Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Bright insight..learning to learn
This Guy is one of the smartest Guy on Geopolitics mostly on the North Africa & thanks for bringing him to your show Yoela .
Wawww nice analysis by Hindi❤
Thanks for your service Yoel. 🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
ዓሊ ህንዲ ልዕሊ 4 ወይ 4 አብ ብሩህ መጻኢ ተዓዲሙ ግን ዝርዶኦ የለን ዝገርም!!!!!Amezing
Thank you ብዙሕ ተማሂርና ንብዙሐት ኤርትራውያን በዓስ ናይ ሃይማኖት party ይመስሎም ነሩ እዚ ግን ናይ ውሱናት ጉጅለ ጥቅሚ ዝሕሉ ማሕበር ምዃኑ አረዲእካና🙏
ERITREA 🙏🏾💙💙💙💙
❤❤❤
ተጋሩ ወኻሩ !!ጸብሕኹም'ዩ ሓሪሩ ።😅😅😅😅😅😅
ዩኤል፡ኣብ ኤድመንተን ኮንካ ጽሩይ ማይ ትዘርግ ዘለኻ ከኣ ማዓልትኻ ተጸበ'ምበር ትቕዘፈለኡ (ጉዚ ትኾነሉ) ግዜ እብ ሓጺር እዋን እዩ ኣንታ ጁንታ።
ማእከላይ ምብራቅ መፍረ ናይ ጨካናት ውልቀመለኽቲ !!ሳዳም፡ ቃዛፊ ፡ ኣልባሺር ፡ ሓፊስ አል ኣሳድ ወዘተ😢😢😢😢😢
ቀዛፊ ሊብያዊ ኣፍሪቃዮ ማእከላይ ምብራቅ ኣይኮነን።ተወሳኺ ቀዛፊ ጨካን ውልቀመላኺ ኣይኮነን ኔሩ ንህዝቡ ዝገበረሎም ዝነበረ ዕድላት ሎሚ ሊብያውያን ደም ዝነብዑ ዘለው።ከምቀዛፊ ኣበይሞ ናትና ተዝኸውን ህዝብና መተንፈሰ ኔሩ።ሃብቲ ሊብያ ሎሚ መጻወቲ ምዕራባውያን ኮይኑ ዘሎ።ኣመሪካ ካንሰር ጨካን ሃገር ከይተሳዕረት ሰላም ኣብ ዓለም ክህሉ ዘበትዮ።
ሳዳም በጀካ ንኩርዲ ንህዝቡ ጽቡቅ ኔሩ ሕተቶም ደቂ ዒራቅ።ኩርዲ ሃገር ክገብሩ ስለ ዝደለዮ መሬት ክጭረሙ ካብ ኢራቅ ቱርኪ ሶርያ ንካልኦትን ክወስዱ ስለ ዝደልዮ እዬም ብዓል ሳዳም ዝዋግእዎም። ተዘይኮኑ ሳዳም ንምዕራባውያን እምበር ንህዝቡ ደሓን ኔሩ።
ኣሳድ ውልቀመላኺ እዮ ኔሩ።
Tintenaka gimt koynu kulu
Halewlow
Foe ata kabey eyu zrekbom ezom zelzal melihasom
❤❤❤❤
Bright insight..learning to learn
This Guy is one of the smartest Guy on Geopolitics mostly on the North Africa & thanks for bringing him to your show Yoela .
Wawww nice analysis by Hindi❤
Thanks for your service Yoel. 🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
ዓሊ ህንዲ ልዕሊ 4 ወይ 4 አብ ብሩህ መጻኢ ተዓዲሙ ግን ዝርዶኦ የለን ዝገርም!!!!!Amezing
Thank you ብዙሕ ተማሂርና ንብዙሐት ኤርትራውያን በዓስ ናይ ሃይማኖት party ይመስሎም ነሩ
እዚ ግን ናይ ውሱናት ጉጅለ ጥቅሚ ዝሕሉ ማሕበር ምዃኑ አረዲእካና🙏
ERITREA 🙏🏾💙💙💙💙
❤❤❤
ተጋሩ ወኻሩ !!
ጸብሕኹም'ዩ ሓሪሩ ።
😅😅😅😅😅😅
ዩኤል፡
ኣብ ኤድመንተን ኮንካ ጽሩይ ማይ ትዘርግ ዘለኻ ከኣ ማዓልትኻ ተጸበ'ምበር ትቕዘፈለኡ (ጉዚ ትኾነሉ) ግዜ እብ ሓጺር እዋን እዩ ኣንታ ጁንታ።
ማእከላይ ምብራቅ መፍረ ናይ ጨካናት ውልቀመለኽቲ !!
ሳዳም፡ ቃዛፊ ፡ ኣልባሺር ፡ ሓፊስ አል ኣሳድ ወዘተ😢😢😢😢😢