ጉዳይ ትግራይ- ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሞት ሕጹይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 56

  • @Admasforum
    @Admasforum  12 годин тому +5

    ua-cam.com/video/xsYaz56XDdc/v-deo.htmlsi=XSvI62qTjuPHzsTW

    • @saraa.8672
      @saraa.8672 4 години тому +1

      Hello Khalid, The issue regarding my membership wasn't due to your technical problems; it was related to the credit card company for security reasons. Anyway, it's resolved, and I am still a member. I'm glad you didn't cut me off from your media😹.
      Thank you immensely for all you do, Sir!

  • @zemenzemen9268
    @zemenzemen9268 8 годин тому +2

    ጽቡቕ መድብ።ካልድ ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 8 годин тому +2

    ኻልድ ኣዚዩ ሃናጺን ንቕድሚት ዝጥምት ትሕዝቶኻ በሓቂ ብዘይ ማይ ዝዋሓጥ ሓቂ ኢዩ ፡ ነመስግነካ ከኣ ።

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 Годину тому +1

    Thank you neti zeyhlel astemhuroka kubur hawna
    God bless you ❤

  • @abrahamwgerges
    @abrahamwgerges 10 годин тому +2

    ጽቡቅ ሐሳብ ካልድ

  • @keseteberhan7769
    @keseteberhan7769 12 годин тому +4

    Istaz Kalid, u r hero, i really appreciated. I already heard the Amharic program, and I was shocked and surprise. I m one of your followers. Keep it up.

  • @muluetesfay4128
    @muluetesfay4128 11 годин тому +2

    Thanks!

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 4 години тому +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TekleWeldegebrial-f5t
    @TekleWeldegebrial-f5t 11 годин тому +2

    Wel come ካልድ ዓቢ ሰብ

    • @dewel.tv.1991
      @dewel.tv.1991 6 годин тому

      እዞም አብ ኢትዮጵያ ዘለና ኤርትርውያን ከመይ ገርና ኢና አባል ፎርም ክንከውን ንኸእል ?

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 12 годин тому +5

    ኣጆካ ሓደ ካብ ጅጋኑ ወዲ ህዝቢ ኢካ።

  • @gessesesamuel1562
    @gessesesamuel1562 5 годин тому

    ፅቡቕ እዩ

  • @yordag9538
    @yordag9538 9 годин тому +3

    🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙

  • @Michaelgoitom-k6e
    @Michaelgoitom-k6e 2 години тому +1

    መምህር ካሊድ ዝገርም ትንተና 🎉 ከፅል

  • @yordaberhe5480
    @yordaberhe5480 7 годин тому +1

    Good job my brother

  • @GetachewHagos-o8g
    @GetachewHagos-o8g 12 годин тому +3

    ፅቡቕ መደብ ኢዩ ኻልድ ሀውና ቐፅለሉ

    • @dewel.tv.1991
      @dewel.tv.1991 6 годин тому

      እዞም አብ ኢትዮጵያ ዘለና ኤርትርውያን ከመይ ገርና ኢና አባል ፎርም ክንከውን ንኸእል ?

  • @goly9965
    @goly9965 7 годин тому +1

    ቃላሚኖ

  • @AramAlemey
    @AramAlemey 4 години тому +1

    መም ካልድን ሄኖክን ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ኣብዚ ቃልሲ ንወጻኢ ዘይርሳዕ እዩ

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 12 годин тому +2

    እዞም ተጋሩ ግን ዝርድኦም ኣይኮኑን።

    • @anmeb6220
      @anmeb6220 6 годин тому +1

      Kabana gin yihishu! Entewehade nizete diluwat eyom

    • @kante5318
      @kante5318 2 години тому

      ኣንታሰብ እዚ ብኣልማማ ምፍራጅ ደው ኣብል ብሚልዯን ዝቁፀር ህዝቢ ዕዯ ገዛ ሂብካዯ ምስራሕ ዝኣበዯ ኣምሲልካዯ

  • @b.nehamedu8218
    @b.nehamedu8218 7 годин тому +1

    🌹💙💙💙💙💙🌹💙🌹💙🌹💙💙

  • @2020-c8b
    @2020-c8b 8 годин тому

    ተዋሪዱ ህዝቢ ትግራይ

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 7 годин тому +2

    ካልድ ኣብዱ
    ኣብ ገለ ገለ ኪትንትን ከለኻ
    ብሰንኪ ንዲክታተር ከተቃልእ
    ነቲ ሃገራዊ ድሕነትና ቀዳምነት
    ምሃብ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስማኣኒ
    ኣብ ጊዘ ኩናት ንሃገራዊ ድሕነትካ ኢልካ
    ስልታዊ ዝምድና ከግበር ሲ ይከኣል
    ኮይኑ ይስመኣኒ

    • @Admasforum
      @Admasforum  6 годин тому +1

      ኧሞ ዲካታቶር ደኣ ዘይውዳኧ ኩናት ይኽፈት ኧሞ ድላዩ ክገብር

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 12 годин тому +3

    Selam kemey ❤❤❤

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle342 10 годин тому +2

    🦋🦋🦋🦋🩵🩵🩵✅✅✅

  • @MohamedBabi-g9n
    @MohamedBabi-g9n 21 хвилина тому

    💙💙💙💙💙✅✅✅✅

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 Годину тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🙏🎉🎉🎉🎉🎉

  • @meley91
    @meley91 8 годин тому +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 12 годин тому +4

    Eza lomi b Amarina zgeberkuma kale meteyek kubur haw Kald Abdu btaimi agedasi u kexlo please please thanks
    It is very important bro

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 41 хвилина тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 12 годин тому +2

    Kem wetru kubur haw Kald Abdu thanks nrzi nay Amaharic

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 12 годин тому +2

    Wow that’s good idea program Amharic good job memeher kaled with eto journalists 💙💚

  • @Mulugata-y6g
    @Mulugata-y6g 13 годин тому +3

    አታ፡ንፉእሃው፡እድመ፡የሃብካ፡

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 Годину тому

    እዞም ኣብ ስልጣን ዘሎዉ ነቲ ኑኡስ ወሎዶ ዘየረክብዎ ዛትግራይ ክትሓዊ

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 12 годин тому +2

    ❤❤❤❤❤

  • @teshomeweldemariam2034
    @teshomeweldemariam2034 22 хвилини тому

    ካልድ፣ሰላም፣ንዓኻ፣፣ናይባሐቂ፣ዶ፣ትብሎ፣ወርቂ፣ብኤርትራ፣ይሰግር?

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 3 години тому

    እታ ስባእብ ማእክላይ ካሜት ህዋሕት ኩላም መንእስይ እዩም እይታሐስው ጌታቸው ካብቶምመናእስይ እዩም ዘይትፍልጣ ነገር ዐዘው ዘው እይትበል

  • @fkadumelake5801
    @fkadumelake5801 12 годин тому +3

    Selam kald enchae bdehan metsaeka, eza seflala yaklela kemzibehal eseyas mefteu koynlu.
    Ezom hwehat wn gebenejat eyom kkyero entezey kielom wentso tegelbetkayo wentso yu

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 5 годин тому

    ምድንጋር ጽቡቕ ኣይኮነን። መኸተ ብውዳበ ህወሓት እዩ ተመሪሑ። ውዳበ ህወሓት ኦርጋኒኽ / መሰረታዊ ፀገም ሕብረተሰብ (መሰል፡ ዲሞክራሲ፡ ሰላም፡ ምዕባለ) ንምፍታሕ ስለዝነበረን/ዝኾነን እዛ ድሕረት ብዝወለዶ ጦርነት ድንቁርና ድኽነት እትሳቀ ዝነበረት ሃተር ፀሓይ ክበርቀላ ጀሚሩ። እንታይሞ ሕስድናን ድንቁርናን እንተሎ ወይከ ፍቲሕ። እኳደኣስ ጉዕዞ ንድሕሪት ኮይኑ።

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 5 годин тому

    ፦ አብ ትግራይ ዘሎ ክሕደት ንህዝብኻን አብ መንግስቲ ኢቶጱያ ዘሎ ንህዝቢይ ትግራይ ክሕደትን አይገለፅኻዮን።
    ፦ ካሊእ ወርቂ እናተዘረፈ ህውሓት ስኽኢሉ ይሪኦ አሎ ዝብል ትኽክል አይኦንኻን።
    ፦ እቲ ንህውሓትን ንህዝቢ ትግራይ ንምብታንን ንምፍራስን መልክዑ ቀይሩ ዝኸይድ ዘሎ ጠቅላላ ከይገለፅኻ ንህውሓት ኢኻ ትነቅፍ አምሲልኻ። ህውሓት ጌግኡ እቶም ሐዚይ ዝጎሓፎም ሒዙ ቃልሲ ምግባሩ እዩ ነይሩ።

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 5 годин тому

    ኻሊድ ገለ ገለ ዘልኣልካዮ ፅቡቅ እዩ ግን ፍፁም ጌጋኻ 99 ፐርሰንት መሪህነት ህወሓት ሓዱሽ ወለዶ ምኳኑ ንምንታይ ዘይተልእሎ 48 ፐርስንት መሬት ትግራይ ኣብ ትህቲ ወረርቲ ምህላው ንምንታይ ዘይተልእሎ ስለዚ ምሉእ ክኾን ሙሉእ ሃበሬታ ክተቕርብ ነይሩካ።

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 3 години тому

    ካሌዴ ጌጋ ብዛዕባ ናይ ትግራይ ወርቅ ዝክይደ ዘላ ብ ግምት ፍቃደ ምስ ፍዴራል ብምኻን ብ ፍቃዳ ፍዴራል እዩ ዝኽደ ዘላ እምበር ህዋሕት ይኻን ወታደራዌ ስራዌት ስም ምፅላም እዩ

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 12 годин тому +2

    ነመስግን ካሌድ ሓውና ቀጽሎ

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 6 годин тому

    እነታብ ዝተማሃረ ዘይተማሃረ ሀረሰታይ የበልፃም አየምሰልካ ህዝም ህዝቢ ትግረይ እመበረ ዝተማሀረ ትረህ ምንም ክገብር አይክእልን። አቱም ሰባት ህዝቢ ትግረይ ሰይትፈልጥዎን መብዝሀቱ ዝተማሀረ ትግራዋይ ጠላም እዩ ወርቁ ትግራይ ን ኤርትራ ምግአዙ ማሰረጃ ዶ አለካ ? ኤርትራዊያን አበይ ትግራይ አቲዩ ንኢሳያሰ ካአልየለኩም እነተ ሀሲብኩ አይተኮን ህዝም ህዝቢ ትግራይ ዝፈልዮ መንግሰቲ በረ ማንም ዝመረፀሉ አይቅበልን

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 28 хвилин тому

    😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @Zemen-w7i
    @Zemen-w7i 5 годин тому

    ወድ ሽረ ካልድ ሕሰብ ብዛዕባ ትግራይካ ኢርትራ ንርትራውያን ደቀባት ደቅ መረት ኢዩ ንደቅ 40 ቦታ የብልኩምን

    • @xaka5505
      @xaka5505 Годину тому

      Eseyas ke😂
      Mehferat

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 4 години тому

    ሃተውተው ግደፍ ዓብዱ ሓቕን ሓሶትን ፕሮፖጋንዳን ፍለ። ፕሪቶርያ በሎ ሕገመንግስቲ ዝኽብር ይኹን ዝኽተል መንግስቲ የለን ብሕሳብ ቁማር ዝጣላዕ እምበር። ጋዘጠኛ ማለት ሓቂ ፍሒሩ ንሕብረተሰ ዘስንቅ እምበር በለካ ለኽዐካ ዘመላልስ ሕብረተሰብ ዘደናግር ክኾን የብሉን። ህዝቢ ትግራይ ብወረርቱን ኣውረርቱን ክሕሎ ኢልካ ምጉዋሕ ባዕሉ ኣካል ኣጽነቲ ምዃን እዩ። ትግራይ ካብ ብሕጂ ብደቃደኣእምበር ብወረርታ ክትሕሎ ብምንታይ ሎጂክ። ውዕል ፕሪቶርያ ቅድሚ ዝሃገረ ብግፍዕ ዝተፈናቐለ ህዝቢ ውሕስነት ጸጥትኡ ተሓልዩ ናብ ገዛውቶም ተመሊሶም ምስ ዝነብሩ እዩ። ኤርትራ ኣብ ኣካል ኣጽነቲ ዝኾኑ ህዝብን መንግስትን ዝጽጋዓሉ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የብሉን። ህወሓት ምስ ኩሎም ሓይልታት ክዘራረብ ቅሩቡ እየ ክብል ከሎ ከም በዓል ቮድካ ክንሕሽከር ኢና ዘይኮነስ ምስኩሉ ጸገም ኣለና በሃልቲ ብሕግን ስርዓት ንገዛእ። ዘጥፍአ ይቀፃዕ ዝተበደለ ይከሓስ ካብዚ ወጻኢ ክመፅእ ዝኽእል ፍትሒ፡ሰላም፡ ቅሳነት ይኹን ምዕባለ ኣይክህሉን እዩ ዝብል ዘሎ፡። ዘይቕየር ህዝባዊ መስመር ህወሓት። ነዚ ቅንዕ ህዝባዊ መትከል ህወሓት ንምጥፋእ እዮም ኩሎም ሰብ ረብሓ ፖለትከኛታት/ ቁማርተኛታት ሸፋቱ ኩሎም ዓመጽቲ ካብ ርሑቕ ቀረባ በበይኖም ብሓባር ዝረባረብሉ ዘለው።

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 5 годин тому

    ፦ ተጋጊኻ ኢኻ ሰራዊት ኢቶፑያ ክኣቱ የብሉን ዝብሃል ዘሎ ሕዚ በቲ ውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት ዝተሰረሐ ያልን 100% እዚይ አብዘይፈፀመሉ ክልተ ዓመት ሙሉእ እናሃለወ ንኻሊእ ዕላማ እዩ ዝብል ገምጋም ስለዝተበፀሐ እዩ።
    ፦ ይትረፍ አብ ክልተ ዓመት አብምዓልቲ ዝቅየር ዘሎ ፖሎቲካዊ ከነታት ንምታይ ህውሓት ካሊእ ይዛረብለው ምባልኻ ዓብይ ጌጋ አለካ።
    ፦ ህውሓት ዘውፅኦ መግለፂ እዋናውን ሓቃውነት ዘለዎ እዩ።ህዝቢ ዝቅበሎን ናይህዝቢ ሕቶ ዝምልስን እዩ።
    ፦ ኢሳያስ አፈወርቂ ውዕሊ ፕሪቶርያ ብዘይምፍፃሙ ዝመፁ ጣጣ እዩ ኢሉ ምዝራቡ ብጣዕሚ ሳይነሳዊ እዩ። ፀላኢና ስለዝኾነ አይንቅበሎን ኣይንብልን አጋኒንዎ እዩ አይንብልን። ሓቂ ንበይኑ ፀገሙ ንበይኑ ኢና ፈላሊና ነቀምጦ።

  • @ሚኬኤልሚኬኤል
    @ሚኬኤልሚኬኤል 2 години тому

    ካልድ ባማርኛ ፕሮግራም ማስተላለፋ ቆንጆ ነው ። ግን አቶ ካልድ ኢሰያስ ኢሰያስ ትላላቹሁ ኢሰያስ ሰይጣን ነው እምነቱም በሰይጣን ። አንተና አንተን መሰሎች ግን ልባቹሁ ባፍህ እስክትወጣ ትግራይ ትግራይ የምትሉትስ ምን ይዛቹሁልን ነው ??? መጀመርያ የጠራ አላማ የላቹሁም ትግራይ ትጌራይ ከማለት ውጭ

  • @bereketnegassi2914
    @bereketnegassi2914 11 годин тому

    Liar