Teddy Press
Teddy Press
  • 1 650
  • 12 401 989

Відео

ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምቲ ናይ ቀደም ከምዘይኮነ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዮሃንስ ተኽለሚካኤል ገሊጹ
Переглядів 695Місяць тому
ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምቲ ናይ ቀደም ከምዘይኮነ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዮሃንስ ተኽለሚካኤል ገሊጹ
Teddy Press ኢትዮጵያ ኣባል ውድብ እስላማዊ ምትሕግጋዝ ንምኳን ዝርርብ ጀሚራ።
Переглядів 575Місяць тому
Teddy Press ኢትዮጵያ ኣባል ውድብ እስላማዊ ምትሕግጋዝ ንምኳን ዝርርብ ጀሚራ።
ላዕለዎት ጀነራላትን ሰብስልጣንን ግብጺ ኣብ ኤርትራ ዘይወግዓዊ ምብጻሕ ከም ዝግበሩ ተሓቢሩ
Переглядів 646Місяць тому
ላዕለዎት ጀነራላትን ሰብስልጣንን ግብጺ ኣብ ኤርትራ ዘይወግዓዊ ምብጻሕ ከም ዝግበሩ ተሓቢሩ
ኣብ ኣለምዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ከም ዘለዉ ገሊጾም
Переглядів 526Місяць тому
ኣብ ኣለምዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ከም ዘለዉ ገሊጾም
Teddy Press ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ጉጅለ ዳዕሽ ይጽምበሩ ከምዘለዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
Переглядів 462Місяць тому
Teddy Press ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ጉጅለ ዳዕሽ ይጽምበሩ ከምዘለዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ህወሓትን ለኣኽቱን ንካልእ ዙርያ ኩናት ንምውላዕ ይዳለዉ ኣለዉ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ
Переглядів 1 тис.Місяць тому
ህወሓትን ለኣኽቱን ንካልእ ዙርያ ኩናት ንምውላዕ ይዳለዉ ኣለዉ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ
መንግስቲ ኖርወርይ መንበሪ ፍቓድ ደግፍቲ ህግደፍ ምሕዳግ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ
Переглядів 1,6 тис.2 місяці тому
መንግስቲ ኖርወርይ መንበሪ ፍቓድ ደግፍቲ ህግደፍ ምሕዳግ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ
ኢትዮጵያን ብስም ኤርትራውያን ይሽቅጡ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ/ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ "ሰለሞን ማዓሾ" ካብ ፈተነ ቅትለት ምምላጡ ተረጋጊጹ
Переглядів 1902 місяці тому
ኢትዮጵያን ብስም ኤርትራውያን ይሽቅጡ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ/ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ "ሰለሞን ማዓሾ" ካብ ፈተነ ቅትለት ምምላጡ ተረጋጊጹ
ኤርትራዊ ዝርከቦም ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ብመንግስቲ ስዑድ ዓረብ ተቂቲሎም፡
Переглядів 8672 місяці тому
ኤርትራዊ ዝርከቦም ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ብመንግስቲ ስዑድ ዓረብ ተቂቲሎም፡
ሰራዊት ኤርትራ ፥ ንተጋሩ ናብ ሳዋ ብምውራድ ወታደራዊ ታዕሊም ክህቦም ምዃኑ ሓቢርሎም
Переглядів 2 тис.2 місяці тому
ሰራዊት ኤርትራ ፥ ንተጋሩ ናብ ሳዋ ብምውራድ ወታደራዊ ታዕሊም ክህቦም ምዃኑ ሓቢርሎም
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕጂ እውን ዕልዋ መንግስቲ ይካየደለይ ኣሎ ክብል ደጊሙ መግለጺ ኣውጺኡ
Переглядів 5972 місяці тому
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕጂ እውን ዕልዋ መንግስቲ ይካየደለይ ኣሎ ክብል ደጊሙ መግለጺ ኣውጺኡ
ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝርርብ ተጀሚሩ/ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቃት ፋኖን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽንተት ይቅጽሉ ከም ዘለዉ ዓዴፓ ገሊጹ
Переглядів 6032 місяці тому
ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝርርብ ተጀሚሩ/ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቃት ፋኖን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽንተት ይቅጽሉ ከም ዘለዉ ዓዴፓ ገሊጹ
ኤርትራውያን ዜጋታት ዘይተኣደነ ምጠን ገንዘብ ክንከፍል ንግደድ ኣለና ክብሉ ገሊጾም/ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ጣልቃ ንኽኣቱ ተሓቲቱ
Переглядів 2312 місяці тому
ኤርትራውያን ዜጋታት ዘይተኣደነ ምጠን ገንዘብ ክንከፍል ንግደድ ኣለና ክብሉ ገሊጾም/ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ጣልቃ ንኽኣቱ ተሓቲቱ
ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ግዳይ ማእሰርቲ ይኾኑ ከም ዘለዉ ተገሊጹ
Переглядів 7022 місяці тому
ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ግዳይ ማእሰርቲ ይኾኑ ከም ዘለዉ ተገሊጹ
ኤርትራን ኢትዮጵያን ንናይ ወጻኢዜጋታት ንመገሻ ምቹኣት ከምዘይኮና ተገሊጹ
Переглядів 7002 місяці тому
ኤርትራን ኢትዮጵያን ንናይ ወጻኢዜጋታት ንመገሻ ምቹኣት ከምዘይኮና ተገሊጹ
ኣብ ኤርትራ ኣብ መጻኢ ወርሒ ለካቲት መረጻ ከም ዝካየድ ተፈሊጡ/ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳግማይ ተኸሲሱ
Переглядів 2,5 тис.2 місяці тому
ኣብ ኤርትራ ኣብ መጻኢ ወርሒ ለካቲት መረጻ ከም ዝካየድ ተፈሊጡ/ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳግማይ ተኸሲሱ
Support Tigray's Future: Help Parentless Kids
Переглядів 1952 місяці тому
Support Tigray's Future: Help Parentless Kids
ጉባኤ ዘካየደ ክንፊ ህወሓት ምስ ሓይልታት ጸጥታ ዝነበረኒ ዘተ ብምሉእ ምርድዳእ ዛዚመ ኣለኹ ክብል ገሊጹ
Переглядів 1,1 тис.2 місяці тому
ጉባኤ ዘካየደ ክንፊ ህወሓት ምስ ሓይልታት ጸጥታ ዝነበረኒ ዘተ ብምሉእ ምርድዳእ ዛዚመ ኣለኹ ክብል ገሊጹ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኰይኑ ብምምራጹ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ “ዮሃና” ኢሉ
Переглядів 4602 місяці тому
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኰይኑ ብምምራጹ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ “ዮሃና” ኢሉ
ዶናልድ ትራምፕ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ዳግማይ ተመሪጹ
Переглядів 3572 місяці тому
ዶናልድ ትራምፕ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ዳግማይ ተመሪጹ
ፖለቲካውያን ውድባት ትግራይ ንመንግስቲ ኣመሪካ ነቂፈን/ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ 562 ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ ከምዝሞቱ ተገሊጹ
Переглядів 5482 місяці тому
ፖለቲካውያን ውድባት ትግራይ ንመንግስቲ ኣመሪካ ነቂፈን/ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ 562 ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ ከምዝሞቱ ተገሊጹ
ፊልሲ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
Переглядів 7242 місяці тому
ፊልሲ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
ሰልፊ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
Переглядів 1,3 тис.2 місяці тому
ሰልፊ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
ኣብ ሆላንድ ዝርከብ ሓደ ዩኒቨስቲ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኩናት ሳዕቤናቱን ዝገልጽ መጽናዕታዊ መጽሓፍ ኣሕቲሙ
Переглядів 8612 місяці тому
ኣብ ሆላንድ ዝርከብ ሓደ ዩኒቨስቲ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኩናት ሳዕቤናቱን ዝገልጽ መጽናዕታዊ መጽሓፍ ኣሕቲሙ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ተኸተልቲ እምነት ጀሆቫ ዘንበሮ ሕጊ ከልዕሎ ተሓቲቱ
Переглядів 6242 місяці тому
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ተኸተልቲ እምነት ጀሆቫ ዘንበሮ ሕጊ ከልዕሎ ተሓቲቱ
ሱዳን ኣካል ናይቲ ኤርትራ ምስ ግብጽን ሶማልን ዝመስረተቶ ስሉሳዊ ኪዳን ምኳና ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ገሊጹ
Переглядів 5452 місяці тому
ሱዳን ኣካል ናይቲ ኤርትራ ምስ ግብጽን ሶማልን ዝመስረተቶ ስሉሳዊ ኪዳን ምኳና ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ገሊጹ
ኤርትራ ትሑት ተጠቃሚት ኢንተርነት ምዃና ተሓቢሩ/ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኑ ተወኪሉ
Переглядів 6572 місяці тому
ኤርትራ ትሑት ተጠቃሚት ኢንተርነት ምዃና ተሓቢሩ/ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኑ ተወኪሉ
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዳግም ናብ ኩናት ክኣትዋ ከም ዝእኽላ ተገሊጹ/ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ክኽሰስ ምዃኑ ተፈሊጡ!
Переглядів 9112 місяці тому
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዳግም ናብ ኩናት ክኣትዋ ከም ዝእኽላ ተገሊጹ/ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ክኽሰስ ምዃኑ ተፈሊጡ!
ቴሊቪዥን ኣሰና ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ መጠንቀቅታ ተዋሂብዎ
Переглядів 2,3 тис.2 місяці тому
ቴሊቪዥን ኣሰና ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ መጠንቀቅታ ተዋሂብዎ

КОМЕНТАРІ

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 3 години тому

    The host doesn't seem neutral. Why did you stop the lady who ask in Amharic which is a very important question and didn't take longer than 2mins.

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 3 години тому

    ዋው ፋሉል ኣካይዳ, መንግስትነት እንዳሃተትካስ recommend cherry picking reps who are not people's representstives.

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 3 години тому

    Really. , አለምአቀፍ ህጊ??? are you expecting thd federal is abide by international law when they invite Eritrea and what makes you certain they are not going to repeat the same???

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 3 години тому

    @Kindahafty - where is the so called ሓደ ቁሸት? search yourself first

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 7 годин тому

    Yoy seem confused or intentionally mislead the public - Its not government but transitional interm regional administratiom (ግምት),

  • @danielwoldemichael9977
    @danielwoldemichael9977 7 годин тому

    ቴዲ ሕውሓት ብምቅዋም ጥቅሚ ($) ክህልወካ ይኽእል እዩ። ምስ PP ተፀጊዑ ዘሎ (አሎዶ የለን ኢልካ መርምር- eg ምስ ኣቢ ክውሰነሎም ዝሓተትዎ ርአ) ግዝኣታዊ ሓድነት ከምፅእ ይኽእልዶ? Logic 101.

  • @Yacobብ
    @Yacobብ 8 годин тому

    ኢሰያስ ምስ ኣብይ ዕርቂ ዝጠለበሉ ምኽንያት ካልእ ተወሳኺ ኮይኑ ቀንዲ ምኽንያት ግን ብ አሜሪካ secretary of United States of America for African affairs ዝተጻወደሉ መጻወድያ ስለ ዝበጽሖ ኮይኑ ይስምዓኒ።

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 11 годин тому

    ሰማይ ንሃገርካ አዲስ አበባስስ ተረጋጊአላ?

  • @didodido4814
    @didodido4814 13 годин тому

    Enquae ahebiru absahana 🎉💫🌟🎊✨🌙🙏🏽♥️

  • @yidnekachew1919
    @yidnekachew1919 День тому

    Nooo, the usual empty promises; hand on jeart, tell me, what have you done in the last two plus years of existence of the TA?

  • @yidnekachew1919
    @yidnekachew1919 День тому

    Dear Gen. Comeout clean, I feel you are not being transparent and open, act like the a soldier as you are not a politician

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 День тому

    ሀርፍ ፕሮግራም ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @ASHEBR1
    @ASHEBR1 День тому

    አየ ደምበ ዕንኪሊል 😭

  • @nkndhnnmelesbietna3122
    @nkndhnnmelesbietna3122 День тому

    ህዝቢ ትግራይ ሕዉሓት መንድዓት ኮይናቶ ጸኒሓ። እዚ እቶም ቅኑዓት ተጋደልቲ ሕዉሓት ዝተረድእዎ ኣይመስለንን እንተዝርድኦም ብሓቂ ብሓቂ ምሓዘኑ። ደብረጽየን ዝመርሓ ሕዉሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣድክያቶን ኣብዚ ወዲቅቅዎ ዝጸንሐ ኣውዲቃቶ እያ። ጻህያይ ኮይና ሓሊካ እያ ሒዛቶ ኔራ ከይዓቢ። ብዝከፍአ ደረጃ ከኣ ጉልበት ክርይጸንሖ ጌራ ኣብ ልዕሊኡ ተሰቂላ ብትዕቢትን ጃህራን ትምክሕትን ተወጢሮም ድሉዋት ኢና ኢሎም ከይተዳለዉ ልዕሊ ሓደ ሚልየን ህዝቢ ክሃልቅ ጌራ እያ። ገና ኣይሓፈረትን ብሰንካ ኣብዚ ወዲቁን ሃሊቁን ኣድሒናካ እምበር ኩልና ከምተጋሩ ኢና ከጥፍኡና ሓሲቦም ዘሕፍር ተረክ እዩ። ኣብዚ ሰዓት ተጋጊና ኢና ኣጥፊእና ኢና ሕጂግን ሓቢርና ንሰጋገር ንተሓጋገዝ እዩክበሃል ዝግብኦ እቶም አጥፍኡ እሞ ክክወሉ እዩ ዝግብኦም ግን ብሓቂ ብሓቂ ደፋራትን ጨካናትን እዮም። ሕጂዉን በታ ዝነበረታ ኢና ንከይድ ናብ ዝኮነ ናብ ግዝያዊ መንግስትስ ናብ ፌደራልስ ናብ ናጽነትስ ንሕና ኢና ንመድሓካ። ብዘይብኣና ካብ ባሕሪ ከምዝወጸ ዓሳ ኢካ። ስለዚ ንሕናን ንሕናን ጥራይ ኢና ንመርሕ እዩ። ስለዚ ህዝብን መንእሰይ ትግራይን ይኣክለኩም ክብሎም ኣለዎ ተሓመቁ ተሓመቁ ከኣ ንፍዕቲ ዉድብ ይግበርዋ ነታ ሕዉሓት ኣብ ምርጫ ከኣ ተወዳዲራ ትተዓወት። ሕጂ ግን እተን ዘለወኣ ወናብር ትየቀመለን ተረዳዲኣ ምስቶም ምቃላ ካብኡ ሓሊፋ ግን ንህዝብን መንግስትን ምንዋጽ እዚ ኮነ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ መሕፈር ስራሕ እዩ። እዚኦም እዮም ጸላእቲ ክበሃሉ ዘለዎም። ብፍላይ ብፍላይ ደገፍቶም ግን ተጣዒስኩም ዘይትመልስዎ ጌጋ እዩ። ተሓሚቅኩም ኢድኩም ኣክቡ ተነፊዕኩም ምከርዎም ኣደብ ክግበሩ በልዎም ኣብ ምርጫ ተተሓሒዝና ንተዓወት ክሳብ ሽዑ ብጽሒትና ሒዝና መሰጋገሪ መንግስቲ ነጠናክር በልዎም።

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 День тому

    ምሓውር ድሕረት አብ ጨንቂ አሎ ወጊድ ጭቆና ኢሉ መንእሰይ ወለዶ

  • @EdrisAman-o9v
    @EdrisAman-o9v День тому

    ማይክሮፎን የለም አይስማዕን

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael1803 День тому

    Eseyas zefereho. Dr. Abey ne Berged ne Hamedo mentan keyhegezom, ab Tegray kea Bota mentan keyhebom eyu.

  • @teweldekahsay51
    @teweldekahsay51 День тому

    it is ironic that some people or the so called people are against the naked truth. I wonder if they really mean it which makes it very worrying to the future integration of the country. Thank you Mr. Ruben for your genuine witness and voice to our cause. It is a therapeutic message for us and a wake up call for the world.

  • @tesfueyob9211
    @tesfueyob9211 День тому

    Fake General !!!

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g День тому

    ዲ ዱ አር መሬት ትግራይ ከየተመለሰ አይቅነስን ሀደጋ አለዎ ጄኔራላት ተመካከሩ

    • @Bertsfa2727
      @Bertsfa2727 День тому

      "አይንድቅስን" ማለትካ ካሊዕ ውግእ ክናኣቱ እናበልካ ዲካ? 😢😢 ሃደ ሚሊዮን ንላእሊ መንእሰይ ደቂ ድኻ አውዲኦምዎ😢😢

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 День тому

    በረኸት ሃብተማርያም ፥ "ኤርትራውያን ኮካ ዝሰትዩ ፡ ሰሜን ኮርያውያን እዮም።" ሓደ ደጋፊ ህግደፍ ፥ "ሰሜን ኮርያውያን ኮካ ኣይሰትዩን እዮም። ንሕና ኤርትራውያን ግን ኮካ ክንሰቲ ይፍቀደልና እዩ " ፤ ምስ በል። ብርግጽ ኣብ ኤርትራ እንዳ ኮካኮላ ፡ ኣቐዲሙ ብግዜ ሃጸይ ሃይለ ስላሴ ስራሕ ዝጀመረ እዩ። ምናልባት ውን ምስ ወተሃደራት ኣሜሪካ ኣብ ካምቦ ቃኘው ምስ ኣተዉ ፡ ዝጀመረ ይኸውን እዩ።

  • @AbrhamArefe
    @AbrhamArefe День тому

    ሕጂ ፅቡቅ ኣለኻ

  • @Delina-r1z
    @Delina-r1z День тому

    አጆኩም ተጋሩ ፡ ቀሊል ግዜ አይኮነን ፡ ግን ኩሉ ግዜ አብ ሞንጎኩም ዋላ ምስ ምፍልላይ ሓሳባት ተከባበሩ። ትግራይ ትስዕር!

  • @Eri-G1
    @Eri-G1 День тому

    ሕጂ ግርም ትግራይ ትስዕር ቆንዳፋት እነቓዕ ኮነ እነቓዕ ከምዚ ረኤና።

  • @gebremedhinwoldu1834
    @gebremedhinwoldu1834 День тому

    It’s great discussion and Gen. Wedi Ashebir. Kudos! It’s so encouraging and inspiring!

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 День тому

    ጀነራል ወዲ ኣሸብር ናይ ጀነራል ፃድቃን ፃዕዳ ሓሶት ኣፀቢቁ ኣድሚቁ ሓሲዩ ኣሎ። ከምዝፍለጥ ጀነራል ፃድቃን ብድምፂ ወያነ ኣብ ዝገበሮ interview ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘለው ወረርቲ ይወፅኡ ኣለው ኢሉ ሓሲዩ። ከምኡ እውን ጀነራል ወዲ ኣሸብር ኣብ ምዕራብ ትግራይ ናይ ፀላእቲ ዕጡቃት የለውን ኢሉ ሓሲዩና ኣሎ። ብዝኾነ ኣምሓሩ ወይ ድማ በዓል ደመቀ ዘውዱ # ናይ ተከዘ ዘብ ዝብል ካብ 200 ሚኢቲ ሽህ ንላዕሊ ኣሰልጢኖም ሐዚ እውን ተጋሩ የሳጉጉ ኣለው።

  • @LeakeLegesse-l5g
    @LeakeLegesse-l5g День тому

    ማዓዝ ሓዱሸ ነገር ከይኑ ሰራዊት ምብታይ

  • @jemalmo9451
    @jemalmo9451 День тому

    Those of you who STAND AGAINST TPLF FOR NO APPARENT REASON OTHER THAN YOURI OWEN SELFISH INTEREST OR ULTERIOR MOTIVES, THE LEAST YOU CAN DO IS GET OUT OF THE CLOTHET & GET A NEW PARTY OR ELSE BE PART OF PP, AS YOU seems right now LEANING towards it & campain on it & see if you have a place in Tigrai politics other than that. WE KNOW Many of YOU Fought FOR TIGRI, WE RESPECT YOU, YOU'RE OUR BROTHERS BUT RIGHT NOW ,YOU'RE UNDERMINING THE INTERST OF TIIGREANS. EVERY TIME YOU OPEN YOUR MOUTH YOU'RE CONTRADICTING YOURSELVES . NO SABSTANCE JUST LIES & MORE LIES. Pleaa come back to your senses.

  • @ashu9110
    @ashu9110 День тому

    Jiganu Tigrai Generals I don’t know why those akrerti whiners group embita Araweet shabia bootlickers try to dehumanize and assassinate our brothers character

  • @Joe-pm8bj
    @Joe-pm8bj День тому

    Nice job good progress

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 День тому

    ምስ አብይ ምስራሕ ምንብርካኽን። ይፈላለዩ ! ገታቸውዶ አይኮነን ንሕወሓት ክሪሚናላትዶ አበለንዩ!

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 День тому

    ነቲ ወንጀል ዝፈጸሙ ናጻ ምስዳድ ምስ ደኩመንቶም ሂብካ ምስዳድ ነቶም ከም ትግራውት ብምኻኖም ዝተአስሩስ ከመይ ገይሩ ብማዕረ ይርኤን ይፍትሑን? ንኣብይ ገበኑ ናይ ጆኖሳይድ ዝገበሮ ምሽፋን ጥራይዶ አይኮነን። ብዝኾነ ይኹን አብይ ብቕንዕና ክቐርበኩም አይከአልንዩ! ክንደይ ሂወት ሰብ ዘሕለፈ ክልተ ውዱባት ሓደ ክኾኑ ኢሉ ከም ሓላይ ክቐርብ አይክአልንዩ?😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 День тому

    ነቲ ወንጀል ዝፈጸሙ ናጻ ምስዳድ ምስ ደኩመንቶም ሂብካ ምስዳድ ነቶም ከም ትግራውት ብምኻኖም ዝተአስሩስ ከመይ ገይሩ ብማዕረ ይርኤን ይፍትሑን? ንኣብይ ገበኑ ናይ ጆኖሳይድ ዝገበሮ ምሽፋን ጥራይዶ አይኮነን። ብዝኾነ ይኹን አብይ ብቕንዕና ክቐርበኩም አይከአልንዩ! ክንደይ ሂወት ሰብ ዘሕለፈ ክልተ ውዱባት ሓደ ክኾኑ ኢሉ ከም ሓላይ ክቐርብ አይክአልንዩ?😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 День тому

    ነቲ ወንጀል ዝፈጸሙ ናጻ ምስዳድ ምስ ደኩመንቶም ሂብካ ምስዳድ ነቶም ከም ትግራውት ብምኻኖም ዝተአስሩስ ከመይ ገይሩ ብማዕረ ይርኤን ይፍትሑን? ንኣብይ ገበኑ ናይ ጆኖሳይድ ዝገበሮ ምሽፋን ጥራይዶ አይኮነን። ብዝኾነ ይኹን አብይ ብቕንዕና ክቐርበኩም አይከአልንዩ! ክንደይ ሂወት ሰብ ዘሕለፈ ክልተ ውዱባት ሓደ ክኾኑ ኢሉ ከም ሓላይ ክቐርብ አይክአልንዩ?

  • @mekonengeretsadik
    @mekonengeretsadik День тому

    ወዲ ኣሸብር ምሽቲ ሎቕማፅ በላዒ ውዳቕ ውዕል ፕሪቶርያ ክተፈፅም ተሸይምካ ትግራይ ኣፍሪስካ ንሽዋ ብሕርጓቶ ክትሸጣ ኣይንፈቕደልካን ጠምባው ጀነራል ።

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem День тому

    There is NO government in Tigray, stolen by treasonous Nazis Getachew and Tsadkan in Pretoria.

  • @kemalmussa801
    @kemalmussa801 День тому

    ናይ ባዕልኻ ተዛረብ እንታይ እተወካ ብዛዕባ ፃድካን

  • @kemalmussa801
    @kemalmussa801 День тому

    I think you are worry for your building Bilen building in Addis Ababa

  • @kemalmussa801
    @kemalmussa801 День тому

    እንታይ እዩ ወሪድካ ወዲ ኣሸብር? እንኳዕ ኩሉ ኣዉፃኻዮ ንዚ ኣመላኻትኻ ካብዚ ንላዕሊ ባንዳ ድኣ እንታይ ኣሎ

  • @tsahayehagosmkrya4584
    @tsahayehagosmkrya4584 День тому

    Kla hasawiy

  • @teshm8477
    @teshm8477 День тому

    I found it more genuine speech from general wedi Ashebir

  • @mezgebemihretu7047
    @mezgebemihretu7047 День тому

    It is fact! He is genuine! Do not forget what was happening on the ground. Many villages were under sever attack, civilians evacuating with their children, cattle engineered by issias.

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 День тому

    ምዕራብ ትግራይ ክምለስ እዩ? ብኣፍ ደኣ ሺሕ ግዜ መሊስክሞ ብተግባር እዩ ዘይሎ እምበር

  • @mezgebemihretu7047
    @mezgebemihretu7047 День тому

    It is real and the reality is that!

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 День тому

    እዚ ትማሊ ጀግና ዝተበሃለ ጀነራል: ኣብቲ ሕጂ ዘሎ ዝፈሸለ ምምሕዳሩን ፍታሑን ኣክንዲ ዝዛረብ ናይ ትማሊ ኩሉ ዝፈልጦ ምድጋም ንህዝቢ እንታይ ክጠቅሞ እዩ

  • @abbyteklehaimanot5298
    @abbyteklehaimanot5298 День тому

    ሓሳዊ። ቦሎኽሎኽ ይብል። ናይቶም በረኻ ዝገደፍኩምዎም ደም ይፋረድኩም ኣንቱም ከዳዓት፤ ካብ ሓምት ንላዕሊስ ነቶም ኣደታትናን ኣሓትናን ዝደፈሩ ዝሰደድኩምዎም ንትግራይ ክሕልዉ? ኢ ዶ?? ተመዛበልቲ ኣብ ስቓይ እናሃለዉ ንደገፍትኹም ኣክቲቪስትታት ብኣሽሓት ትኸፍሉ ሓሶትኩም ክደግሙልኩም።

  • @AlemashAbay
    @AlemashAbay День тому

    💩💩💩💩💩💩💩💩💩😷😷😷😷😷😷😷😷😷👎👎👎👎👎👎👎☝️☝️ Tedy press መሕፈሪ ኢኻ ኑዚባንዳ እዚ ከተቅርበሰ 👎👎👎👎👎🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧

  • @AbrahamMehari55
    @AbrahamMehari55 День тому

    ብመጀመርታ ኣብ ሎሚ ዘሎ ኣጀንዳ ተዛረብ!! 10 ግዜ ህዝቢ ህዝቢ ኣይትበል! ነዚ ህዝቢ እዚ፡ ዓቕሚ ኣብ ዘብልኩም፡ ማለት ምንብርካኽኩም ዘይተርፈኩም፡ ደቁን ንብረቱን ኣጽኒትኩምዎ እኹም!! ስለዚ ህጂ ውን ጂግና እካ ሓያል' ኻ እንዳ በልኩም ዳግማይ ነቲ ተርፉ ዘሎ ካይተጽንትዎ!! ብፍላይ ንስኻ ኣንታ ዓንጃል ምጅሉሕ! "ንትግራይ ዘይወድቕ እንተሎ ካብ ጸላኢ ፈሊኹም ኣይትርኣዪዎ! በልዎ በልዎ ብጥይት" ትብሎም ኔርካ!! ንባዕልካ 1000 ኪሜ ካብ ከባቢ ኩናት ርሒቕካ! ምጅሉሕ ዋሒድ!!

    • @mekonengeretsadik
      @mekonengeretsadik День тому

      ከም ኣሕዋትካ ተዓሲቡ ዝወደቐ የብልናን ንመሬቱ ዝወድቕ ጅግና እዩ ንኣብይ ተዓሲብካ ላሊበላ ወርቀዲኖ ዝተገተትካ ታይ ክንብለካ ኢና ።

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey День тому

    ወዲ ኣሸብር ናይ ኣብይ ኣሕመድ ተቖጻሪ ድዩስ ኣካል ግዚያዊ መንግስቲ እዩ ? ን2ይ ግዜ ጥራይ እየ ዝሪኦ ዘለኹ

  • @MebrahtomKahsay-x2h
    @MebrahtomKahsay-x2h День тому

    ዓፋኒት