Eritrea music Abraham Afewerki - Fikri kem tsahay'yu/ፍቕሪ ከም ጻሓይ'ዩ Official Audio Video

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 539

  • @aserqdusanliqawnt8287
    @aserqdusanliqawnt8287 2 роки тому +83

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!
    ሎሚ ዕለት 7/፯ መስከረም ወርሓዊ በዓል ናይ ቅድስት ስለሴ ፡ ማለት ናይ`ቲ ቅድስት ስላሴ ንኣቦና ኣብርሃም ብዕለት 7 /፯ ሓምለ ዝተገለጽሉ ዕለት ዝዝከረሉ ወርሓዊ በዓል እዩ ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እንቋዕ ናብዚ ክቡር ዕለት እዚ ብሰላም ኣብጽሓና! ናብ ቤት ኣቦና ኣብርሃም ዝኣተዉ ቅድስት ስላሴ ናብ ቤትና ኣትዮም ቤትና ይባርኹልና!! ረድኤትን ምሕረትን ቅድስት ስላሴ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!! ዝተባረኸን ዝተቐደሰን መዓልቲ ይግበረልና ! ኣሜን!
    እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ እቲ ቅድስት ስላሴ ንኣቦና ኣብርሃም ዝተገልጽሉ ቦታ(ኦም መመሬ) ኣብ ኬብሮን ዝርከብ እዩ ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ብሩስያውያን ናይ ቅድስት ስላሴ ገዳምተሰሪሕዎ ይርከብ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ነዚ ቅዱስ ቦታ እዚ ብዓይንና ርኢና በረከቱ ክንካፈል የብቅዓና ! ኣሜን!!
    በሉ ክቡራት ኣሕዋት ንበረኸት ክኾነና ሕእቢርና ንዘምር
    "ኩሉ ይሰግድ "(3) ለስላሴ ኩሉ የሰግድ(2)።
    ዝማረ መላክይ የስማልና።
    ዝተቐደሰን ዝተባረኸን ማዓልቲ ይግበረልና!!!
    ኣሜን!!! ua-cam.com/video/FQgv4XMZFgM/v-deo.html

    • @RobelAnday
      @RobelAnday 5 місяців тому +1

      Amen amen amen❤❤❤

    • @Noble34
      @Noble34 Місяць тому +1

  • @solomonkiflay2231
    @solomonkiflay2231 8 днів тому +3

    ሃጋፍና እባ ንጽብብ መሊሱ ከይ ዓቢ ካብ ዓይኒ ገሊሉስ ከይስዕርር ኣብ ልቢ❤ኣብርሽ መጽሓፍ ህይወተይ 03/01/2025❤❤❤

  • @misgnamengs2248
    @misgnamengs2248 5 років тому +353

    እዛ ደርፊ ብእዝናና ዘይኮና ብልብና እንተ ሰሚዕናያ ቡዙሕ መልእክቲ እዩ ዘለዎ ንሕና ከ ኣብ ህልኽ ዲና ዘለና ውላስ ኣብ ምድግጋፍ ንነብስና ንሕተታ። ነባሪ ታሪኽ እንበር ነባሪ ሂወት የለን፡ ኣብርሽ ግን ነባሪ ታሪኽ እዩ ሰኒዱ እዩ ሓሊፉ ኣብ ልቢ ክሉ ወለዶ ድማ ቦታ ኣለዎ ኣይሞትካን ኣብርሽ ።

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 років тому +501

    ኣብርሃም ኣብርሃም ከም ሽሙ ንስኻ ህያብ ካብ አምላክ ኢኻ ንኤርትራ እንኩዓ ተምሊስካ ኣይ ትሪአና ሎሚ ከብድኻ ዝበልዕ ሂወት ንሕልፍ ኣለና ደቅኻ ንስኻን ባርያን ሲ ክትጸንሑ ነርኩም 😪😪😪😪🙏🙏🙏🇪🇷

  • @abaykigbybelerey2733
    @abaykigbybelerey2733 3 роки тому +33

    ዕድለኛ እኻ ነዚ ሂወትና ከይርኣኻ ዝኸድካ ኣብርሸይ ከመ ኡ ይሓይሽ መስለኒ

  • @cesc6982
    @cesc6982 5 років тому +130

    " ሂወት ኣንፈታ ቲጠፋካ'ሞ ተስፋ ቲቆርጽ ኣዚካ ምንባርካ ቲጸልእ፡ሽዑ ከም ገለ ኪትብል እቲ ተስፋ፡ፍቕሪ፡ቅንዕና ጥራይ ዝዛረቡ ደርፍታት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ትሰምዕ'ሞ ፡ሓዱሽ ተስፋ ሰኒቅካ ከኣ ንሂወት ኪትነብራ ቲቅጺል።
    "What a legend!" I love you AA!

  • @Monty757
    @Monty757 9 місяців тому +6

    Legend of Africa and Number 1 in my heart always, Abrish. All the love for you from Sudan 🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷

  • @medhaniegenzebu6945
    @medhaniegenzebu6945 5 років тому +54

    ሕልና +ፍቅሪ+እምነት+ተስፋ ኣብራሃም ንጉስ ሰነ ጥበብ።

  • @guandieweldemicael9454
    @guandieweldemicael9454 4 роки тому +33

    ፍቅሪ ከም ጽሃይ ዩ ፡ልቢ ተነጺሁ።
    አራርቦ አንተከደ ወጋህታ ይምለስ ዩ ፡
    ከምዛ ዘለናያ፡አንተኮይኑ ግና ፍቅሪ ይስወር ዩ ፡ከምደኪህድርትና።

  • @samuelgebre9996
    @samuelgebre9996 Рік тому +4

    ኣየ እወ ኣብረሸይይይ ጻዓዳ ከማካ ዋላ ሓደ ኢና ሲኢና ከይንና ደረፍካ ከንሰማቅረ ኢና ንዉዓል ንሓደረ ንዘላኣለም ዘይሙኖ ደረፈተትካ ኣብ ልብና ኣትዩ የንበረና ኣሎ ❤❤❤❤ l love you verey mach

  • @oneday5636
    @oneday5636 5 років тому +31

    ኣብሪሽ ፈውሲ ልቢ፡ኣቦ ሂወት ኣቦ ፍቅሪ መምህር ሂወት፡እንታይ ሞ ኣባይካ ይደፋእ !!! ወትሩ ኣብ ልብና ኣለካ።

  • @ንብህሃል
    @ንብህሃል 5 років тому +29

    ውቅያኖስ ጥበብ ክቡር ነብስሄር ኣብርሃም ኣቦ ትግርኛ i LOVE you so much!!! መንግስቲ ሰማያት የዋርስካ🙏🙏😍😍

  • @ማለዎማሊኣና
    @ማለዎማሊኣና 5 років тому +24

    ያጀምዓ ኣነ ብቐሊል እየ ዝጭነቕ ብቐሊል ካኣ ይሕጎስ ክጭነቕ እንከለኹ ናይ ኣብራሃም ይሰምዕ ካብኡ እዩ ጭንቀት ይገድፈኒ

  • @robelchelseawie3315
    @robelchelseawie3315 5 років тому +12

    ዓሕሕሕሕሕሕ ንስካ ዶ ንሞት ትፍረድ መዋዳድርቲ ዘይብልካ መምህር ፍቅሪ ንስካ እኮ ኩሉ ኢካ ናትካ ደርፊ ክሰምዕ ንብዓት ንብዓት ንብዓተይ ምቁጽጻር ይስእን

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit9434 4 роки тому +155

    Stop asking who's still listening in 2020, we never stopped listening ... Rest in Peace Abraham~Afewerki...

    • @dawitamenay3336
      @dawitamenay3336 4 роки тому +3

      True...

    • @Agabalongi
      @Agabalongi 4 роки тому +4

      We need his albums on every platforms so we can purchase and stream his music please

    • @ኣይከሰክንየ
      @ኣይከሰክንየ 4 роки тому +4

      forever not just for 2020 I love Abrhimo is Teacher of my life.

    • @ኣይከሰክንየ
      @ኣይከሰክንየ 3 роки тому +1

      ተስፋ ኣብ ዝቆረጽኩሉ ኩሉ ግዜ ማለት’ዩ ዝሓወይ Abrhimo our hero Miss U More

    • @wizmdb4102
      @wizmdb4102 3 роки тому

      Yess never ❤️

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 5 років тому +11

    ውዲ ኤረይ ኣብርሃም ከመይ ድካ ኣስሊ ይለን ከም ኣብርሃም ድርፊ ኣብ ዓለም።

  • @hagosmulaw369
    @hagosmulaw369 5 років тому +23

    I'm Tigrian but I love Abraham Afewerki and Eritrean people. Abrham Afewerki is teacher of living,love,hope,conscience.

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 років тому +243

    😍😍😍😍ብርኽቲ ሰንበት እያ ሎሚ ንግሆ ምድሪ ብኣቦ ፍቅሪ ኣብርሂሞ ሳፕራይዝ ገራትኒ ኣብርሃመይ ዓለመይ 😍😍😍😍😍ረስት ኢን ፒስ ኣውሲስታ ሂወት 🙏🥰🥰🥰

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 5 років тому +50

    እዋይ ኣብርሽ: ሎሚ ፍቅርና ከመይ ጉህዩ ኣሎ እንቃዕ ኣይትርእዮ! ኣካቢ ስኢና ፈቆድኡ ፍሕ ኢልና ንናቆት ንዉዕል ኣለና:: ምስ በዓል ማንኪ ክሻ ዳጉሻ ተሪፍና! እልፊ ሕልና ኣልቦ::

  • @ERIMAN1996
    @ERIMAN1996 5 років тому +15

    kndey seb eu tehagusu zelo behafesha kulo semeai tigergina thanks a lot keep going!!!!!!!!!!!!!!!

  • @ቅሳነትጋልውቅሮ
    @ቅሳነትጋልውቅሮ 5 років тому +55

    ንጉስ ፍቅሪ ኣብራሃምይ መንግስተ ስማይት የዋርስካ ብጣዕሚ ድስ ኢሉኒ ኣሎ ስለ ዝለቀቅክምዎ

  • @ወዲሃይላትገደለ
    @ወዲሃይላትገደለ 5 років тому +8

    Eapeeee ዓለም ዘባል መንጣሊት መምሃራን ፍቅሪ miss u abi my lifes teacher❤😥

  • @kefelewbelayneh6781
    @kefelewbelayneh6781 4 роки тому +14

    i'm not understanding any word but his all musics makes me feel something special

  • @mamma2732
    @mamma2732 Рік тому +2

    ንጉስ ደራፋይ፡ ከም ልበይ ንኩሉ ግዜ ክሰምዕ ክነብረ ደርፍታትካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit9434 4 роки тому +8

    Just imagine how many people's come here everyday & God bless everyone...RIP Abraham~Afewerki,,,{fQr kem xehayie eyu Libie entie nexhiu erarbo entie kedie wegahta ymlesie eyu...

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 3 роки тому +2

    ኣብዚ ግዜ ብጣዕሚ ትምልከቶ እያ እዛ ደርፊ ፍቕሪ ጠፊኡ ስለ ዘሎ

  • @starboy8162
    @starboy8162 4 роки тому +7

    ሰሚዕካ ዘይጽግብ
    በፍጽም ዘይሃስስ ነባሪ ጥበብ.
    Thanks Abrahm ኣቦ ስነጥበብ.
    ናይ ሎሚ ደርፊ ከኣ ኪልች ሪኢኻ ካልኣይ መዓልቲ ደጊምካ ዘይትሰምዖ.

  • @abitesfa7198
    @abitesfa7198 5 років тому +18

    ን ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ, Legends never die !!

  • @halen12shay68
    @halen12shay68 3 роки тому +3

    2006 እዚኣ ዓመት በዲላትና ን ኣብርሃም ኣቦፍቅርን ጥበብን ዝወሰደትና ። My hero ♥♥♥♥♥ AA . RIP .

    • @abrahamtsegay6569
      @abrahamtsegay6569 2 роки тому

      2006 አታ ዝፈትዋ ዓመት አያ ኣብ ምውድኣ ግን ነዚ ኮኾብና መንጢላትና ኣብርሽ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና አዩ

    • @Shakura71
      @Shakura71 2 роки тому

      @@abrahamtsegay6569ane kea dhri motu 1 werhi tewelide 😢💔 ente zerkbelu kemey edlegna mkonku 🥺💔

    • @fidient5448
      @fidient5448 Рік тому

      ⁠@@Shakura71 ane kea amentn fereqan gere nere

  • @Amanuel.Kidane12345
    @Amanuel.Kidane12345 5 років тому +10

    ኣብርሽ መምህር ሂወት ኢካ እሞ ከምቲ ንደቂ ሰባት ተስፋ ዝሃብካና ኣምላክ ኣብታ ናይ ዘልኣለም ቤቱ የንብረካ።

  • @THT2025
    @THT2025 Рік тому +8

    Your songs are like college lessons!!! Always in Our ❤!!!

  • @matiabraham483
    @matiabraham483 Рік тому +3

    😢😢😢😢 ክንዲ ሽለል ምባል ቂምታ ትቅርቅሪ ክንዲ ይቅረታ ወ ህልኻት ተንቅሊ

  • @ኩሉክሓልፍእዩዓቅሊጥራይ

    ከይስመዓክዋ ዘይውዕል ደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @guandieweldemicael9454
    @guandieweldemicael9454 4 роки тому +3

    ንመን ኣሚኑ ኡ ሞ ፍቅሪ ክህኩ ምሳና ከመ ትማሊ ተዝህሉስ ባአሉ ምመስከረ ቀላለም የብሉን ፍቅሪ ኣለኩ ዝበል ፡ አንበር ነኣይ ምህላይ ነዊሁ ካብ ትገድፍዮ ፡ ንደቂቅ ኣበራተይ ክንዲ አንባ ተግዝፍዮ ።

  • @awchachmedia
    @awchachmedia Рік тому +1

    መረቅ መቀረት ዜማ አብዚሰሕብብብብ አቢለዮ!!!

  • @simonhailemariam7024
    @simonhailemariam7024 10 місяців тому

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደሪፊ ኢያ
    ዑቅባይ መስፉን ወልካም ❤❤❤❤❤❤

  • @jasmamire5780
    @jasmamire5780 2 роки тому +12

    Legende forever 🇪🇷🇪🇹

  • @teshememehari3349
    @teshememehari3349 5 років тому +6

    Abraham love u I am so happy and I am si pourd of you Abraham lenged of music especaly in ERITREA so you are king of music all the time

  • @rabababamrabababam5500
    @rabababamrabababam5500 5 років тому +27

    *ኣነ እንዳ ኣርባሕኩ ንስኪ ተግዱሊ* ( ኣብርሽ ሓላል )

  • @Sirak10
    @Sirak10 5 років тому +5

    Ember neiay mihlay newihu kab tgedfyo 🎵🎵🎤💙

  • @eribless4931
    @eribless4931 2 роки тому

    ❤❤ ኣሕ ኣብራሃመይ እዛ ደርፊ ብጣዕሚ እያ ትስሕበኒ ነቶም ኣብ ፍቅሪ ተንኮል ተሓንጊጦም ዝጉዓዙ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @abelasheber6133
    @abelasheber6133 5 років тому +4

    Eo amlakey neseyas wesdka nAbrham ztemxalna eske like gerkum hlefu

  • @Arsemaeri
    @Arsemaeri 5 років тому +8

    Teacher of life.you were/are the best singer.you teach us love,but when you dead the evil came to us. I love you abrsh 💖🇪🇷❤🇪🇷💖🇪🇷

  • @alekaleko711
    @alekaleko711 5 років тому +1

    ናይ ብሓቂ ኣሎ ኢልኩም ኣይትዕሉሉ የለን ፈቅሪ ግህዩ ፈቅሪ ግህዩ ፈቅሪ አዚ ደዩ ጻሙኡ ኣብርሃም ኮሎ ጋና ኢኩም ፈሊትኩሞ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @nebyuhagos7440
    @nebyuhagos7440 2 роки тому +1

    ኣብረሃም ብሩኽ ወድቶም ቡሩኻት ዘርኢ ወድዓበይቲ! ከምትማሊ እንተዝህሉ ባዕሉ ምመስከረ ቃልዓልም የብሉን ፍቅሪ ኣለኹ ምበለ።

  • @temesgentewelde2690
    @temesgentewelde2690 4 роки тому +4

    B menfes msana aleka ngus qerni Africa, kulu gzie Ena nzkreka, ab hasabna sq elka tmelales beqa ftwww nebleka😍😍😍😍😍

  • @ፈቃርእየብተፎጥረይ
    @ፈቃርእየብተፎጥረይ 2 роки тому +2

    ኣብርሽ ቃላት የብለይን በቃ ባኣግርሞት ክስምዓካ

  • @azmerafikadu2316
    @azmerafikadu2316 5 років тому +5

    Please kulu derftatu awrudulna nay Abraham Afewerki nabnet Fishk Beli tbl azya teamti derfu abzi you tube yelan. We love Abraham because he is life himself. RIP our hero always you are in our heart

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 років тому +3

    ኣብርሃም ኣብርሃም ዓለም ጨናዊት ሰብ ወሲድክልና ኡይይ

  • @kubromtadesse2722
    @kubromtadesse2722 3 роки тому +1

    Kubur snetbebawi Abraham Afewerki memhr hiwet entay emo nskas abza alem bhiwet kthlu neyrka.😢🙏

  • @ንሳማማዕዶኣለናንታሓላለ

    ኣብራሃም እንታይ እየ ሞ ክብለካ
    ንስካ ገለ ፍሉይ ናይ ኣምላክ ትዕድልቲ ኣለካ ንሰብ ዘይብሉ

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 3 роки тому +2

    መም ተስፋ ብደርፍካ ይጸናናዕ፡ስደት በዲሉኒ፡ማይ ዓሚኸ ተሪፈ፡ኣይካብ ስድራይ ኣይካብ ብዓልቲ ቤተይ ካብ ኩሉ ተሪፈ ብሰንኪ ንቃልኪዳነይ ምምራጸይ ሰበይተይ ግን ስድራይ ገዲፈ ክንዲ ዝመረጽኩዋ ኣግዲዓትኒ፡

    • @hagoshilu6088
      @hagoshilu6088 2 роки тому

      Ezen resahat ezean entay zeygebera emo kndey elna knxibxibo ajoka eske natka zbela hizulka alo fetari ❤️❤️❤️❤️

  • @princeatimes4209
    @princeatimes4209 5 років тому +5

    ኣቦ ፍቕሪን ተስፋን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና!!!!!!

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Рік тому +4

    ግጥሚ ናይ ሳሚኤል ኣልመደ ኢያ ❤❤

  • @medhaniemebrhatu6720
    @medhaniemebrhatu6720 5 років тому +10

    ኣቤት ትግሪኛ መግለጺ የለን legend is legend

  • @habuhabu6622
    @habuhabu6622 5 років тому +12

    Abraham shikor l love you forever ❤✌🙏

  • @FnanGoitom-r4v
    @FnanGoitom-r4v 15 днів тому

    ኣጆኻ ዝሓወይ ጅግና👏👌🙌

  • @nahomt870
    @nahomt870 5 років тому +8

    Thank you guys. Nafeknayo neyrna 🏅🏅🏅🏅🏅you are the boss abresh ❕❕❕

  • @e.f7201
    @e.f7201 3 роки тому +8

    ፍቅሪ ከም ጸሃይ እዩ
    ልቢ እንተ ነጺሁ
    ዕራርቦ ተከደ ወጋሕታ ይምለስ ዩ
    ክሳብ ምዛ ዝለናያ
    ኣንተኮይኑ ግና
    ፍቅሪ ይስወር እዩ ከም ደቂ ሕድርትና።
    ካብቴን ግጥምታቱ ሰሜዐ ዘይመንወን ግትሚ ።
    Abrham afewerki ktxenh nerka qrub si 💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsahagos1792
    @elsahagos1792 5 років тому +7

    ኣብርሽ መምህር ናይ ፍቅሪይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @filawifili6294
    @filawifili6294 4 роки тому +1

    Ahwat ane yqaxel aleku lbey uffffff beqa aykalkun derfi nay abrham kseme keleku zkonu ayfeltn iye

  • @oneday5636
    @oneday5636 5 років тому +18

    ኣብሪሸይ ኣበይ ኬድና ኢና ክንደልየካ? ? ?

  • @henokteklay5073
    @henokteklay5073 5 років тому +3

    Men kem Abraham afewerki Wedi Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎸🎸🎸🎸🧢🧢🧢🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤

  • @kidaneyohannes4409
    @kidaneyohannes4409 5 років тому +2

    zkeberen wetru tezekari hubub artisti Abrham Afewerki memher fekri araya kulu seb.......nzelalem knzkereka ena...........

  • @Merebentertainment
    @Merebentertainment 3 роки тому +1

    🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏🇪🇷🥰🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🥰😍😘 Abrham Nay helmey music ah alem godelo entey emo kulu gezia aleka ab lebna

  • @michealkubrom7799
    @michealkubrom7799 Рік тому

    ኩሉ ነገርና ንዓኻ ናፊቁ ኣብርሽሀይ😢😢

  • @faisalmohamedomar8036
    @faisalmohamedomar8036 2 роки тому +4

    SOMALIA🇸🇴🤝🇪🇷ERITREA

  • @msgielove1722
    @msgielove1722 5 років тому +5

    Eway ezi derfi Abraham yexlelka

  • @hajiosman408
    @hajiosman408 2 місяці тому +1

    Good job my brother

  • @peteryacob5855
    @peteryacob5855 2 роки тому +1

    ኣቦ ጥበብ ኣብርሸይ ተስፋ ናይ ሂወተይ

  • @tedroshaile2161
    @tedroshaile2161 6 місяців тому

    ከምዚ ኣ ጌረ ዝፈትዋ ደርፊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ የብለይን

  • @trezakubrom2793
    @trezakubrom2793 Місяць тому +1

    Abraham abreshn

  • @Tonnn4545
    @Tonnn4545 5 років тому +4

    ፍቅሪ ቀልዓለም የቡሉን ኣለኩ ምበለ ፍቅሪ ኣብዚ ሂጂ እዋን ግን ባጀት ዩ እንተበልናዮ ምግናን ኣይኮነን።

  • @smretteklit1104
    @smretteklit1104 5 років тому +1

    Eway Akk eza derfi nashitu kelena fkri kem xahay yu libi tenexihu erarbo tekede wegahta ymles yu kemza zelenaya tokoynu gn fkri yswer yu knbil nwiel nerna nzfetwo metabitey zmote meron ye zzkrela Akkk eway alem chenawit abraham nugus eritrea 😥

  • @Biney-ry9tq
    @Biney-ry9tq 5 років тому +1

    Fkri kem xehay eyu lbi ente nexihu eway Abrihimo ahhhhh mengste semay yewarska

  • @filmonsium6086
    @filmonsium6086 5 років тому +6

    Wellcome legend Abraham afewerki 👍👍👍👍

  • @shwayneshalemneh7349
    @shwayneshalemneh7349 5 років тому +3

    ka Ethiopia, Abreham zelalem Hiyaw eyu!!!!

  • @guandieweldemicael9454
    @guandieweldemicael9454 4 роки тому +2

    ኣነ አንዳርባህኩ ንስኪ ተጉድሊ ናብራና ምስኮነ ካብ ክሳድ ንላአሊ።

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 років тому +4

    Abraham afewerki kemey deye zeftwoka ane

  • @Adefood
    @Adefood 5 років тому +10

    We missed those song thanks for sharing👍Rest in paradise Abrham hawna🙏😭

  • @micha996
    @micha996 5 років тому +1

    Ab 2019 zelo kunetat eritrawi ititekim derfi iyu. Fikri nmen aminu iyu imo kihlu msana deki Eritrea 🇪🇷

  • @ሓቡወዲኤረይ
    @ሓቡወዲኤረይ 5 років тому +97

    እቶም dislike ትገብሩ ሰባት እንድዒ mother language የብልኩምን ብሓቂ.

  • @fgfgccb767
    @fgfgccb767 3 роки тому +2

    ፍቅሪ ከም ፀሓይ እዩ ልቢ ተነፂሁ

  • @Adam-dk8eb
    @Adam-dk8eb 3 місяці тому

    ከፋሊ ብሉጽ ብፋቅሪ ህዝብን ሃገርን ዝሓምም🪈

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay4807 5 років тому +1

    wwwww nai behaki aberham shikor tesfa hiwet and menbar kulu kulu eka

  • @bereatsmay9069
    @bereatsmay9069 5 років тому +11

    Abrhimo nugus Africa love so much 💖💓💜💗👍👍👑👑👑👑👑👑

  • @bereketandetsion2715
    @bereketandetsion2715 5 років тому +6

    Abitey memhirey kulu gezye ab Libey my king forever Alem gedelo 🥀❤😘👍😘👈

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u 5 років тому +10

    ኣቦ ስነ ጥበብ እብሪሂሞ ጅግና 🐐✅

  • @ሄናፅሩይዓጋመ
    @ሄናፅሩይዓጋመ 5 років тому +8

    ኣብርሽ ንጉስ ፍቅሪ ጎይታ ሓድነት

  • @fetehawiteweldeberhanboker5720
    @fetehawiteweldeberhanboker5720 2 роки тому +1

    Abrshey natka derfi eko megbi koyneni 🌍

  • @teklesenbet4474
    @teklesenbet4474 5 років тому +4

    Kokob natna Abraham afewerki abo fkri R.i.p

  • @henoktv2981
    @henoktv2981 Рік тому +13

    ነዛ ልሳን ውሽጠይ ዝኾነት ደርፉ ሕጂ 25\1\2023 ትሰምዓ ዘለኻ ላይክ ጌርካ ሕለፍ

  • @dannytuemuzgibeyene672
    @dannytuemuzgibeyene672 5 років тому +2

    tnax bro for Abraham Afawerki music

  • @binyamabrehe2940
    @binyamabrehe2940 4 роки тому +12

    You're always in our hearts the hero of love,hope ,wish and peace may your soul rest in peace.

  • @alefmotivation5459
    @alefmotivation5459 5 років тому +4

    tnx rgeat afewerki... love u.

  • @gebrihiwetgebremeskel9568
    @gebrihiwetgebremeskel9568 2 роки тому +1

    👑👑👑👑 🌿🌿ፍቅሪ 🌿🌿ከም 🌿🌿🌿ጸሓይ እዩ ☀️☀️☀️ልቢ ተነጺሁ::

  • @jordanayu5990
    @jordanayu5990 4 роки тому +1

    abrshey natey memhrey

  • @Osho888
    @Osho888 5 років тому +8

    😻😻🧠👍👌🤙🏿🥂if this gifted human was still alive the country would be just fine 🙏

  • @gherghishtadeseshagu9608
    @gherghishtadeseshagu9608 3 роки тому +2

    Full respect to our legend late artist Abraham Afwerki

  • @putgodfirst420
    @putgodfirst420 5 років тому +1

    Abrihmo atsemikana GBU BRUK HAWNA MENGSTE SEMAY YEWARSKA NMELAE SEDRABITKAN FETEWTKAN TSNAET YHABOM WE ALL ERITREAN HUBUNAT EINA BAEKA WEDI HALAL MERIT!!!