Can u be in love with someone who you have never met. I don't really listen to songs but Abreham Aforki's songs and when ever I listen to his songs I always find the answer I was looking for. I LOVE YOU ABRIHMO. You are my inspection for been who I am now. RIP MY TEACHER OF LIFE❣️❣️❣️
❤️🎶So Lovely,Beautiful,Positive And Messageful Music! Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶 ❤️So Loving,Talented, ❤️🎶Man Of Loving Music! ,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶“Good Art Never Dies!”
Why cant we find Abraham songs in Spotify Spotifyyyyyyy ??????? SPOTIFY makes to much money if you put them there, we can pay & download these songs from Soptify ????
@ya M I think you misunderstood what I am saying. Why can’t we find in Spotify & it’s better payment for them & better access for listeners. There’s no one who can copy from Spotify. On UA-cam people doesn’t pay & have no income compare with Spotify.
Klewelki ye Ente....... Genatnbealu tlemue fkrena.. .. zfkere krehek kbed ko tkone ........... naybhaki deu ........ teadilka .......... enteeee.......... khlwelki ye Love u abrihimooooo .
ሓደ ሓደ ጊዜ ተስፋ ይቆርጽ ሞ ዳሓር ካ ደርፍካ ሰሚዐ ጉዕዞይ ይቅጸል ሞራል ናይ ሂወተይ ንዘላለም ኣብ ልበይ ዓቢ ቦታ ኣለካ ❤❤
❤❤
Yea❤❤❤
@@selamdebas4592❤
@selamdeb😢as4592
@sela❤mdebas4592
ኣብርሃም ንስኻ ተቀዲሑ ዘይነጽፍ ባሕሪ ኢኻ
ንስኻ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኻ
ንስኻ ተጣዒሙ ዘይውዳእ መቀረት ኢኻ
ንስኻ ተበርቢሩ ዘይውዳእ ፍልጠት ኢኻ
ንስኻ ተወዲኡ ዘይውዳእ ፍቅሪ ኢኻ
ንስኻ ቁሪ ዘይሕልፍ ማሙቅ ኢኻ
ንስኻ መምህር ሂወት ኢኻ
ንስኻ ፍሉይ ፍጥረት ኢኻ
ኩሉ ግዜ ድማ ኣብ ልብናን ቀልብናን ኣለኻ ኣምላኽ ኣብ ሕቅፎ ኣብርሃም ፡ ኢሳቅ ፡ ያቆብ ይጸምብርካ ፡ ታሪኻዊ መምህርና !!!
Tanks nabrham zgelexka haw
King is king you the best.
Yes
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪
Q
*ክህልወልኪየ*
*ምፍልላይ ውን ሰለማዊ ክኸውን ከምዘለዎ ዝነገረ መምህር!*
ክህልወልኪየ ክህልወልኪየ
እንተ በዲሉኪ ዓለም
እንተ ሽጊሩኪ ሂወት
እንተ ኣጓኒፍኪ ጸገም ክህልወልኪየ
ገና ትነብዕሉ እቲ ልሙዕ ፍቕርና
ኣባኺንኪ ሎሚ ካብ ምጥዓስ
ምሓሽኪ ኔሩ ኣነ ከይቀብጽኩ
ባዓንተቦ ርክብና ምኹስኳስ
ጽቡቕ ኣይረኸብኪ ጽቡቕ ኣይሃብክኒ
ከንግሰኪ ኢለ ብዙሕ ተጋዲለ
ምናልባት ዶ ዓቕሚ ውሒዱኒ
ልቢ ከዕቢ ኢለ ክጽመም ፈቲነ
ኣይከኣልኩን ዓቕለይ ጠሊሙኒ
ጽቡቕ ኣይረኸብኪ ጽቡቕ ኣይሃብክኒ
ዘፍቀረ ክርሕቕ ከቢድ ኢኳ እንተኾነ
ስሚዕተይ ጎስየ ሕውነት ወሲነ
ብፍቕሪ ፍቲነ ባህገይ ሲእነዮ
ሓግዝኒ ሓፍቲ ምዃን ካኣልዮ
ግን ናይ ባሓቂ ድዩ ነብስኺ ጌሩልክ
ተፈሊ ኽኒ ዝሓገኽዮ
ናይ ባሓቂ ድዩ ልብኺ ጌሩልክ
እዚ ሸኻ ፍቕሪ እዚ ተፈሊ ኽዮ
ተዓዲልኪ ርሒቕኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ይቕረ ኢልኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ድላይኪ ትኾንዮ
ተዓዊትልኪ ንኹሉ ትኽእልዮ
ሰለ ንሓዋሩ ክብል ስለ እቲ ዝሓለፈ
ስለ ጽቡቕኪ ዝምነ ሓዊ ክኾነኪየ
እንተ በዲሉኪ ዓለም እንተ ሽጊሩኪ ሂወት
እንተ ኣጓኒፍኪ ጸገም ክህልወልኪ የ
ግዳ ኣይተላዓዕልለይ
ንዓ ንዓ ኣይትበልኒ
ኣይትበርዝዮ ቀልበይ ኣነ ከይደግሰኒ
እንተ በዲሉኪ ዓለም እንተ ሽጊሩኪ ሂወት
እንተ ኣጓኒፍኪ ጸገም ክህልወልኪየ
ገና ትነብዕሉ እቲ ልሙዕ ፍቕርና
ኣባኺንኪ ሎሚ ካብ ምጥዓስ
መሓሽኪ ኔሩ ኣነ ከይቀበጽኩ
ብዓንተቦ ርክብና ምኹስኳስ
ጽቡቕ ኣይረኸብኪ ጽቡቕ ኣይሃብኪኒ
ግን ናይ በሓቂ ድዩ ነብስኺ ጌሩልኪ
ተፈሊ ኽኒ ዝሓገኽዮ
ናይ በሓቂ ድዩ ልብኺ ጌሩልኪ
እዚ ሸኻ ፍቕሪ እዚ ተፈሊኽዮ
ተዓዲልኪ ርሒቕኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ይቕረ ኢልኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ድላይኪ ትኾኒዮ
ተዓዊትልኪ ንኹሉ ትኽእልዮ
ሰለ ንሓዋሩ ክብል ስለ እቲ ዝሓለፈ
ስለ ጽቡቕኪ ዝምኒ ሓዊ ክኾነኪየ
እንተ በዲሉኪ ዓለም ...
Bereket weldu kemzi gerka xhafelna sle gzeka azina nemesgn bro edmen tenan yhabka😍
Berekhet Weldu
❤️🎶
Thank you brother
Thanks bro
❤️👈
ከየመስገንክኩም ክሓልፍ ኣይደልን ናይ ኣብሩሽ ሙዚቃ ትሰዱድልና ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንኣብሩሽ ክዓ ነብሱ ኣብ ገነት የንብሮ ኣምላክ 😢💘 ኣቱም dis Like ትገብሩ በጃካትኩም ርእስኩም ኣስተካክሉ ከመይ ዓይነት ፍጥረት ኢና ደቀይ 😢😢
Haftey sab natu aglexa alo
Xarefi tergum yabelun
ረዊና ጓል ትግራይ I’m sure eritrawyan n abrsh dis like aygebrlun eyom. Eziom kaliot alet eyom. Keniat
nEritrawyan derefti dislike zihibu dea etom hasadat deki adiki tegaru thrah eyom. derfu seriqom keyaklom hji kea dislike yhibwo alewu. hasadatn keneatin sereqtn eyom.
ኢቶም ዲስ ላአይክ ዝገብሩኡ ዘላዉኡ ነአቲ ላአይክን ዲስ ላአትክን ዘአይፊልቱኡ ኢዮም አብራሃም አቦ ፍቅሪኢ ወቱሩኡ አብ ልብና
bogeabileki jermen
Nsa’ko ayxerefetomn: “slemntay dislike ygebru!?”, n’nebsa hawisa dma,”kemey aynet ftret ina!” enabelet hasaba eya gelixa!
ንኣብርሃም ዝኾዉን ቃላት የብለይን እንትርፎ ፍቅሪ
i love you abi❤🙏
😍🥰😍🥰😍🥰🌹
🥰🥰🥰🥰🥰😔😔😔😔😔
እስካ ኣብ ዓለም ዘሎ ኩሉ ነገራት ብደረፊ ገሊጽካዮ ኢካ ኣብረሃም ሓወይ❤❤❤
ኣብርሽይ ንዓለም ሓደ ንዓና ድማ ዓለምና ኢኻ ኣቦና ኽባርናንን ኢኻ ነብስኻ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብሮ ፈጣሪ....ከልሻብ ኣብ ልብና ኢኻ
Nay bhaki
ድሕሬካስ ደርፊ 'ዶ ይስማዕ
ጎይታ ግጥሚ
ጎይታ ዜማ
ጎይታ ፍቅሪ
እንተ በዲልኪ ኣለም እንተ ሽጊርኺ ሂወት እንተ ጓኒፈኪ ጸገም
ክህልወልኪ "ዩ
Abrhmo abo fiqri 😘😍😘😍
Your fan in Israel from Zimbabwe😘😘😘😘😘😘😘
❤❤❤❤
ብሂወት ዘየለ ግን ዓለም ሙሉእ ዘድንቅ ነገሩ ክሳብ ሕጂ ዝበልጾ artist የለን።
Alem melue eya tigrigna sing endiu men eyu Alem kesemeo ne tigray he is king of tigrigna sing
@@istandwithtigray4028 ööööööööööööööööööööööööööööööööööööööö
@@istandwithtigray4028 ዮሴፍ ጠረው ሰበይትኻስ ግርም ተኸኽ ከተብላ ኢኻ
@@feventeklia7888 hi feven metagabti number nay telefonki sidedley please
@@መጻእየይብሩህዩ 😂🤣😂 Eway kosile kkkk
ዋውውውው ኣብርሸይይይይ ጥዑም ድምጺ ብድሕሬካ ደርፊ ማእክላይ ባሕሪ ጥሒሉ ተስፋ :ሓቦ: ስንቂ :ደሊና ya ሆ
ajuka haweyyy nateyyy
Ajoka teray bro
ክሕጎስ ክሓዝን ኩሉ ሳዕ ግጥምን ዜማን ኣብርሃም እዩ ዝብርሃኒ!❤❤❤
ፍሉይ ስሚዒት ኣለዎ
Abrish is past
Abrish is present
Abrsh is future
Mn alefachu king of king
ኩሉግዜ አየ ናይ አብርሃም ደርፊ ዝሰምዖ አና ዓይነይ ንብዓት ይቅድመኒ አንበር ዶ ሰብ አዩ ነይሩ ደቀይ
Rip
Esu deu zgermeni arku ane Bnatu derfi enatekenzeku ynebir alehu arku
ኣቢ ጥበብ ደፊርካ ክትገልጾ ዝኸብደካ ኩል ግዜ ኣብ ልብና❤😢 ክህልወልኪ የ!😢"...ኣፍቃሪ ኣቢ like ርገጸኒ
🤔ኣብ ስደት ኮየነ ኣብ ጎነይ ኮይኑ ኣጆካ ዝብል ሰብ ይደሊ እሞ ይስእን 😢ኣብርሽይ ደርፍካ ሰሚዐ 1000ሞራል ይኮነኒ ተሲአ ንሂወት ክገጠማ ይጅምር don't give up 💪❤️💪❤️💪❤️💪❤️✌️✌️✌️
ብጣዓሚ የቀንየልና ሸር ዝበልኩሞ,ናይ ሕመረት ሃገርና ደረፍቲ,,
King of Music#King of Africa# the Gold of Eritrea# King of art# King of tigrina art#
And king of love
ጽምዋ ይፈቱየ ሓደ ሓደ ግዚ ከይጽለል ይፈርሕ የ ግን ከኣ መምህር እንዳ ሰማዕኩ ንኩሉ የ ዝርስዖ። ገና ዘይተነበ መጽሓፍ ሞካኑ ኣብዝ ጽምዋ ኮይነ ቃላቱ ምስ ኣተማቀርኩ ዩ ዝበርሃለይ forever Abrahamey love
❤
ኣጆኻ!
I am pregnant w my first baby and feeling un happy and fighthing w my life choces tanks abrham u music 🎶 give a lot of hope
when I listened to music of Abraham Afewerki I felt hopeful
Always king
Me too bro
That's right i am the same to i filing pic love hop free one love may eritrean people we don't need heit each other love you from dep my heart ♥❤💖
*እንታይ ኢለ እየ ክገልጸካ king of kings*
ማፊ ቃላት
እኹል ኣይኮነን እዚ ነብሪሽ እንተኺልካስ ገጽ ሙሉእ መግለጺኻ ኮፍ ኣብለሉ ወዲ ኤረይ ካልእ ይትረፍ ደስ ይብለና ኣብ ናይ ኣብሪሽ ኮመንት ኮሙ ክንርኢ
Kengeseki ele buzuhe tegadile menalebaet do akemi wehidenie 😘😘😥
I don't think I will ever love any other singer like Abraham. He is just untouchable but sad that he's gone to early. We lost him😢
ኣብርሃም ኣፍወርቂ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሃቂ ንስለ ከብርን ዝክሪ ኣማታዊ ሽማኣ ከብርሃልካ አየ❤❤❤❤
ንምታይ እዩ ግን እዚ ሂወት ዘይርድኣካ እቲ ክነብር ዝግብኦ ዘይነብር
ኣብርሃም ጻዕዳ
ተስፋ ምኮንካና ኔርካ ሕጂ
Alem gimtlish eya.
ስነስራዓት ይጎድለካ ኣሎ፡ኣብ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ከኣ ክትኣቱ ደሊኻ?ደርፍኻ ምርቂንካ ሻሕ ዘይትብል ተደሊኻ።
Filimon Aman 😂
Alem chenawit nbeal Abrham Adwerki wesida n Iseyas Afwerki gedifatlna love u abrshey
Etom haytanetat metan kininasah edl sle zwahabena eyu zyada ninebr zmeslena zelo hawey
ኣብርሸይ መምህር ሕልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ♥️💋👈
ኣብሪሸይ ወርቃዊ ቃላት ከይብለካ ወርቂ መኻኺን ጠፋአን ዩ።so መግለጺ የብለይን በቃ Thanks god ነዓኻ ዝሃበና በሓቂ
ኣነ ክብለካ ዝደሊ thanks ጥራይ እያ
ብፍጽም ኣይርስዓካን'የ ኣቦ ተስፋን:ጽንዓትን 2019/07/01
Abraham afwerki the Great.!!!
Really Nice Song and Good Memories with Family Abraham Members ✌️✝️💙❤️🇪🇷
hji entetihulus nay hagerna snetibeb abey bexihu ms halewu bejakum nay abrehamey nay hager derfitatu zerghulna🇪🇷🇪🇷💪❤❤
ኣብ ትደሊኒ ክህልወልኪ ‚የ
ኣብ ዘይትደሊኒ ውን ክህልወልኪ ,የ
ማሙቀይ ኩሉ ምሳኺ !! ❤S
ማሙቀይ ❤️🥺 Lvu
ኸማኻ ዓይነት ሰብስ እዚ ኣምላኽ ይደግመልና ዶ ይኸዉን ኣብርሃም ፉሉይ ሰብ ኢኻ ንዓይ ፈጣሪ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርኻ ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃም ኢሳቅ ዎ ያእቖብ ይጸንብራካ
ሓግዝኒ ሓብቲ ምኻን ካልዮ ኣብራሃም ገነት ልበይ ናይ ኩሉ ጊዘ ኣፍቀርቲ ኣብራሃም እስኪ ጽቐጥኒ
Thanks ናይ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ብምቅራብኩም
አብርሃም አፈወርቂን በጣም እኸደዋለሁ። ክህልወልኪ'የ የእኔ ታሪክ ነው የሚመስለኝ። ትርጉሙን እኮ አላውቀውም። እባካችሁ ተርጉሙልኝ?
How much I love this song.. Wish I could bring him back to earth.
Well 😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣበይ እሞ!
I am sorry
ጥበብካን ኣበርክቶኻን ወትሩ ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ሰራውር ደም ነባሪ ኢዩ፡ወትሩ ደርፍታት ኣብርሃም ኣብ ዝሰምዓሉ እዋን ብስምዒት ኣብ ማዕዶ ይኸይድ ኣሕ እንታይ'ሞ ይበሃል ቀልጢፍካ ተፈሊ
ኻና ኣብርሃም ሓወይ፡ ጎይታ ኣብ ገነቱ የስፍርካ ንጉስ ንጉስ ጥበብ ሃገርና፡፡
My darling please come back again even for one time please we miss so much
Zmete do ymles eyu
አብርሺ ቃላት የለኝም ለአተእኔየ ኢትዮጵያዊ ነኝ ግንየዚህ ሙዚቃ ነገር ይለያል ነብስ ይማረ 😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤
Can u be in love with someone who you have never met. I don't really listen to songs but Abreham Aforki's songs and when ever I listen to his songs I always find the answer I was looking for. I LOVE YOU ABRIHMO. You are my inspection for been who I am now. RIP MY TEACHER OF LIFE❣️❣️❣️
Hakikha Siem hawey mis Abraham nihtotatka melsi tirekhbelu 🤍
Ayyy nay'za alem tehasibkayos sek elka eyu bae abrish nay lebey R.I.P ma King ❤
Entay ele kem zgelxo tefieni beqa, netom derftatu zzrgihu zelewu like habuleyy, danke abi shikor memhr hiwet emaaaa
Dr.Abrham afwerki 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
One of Eritran Legend, gone to soon. RIP King of love.
Shaebya eyom ketilemo
ንስካዶ ምሞትካ
ክብል ደልየስ ግን ክዓ ኣይሞትካን❤❤መምህረይ
ahhhh 😭😭😭😭😭 Thanks abrimo & R.i.p
The CEO of music we will miss u foreever
መምህር ኣብራሃም ንስካ ንዓይ ፍርቂ ሓይሊ ናይ ምንባረይ እካ ተስፋን ጽንዓትን ሓቦን ካብ ቃልትካ እየ ዝሰንቆ።
መን ከም ኣብህሽ ዓለም ጎደሎ ምንጢላትና ካብ ኢድና ኣምላክ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ
𝐊𝐡𝐥𝐰𝐞𝐥𝐤𝐢'𝐲𝐞 𝐌𝐚𝐦𝐚𝐲𝐞, 𝐌𝐚 𝐀𝐛𝐫𝐢𝐬𝐡𝐞𝐲 💖
I dont need breakfast, lunch dinner this is everthing for me.
❣ኣብርሽ❣ never ever like you❣🙏
ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ። we love❤ you so much ❣🇪🇷❣
we love you so much🤴❣️🤴❣️🤴❣️🤴❣️🤴❣️🤴❣️😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🙏
All he’s songs are so meaningful lave u♥️♥️♥️♥️
ብራቮ ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ነባሪት ስራሕ ምስ ሓውኻ ኣብራሃም ነባሪት ስራሕ ሰሪሕኩም
ኣብርሐም እጅግ በጣም ይመስጠኛል በተለይ መለይ መለይ ።
እንካዕ ብሰላም መጸካና ኣምብርሃም ኣቦ ፍቅሪ
Thank you for posting our legendary singer aberhamey 😘😍 rest in peace
ክህልወልኪ'የ
ክህልወልኪ'የ
እንተ በዲሉኪ ዓለም
እንተ ሸጊሩኪ ህይወት
እንተ ኣጓኒፉኪ ጸገም
ክህልወልኪ'የ
ገና ትነብዕሉ ትልሙዕ ፍቕርና
ኣባኺንኪ ሎሚ ካብ ምጥዓስ
ምሓሸኪ ኔሩ ኣነ ከይቀበጽኩ
ብዓንተቦ ርክብና ምኹስኳስ
ጽቡቕ ኣይረኸብኪ
ጽቡቕ ኣይሃብክኒ
ከንግሰኪ ኢለ ብዙሕ ተጋዲለ
ምናልባት'ዶ ዓቕሚ ውሒዱኒ
ልቢ ከዕቢ'ለ ክጽመም ፈቲነ
ኣይከኣልኩን ዓቕለይ ጠሊሙኒ
ጽቡቕ ኣይረኸብኪ
ጽቡቕ ኣይሃብክኒ
ዘፍቀረ ክርሕቕ ከቢድ'ኳ እንተኾነ
ስምዒተይ ጎስየ ሕውነት ወሲነ
ብፍቕሪ ፈቲነ ባህገይ ስኢነዮ
ሓግዝኒ ሓፍቲ ሙኻን ከኣልዮ
ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ነብስኺ ጌሩልኪ ተፈሊኽኒ ዝሓገኽዮ
ናይ ብሓቂ ድዩ ልብኺ ጌሩልኪ 'ዚ ሸኻ ፍቕሪ'ዚ ተፈሊኽዮ
ተዓዲልኪ ርሒቕኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ይቕረ ኢልኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ድላይኪ ትኾንዮ
ተዓዊትልኪ ንኹሉ ትኽእልዮ
ስለ ንሓዋሩ እብል
ስለ እቲ ዝሓለፈ
ስለ ጽቡቕኪ ዝምነ
ሓው ክኾነኪ'የ
እንተ በዲሉኪ ዓለም
እንተ ሸጊሩኪ ህይወት
እንተ ኣጓኒፉኪ ጸገም
ክህልወልኪ'የ
ግዳ ኣይተላዕልለይ
ንዓ ንዓ 'ይትበልኒ
ኣይትበርዝዮ ቐልበይ
ኣነ ኸይደግሰኒ
እንተ በዲሉኪ ዓለም
እንተ ሸጊሩኪ ህይወት
እንተ ኣጓኒፉኪ ጸገም
ክህልወልኪ'የ
ገና ትነብዕሉ ትልሙዕ ፍቕርና
ኣባኺንኪ ሎሚ ካብ ምጥዓስ
ምሓሸኪ ኔሩ ኣነ ከይቀበጽኩ
ብዓንተቦ ርክብና ምኹስኳስ
ጽቡቕ ኣይረኸብኪ
ጽቡቕ ኣይሃብክኒ
ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ነብስኺ ጌሩልኪ ተፈሊኽኒ ዝሓገኽዮ
ናይ ብሓቂ ድዩ ልብኺ ጌሩልኪ 'ዚ ሸኻ ፍቕሪ ተፈሊኽዮ
ተዓዲልኪ ርሒቕኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ይቕረ ኢልኪ ትኽእልዮ
ተዓዲልኪ ድላይኪ ትኾንዮ
ተዓዊትልኪ ንኹሉ ትኽእልዮ
ስለ ንሓዋሩ እብል
ስለ እቲ ዝሓለፈ
ስለ ጽቡቕኪ ዝምነ
ሓው ክኾነኪ'የ
እንተ በዲሉኪ ዓለም
እንተ ሸጊሩኪ ህይወት
እንተ ኣጓኒፉኪ ጸገም
ክህልወልኪ'የ
ግዳ ኣይተላዕልለይ
ንዓ ንዓ 'ይትበልኒ
ኣይትበርዝዮ ቐልበይ
ኣነ ኸይደግሰኒ
እንተ በዲሉኪ ዓለም
እንተ ሸጊሩኪ ህይወት
እንተ ኣጓኒፉኪ ጸገም
ክህልወልኪ
Ata Abrsheyy ktihlwelna niruka😘💕 kulu gize ena NEFKREKA💕
ጾመ ልጋመይ ከም ዝተፈትሐ ጌረ የ ዝቆጽሮ! Any way thank you for your sharing this beautiful song. I love you Abraham.
ኣብርሽ ሂወት ናይ ፍቅሪይ ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Music nay abrsh gn video yeblun du plzz ms videos awrdulna entehalu
Thank you for those who put Abraham songs back
ዋይይይይይይይይይ ዓለም ጎደሎ Abrushey nmglats kalat hatsiruniiii
ኣክ ኣብርሃም ሃወይ መዘከርታ ከዲፍካልና ክድካ ኣብ ሳዋ20 ዙር ፡ኣልኩም ዶ ከምዚ ከመይ፡ዘይርሳአ ተዘክሮ ዘልዎ!!!
❤️🎶So Lovely,Beautiful,Positive And Messageful Music! Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶
❤️So Loving,Talented,
❤️🎶Man Of Loving Music!
,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶“Good Art Never Dies!”
ኣብራሃም ክሳብ ሕጂ ንነብዓልካ ኣለና 😢 ናትካ ሕልፈት ንኤርትራና ኣብ ስነጥበብ ዓቢ ክሳራ እዩ 😢
ጽንዓት ይሃበና "እምኒ ዓረ" 😢
Why cant we find Abraham songs in Spotify Spotifyyyyyyy ???????
SPOTIFY makes to much money if you put them there, we can pay & download these songs from Soptify ????
My bro just listen to the song!!! Stop complaining
@ya M I think you misunderstood what I am saying. Why can’t we find in Spotify & it’s better payment for them & better access for listeners. There’s no one who can copy from Spotify. On UA-cam people doesn’t pay & have no income compare with Spotify.
They are now available on Spotify!!!!
I don’t understand tgrigna but I understand Abraham Afeweki ❤ RIP brother
I miss u abraham, loved and missed by all over fans the world 😭😭💞💞💞💞💞💞😭😭💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞👑
Abrahamey kem lbey btami yekenelna nay Abraham derfi zizergahaka
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!
ሎሚ ዕለት 7/፯ መስከረም ወርሓዊ በዓል ናይ ቅድስት ስለሴ ፡ ማለት ናይ`ቲ ቅድስት ስላሴ ንኣቦና ኣብርሃም ብዕለት 7 /፯ ሓምለ ዝተገለጽሉ ዕለት ዝዝከረሉ ወርሓዊ በዓል እዩ ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እንቋዕ ናብዚ ክቡር ዕለት እዚ ብሰላም ኣብጽሓና! ናብ ቤት ኣቦና ኣብርሃም ዝኣተዉ ቅድስት ስላሴ ናብ ቤትና ኣትዮም ቤትና ይባርኹልና!! ረድኤትን ምሕረትን ቅድስት ስላሴ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!! ዝተባረኸን ዝተቐደሰን መዓልቲ ይግበረልና ! ኣሜን!
እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ እቲ ቅድስት ስላሴ ንኣቦና ኣብርሃም ዝተገልጽሉ ቦታ(ኦም መመሬ) ኣብ ኬብሮን ዝርከብ እዩ ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ብሩስያውያን ናይ ቅድስት ስላሴ ገዳምተሰሪሕዎ ይርከብ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ነዚ ቅዱስ ቦታ እዚ ብዓይንና ርኢና በረከቱ ክንካፈል የብቅዓና ! ኣሜን!!
በሉ ክቡራት ኣሕዋት ንበረኸት ክኾነና ሕእቢርና ንዘምር
"ኩሉ ይሰግድ "(3) ለስላሴ ኩሉ የሰግድ(2)።
ዝማረ መላክይ የስማልና።
ዝተቐደሰን ዝተባረኸን ማዓልቲ ይግበረልና!!!
ኣሜን!!! ua-cam.com/video/FQgv4XMZFgM/v-deo.html
ኣብርሸይ ብድሕሬኻ ፍቅሪ ጠፊኣ ስነጥበብ መይቱ ዝገልጸልና ሲኢና ዘለናዮ
ብኣካ የ ዝደት ዝቃለሶ ዘለኹ 😭😭😭😭መምህረይ 😭😭
Ana keman hawey ❤️
Btaemi xbuk srah..Eti angle gele aynet.... gn ab gtmi zyada srah entezwehaba zbelexet mkonet neira...koynu ysmeani
Kab artists nay'alemna nhiwet axebiqu zfeleta mo ;bzigibae zgelexa enko artist...abraham...bqalat ktgelxo yfekus eyu mo...mengstesemayat yewarso..worthyfull man ever!!!!
Klewelki ye
Ente.......
Genatnbealu tlemue fkrena..
.. zfkere krehek kbed ko tkone ........... naybhaki deu ........ teadilka .......... enteeee.......... khlwelki ye
Love u abrihimooooo
.
He is a music foundation & well come again!
Ah Abrhamey nska tethlus hiwet kemey memqratt nera Alme godelo eya ketebls haqeka eka 😢😢😢
Abraham afewerki I have big respect for you ❤ you are legend 😊 I especially love this song. rest in peace king ❤
ዛ ደርፊ ብፍጹም ንውሽጠይ ኣብ ትገልጸሉ ግዜ ኮይነ እየ ዝሰምዓ ዘለኩ። 😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤ 2024።
Same here 😢😢
ኣብርሽ ካባኻ ናይ ተስፋ ቃላት ደርፊ እንዳሰማዕና ነዚ ማሕጋጽ ዝኾነ ስደት ንቃለሶ ኣለና እሞ ህያዉ ኢኻ ንዘልኣለም Rip king music
ዓሕ ኣብርሃመይ ! Eska kthlewelna niarka
I love all Abraham music 💔💔💯🌹
ስድራ ቢት አብርሃም አፈወርቂ አለኩም ዶ ማለተይ አፍቀርቱ እዉን ስድርኡ እዩሞ እንታይ ድአ ህልም ኢልኩሙና እሞ አሽቂልኩሙና ገለባ ተዘክሮታትን ናይ መድረክ ደርፍታቱ እባ ዘርግሑልና
Otjänst hyuronöllo
Hmgghgi
The only one that I love him Abraham wedi afewerqi ever 🎉 he's albums inspire lots of us
Rest in peace 🙏
Rest in peace 🙏
Rest in peace 🙏....
Abershey babayey nateyy💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😍😰
ኣብርሽ ክገልፀካ ኣይክእልን የ ኣበ ገነት የንብርካ መምህረይ
I will never love any other song more than this it's a promise it's for the love of my life❤❤❤!!!
alem resahe...abrahamey goyta feqri
thank you sele ti mukur kalatka
King - Legend- Hero
Love you Abraham Afewerki
I cry whenever I hear this song because it reminds me of my family back in Asmara, we used to sing this all the time😭💙 sdet sidi uffff
ኣብርሽ ሓብቢ ብምንታይ እየ እሞ ክገልፀካ ቃላት እዩ ዛሓፂረኒ ኣቦ ፍቅር
Aseyyyy Team dahay wellcom Abrhemo abo fqeri
Abraham melet werqi seselet 🙏😍😍🙏🙏😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏 music very good abo tabeb
ኣብራሃም ኣቦ ስነ - ጥበብ መምህር ፍቅሪ መምህር ሂወት
Wow the legend Abreshey like eske aytewhedulu bruk kedame sembet nekulena like neay gen dhan
መግለጺ ኣልቦ።😢
Abrahmey anty amo wetru ablbey memhrey merahi mbar tergum zahbka ab hiwety
ነብስህን በኣፀደ ገነት ያንረው ምን ግዜ ኣንረሳህም