I remember in 2008 when I was travelling from Agordat to dekemhare for school listening Abraham Afewerki music in my small MP3 ❤️ I wish every thing will be okay and return back home
ata ane beza derfi tesakye kab srah mexye neza derfi ms semaeku entay zabs megbi u ile ygedfo, natey koyna tsmani 😂❤️❤️❤️ more love abrham neay akilka tfeseni des ilni beza derfi gn ❤️❤️❤️❤️
❤️🎶Lovely,Beautiful,Positive And Messageful Music! Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶 ❤️So Loving,Talented, ❤️🎶Man Of Loving Music! ,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶 “Good Art Never Dies!”
He was always in every mouth unable to Express and every moment unable to happen, the forever Legend, father of Love and Art. Feel touched deep every single second i listen his
Atum brukat ata kemey rhsti malti eya lomi z zerghkumo derfi nay abrham shukor i am really happy today thanks for those people distrubit all the music abrham shukor
Abraham Amena Endiye zhbyeka Ezia derfka Amena Eya Tekwufeni Emberkes Amena Zfetwa hiwet halaley Kebretey Alatni So am so scared that song but I love you ( A)
2024 ትሰምዕዋ ዘለኩም like 👍 ወቅጡ
ልበይ ምለሰለይ
ካሊእ ከፍቅረሉ ትብልኒ
ልበይ ሒዝኺ ልቢ ትሓትተኒ
ተዝክእሎ ንዓይ መሐሸኒ😢❤
ከምዚ ከማይ ክሳብ 2022ን ድሕሪኡን ትሰምዕዋ ዘለኹም Subscribe 👍 ኣቢልኩምኒ ሕለፉ።
21/05/2022 , ሰዓት 1:21 am
03 sep 2022 7:00am
9/09/2022 Thursday 2፡18am
10/10/2022
21:18 pm
24.12.2022👍👍👍
ልበይ ምለሰለይ ትብልኒ ልቢ ሕዝኪ ልቢ ትሓትኒ እዛ ማይበት ትምስጦ ስከ ላይክ ረጊጺኒ ይሕለፍ
ክውስከላ
ተዝክእሎ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ
ምሪካብ ከም ዘሎ
ምፍልላይ ከምዘሎ ከም ንቡሪ
ምረቱ ተፃዊረ ክስድር
ዘሕለፍናዮ ጠጥዕሙ ክዝክሪ 😓💔
ሓዉኩም ካብ ወዲ መቀለ 👊 still ይሰምዖ ኣለኩ ።
Ezia zeytmsto mo futurr aykonn kiyaro
ጓማ ትራክተር ይርገጽካ ዱሁል
Gn eko sieneya
@@abelcali5977❤❤
ልበይ ምለሰለይ
ካልእ ከፍቅረሉ ትብልኒ
ልበይ ወሲድኪ ልቢ
ትሓትኒ ተዝክእሎ ናዓይ
ማሓሸኒ 🗣🗣🗣🗣❣❣❣❣
ምርኻብ ከም ዘሎ
ምፍልላይ ክቕበል ከም ንቡር
ምረቱ ተጻዊረ ክስድር
ዘሕለፍናዮ ጠጥዑሙ ክዝክር
ምስጋናይ ተቐበሊ
ለጊስክለይ ምቁር እዋን ፍቕሪ
ርክብና'ዩ ተቐይሩ እምበሪ
ፍቕርን ክብርን ክልቴናስ ነባሪ ... ❤❤❤
ኣ.ኣ
…እዚ ኩሉ ብሂግናዮ
ሓደ ኣካል ምኳን ካብ ስኣና
ክልተ ምኳን ግዲ እዪ ትዕድልትና
በበይንናስ ኣክኣሎ ይሃበና
ከም ዝበሃግናዮ ምዓስ ኮይኑ
ከም ዝኮነልና`ዪ ምበሪ
ከም ትሓስቦ ከም ትምነዮ
ከም ትብህጎ ዶ'ሞ ትረክብ ኢኻ፡
እና በሉኒ ! ክትኮንለይ'ለ ጽዒረ
ብተስፋ...............
ግን ኣይ ኣኸለን ተስፋ።
ከም ዝተተስፈናዮ መዓስ ኮይኑ
ከም ዝኮነልና'ዩ እምበሪ።
❣❣ Abrham the great 👍
❤❤❤
እወ ንፋቶ ኢና ግን ኣመና እንዶ በዚሑ ዘይምስናይ ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ ኣንዊሕልና ስቓይ እሞ ንስዓቦ ዶ መመሊስና ንዝጸምለወ ድላይ ወይሲ ኣሜን ኢልና ንቀበሎ ሕሱም ምፍልላይ"
ምኽኣል ዲና ሲኢናዮ ወይሲ ዕድልናዩ ዘይጠለለ ካዕቦ ፍቕሪ ስኒት ካብዘየለ ጸላኢና እንዳፍቀረ ይፈላለ" ዝኹሉ ብሂግናዮ ሓደ ኣካል ምኻን ካብ ሳኣና ክልተ ምኻን ግዲዩ ትዕድልትና በበይንናስ ኣኻእሎ ይሃበና"
ከምዝባሃግናዮ ማዓስኮይኑ ከምዝኾነልና እምበርሪ ከም ዝባሃግናዮ ድዩ ከም ዝኾነልና እምበሪ ከምትንደልዮ ዲና ንነብር ከምዝኾነልና እምበሪ"
እምበር ዝሓልፈላ ትሓልፈለይ መጣፍእተይ ዝብላ መጓዕዝተይ እንዲያ ድኣ ትምኒተይ" ዝሞተላ ትነብረለይ ዝሕንቅቓ ዘሸሽያ ኣብ ርእሰይ እንድያ ድኣ ታባህገይ" ሩሐይ ዝብላ ዝህባ ሂወተይ ዝሓስበላ ዝሓልየላ ልዕለይ እንዲያ ድኣ ትምኒተይ"
ንሳ ድልየተይ እሳ እንድያ ድኣ ትምኒተይ እሳንድያ ኔራ ታባህገይ" ግዳ ትትዕድልተይ ዘይከም ሓሳባተይ ዘይከም ሓሰባተይ"
ከምዝሓሰብካዮ ማዓስ ኮይኑ ከምዝሰለጠ እምበሪ" ከምትንደልዮ ዲና ንነብር ከምዝኾነልናዩ እምበሪ"
እወ ንፋቶ ኢና ግን ኣመና እንዶ በዚሑ ዘይምስናይ ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ ኣንዊሕልና ስቓይ እሞ ንስዓቦ ዶ መመሊስና ንዝጸምለወ ድላይ ወይሲ ኣሜን ኢልና ንቀበሎ ሕሱም ምፍልላይ"
ከምዝደለኻዮ ማዓስ ኮይኑ ከምዝኾነልካዩ እምበሪ" ከምትንደልዮ ዲና ንነብር ከምዝኾነልናዩ እምበሪ"
ከምትሓስቦ ከምትምነዮ ከምትብህጎ ሞ ዶትረክብ ኢኻ እንዳበሉኒ ታዝምነያ ክትኮንለይ ኢለ ጽዒረ ብተስፋ ኣይኣኸለን ተስፋ"
ከምቲዝተተስፋናዮ ማዓስ ኮይኑ ከምዝኾነልካዩ እምበሪ" ከምትንደልዮ ዲና ንነብር ከምዝኾነልናዩ እምበሪ"
ልበይ ምለሰለይ ካልእ ከፍቅረሉ ትብልኒ ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ እንተዝኽእሎስ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ" ምርኻብ ከምዘሎ ምፍልላይ ክቕበል ከም ንቡር ምረቱ ተጻዊረ ክስድር ዘሕለፍናዮ ጠጥዑሙ ክዝክር"
ምስጋናይ ተቐበሊ ለጊስክለይ ሙቁር እዋን ፍቕሪ ርክብና ኢዩ ተቐይሩ እምበሪ ፍቕርን ክብርን ክልቴናስ ነባሪ"
ከምዝባሃግናዮ ማዓስ ኮይኑ ከምዝኾነልናዩ እምበሪ" ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር ከምዝኾነልናዩ እምበሪ"
እሳያታድልየተይ ንሳያታድልየተይ ንሳያ ኔራ ታባህገይ" ግዳስ ታ ትዕድልተይ ዘይከም ሓሳባተይ ዘይኮነን ከምትምኒተይ::
MS 7121
ብጣዓሚ እና ነመስግነካ ብሮ
@@biniamkidane7687 ይቐኔለይ ዝሓወይ!
you did it.
Ufffff adqiqe yenbbo emo neay ela ztederefet eko koynu tesemani 😭😭ab alem kab tefqro ktfle zkebede eyu
@@dngladeyaytfeleykabay8207 ካዕቦ ፍቕሪ ግን ከኣ ስኒት ካብዘየለ 2 ምኻን ግድን ኢዩ ስለዚ ከምቲ ምርኻብ ምፍልላይዉን ክህሉ ግድን ኢዩ ወላ እኳ ሑሱም ተኾነ እቲ መወዳእታ ምዕለቢኡ ግን ይንዋሕ ይሕጸር እሱ እቲ ዘይተርፍ ምፍልላይ ኢዩ። እታ ንዓኻ ትመስል ወይ ዝመስል ግን መዓልታ ሓልያ ምምጻኣ ኣይክተርፍን ኢዩ እሞ ሕጂ እንተነቢዕካ በታ ትመጽእ ደባሲት ልብኻ ክትሕጎስን ክትስሕቕን ክትነብር ኢኻ።ጹቡቕ ዕድል ንዓኻ!
*ከም-ዝደለናዮ-ድዩ?*
እወ ንፋቶይና ግን ኣመናንዶ
በዚሑ ዘይምስናይ
ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ
ኣንዊሕልና ስቓይ
እሞ ንስኣበሎ መመሊስንና
ዝጸምደወ ድላይ
ወይስ ኣሜን ኢልና ንቀበሎ ሕሱም
ምፍልላይ
ምኽኣል ዲና ስኢናዮ ወይስ
ዕድልና'ዩ ተለል'የ
ካዕቦ ፍቕሪ ስኒት ካብ ዘየለ
ጸላኢና እንዳፍቀረ ይፈላለ
እዚ ኹሉ ብሂግናዮ
ሓደ ኣካል ምዃን ካብ ስኣና
ክልተ ምዃን ግዲ'ዩ ትዕድልትና
በበይንናስ ኣኻእሎ ይሃበና
ከም ዝብሃግናዮ ምዓስ ኮይኑ
ከም ዝኾነልና ምበሪ
ከም ዝብሃግናዮ ድዩ
ከም ዝኾነልና ምበሪ
ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር
ከም ዝኾነልና'ዩ ምበሪ
እምበር ዝሓልፈላ ትሓልፈለይ
መጣፍእተይ ዝብላ መጓዕዝተይ
እንድያ ድኣ ትምኒተይ
ዝሞተላ ትነብረለይ
ዘሐንቅቓ ዘሸሽያ ኣብ ርእሰይ
እንድያ ድኣ እታ ባህገይ
ሩሐይ ዝብላ ዝህባ ሂወተይ
ዝሓስበላ ዝሓሌላ ልዕለይ
እንድያ ድኣ ትምኒተይ......
❤❤❤
Legend never dies
Love u hero
Bereket Weldu you are a hero. I been looking for the lyrics the whole time
Bereket Weldu can you write the second part too???
በረክት እታ ኣብ ካላይ ዘላ ሕጥቡ ጹሕፍ ኻና ጝና እያ
@@fthawibrhane7053 ዝህነጽ ዝፈርስ (ዑና) ኢዩ ኳና ምበር ጓና ኣይበሃልን ኢዩ ሓወኒ።
@@bereketweldu2870 Hawey gana fqri eya tbl zela.
*እዛ ደርፊ እዚኣ ኣብ ሂወተይ ዓቢ ታራ ዘለዋ ደርፊ ኢያ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ ክገልጾ ዘይክኣልኩ ግን ኣብዛ ደርፊ እዚኣ ኢየ ረኪበዮ ኣብርሃም ኣብ ልበይ ቦታ ዘለካ ስነ ጥበበኛ ኢካ*
ABi natey ahh way alem blash
Dadianga Dadianga ewe hakika ane keman neaka kbl eye derifeya
@@youtubeyoutube6780 kkkk
@@natsi2377 hakey eye Natsi
በአባቴ ኤርትራዊት ነኝ እና የአብርሀም ዘፈን ስሰማ አባቴ ትዝይለኛል ❤❤❤😢😢
🥰🥰
You need to understand Tigrinya to understand Abraham Afewerki😢
Manm merto yetewelede yelem ayzosh enat dess ybelsh siketl dess yemil lib alesh tenkebakebiw ❤❤❤
አባቴ ቢኖሮ ደስ ይለኝ ነበር አባቴ ኤርትራዊ ሰለሆነ እኮራለሁ
ነባሪ ጥበብ ንስካ ድሌተይ ንስኻ መድሃኒት ጭንቀተይ 😍🇪🇷 ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኑጉስ ጥበብ
😍😍😍😍ብርኽቲ ሰንበት እያ ሎሚ ንግሆ ምድሪ ብኣቦ ፍቅሪ ኣብርሂሞ ሳፕራይዝ ገራትኒ ኣብርሃመይ ዓለመይ 😍😍😍😍😍ረስት ኢን ፒስ ኣውሲስታ ሂወት 🙏🥰🥰🥰
wiz Fugra kedam eu eko lomi tehawawiska alo arku hahah
@@wedimereb1166 vodka ብጥሪኡ ሰትየ ኣነ ሓንቲ ምዓልቲ ሓሊፈ እየ ዘለኩ ቀስ ኢልኩም ኣርኩቡኒ
@@wizfugra2920kkkkkk ኣታ ሰሓቕ ኮ ቀቲልካኒ እስኪ ዕድሜኻ ሙሉእ ሰሓቕ ይግበረልካ ዝሓወይ።
@@mosobgash9276 ኣሜን ከም ኣፍካ ይግበርለይ, 😍🙏😍
@@wizfugra2920 ዓርኩ ዘሪርካኒ ቅቅቅቅ
Beautiful music. Love to Eritrea 🇪🇷 from Kenya 🇰🇪
Me 2
ትግርኛ ኢንተርናሺናል ቓንቃ ክከውን ነርዎ ኣብርሃም ማዕረ ከንደይ ብሉጽ ምካንካ ዓለም ምመስከረት ነራ።
Best of beset
Nay lbey rekibkaya bqexali kemu ele yhasab kbur hawey
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው ከም እንግሊዝ ክከውን ኔርዎ
Nay behaqi
it cant bro.
የቐንየልና ስድራቤት ኣብራሃም ኣፈወርቒ ።
zeydgem ngus fqri
B clip ente tgebro des mbelena neyru.
Why is he so special 🥺❤️ he isn’t only singer but he is also the best motivational speaker 🔊
ኣብርሸይ እዚኣስ ንዓይ ኢኻ ደሪፍካያ ፡ በበይንናስ ኣኻእሎ ይሃበና 😢😢
*ኣሰይ ኣሰይይ ማራ ተሓጉሰ ከምዚ ጊርኩም ኩሉ ስደዱልና በቢ ሓደ ዳወለድ ግን ኣይንግበሮ ብጃኩም ሓበይብ ተኪልና ሚሎን ንብጻሓዮ ብስም ኣብሪሂሞ ደቂ ኢረይ*
ዕድልና እዩ ኣብርሸይ ናይ ባሓቂ ጸላኢና እንዳ ኣፍቅረ ይፈላለ
ልበይ ምለሰለይ
ካልእ ክፈቅረሉ ትብልኒ😢
ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሃትኒ
ተዝኽእሎ'ስ ናዓይ'ዶ ምሓሸኒ😢
ምርኻብ ከም ዘሎ
ምፍልላይ ክቕበል ክም ኑቡር....
ምረቱ ተጻዊረ ክስድር
ዘሕለፍናዮ ጠጡዑሙ ክዝክርርር😢
ምስጋናይ ተቀበሊ
ለጊስክለይ ኢኺ ሙቑር እዋን ፍቅሪ
ርክብና'ዩ ተቀዩሩ እምበሪሪሪ
ፍቅርን ክብርን ክልተና'ስ ነባሪ❤።
2024/ሰነ/10❤
Thank you ኣፍቀርቲ ኣብርሸይ ነዛ ቻነል ነዕብያ ።
Abrham kem sum!!!
@TMT ሓፍቱ ያ ትዝርግሖ ዘላ ሓወይ
Ok btami des debl enka bselam mexakum abrihimo hawey ka amlak byemanay edu yekebelka
Yea💝
💙
ኣብሪሽ መምህር ኩሉ ካብዚ ታኒካ ዚኮነ ደርፊ ሎሚ ዲሒና ሎሚስ ናይ ኣአምሮ መግቢ ኣቢ ቢየማናይ አዱ የንቢርካ ፈጣሪ
gitm zema dimxi beka perfect our only positive thinker hero
ንሳ እያ ድሌተይ፡ንሳ እንድያ ደኣ እታ ባህገይ፡ ንሳ ኔራ እታ ባህገይ፡ ግዳ እቲ ትዕድልተይ ዘይከም ሓሳባተይ …❤😢
I remember in 2008 when I was travelling from Agordat to dekemhare for school listening Abraham Afewerki music in my small MP3 ❤️
I wish every thing will be okay and return back home
We will my brother 😘💪🏽❤️❤️❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
I wish 😢
ata ane beza derfi tesakye
kab srah mexye neza derfi ms semaeku
entay zabs megbi u ile ygedfo, natey koyna tsmani 😂❤️❤️❤️ more love abrham neay akilka tfeseni des ilni beza derfi gn ❤️❤️❤️❤️
Lebey melseley kalie kefqrelu tebleni❤️ lebey hize lebi tehatni
tezkelos neai endo mehaseni
Abrhimo may your soul Rest In Peace ❤️
ምርካብ ከምዘሎ ምፍልላይ ክቅበል ከም ንቡር ምረቱ ተፃዊረ ክስድር ዘሕልፍናዬ ጠጥዕሙ ክዝክር ኣሕሕ 😭😭😭😭
Hiwet kem zkonelka eu emo aytchenek yehwat 🙏😍👍👍👍
መግቢ ዝኾነ ቃላት መግልጺ ርእቶ ዘይድዮ ኣብርሃም please ከይትውጽዎ ስለ ኤርትራ🇪🇷
thanks bro/sis
izia hgawit iya aydmsesn iyu zterefe fryatu iwin bebigiziu abzi ktsaan iyu kesinkum teketatelu
Abza chanel bzeka nay Abraham derfi kalie keytzrguhu 🎵🇪🇷👑
Yes yessssssss
Yes ከሙኡ እሞ ክሓስብዎ ከማን የብሎምን
Ab UA-cam nay Abraham deluyu zitehalelo,
Lomi gin nay Abram rekhibu zitehagose. Haye eske like kinkosir.
ልበይ ምለሰለይ ትብልኒ ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ ተዝኽእሎ ነዓይ ዶ መሓሸኒ❤❤❤❤❤❤❤❤
ካብ ሱዳን ምስ 4 የዕሩኽተይ ተበጊሰ ፡ ሳህራ ብጽቡቅ ወዲእናዮ ናብ ትራፕሎስ ዝብሃል ከተማ ሊብያ ኣቲና 😢 ግን ከም ዝሓሰብናዮ ኣይኮነን እቲኦም 3 የዕሩኽተይ ኣብ ዕለት 29 ' 12 '2023 ንባሕሪ ምስ ተበገሱ ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጠፊኦምኒ 😢😢😢፡ ናይ ብሓቂ ዓቢ ትርጉም ከም ዘሎዋ እዚኣ ደርፊ ናይ ብሓቂ ኣሪኣትኒ ፡ኣኒሕና ኣብ ኤሮፓ ብሓደ ኮይና ትጽቢትናን ሓሳብናን ኡዩ ኔሩ ባህግና ,😢😢😢😢
Ajoka HAWEY 😢
Ane zgermeni Abraham ksab hji entezhalu kndey kibl mkale neru. Abzi ewan ezis azyu bzuh aykonen filili neru. Ane Abraham kele araywo neru ember endi ahhhhhhjj Ababeyyyyyyyu nay ketesaki mish tefetirka. Atanes derfi nay Abraham semu'om z sisu kndey kirhsu eyom anes beanxaru kibekiy tray eye zkil🤤🤤🤤🤤🤤🤤
ከምንደልዮ ዲናንነብር :
ከምዝኾልና'ምበሪ:: I love ❤Abrhimo
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ክቡራት ይሕዋት ምስጋናይ ወሰን የብሉን ሕጂ ክሒስኩሞ ኣብርሃም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዝተረፈ ድማ ኩሉ ክትሰዱልና ንምሕጸን እቶም በብኢድና sher ንብሎ ዝነበርና ድማ ንብረት ኣብርሂሞ ከም ውሉዱ ርኢና ነክብሮምን ነስተማቅሮምን የቀንየለይ ።
ሓንቲ ካብተን ልበይ ትትንክፈኒ ጥዑም ዋሕዚ ሙዚቃ ዘለዋ...ብፍላይ ሳክስፎን ኣሮን በርሀ[ሳጢር] ከመስግኖ'የ ዝደሊ።tnx 4 all!
ግዳ እቲ ትዕድልተይ ዘይከምሓሰባተይ
ብልክዕ ናዓይ ትውክል ያ ኣብራአሃም መንኮርኮር ተስፋ ፍቅሪ ኣብ ደርፍካ ታዓቅብና ነዛ ወያል ዓለም ንነብራ ኣለና ስጋብ ነርክብካ
😢😢😢😢😢😢💔
ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር
ከም ዝኮነልና ዪ ምበሪ
I love Abrham ❤❤❤❤ Like eska habnui gash eya neza Chanel
ከም ዝኾነልካ እወ ኣማን ብኣማን እንበር ከም ዝደልናዮ ተዝኸውን ድኣ ርህሩህ ኣቦ ፍቅሪ ኣብርሃም ኣፎርቂ ኣፋኒካ ዶ ጋኒን ኢሰያስ ኣፎርቂ ሒዝካ ይንበር. እንበር ባህግና ሲ ምስ ብዓል ንስኻ ብዓል የማነ ባርያ ወዘተ ..... ፍቅሪ ዝምህሩ ዩ ነሩ ድሌትና መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ መምህር ሂወት 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ናይ ባሐቂ መን አሎ ከምዘም ዝሐለፍ ብጣዕሚ ዘደንቅ ጺሕፍካ እም መልሲ ናታ እየ ዝህበካ ዘልኩ አየ እወ የማነ ባሪያ እንተዘትህሎ ነይሩ እንታይ ኮን ምበለ ወይ ምደረፌ
@@Jasmin-sl6kr ygerm yu amsiu mxebkina ygbero
❤️❤️❤️✅✅✅
Sik Elka eyu Enbeba Kesirka do
Eshok Yihukofffff
ኣብርሃም ከም ሽሙ ጎይታ ፍቅሪ
ኩሉ ግዜ ኣብልብና
King of Music Abreham 😘❤️💐 Kulu gezie Abe Leben 💞 30.1.2023
I wish all my Eritrean brothers and sisters across the globe return home and live happily together. :(
Thank u ma dear for u r best wishea
☝️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Thank you ma bro. Hope we all are happy wherever we are!!
me to bro.
Amen!!!
Seraki Lebi abrihmo memher fekri & Tankyou feruz haftey derfi nay Abrahm bemhelawki
I love you 😍ni abreham afewerki znafqo teliyu eske ✌️👍
ልበይ መልስለይ
ካልእ ከፈቀርሉ ትብለኒ
ልበይ ሕዝኪ ልቢ ትሓተኒ
ተዝክእልስ ነኣይ ምሓሽኒ
ኣብራሃም ንዓካ ሽሕ ለይክ ኣታ ንስካ ንዓይ ኩሉ ኢካ
❤️
Super
እወ ንፋቶይና ግን ኣመናን'ዶ
በዚሑ ዘይምስናይ
ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ
ኣንዊሕልና ስቓይ
እሞ ንስኣበሎ መመሊስንና
ዝጸምደወ ድላይ
ወይስ ኣሜን ኢልና ንቀበሎ
ሕሱም ምፍልላይ
ምኽኣል ዲና ስኢናዮ
ወይስ ዕድልና'ዩ ተለል'የ
ካዕቦ ፍቕሪ ስኒት ካብ ዘየለ
ጸላኢና እንዳፍቀረ ይፈላለ
እዚ ኹሉ ብሂግናዮ
ሓደ ኣካል ምዃን ካብ ስኣና
ክልተ ምዃን ግዲ'ዩ ትዕድልትና
በበይንናስ ኣኻእሎ ይሃበና
ከም ዝብሃግናዮ ምዓስ ኮይኑ
ከም ዝኾነልና ምበሪ
ከም ዝብሃግናዮ ድዩ
ከም ዝኾነልና ምበሪ
ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር
ከም ዝኾነልና'ዩ ምበሪ
እምበር ዝሓልፈላ ትሓልፈለይ
መጣፍእተይ ዝብላ መጓዕዝተይ
እንድያ ድኣ ትምኒተይ
ዝሞተላ ትነብረለይ
ዘሐንቅቓ ዘሸሽያ ኣብ ርእሰይ
እንድያ ድኣ እታ ባህገይ
ሩሐይ ዝብላ ዝህባ ሂወተይ
ዝሓስበላ ዝሓሌላ ልዕለይ
እንድያ ድኣ ትምኒተይ
ንሳ ድልየተይ
እሳ እንድያ ድኣ ትምኒተይ
እሳንድያ ኔራ ታባህገይ
ግዳ ትትዕድልተይ
ዘይከም ሓሳባተይ
ዘይከም ሓሰባተይ
ከምዝሓሰብካዮ ማዓስ ኮይኑ
ከምዝሰለጠ እምበሪ
ከምትንደልዮ ዲና ንነብር
ከምዝኾነልናዩ እምበሪ"
እወ ንፋቶ ኢና ግን
ኣመና እንዶ በዚሑ ዘይምስናይ
ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ
ኣንዊሕልና ስቓይ
እሞ ንስዓቦ ዶ መመሊስና
ንዝጸምለወ ድላይ
ወይሲ ኣሜን ኢልና ንቀበሎ
ሕሱም ምፍልላይ
ከምዝደለኻዮ ማዓስ ኮይኑ
ከምዝኾነልካዩ እምበሪ
ከምትንደልዮ ዲና ንነብር
ከምዝኾነልናዩ እምበሪ
ከምትሓስቦ ከምትምነዮ
ከምትብህጎ ሞ ዶትረክብ ኢኻ
እንዳበሉኒ ታዝምነያ
ክትኮንለይ ኢለ ጽዒረ ብተስፋ
ኣይኣኸለን ተስፋ
ከምቲዝተተስፋናዮ ማዓስ ኮይኑ
ከምዝኾነልካዩ እምበሪ
ከምትንደልዮ ዲና ንነብር
ከምዝኾነልናዩ እምበሪ
ልበይ ምለሰለይ
ካልእ ከፍቅረሉ ትብልኒ
ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ
እንተዝኽእሎስ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ
ምርኻብ ከምዘሎ
ምፍልላይ ክቕበል ከም ንቡር
ምረቱ ተጻዊረ ክስድር
ዘሕለፍናዮ ጠጥዑሙ ክዝክር
ምስጋናይ ተቐበሊ
ለጊስክለይ ሙቁር እዋን ፍቕሪ
ርክብና ኢዩ ተቐይሩ እምበሪ
ፍቕርን ክብርን ክልቴናስ ነባሪ
ከም ዝብሃግናዮ ምዓስ ኮይኑ
ከም ዝኾነልና ምበሪ
ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር
ከም ዝኾነልና'ዩ ምበሪ
ንሳ እንድያ ድልየተይ
እሳ ድለይተይ
እሳንድያ ኔራ ታባህገይ
ግዳስ ትትዕድልተይ
ዘይከም ሓሳባተይ
ትኾነለይ ከም ትምኒተይ
❤❤❤
ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር ክምኾነልና ምበሪ ናይ ብሓቂ ከምቲ ደልዮ ዝነብር ይህሉዶ
😢
Abraham Afewerki my hero and my everthing so thanks God for the Abraham music shared to us thanks God Again
Kemzi kemay 2024 zsema alo do🎉🎉🎉🎉🎉
Ane zgermens ezom diskawl tgebrus blbukum do tkenu mkan kea zey mflat iyu dkewn so abrhimo Abo fkri kul gze ab lbna aleka wedi halal meret ❤️❤️❤️🇪🇷
Kem zhasebkayo mas koynu kem zkonelka eiu enberi😢😢😢❤❤❤
መን ኣሎ ኣብ 2023 ዝሰምዓ ዘሎ? Me I am listening in Vancouver, Canada Wednesday August 15 , 4:40 Pm
I Love you Abraham Afewerki
"Kekafleki hasabey" ayweredetn. 😎Love abreham afwerki, like on mypage.
Ewayy alem konto nska do mkedka dehan kulu nay fetari u rest in peace abrhimo.😥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😘
2006 😢😢😣😣😣ኩሉ ነበረያነበረ ኮይኑ። እቲ ኩሉ ፍቅርን ህይወትን .😣😣😣 ናፊቅና እበር ገዛና😣
❤️🎶Lovely,Beautiful,Positive And Messageful Music! Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶
❤️So Loving,Talented,
❤️🎶Man Of Loving Music!
,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶
“Good Art Never Dies!”
ኣብሪሂሞ ጎይታ ስነ ጥበብ
He was always in every mouth unable to Express and every moment unable to happen, the forever Legend, father of Love and Art. Feel touched deep every single second i listen his
ንዕየት እዛ ቻናል ናይዚ ክቡር ሓውና ኮከብ ሃገርና ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኲላትና ንጽዓረሉ
ፍቅርካ ወትሩ ኣብ ልብና ነባሪ'ዩ።
ልበይ ምለሰለይ ,,,,,,,,,❤
My lovely singer Abrhimo Kibur Memhir Hiwetin Fkri.👍💘👌
Ohhh i can't tell you how I'm happy, thanks so much the owner of this channel.
ናይ ባሓቂ ብርክቲ ቀዳም ሰንበት 29 /06/2019 ምስ ናይ ኣብራሃም ደርፍታት ጭጭ ክቡል ዉዕለ ነዉሕ ጌረ ካብዘይ ሰሚዖ ሎሚ ግን ኣብ ዩቱብ ከምዚ ጌርኩም ምስቃልኩም ነመስግን . ኣብራሃም ሓላል ናተይ መምህር።
Abraham ብሉጽ ናይ ብሉጻት ፡ ክብሪ ወሎዶና ኢኻ ካባኻ ብዙሕተማሂርና።
ግን ስለምንታይ ኢና ንፋቶ ክንስና ከምንደሊዮ ግን ኣይኮናን ተፈላሊና?
abrshey memhir hiwet ahh
Greatest of all times RIP Abrham Afewerki your music was soulful it was thou you were going through the same struggles with as who loved you!!
🔝🐐❤️💯
Atum brukat ata kemey rhsti malti eya lomi z zerghkumo derfi nay abrham shukor i am really happy today thanks for those people distrubit all the music abrham shukor
Abitey kulu derftatka endyu ztnkfeni kemzia gn yelan neay kemtehasbo kemtmneyo do trekb eka💔 kwnnetn hasabn klte chafat eyu yeahhhhhh
Respekt alle für Abraham afewerki nuges nay Eritrea sele zkone
2
0
2
0
Best music,
I ❤❤❤ Abraham.
Sam Legese
Not only 2020 (?)
@@abielt962 also 2050
ክሳብ ኣብዛ ጨናዊት ዓለም ዘለኩ ክስምዓ ኢዩ።
2022
Still n ever
@@Freta52 23
I feel 2 different feelings when heard his music bad and good
መምህር ሂወት
ፕሮፌሰር ኣብርሃም ኣፈወርቂ
King 🤴 of music 🎶 U are always in our heart ❤️
Abrham Skorrrr Nic one Musik 💖👍
Thanks for release of abraham afewerki song.my king 🍇🍉🍓🍒
Abrahamyyy I will not forget forever in my heart
Hiwet kem zedelekayo aykoneten kem zexenhatkan kem zegeberkayan u just faith and never give up one day you will be successful
እወ ንፋቶ ኢና ግን ኣመና እንዶ በዚሑ ዘይምስናይ
ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ ኣንዊሑልና ስቓይ
እሞ ንስዓቦ'ዶ መመሊስና ዝጸምደወ ድላይ
ወይስ ኣሜን ኢልና ንቀበሎ ፡ 'ቲ ሕሱም ምፍልላይ ።
ምኽኣል ዲና ስኢንናዮ ፡ ወይስ ዕድልና'ዩ ገለለ
ካዕቦ ስኒት ፍቕሪ ካብ ዘየለ
ጸላኢና እናፍቀረ ይፈላለ ።
እዚ ኩሉ ብሂግናዮ ፡ ሓደ ኣካል ምዃን ካብ ሰኣንና
ክልተ ምዃን ግዲ'ዩ ትዕድልትና
በበይንናስ ኣኽኣሎ ይሃበና ።
ከም ዝበሃግናዮ መዓስ ኮይኑ
ከም ዝኺነልና'ዩ እምበሪ
ከም ዝበሃግናዮ ድዩ . .
ከም ዝኾነልና እምበሪ
ከምቲ ንደልዮ ዲና ንነብር
ከም ዝኾነልና'ዩ እምበሪ . .
እምበር ዝሓልፈላ ትሓልደለይ
መጣፍእተይ ዝብላ መጓዕዝተይ
እንድያ ድኣ ትምኒተይ ።
ሩሐይ ዝብላ ዝህባ ሂወተይ
ዝሓስበላ ዝሓልየላ ልዕለይ
እንድያ ድኣ ትምኒተይ ።
I remember in 2013 to 2014 when I was in my home country ❤
ኣብርሸይ ሂወት 💖❤️❤️❤️❤️❤️❤️💖❤️❤️❤️💖❤️💖❤️
Abraham Amena Endiye zhbyeka Ezia derfka Amena Eya Tekwufeni Emberkes Amena Zfetwa hiwet halaley Kebretey Alatni So am so scared that song but I love you ( A)
Have no more words 😢big fan from tigray ❤❤❤
Love you Abraham Afewerki comeback please
Like eske nezi abo fkri memhr knena ngus musica bshmu like agerchw ablu nay desdes nay dagmay mwlad srahtu 😉👍🏽
ኣሰይ ኣሰይ ስድራቤት ኣብራሃም ኣፎውርቅ እንቃዕ ሰመርኩም! !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
My fv for all times"Abraham songs it could be enjoying for Century's legend never dad lives on. 💚💛❤️
ኣይኣኸለን ተስፋ።
ግዳ'ቲ ትዕድልተይ
ዘይ ከም ሓሳባታይ 💔😥🙏
Legend never die
ደሰ ዝብል ሰንበት
Kem Nedlyo dina Nenber 😭🥺💔💔💔💔💔💔💔💔mot do Neaka Abraham 🤴🙏💯💗🇪🇷
All of us needed our abrham's motivation❤🇪🇷
Aza defu abuhiwetey tezekuro alews
Keme zekinelena we ya ke Abhame
Thanks God nezi desmkni kubri neamlki
💖❤🇪🇷❤
Love you more big teacher
Abrshey halal 🙌🏻❤️😍
You 're right Aberish dear! Smart ...
Very matured way of explaining unfortunate love