheJman-w9bደቂ መሓመድ ናይ መሓመድኩም ግበሩ። ክብረት ፍለጡ!
      ንከባበር፡ እንታይ ተንኪፉ ንሕናኣመንቲ ኦርቶዶክስ ጥራይ ኢና ንፈልጦ።
      ስለ'ዚ ኣብ ዘይምልከተኩም ኣይትህለሉ።

  • @nohgeb7017
    @nohgeb7017 14 днів тому +2

    ኣጆካ ጅሃድስት ኣወል ሲዒድ ።ካባካስ ብሃግራውነት ተሓቢእካ ንትግርኛን ተዋህዶን ምዕናው ኢዩ ዕላማካ።ምስ በዓል ናሰር ዑመር ዘሎካ ርክብ ።ምስ ኣብ ቱርኪ ዘሎዉ ናይ ኣክዋን ኣልሙስልሚን ርክብ ውን ነፈልጦ ኢና ።ንግዜ ጥራይ ንገደፎ ክንከራፈስ ኢና ኣታ ወዲ ሉጢ

  • @Cameltube-zo8yn
    @Cameltube-zo8yn 15 днів тому +13

    ኣንታ ዓካር ኣስላማይ ሎሚ እያ ዝኣከለት መዓልትካ እቲ ሃገር ተኮነ ማዕረ እንዱ ዝብጸሓና እንተኮነ ግን ብሃይማኖትና እንተመጺካ እዛ ቻነል ጥራሕ ዘይኮነት ንስካ ምስ ዓሌትካ ክትእለ ኢካ

  • @amanuelyemane8152
    @amanuelyemane8152 15 днів тому +5

    ኣይ ኣስላማይን ከምኡ ኢልኪን
    ኣላህ ዝብልን ተውላሕ ዝብልን ኢይትአመን ይብሉ ኣቦታትና

    • @awelkernuru5077
      @awelkernuru5077 14 днів тому +1

      ኣብ ስኢሊ ዝሰግድ ከ ከመይ ዩ ክትኣምኖ ኣለካ ዋላ ከመይ

    • @amanuelyemane8152
      @amanuelyemane8152 14 днів тому +2

      Weyley hakika dika wedey mahamed ko kab hgdef zkefie hmaq tarik eyu zelewo ayteamnelun eika dea ember

    • @awelkernuru5077
      @awelkernuru5077 14 днів тому

      @amanuelyemane8152 ንስኩም ዝፈጠረኩም ዘይትፈልጡ ኣብ ጣቆት ትሰግዱ ዳኣ ከመይ ኢልኩም ን ሙስሊም ክትጸርፉ ዘይከውን

    • @amanuelyemane8152
      @amanuelyemane8152 14 днів тому +1

      ⁠​⁠@@awelkernuru5077 key geremeni ayterefen kale ytref 70 awaid ab semay aykonen s ab mdri keman aydelin tarik nay Mohammed do knegreka Ms ti kelbi zgeberuwo ente delika

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q 14 днів тому +1

      ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቀሺ ናይ ጎጃም ዝነበሩ፡ ነጋውስቲ አትዮጵያ ሰለሞናዊ ስርወ መንግስት ንምትካል ዝተጠቀሙሎም ቀሺ አዮም አምበር ኣምላክ ኣይኾኑን። ፍልልይ ንፍለጥ የህዋት። ክንደይ ኣሽህት ደቂቀ ስጢፋኖስ አንዳበሉ ቀቲሎም አዮም ነቲ ሰለሞናዊ ዝባሃል ናይ ሃጼታት መንግስቲ ዝተከሉዎ። ኣወል ትክክል ኣሎ ኣቱም ደናቁር ታሪክ ኣንብቡ! በዓል ኣብራሃ ገብሬ ነቃአ አንዳደልዩ ሃገራውያን ኣህዋትና ዝሃርሙ ኣትማን ስለዝኾኑ ንጠንቀቀሎም።

  • @arayabado
    @arayabado 15 днів тому +1

    ኩሉ ስብ ሪፖሪት ይግበሪ ትታዓጾ ዝውዲ ረሳሕ ይካታቶሎ እንድየ ነይረ ፎኦ😢😢

  • @Habrom
    @Habrom 16 днів тому +15

    ኣብ ሃገርና ካብ 2005 ክሳብ ሕጂ ገዛ ምስራሕ ኩልኩል ኢዩ
    1) ግን እዚ ህዝቢ ኣብ ውሺጢ ከብዱ ድዩ ገዛ ክሰርሕ
    2)ተመርዕዩ ኣበይ ሓዳሩ ክወጽእ 3)ሓደ ሰብ ወተሃደር 700 ደሞዙ
    4) ህዝብና ብተፈጥሮ ተታሒዙ
    5) ሕጽበት ሓንጎል ይ ኣክለና

    • @WedikerenGezabila
      @WedikerenGezabila 16 днів тому

      Nay behaqi 😢

    • @noh6611
      @noh6611 15 днів тому

      Ya😌💔

    • @ErdiSahle
      @ErdiSahle 15 днів тому

      Nay behaqi 😢

    • @AlayGere
      @AlayGere 15 днів тому

      @@Habrom መለስ ሰሪቀ ዝሰርሖ ህንጻ ትግራይ ኣበይ ኣሎ ሕጂ ምስ ህዝቢ ትግራይ ደቂ ኣመንዝራ ማለሊትkkkkk

    • @Habrom
      @Habrom 15 днів тому +1

      @@AlayGere humum nay tgray bealom yfletu natka gber 24 ዓመት ብዘይ ገዛ እንታይ ኣማራጺ ኣሎ

  • @SaymonSaymon-e3k
    @SaymonSaymon-e3k 14 днів тому +5

    ኣበይ ኣለኻ ኣታ ምሽቲ ወዲ ትግሪና ኣቦታትናስ እንበር ጀጋኑ እዮም ኔሮም ንሃይማነቶም ኣይ እዋይ ንሕናስ

  • @dawitberhe5830
    @dawitberhe5830 15 днів тому +2

    ንምንታይ ብሃማኖትካ ዘይትዛረብ እስከ ፈትሾ ነቲ ናይ ኣቦካ መጽሓፍ 😢😢😢😢 ??????

  • @NahomNahom-i8t
    @NahomNahom-i8t 14 днів тому +6

    Kulena Nexwa eza Channel Thanks

    • @NuraAhmed-m1j
      @NuraAhmed-m1j 11 днів тому

      Hii axikya do dehayka kegebr deliye 😂😂

  • @hawetkalesiayeeritrewi3625
    @hawetkalesiayeeritrewi3625 15 днів тому +7

    ሓሳዊ ዝክነ ህዝቢ ሎሚስ እሞ ካኣ ብእሙነትና ኣንታ ለክባጥ ድሓን ጽባሕ ርሕቅቲ ኣይክነትን😢😢😢😢😢

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish1005 14 днів тому +1

    Be carful with Orthodox ☦️
    ንከባበር ኣብ ናትኩም ዘሎ ጽንጽዋይ ይበዝሕ።
    ሃገር ናይ ሓባር ሃይማኖት ናይ ግሊ ☦️❤️‍🩹

  • @nevergiveupchange3466
    @nevergiveupchange3466 14 днів тому +3

    ፎእ ከምዚ ሰብ ጌሩ ዘፈንፍነኒ ሰብ የለን ክብሪን ባህልን ኢርትራውያን ፋሕ ፋሕ ከብል ዝተዓሰብ ዕሱብ ከይንፈላለ ኢርትራውያን

  • @teklesenbetteklemaryam5628
    @teklesenbetteklemaryam5628 15 днів тому +3

    ቆፎ ንህቢ ትትንክፍ ኣለካ
    ስደትና ጺርና ብልሽውና ናትኩም ጺርና ክሳብ ግዚና ዝመጽ ንነብር ኣለና
    ሕጂ ግና ቀይሕ መስመር ሰጊርካ
    ተክለሃይማኖት በኣካ ዝላዓሉ ኣይኮኑንን
    ኣፍካ ኣክብ
    ሪፖርት ግበሩ ከነጽዎ መሰልና ዘይኮነ ግዲታና ዩ

  • @Fkie-y6b
    @Fkie-y6b 14 днів тому +1

    ኣታ ህጅስ ኣብዝህካዩ ህጂ ካኣ ብሃይማኖትና ክትጻረፍ ጀምርካ ኩሉኹም ተውሃዶ ስቅ ምባል ናይ ሰናፋት ኢዩ ብሃይማኖትና ዝመጽና ቀናት ንኹን ኣሃሃሃሃ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤

  • @SenayHiwet
    @SenayHiwet 15 днів тому +4

    ኣባየ ተክልየ ተክልየ ኣቦይ ዩ
    ኦርቶዶክስ ንዘለዓለም ትንበር
    ኣወል ድቃላስ ሰብ ኮይንካ እዋይ ውርደት😢😢😢

  • @WediHazhaz
    @WediHazhaz 17 днів тому +19

    Awet Nihafash 💪🇪🇷

  • @tekluokbay7140
    @tekluokbay7140 14 днів тому +2

    ብዝገበርካዮ በደል ተኣሪምካ ነታ ክብርቲ ዝኾነት ኦርቶዶክስ ሃይማኖትና ይቕረ በላ ።

  • @brhanetewelde585
    @brhanetewelde585 14 днів тому +20

    WE ARE ERITREAN
    WE ARE ORTHODOX TEWAHDO
    respect our religion❗️❗️❗️

  • @SamuelWelde2002
    @SamuelWelde2002 15 днів тому +7

    Haymanotna ay tetenkfelna eti zelekayo bota dma wanatatu Christian eyom fetika xelieka. 🇪🇷☦️☝️🤲

  • @yosanGualkeshi
    @yosanGualkeshi 14 днів тому +2

    በል በል ብዛዕባ ሃይማኖት ኣይምልከተካን ዩ ሃገራዊ ዲካ ዋላስ ሃይማኖታዊ ስርዓት እባ ሓዘልና ዶብ ትሰግር ኣለካ መጀመርታ ብዛዕባ ኣባ ተክለሃይማኖት ታሪኮም ኣምብብ ብዝኮነ ግን ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልካ ባዓይኑ ምሕረቱ ይጠምትካ ዋእ በስምኣም

  • @michaelfissehayewoldu1242
    @michaelfissehayewoldu1242 17 днів тому +4

    ኣምላኽ ሃገርና ይባርኽልና ሩሑስ ሓድሽ ዓመት

  • @KbromGebretnsae-j1c
    @KbromGebretnsae-j1c 14 днів тому +5

    ሰላም የሕዋት አዚ ኣወል ሲዒድ ዝብሎ ዘሎ ናይ ኣቦና ተክለ ሃይማኖት ድፍረትን ዘለፋን ህድሞና ክትህተተሉ ይገባእ ኮምኡ ድማ ይቅሬታ ከሓተሉን ክድምሰስን ኣሎዎ ምክንያቶ አዚ ፖሎቲካ ጎልባብ ተጠቅምካ ሃይማኖት ምህራም ምስ ግዜ ንዘይፈልጥ ኣማኒ ክርትና ብፍላይ ድማ ቁሉ ብዘዓባ ቁድሳን ሕማቅ መረዳታ ዩ።

  • @ኣርሰናል7
    @ኣርሰናል7 13 днів тому +1

    በዓል ግዜ ኢኻ ሕጂ ጥራይ ተጠቀመሉ ግዜና ውን ክመጽእ ዩ

  • @Merry-k9e
    @Merry-k9e 15 днів тому +10

    ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እና ይቅር በሎም🥺😒

  • @gebrehiwotgebresllasie8119
    @gebrehiwotgebresllasie8119 17 днів тому +13

    This Eritrean voice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 for you

  • @AlikKfle
    @AlikKfle 15 днів тому +2

    ሃይማሆት ምስ ፖሎትካ ዘራክብ የብሉን እሞ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሸውዓተኣን ኦርንታል ተዋህዶ ኢለኒች ፍትሃነገስት ይምርሃሉን ኢየን ናይ ኣቦና ተክለሃይማሆት ከኣ ቅድስናኦም ንስካ ትቅንሶ ትውስከሎም ኣኮንካን ንሶም እግዚኣብሔር ዘይሃልፍ ቅድስና ሕብዎም ኢዩ።ብሃይማሆት ጸወታ የለን ናይ ግብጽ ቤተ ክርስትያን ከይትሰምዓካ ጥራይ በዓብዩ ኣቦታት ኣለዉ ክእርሙኻ ኢዮም።

  • @josicom
    @josicom 14 днів тому +5

    Eritrea for Eritreans 🇪🇷