Teddy Press ዲፕሎማስያዊ ዕማማት - ኣቶ ገብረ ባህዱራይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 80

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 15 днів тому +4

    መርሐባ ቴዲ ኸምኡውን አቶ ገብረ ባህዱራይ አቶ ገብረ ነቲ ኑጡፉን አድማዒ ተበግሶኻ ብጣዕሚ የመስግን ተበግሶ ንረብሐ ንውጹዕ ህዝብኻን ሀገርካን ናይ ሕልና ጉዳይ እዩ እሞ አምላኽ ይሐግዝካ አጆኻ አብ ጎንኻ አለና ኩሉ በብወገኑ ዝሰርሕ ዘሎውን ርክባት እንዳገበርካ ምዕባዩን ምስፍሑን ክስርሐሉ አለዎ ስለዚ በብወገንካን ዓቅምኻን ተበግሶ ምውሳድ መን መሪጽካ መን ወኪልካ ዝብሃል ጎታቲ ዘረባ ቱሩጉም የብሉን

  • @garzaalem2301
    @garzaalem2301 15 днів тому +2

    ህግደፋውያን ነንዝመጸ ርእሱ ርእሱ ክጭፍጭፉ ዝገርም እዩ, ምጅማሩ ጽብቕ መርኣያ እዩ ኣብ ጉዕዞ ከኣ ይስታኻኸል።

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +3

    ዘገርም እዩ።

  • @BakrEmaha
    @BakrEmaha 15 днів тому

    ምስተር ገብረ ኒመኒእሰያትና ምጢባቅካ ክቢር ይሃብካ ዋና ዝስአነ መኒኢሰኒና ክቢር ይሃቢካ ዓወት ኒዓካ።

  • @BakrEmaha
    @BakrEmaha 16 днів тому

    ኩሎምዐዉዱባት መን ወክልዎም ህዝባዊ ግባር መን ወክልዎም እተካአልኩም ሐግዙ እት ሃገርን መንእሰይ መጻእኡ ዘጸልመተ ክ ብዊክልና ዲዩ ገብረ አምላኽ ይሐግዝካ ሃገር ዘጸልመተ ተቃወሙ ዓወት ይሃብካ ገብረ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 16 днів тому +2

    መን ወኪሉካ ካብ ምባል ሓቢርካ ምስዓቡ እዩ ዝሓይሽ
    ድሓር ካብኡ ዝሓይሽ እንተረኺብና ንቕይሮ፡ ካብኡ ሓሊፍካ ዝሓዝካ ዘይብልካ መን ወኪሉካ ኢልካ ምትዕንቓፍ ዘድሊ ኣይመስለንን፡

  • @girmayghebreab6446
    @girmayghebreab6446 16 днів тому

    Tankew Ato Gebre ❤❤❤ And Tedy

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +2

    ሐቅ እተለካ ሕጂ ንምረጽ መሪሑዘትወና ዘይትብል።

  • @Eric-xz9ms
    @Eric-xz9ms 16 днів тому +4

    ቃልስን መሪሕነትን ኣብ ሜዳ ወሪድካ እምበር ኣብ ማስሚድያ ኮንካ ተራእዩ ዘይፈልጥ፡ ብጣዕሚ ተስሕቑ😂😂😂

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 13 днів тому

    ኣቶ ገብረ ባድራይ ኣቀዲመ አንካአ ብድሃን መጻካ ኣብትገብሮ ቃልሲ ቅዱው ኣመት ክገብረልና ትምኒተይ አዩ ፥ኣብ መዳ ተቃላሳይ ( ካብተን) አንተርቪው ክልተ ኣህዋት ተቃለስቲ ኣብ ዲፕሎማሲ ዝነጥፉ ምስ ሰነት ኣመሪካ ከምዝተራከቡን ኣብቲ ቃል መህትት፥ሪኣዮም፥ይኩን አምበር ምስዞም ኣብ ዲፕሎማሲ ዝነጥፉ የህዋት ንበይኖም ዲዮም ወይ ንስካ ኣለካ ምስኦም ምስኦም ዘለካ ርክብ ከመይ ይመስል፥ምክንያቱ ኩሎም ንጉዳይና ዝግደሱ ንክሰምኡ ዝደልዩ ሃቢርኩም ምጹና አዮም ዝብሉ፥ነንበይንካ ክድማአ ስለ ዘይክአል ሃቢርኩም ምስራህ የድልየኩም፥

  • @Joe-pm8bj
    @Joe-pm8bj 9 днів тому

    Nice job good progress

  • @Hereawnet
    @Hereawnet 16 днів тому +2

    ምስ ፈልሲ ምስ ቡሩህ መጻኢ ብርጌድ ንሓመዱ ወዘተ...ከመይ ገርካ ክትሰርሕ ንስካ እኮ ባዕልካ መራሒ ኮይንካ ኢካ? ምስኦም ብዛዕባ ምንታይ ኢኩም ክትዝትዩ? ተኣኪብና መራሒ ከነቁም እንተኢልካ ግርም እንተዘይኮይኑ ግን ክከውን ኣይክእልን እዩ::
    ግን ንስካ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ቡሩህ መጻኢ ምስ ፈልሲ ምስ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ወዘተ......... ክትሰርሕ ኣይትክእልን ኢካ already ኢሰያስ ኮይንካ ትመጾም ኣለካ እዚ ድማ ኣንጊህካ ዘይዲሞኩራሳዊ መገዲ ትክተል ኣልካ ማለት እዩ::
    ምስኦም ዘዛርብ ዘሎ ኣይመስለንን ዘይመረጹካ ምሳካ ክውዓዓሉ ኣይክክእሉን እዮም::
    እቲ ነጋሽ ትብሎ ዘልካ ውን ከምዚ ናትካ ጌሩ እዩ ቅድም ግን ክከውን ኣይከኣለን ስለዚ ቅንዕና ዘይብሉ ህርፋን ስልጣን ጥራይ ከሳማምዓካ ኣይክእልን እዩ::

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому

    ጽቡቅ ሕቶ ተዲ።

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 16 днів тому

    አምላኽ ይሐግዘና እዬሱስ ጎይታ'ዩwhat’s your opinion Teddy?

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 16 днів тому

    ትኤዲ ሓወይ፡ ሓደ ድፍር ኢሉ ከይተበገሱ 33 ዓመት ኣሕሊፎምሲ ሕጂ መንዩ ዝመርሕ ኢልካ ምዕልባጥ ኣየሕፍርንዶ፡ ነዚ ድማ ከቐምስሉዎ እሞ ብኣብርሃም ከዳቑቑና ናይ ብሓቂ ጌጋ ኢዩ፥ ነዚ ሰብኣይ ክቕጽል ንስዓቦሞ ኣብ ዓዲ ኣቲና ብቕዋምን ብድምጺ ህዝቢን መራሒና መሪጽና ንምራሕ ምባልዩ ዝግባእ እብል ኣነስ።

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 16 днів тому

    Kubur bahduray aboy kalsna bhade semirna tehababirna fllina axbibna nkid nnay Haki kalsi brged nhamedu nmeselu kikales ztewedebe wudb💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @danielhaileyesus1576
      @danielhaileyesus1576 16 днів тому

      Eway meshak????

    • @MeseretJohn
      @MeseretJohn 16 днів тому

      @danielhaileyesus1576 nskum barayu hgdef xibah ab Eritrea bota yeblkumn deki Fano wahid dergi wahid

  • @eyt457
    @eyt457 16 днів тому +2

    Don’t mention Adhanom Gebremariam and Mesfin Hagos you never met them. I was there

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 16 днів тому

      ኣብ ግምባሩ ወጺእካ ንግሮ እሞ ክንኣምነካ ዝምልሰልካ ድማ ክንሰንዕ ምስ ብዓል መስፍን ሓጎስ ከም ዝነበርካን እሱ ከም ዘይነበረን። ብሰላሕላሕ ክንኣምነካ ኣይንኽእልን።
      እሱ ዝገብሮ ዘሎን ዝብሎን ዋላ ዘይገበሮ ን31 ዓመት እሱ ግን ተበጊሱዎ ኣሎ ፈጣሪ ይሓግዞ፡ ለባማት ድማ ይስዕቡዎ።

    • @akliluadumer9138
      @akliluadumer9138 15 днів тому

      You were there😂 Where?

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому

    ተዲ ጽቡቅ ገርካ ሕቶካ አጋልጽካዮ ራሲስት ምካኑ ደክተታር ምኳኑ።

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +3

    ሰብ አይተዳናጉሩ ያክሎ ዝመንእሰይ ህወት እዩ ዝኸፍል ዘሎ ገንዘቡ ስርሑ ትምህርቱ አካሉ ዝከፍል ዘሎ።

  • @XS-iq2pp
    @XS-iq2pp 15 днів тому

    አይ ካብ መልኩዑ አይ ካብ ግብሪ:: መን መረፀካ ወደይ?
    ንስኻስ ንኢሰያስ ክንናፍቅ ክትገብረና ኢኻ... No No

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +2

    አይትድከም ገብረ ቅንና የብልካን ብግስ ከይበልካ ድልትካ እበር ድልየት መረትን ህዝቢን ከምዘይብልካ ብቃልካ ዓመጸና ሱሱዕ ምኳካ ነግርካና አለካ።የቀንየልና መዳናገሪ።
    መንእሰይ ነቅሑ እዩ።
    ደቅካ አብ ጽቡቅ አቀምጥካ ብደቅመን ሰልጣን ደሊካ መዳናገሪ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 16 днів тому

      ኣነ እድግፎ እየ ጽቡቕ ኣሎ ካልኦት ደፊሮም ክገብሩዎ ዘይክኣሉ እዩ ዝገብር ዘሎ ፈጣሪ ይሓግዞ።
      ንሕና ንሓድሕድና ክንማናጨት ንህግደፍ ዓቢ ዕድል ኢና ንህቦ ዘሎና እምበር ምያ ዝገብር ኣይርኣናን ብጀካ እዚ ሰብ እዚ፡ ፈልስን ብሩህ መጻእንውን ይድግፉዎ እዮም ካልኦት ድማ ይስዕብኦሞ ካብኡ ዝሓይሽ እንተትረኺቡ ድማ ይትካእ ጸገም የብሉን።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 16 днів тому

      እሞ ኢሳያስ ይሕሸና ማለትካ ድዩ ዝርኣኻሉ ገበን ዘይብልካ ትጸርፎ ዘሎኻ፧ ስልጣን እንተደለየ ድማ ጽቡቕ ሓቁ ንኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ስልጣን ክውሃቦ ዘሎዎ ዋላ ኣነ ስልጣን እደሊ ኢሂሞ ሓጥያት ድዩ ስልጣን ምድልይ ኣስተውዒልካ ሕሰብ።

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +3

    መላክ ኮነ እየ ዝአቱ ማሌትካ ድዩ። ንስካ መታለሊ እካ ።

  • @ebaygezabandahabesha5413
    @ebaygezabandahabesha5413 16 днів тому +4

    Teddy, “ I see light at the end of the tunnel.” With this guy. We need to support him.

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael1803 15 днів тому

    Ezi sebeaysi ketameno yetsegem. Mestom zekaleso zelewo kea Hebret kegeber aytereyon ika. Feteshewo tsebok gerkom.

  • @binast6795
    @binast6795 16 днів тому +2

    ካልእ ኢሳያስ ኢዩ:: ስልጣን ዘናዲ ዘሎ: ካልእ ሰብ ኣይምረጵን: እዚ ድኣ ኢሳያስ እንድዩ: ሰራሕተኛታት ኢዩ ዝደልይ ዘሎ

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +3

    ገብረ ካብ ሐቅ አይትርሐቅ።

  • @eyt457
    @eyt457 16 днів тому +4

    Mr G a business man working hard to sell Assab to Dr Aby.

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael1803 15 днів тому

    Neakkas men eyu meritseokka
    Genzeb kab Jobay tebel kea.
    Metahi ketkewen baelekka temeritsekka dea men kekeflelekka delikka. Defar ikka neskka.

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael1803 15 днів тому

    Wekali yebelnann kea tebel ??
    Etom waga zekefelo zelewo kedea??
    Hakenet yebelon ezi sebeay.

  • @danielhaileyesus1576
    @danielhaileyesus1576 16 днів тому +3

    Dr Abiy has openly claimed Assab and the Red Sea belong to Ethiopia and Mr Bahduray is willing to work with Wedi Beshasha. Eway mergem.

  • @eyt457
    @eyt457 16 днів тому +3

    Shame on you Ms G

  • @eritreansiniper1672
    @eritreansiniper1672 16 днів тому +2

    Kkkkkk😂

  • @river-tfe
    @river-tfe 15 днів тому

    ሰብ ጸውዕ ተበልኩስ በዓል በለስ

  • @ደብሪገዳም
    @ደብሪገዳም 16 днів тому

    ገብረ ባህዱራይ ቀጽል ጥራይ ኣብ ኣሰርካ ኣለና ካባኻትኩምን ካብ በርጉድ ንሓመዱ እዩ ተስፋና 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @kirosmengstu6082
    @kirosmengstu6082 16 днів тому

    ኣብ ኤውሮጳ ጨንፈር ኣለኩም ዶ እንተሃሊይኩም ከ ምስ ህዝቢ ሰሚናር ናይ ምግባር ኣለኩም ዶ? እንተ ትገብሩ ድማ ጽቡቅ ኢዩ ይብል ብወገነይ።

    • @danielhaileyesus1576
      @danielhaileyesus1576 16 днів тому

      Anta ezi nai siltan eyu bejaka.

    • @Mvsdmaster
      @Mvsdmaster 16 днів тому

      Wedi Mingstu dea Ertrawi dika Tigraway? kkkk 60s alata.

  • @fanielgebreyesus755
    @fanielgebreyesus755 15 днів тому

    Haha 😂 ndeku temaharu ybl, ndeki dkata deki swuat kea Ane kmerhakum nu tekalesu ybl. 😂 nska lkie higdef eka 😂 dekika nab Ethiopia kkalesu awrdom loqmas .

  • @kirosmengstu6082
    @kirosmengstu6082 16 днів тому

    ምርጫ ናይ መርሒነት እንተ ኣካይድኩም ከምዝን ዝሓለፋ ምንቅስቃሳት ክትፈርሱ ኢኩም ብዘይጥርጥር። ሕዝክሞ ዘለኩም ኣካይዳ ምጽጋን ዘድልዮ ነገራት እንተሃልየ ንምትዕርራይ ጽቡቅ ምርጫ ግን ዕንወት ኢዩ።

  • @user-cr5zo8ph5r
    @user-cr5zo8ph5r 16 днів тому

    Kemzi iyu keawitenna zikil .

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 16 днів тому

    Gebre - Qe'da'May president ertra TekonKa TsBuK HasaBka Yes'M're'L'ka. Eti HizKaYo Ze'Le'Ka' Idea TsBuK Eyu. Speed Speed WeS'K. But about ertra sovereignty No change be firm.
    K'seR'H Eye President KkoWn Eye ZeBeLe " WeLcome! Ene'Ha'Le GoL'goL ENeHeLe FereS".

  • @binast6795
    @binast6795 16 днів тому +1

    ካልእ ኢሳያስ ኢዩ:: ስልጣን ዘናዲ ዘሎ: ካልእ ሰብ ኣይምረጵን: እዚ ድኣ ኢሳያስ እንድዩ

  • @lemlemgebre692
    @lemlemgebre692 16 днів тому +1

    Eway god mezmurna kea ketekyro zegerm

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +1

    ዓዶቦና ቆጽሊ ዘይዎዶቁሉ ውድቅ እዩ ከይ ጀመርካ ወዲካ ገብረ በድራይ እዝ ንንጉሰ ወዲ እልፋ አይጠቀመነ ከምኡ ኢስያስ ወን አነ መራሕኩም እሉ እኮዩ ሃገር ዘጥፍእ ዘሎ።
    ተጋግካ ደግምካ ሕሰብ አብ ህዝቢ ውረድ ተዋዳደር።
    ብሕልሚ አይኸውንን እዩ።

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 16 днів тому +1

    አነ እየ መራሕኩም ከም ኢስያሲ ዘይትበል።

  • @tsigeredahaile6785
    @tsigeredahaile6785 16 днів тому +1

    POOR MEDIA

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 16 днів тому +2

    እዘን ሶማል ንኢሳያስ ኣፍወርቂ እዚ ኩሉ ገንዘብን ኣጽዋርን ወሲደን ፡ ናይ ዓመታት ወተሃደራዊ ስልጠና ቀሲመን ፡ ክንደይ ቃለ መሓላ ፈጺመን ፡ ኪዳን ኣትየን ምሒለን ፥ "ኢሳያስ ኣንታ ዓሻ ዕደ ቁማር ተበሊዕካ!" ፡ ይብልኦ ኣለዋ።
    ሶማልያ ንኢሳያስ ኣብ ትሕቲ ኣውቶቡስ ደርብያ ፡ ራሕሪሓቶ ናብ ኢትዮጵያ ከይዳ። (Somalia left Issaias Afeworki under the bus.)
    በዚ ነቲ ምስ ኢሳያስን ህግደፍን ዝኣተወቶ ውዕል ፡ ነቲ ምስ ግብጺ ኤርትራ ዝፈረመቶ ወረቐት ኪዳን ኣብ ቅድሚ ዓለም ፡ ሶማልያ ቀዳዲዳቶ ኣላ።
    ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ኣረጊት መራት ኣውቶቡስ ናይ ዕዳጋ ሓሙስ ኣስመራ ምዃኑ እዩ። ሓደ መራሒ ንህዝቡ ታሪኹ ኣባሓጎታቱ መንነቱ ዘየኽብር መወዳትኡ ከምዚ ዓይነት ውርደት ጥራይ እዩ ዝቕበል።

    • @SimonHaile-x6x
      @SimonHaile-x6x 16 днів тому

      Zeg Dagmawi, ata hasawi nisika Asmara ziabeka Agame keleka kulu gize Ertrawi temesilka eka act tigebir. Why are you ashamed of your Tigrayan identity? Guday eta nab gedel titsedif zela Tigrayka giber. Tigray himak ala. Tselot giberela bejaka ember kab beal Vodkachew kab beal Debrich terifa eya. Merahti Tigray hansab megbi yishetu hansab werki yishetu. Hizbi Tigray himak alo - sirki, amets, kitran, kitlet, chwya, timet etc ata gohaf. Gud eyu. Forget Eritrea! Kondaf sahsah agame.

    • @danielhaileyesus1576
      @danielhaileyesus1576 16 днів тому

      @zegdagmawi275 What a "hatewketew" comment is this?????

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 16 днів тому

      @@SimonHaile-x6xሐሳብ እዩ ንደቂሳባት ንቅሐት ትግራዋይ ዶ ገለ ተበልካ እንታይ እዩ ረብሐ ኤርትራውያን???

    • @Mvsdmaster
      @Mvsdmaster 16 днів тому

      @@toyotaw2500 Toyotaw, I don't support Isaias but this person (Zegdamawi) is a Tigrayan + He is against Eritrea/Eritreans + He is against our Muslim sisters and brothers. Let him stop talking about Eritrea and mind about his Tigray. Tigray is going through hell. Are you yourself from Tigray??????????

    • @Mvsdmaster
      @Mvsdmaster 16 днів тому

      @toyotaw2500 Toyotaw, I don't support Isaias but this person (Zegdamawi) is a Tigrayan + He is against Eritrea/Eritreans + He is against our Muslim sisters and brothers. Let him stop talking about Eritrea and mind about his Tigray. Tigray is going through hell. Are you yourself from Tigray??????????

  • @ደብሪገዳም
    @ደብሪገዳም 16 днів тому +1

    ገብረ ባህዱራይ ቀጽል ጥራይ ኣብ ኣሰርካ ኣለና ካባኻትኩምን ካብ በርጉድ ንሓመዱ እዩ ተስፋና 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 16 днів тому

    Gebre - Qe'da'May president ertra TekonKa TsBuK HasaBka Yes'M're'L'ka. Eti HizKaYo Ze'Le'Ka' Idea TsBuK Eyu. Speed Speed WeS'K. But about ertra sovereignty No change be firm.
    K'seR'H Eye President KkoWn Eye ZeBeLe " WeLcome! Ene'Ha'Le GoL'goL ENeHeLe FereS".

    • @danielhaileyesus1576
      @danielhaileyesus1576 16 днів тому

      Ajewjew gidef.

    • @bynamtensae1165
      @bynamtensae1165 15 днів тому

      @@danielhaileyesus1576 AjewJew AyBeLkuN Fact Eyu. KemaKa Seb BoTa YebLun - B'Hgi Dma KnTeHaHeZekuM ENa. SDNet BoTa YebLun.