ምፍታው ጥራይ ካብ ኩለ ባሀላዊት ብሙካና ጥራይ እኩል እይ ቀጺለ ኣብ ሰራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩ ክሳብ ሕጂ ጥራይ 3ግዜ ሬአያ ኣለኩ ሪአ ወን ምምናው ሲእነያ so keep it up and god blessed you deki eri🇪🇷 so Thank you Royal habesha and sentbebawuyan and wogihu feshatsen❤❤❤💯💯💯🌟🌟👈
ezi bota kexbeq abi kebabi kon eyu kebil xenihe ane ka be weshtey xerona xbeqti adi eya malet eyu kemzi zeria zeleku da tefetrwai xebaqe zelewa adi eya.🥰🥰 Bahlawi film ka btaimi des eyu zebleni xbeqti eya adkum wedi xerona deqi erey selamakum yebzah
Ane si ezi behlawi film kemy zfeto eko mrdae abini bjeka behlawi film and story film kalie iyfetunnn kemzi kemay simiat des zblekum like and comment brukatey I love all 👍
ሰላምኩም ይብዛሕ ከም ሑጻ ባሕሪ ክቡራት ተከታተልቲ ፌልም ሃዳናይ ❤️ ስነጥበብ ንዓኩም ሒዙ እዩ ዝዓቢ እሞ ፌልም ሃዳናይ ንነዊሕ ክትቅጽል ስለዝኮነት ብቁልጡፍ ንክትበጽሓኩም subscribe ብምግባር ኣብ ግዚኣ ከምትመጻኩም ግበሩ:: ናብ ኩሉ ንክትበጽሕ ድማ share ብምግባር ተሓባበሩና:: ልዕሊ ኩሉ ድማ ሃናጺ እትብልዎ ርኢቶኩም ኣብ ቦት comment ጸሓፉልና, እንተፈቲናያ ከኣ ሃየ እስከ ነዞም ከዋክብቲ ተዋሳእትና 100 ሽሕ like ንሃቦም:: የቀንየልና ❤️👑❤️👑❤️👑❤️
ምፍታው ጥራይ ካብ ኩለ ባሀላዊት ብሙካና ጥራይ እኩል እይ ቀጺለ ኣብ ሰራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩ ክሳብ ሕጂ ጥራይ 3ግዜ ሬአያ ኣለኩ ሪአ ወን ምምናው ሲእነያ so keep it up and god blessed you deki eri🇪🇷 so Thank you Royal habesha and sentbebawuyan and wogihu feshatsen❤❤❤💯💯💯🌟🌟👈
ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ደቂ ኤረይ ጀጋኑ
Ja eti lie Kram kemey geru yitefi lie Kram bezihwo
ብሓቂ ቡሉጻት ተዋሳእቲ ጎዶሎ የብላን ንሕጂ ሱሕል ድኣ ነቲ ሕሙም ዉላዱ ቁሩብ እንዳብዛሓሉ ምህራም ምእረምታ የዲልያ
☀️🏅☀️🏅☀️🏅☀️🙏🌷
❤️🙏
ክክክክክ ሎሚ ካኣ መንክር ዋጣ ሒዝካ መጺኻና ንመንክርን መብሬ ዝፈቱ ላይክ ኣጥሙኒ
ንክልቲኦም ክሕብዮም 😅😅😅❤
እዋይ ደቂ ኤረ ክትፍተውኒ: በዛ ሳሓቅ ቀቲልኩምኒ: ተባረኹ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ወጊሑ ክድነቅ ዝግባኦ ደራሲ 'ኡ።
ቡሉጽ ፍሊም።
ኣብየት ጎቦታትን ጎላጉልን ጾሮና ዓደይ ምስ ራኣኩስ ነብሰይ ከምገለ ኮ በለኒ ። ኣታ ፈጣሪ ስደትና ዶ የሕጽረልና ንዓድና ክንምለስ።
Nebsey eka dezezzzz beleni wedi atkaro
ezi bota kexbeq abi kebabi kon eyu kebil xenihe ane ka be weshtey xerona xbeqti adi eya malet eyu kemzi zeria zeleku da tefetrwai xebaqe zelewa adi eya.🥰🥰 Bahlawi film ka btaimi des eyu zebleni xbeqti eya adkum wedi xerona deqi erey selamakum yebzah
@@ንፍቅሪየዝነብር-ፈ8አ ja xbqti eya kulu seb da neni Adu eyu zedniq ember ,,bzuh zeyteberbere botatat alewa ,,,qdmi ezia teseriha zneberet gbri ngus tbil win abzi kebabi eya teseriha bro
Wwwaaawwww silezinegrekana betami nemsgen ane hagereseb sileziabku adie betami eye zinafik Xerona kea betami xibukte eyu haqika kemzireo zeloku
@@TIGRINYA449 ajoka zearkey knmlesa ena abzhaxere gizye
#መምህር ወጊሑ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ቀጽሎ።ብፍላይ ናይ ዛንታ ናይ
#የውሃንስ ወዲ ሃዘሞ፡
#ማመት ጋል ቀላይ በዓልተት
ሒዝካ እንተትመጻና ከመይ ዝበለጸ ምኮነ።
Mamet kerem kancha
Kelt (2) 50 asbuta keytfuki gaberliom gasa
Ata ablbey zela rekibkaya gn tfelto tarik ante haliu xbuk eu information mhab
ብጣዕሚ ክናኣድ ዝግቦ መ/ም ወጊሑ ኣብ ባህላዊ ጸቂጡ ዘቅርቦ ዘሎ ስርሓት ዓቢ ትምርቲ እዩሞ ደጊመ ምስጋናይ የቅርብ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ጉዕዘኻ ዓወት
Nay lbey derasay wegihu
እዋይ ደኪ ኤረይ ብሌን ኣይነይ ኣነኣ እኑካእ ካባኩም ተውውለድኩ እንካእ ከኣ ናቱኩም ኮኑኩ ከምዚ ከማይ ካብ ደኪ ኤረይ ሙዉላዱ ሁጉስ ዝኮነ እስከ ላይክ ሃቡሎይ
5፡29 ናይ ብሓቂ ናይ ኣቦና ኣምነኣረጋዊ ዝክር ግበሩሉ።
ኣየ ወ እዚ ባህሊና ደስ ክብለካ እንጋዕ ካባኩም ተወለድኩ🇪🇷🇪🇷 ⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷
ብሩክ ምጅማር ይገበረልኩም ደቂ አረይ መዓረይ ካብዚ ክፉእ ሕማም የድሕንኩም ፈጣሪ የሓልኩም
❤️🙏🏾❤️
Amen amen amen ❤❤❤👏👏👏
ሰብ ብባህሉ እዩ ዝከብር እሞ ኣክቢርኩምና ክብረት ይሃብኩም ።
ኣታ ኣነ ከምዚ ፊልም ክርኢ ከለኹ ብጣዕሚ'የ ዝሕጎስ ብሩኽ ምጅማር ይግበረልና ደቂ *ትግርኛ❤️*
ደቂ ኤርትራ ዘይትብል ቆንዳፍ ቆርባዕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mussie TN Junta👎
ኣሰይ ብባህልና ኩሩዕ እየ ደቂ ኤረይ
ናይ በሓቂ ደስ ትብል ፍሊም ምስ ዓቤይቲ ተዋስእቲ እሞ ምስ መብሬ እግዛእብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ።
ኣሰይይይይይ ኣቱም ሰባት እዚ ባህልና ክንደይ ይጥዕም
እንቋዕ ዳሓን መጻእኩም ደቂ ሓላል መሬት
መብሬ ክያና ደበኽ በለ
ሎሚ እኮ ዝሓደካሉ የብልካን
ንመንክር ክክክክክክክ
Kķkkkkkklkkk
ክክክ ኣበይ ውዒልኪ ሰብኣይ ምሳሕ ዘይትገብሪ ይብሃል እዪ ኣላ መብሬ
Bselam ajemiru bselam yefexmkum Amlak misakum yikun.
🙏🏾❤️
ኤርትራዊ መነት ወትሩ ኣብ ደምና ካብኩም ምፍጣረይ የኩርዓኒ የሐብነኒ ህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
Ata bejaka hfer Eritrea menenet yelen Eritrea Hager enber mennet aykownn eyu
Semere Fsaha ወድዛ ድቃላ ንስኻ ሕፈር ዓጋመ ብ ሙካን: ክትጠፍኡ ቀሪብኩም ኢኹም ኣቱም ረሳሓት ተጋሩ ካብዛ ሰሙን ኣይትሓልፉን ኢኹም። ኤርትራዊ መንነት ዩ ትማሊ ብ ሕሞራ ክጭፍጭፈካ ሓዲሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrawnet emo kabaka nlaeli nay ybtseheni Dunqrunaka eyu kemzia zebleka zelo Kurub ke zythafr mennet Hager ztfeli Kurub Bako Ruesu
Semere Fsaha ክክክክ ኣዴኻ ካብ ሓደ ሸቃጢ በለስ ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ስለዝወለደትካ ኢኻ ንስኻስ ድሓን ኣይትሓዘካን ዩ ናይ ኣዴኻ ጌጋ ዩ: ናይ መንነት ቅልውላው ጌርካ ኣይ ትግራዋይ ኣይ ኤርትራዊ ሞንጎ ሞንጎ ኮይንካ ተሪፍካ, ግን በቦኻ ትግራዋይ ስለ ዝኮንካ ኪድ ናይ ትግራይካ ግበር፤ ዓጋመ
@@asbecoeritelredsea5878 abey emo tfelto nska enber mennetey Tgraway eye kab kedemey enkae tray kemaka wedi Dergi aykonku
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ነቲ ድሑር እምነት ንምጥፋእ ሓቢና ንጉዓዝ ።
ንግሆ ክወፍር ጸሓይ ብተኮይሎ፡ብከሻዓት፡ተዓጅባ ክትመስእ ንእንከላ ሰላም አውዕለኒ አምላክ እለ ምስ ጸሎኩ ንኩሉ ጎላግል ሃዞሞ ከባብእን፡አዘኪርክምና ዳግማይ ንክንእዮ እዋን ይመልሰለና።
መብረን መንክርን ከይሰማምዑ ተሰማሚዖም፡ዩም፡ክክክክክ መንክር ሓደ መዓልቲ፡ብኢድ፡መብረ ክጠፍአ ኢኻ ክክክክክ
ደቂ ኤረይ መኽሰባት ዓለም ንበሩላይ አስኪ 🇪🇷👍💪👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏😍😍😍
Well come ደቂ ታ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷 ❤
ንስካዉን ዋናታሓላል መረት ኢኻ ወዲታሓል መረት
@@ሚረደላዪሰላም much love ❤
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሉጽ ስራሕ።ሰላም ምእንቲ ክንረኽብ ሂወትና ክባርኽ ዓለትነት ንግደፍ ኩላህና ደቂ ኣቦና ኣዳም ኢና ካልእ ሓረግ ትዉልዲ የለን ሰብ ምኻን ጥራይ እኹል እዪ።
Welcome deki eri deki halale meret 🇪🇷 bselam ajmeru bselam yewodakum fetari mesakum yekun🇪🇷
Mebrie zelewa dea wala dmxu trah semie eye like zhbo.
ሃዳናይ ኪዳነ መታዓብይቲ ጅግና ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ
አነሲ ጓል ገጠሪየ አብዚ ከምዚ ዝመሰለ ፈልሚ ዝሓለፍክዎ ዝዓበክሉ ሂወት መልሰ ክሪኦ ይገብረኒ ይዝክሪ ትዝ ይብለኒ አተዓባብያይ ገጠሪ ዝፎቱ አብዝአ ግሱም የብል ሰላምን ልምዓትን ራህዋን ዝመፀልና ዘመን ይገበረልና።
ወግሑ ጅግና ናይ ኣሻሓት ዓመታት ተቀብሩ ዘሎ በዚ ናይ ትማሊ ገድሊ መድሊ ጌሮም፡ ቀብሮሞ ደርማስ ዝዋዳደሮ ዘይነበረ ውቅያኖስ ዝኣክል ታርክናን መንነትናን ክብሪታትናን ስልዝጣኔናን ኣጀኩም፡በርብሪወ በርብርወ
ገድሊ እንተ ዘይጅምሩ ሲ ባ ኣብ ትሕቲ Ethiopia ተገዚእኻ ኣምሓረኛ ክብርታት ተላቢስካ ምሃለኻ ደንቆሮ ጸልማት መጻኢ
ነፋጥ ታሪኽ ገድሊ ኣበዴኻ ትፈልጦ።እንተትፈልጦ ናይ ጽርግያ ዘረባ ኣይምተዛርብካን ስዲ ዋሒድ
እቶም ቅድሚ ገድሊ ንስካ ንገዛእ ሪእስኻ መስልካ ንክትነብር ህወቶም ኣንጻር ማህዲ ኣንጻር ግብጺ ትርኩ ግብጺ ኢንዳከፈሉ ዝመጹ ኸ ኣንታ ኣብ ቀረባ ዝተተክለ ገረብ ዶንቆሮ ገድሊ እኮ ናይ ትማሊ ታሪኽ ኢዩ ዓዋን ጸሊምን ጻዕዳን መስዋቲ ኣሎ ድዩ ኣብ ምንታይ ሓንጎልካ ክትፈልጦ ኢንበር ግድሊ ድኣ ብወረ ዝፈልጦ ዘይኮንኩስ ብእካል ዝዋዓልክወ ኢንድዩ ደንቆሮ ንታሪክ ክዕቅብ ኢንበር ንታሪክ ክድምሲስ ድዩ ተፈጥሩ ገድሊ ኣብምንታይ ሓንጎልካ ክትፈልጦ ን ክትሪድኦን ።
ኣምሓርኛ ክትዛረብ ዝመጸካ ዘሎ ድማ ሕጂ ኢዩ።ታሪኽ ጻዕዳን ጸልምን እልካ ኣይፈልን ኢዩ ናይ 60 ታሪክ ገድሊ መድሊ ንታሪኽ ናይ ኣሻሓት ዓመታት ደምሲሱ ዘሎ ኢዩ ኩሉ ድማ ክቅየር ኢዩ።
@@hitmomedia9801 ጸልማት መጻኢ ደንቆሮ ክክክክክ ኣቦታትና ምስ ግብጺ ቱርኪ ጥልያን ተዋጊኦም ታሪኽና መሊሶሞኦ ብድሕሪኡ ካኣ መግዛእቲ ሃይለ ስላሴ ደርግ መጽዮም ካኣ መንነትና ቛንቛ ብኣምሓረኛ ተተኪኡ ዝነበረ እንደገና ኣቦታት ገድሊ ሻዕብያ መስሪቶም ንክብርታት ኣምሓራይ ጊጚፎሞ ብናትና ንኾርዕ ኣለና ሕጂ
ነቲ ኣጀሚሩ ዘወድኣኩም ሉዑል ፈጣሪ ክብሪ ይኽኖ ንተዋሳእቲ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወጊሑ ክኣ በርትዕ ኣጆካ ጥበብ ኣቦታትካ ባዓል ኢሰያስ ጸጋይ ተውህቦ ኣለካ ሞ ውረሶ
Kkkkk መብርየን መንክርን ኮ ንከይሰማምዑ ተሰማሚዖም ዮም we love you deki erey kkkkkkk
Kkkkkkk zgerm yu
እወ ወደይ በረካ ዓድና ኡፉፉፉፉስደት
ወለላ ሽኮር ተጋግያ ብተመን ተደሃለ ብልሕጺ ተደሃለ ኢላ 😀😀 so nice job
ዝበዝሁ ደረስቲ ኣብቲ ከባቢ ዞባ ማእከል እዮም ዝሰርሑ ናይ ባህላዊ ወጊሑ ግን እቲ ቀንዲ ባህሉን እንታይነቱን ዓቂቡ ዘሎ ቦታ ብምዝዋርካ ብዙሕ ግዜ ክትምስገን ይግበኣካ
ኣሰይ ኣሰይ ጽብቓት ደቂ ዓደይ፡ ጽብቕትን ውቅብትን ሃገረይ፡ ኮታስ ኩሉ እዚ ስራሕ ኣዝዩ ንኡድ ጽፉፍ ድማ፡በርትዑ
ጽብቅቲ ፍሊም ደቂ ኤረይ ሰላምኩም የብዛሓዮ ከም ቃልኩም ትቅጽል ይበላ እሞ ጎቦታትን ጎላጉልን ሩባታትን ኣዛኻኽርኩሙና
Ufffff anes adey nafike eza berkti meryet 🇪🇷😭😭😭😭😭 besenki ezi sheytan eseyas fah beten Elena eritrawyan 😭😭😭 ufff deki Ereyy burqat amlak edmen tenan yehabkum
💒❤🕌 des bahali serah beqa meglexii yebleyen ❤🇪🇷
ወጊሑ ፍስሃጼን ሓደ ካብቶም ንምክሓሎም ስነ ጥበባዊያን ሃገርና ኢዩ : ባህልና ንኸይጠፍእ ዝጽዕሩ ዘለው ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ :: ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሓውኻ የ ካብ 🇺🇸.
"የቀንየለይ ክብሪ ይሃብካ ብጣዕሚ አየ ዘመስግን" መልሲ ካብ ወጊሑ
አንኮዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ኤረይ ተናፈቅቲ
መብሬ ሽኮር ሸኮርተት ኣቢላቶ ንመንክር😂😂😂😂😂😂😂😂😂መብሬን መንክርን ከይሳማሙዑ ተሳማሚዖም አዮም በቃ😂
ኣታ እዚ ባህልና ክንደይ ይጥዕም ደስ ትብል ባህላዊት ፍልም ነተባባዓዮም ሓደ ሓደ በሉ ንሱዩ ባህልና(።)
ዓድናን ከባቢኡን ኣዘካኪርኩምና ሃገረሰብ ጥዑም እዋን ሰሓቅ ይግበረልና እስከ ቀጽልዎ ከኣ ንስኩም
ኣቤት እዚ ባህልናስ ክጽብቕ ሂወት ኣለዎ በቃ
ዓድና ናፊቅና ስደት ሕሱም ኣብ ዝሃጽረ ግዜ ሰላም ኮይኑ ዓድና ብሰላም ንምለሰሉ ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷::
ምልኣት ልቢ ዝኮነት ፊልም።ዓድና ተመሊስና ወጃዕጃ ንብለሉ ግዜ የምጻልና።ምልኪ ፈሪሱ ፍትሒ ዝነግሰሉን ግዜ ይኩነልና።
ኡፉፉፉፉ ሎሙስ ናፈቀ እምበር ዓደይ ኣምላኬ ሆይ በሰላም መልሰኝ ወዴሃገሬ
ደቒ ኢረይ ጀጋኑ ብጣዕሚ ጽቡቕ ፊልም ባህልናን ኽብርናን ጽገልጽ ኣጆኹም ንቕድሚት ቐጽሉ
ኣበይ ቦታዩ ታ ሃዘሞ ይመስል ለምለም ዝኾነ መሬት ሓደ ማዓልቲ ግድን ኽሪኦ ኣለኒ ደስ ኽብለኒ ኻብዚ ዓስታኽ ሰደት ምስ ተመለስኹ
Merhab 💖👈🏾
መርሓባ መብሬን
Waww Incredible job guys so thank you so much ❤❤❤. 😂😂😂
ፖው ተቢዕ ስራሕ sher like ግበርሎም ኣቱም ሰባት ብዝሓየለ ናህሪ ምእንታን ክቅጽሉ
የቀንየልና 🙏🏾❤️
Ah adey mareyyy I miss you 😥😥🇪🇷
ዋውውውውው መጹ ካኣ እዞም ምጭዋት ቆልዑ
🙏❤️💒❤️🙏 መልኣኽካ ፈራህ እዩ ኣይብሃልን: እወ ዝጸንሓና ልምዳዊ ኣዘራርባ እዩ: ግን ክንእርሞ ዝግባእ ብሂል ድማ እዩ::
ፍርሂ ናይ ጎረሓትን:ጥንቁቓትን'ምበር ናይ ፈረሓት ኣይኮነን::
እዚ ብሂል ካብ ከምዚ ዝተበገሰ ዝለዝኾነ'የ ከምኡ ዝብል ዘለኹ::
መልኣክቲ ብባህሪኦም ብተኣምራዊ ዓቕልን: ረቂቕ ስራሕን: ብባህሪኦም'ውን ጎነጽ:ጭቕጭቕ ዘይፈትዉን: ርጉኣትን እዮም:: ገለ ሰባት ድማ ብልቦና ብሱላት: ጥንቁቓት ስለዝኾኑ መልኣኾም ፈራህ ንብሎም:: ግን " ነቲ ጉርሕስ: ፍርሂ" ይብልዎ ኢሎም ይምስሉ ክቡራት ወለድና::
እግዚአብሔር ሰላምን: ፍቕርን ንዓለምና የውርደላ::
በጃኩም ኣይትደንጉይና በሃረርታ ንጽበየኩም ኣለና ኣነ ናይ ባህልና ፊሊም ክስሕበኒ መዓትዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣጆኩም ኣይትሕመውቁ ቀጽልዎ ናይ ባሕልና ፊሊም ክምዕብል ኣለወ ብፍላይ ባህላዊ ፊሊም ኣገዳሲ ኢዩ ኣብዚ ሰዓት እዚ ።
Welcome ደቂ ኢረይ እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ዝተባረከ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ሓላል መሬት
እንካዕ ድሓን መጻኹም ቭጣሚ ደስትብል ምስ ቡሉጻት ተዋሳኣቲ ኩቡራት የሕዋት ኣብዝኣ ስእሊ ኣትኩም ተሓባብሩኒ ቡሩኽ ሰንብት
ረሳሕ ኣተሓሳስባ 'ምበር ረሳሕ ጽሩይ ዝበሃል ዓጽሚ የለን! ድሕረት እዩ::
Men eluka
@@ኤርትራዊየኣነ "እግዚኣብሔር ከም ምስልናን መልክዕናን ሰብ ንግበር በለ" ዝብል ቅዱስ ቃል! ተወሳኺ: ገላትያ 3: ባርያ ጭዋ: ጽርኣዊ ኣይህዳዊ ዝበሃል የለን ዝብል ቅዱስ ቃል ኣየንበብካን ዲኻ?
I kno gn abti bahli sle zxenhe eu just enjoy the movie
ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የወድእኹም ደቂ ኤረይ
Bienvenue xebukat edmn tena yehabkum fetri 💕💓💓💕🇪🇷🙏🏼💯💯🙏🏼🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💓❣️❣️💋❤️❤️💋🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gott sei Dank ich bin stolz auf tigrigna Leute ♥️👌♥️♥️♥️
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ደቂዓደይ ማዓረይ ኮሮናን ህግደፍን ኣጢፊኡ ብሰላም ኣብ ዓድና ይጠርንፈና
አሜን
ኣይትሕለሞ ወዲ ዘምቢል
ኪድ ኣድካ ድለ
ኤርትራ ዓዲ ህግደፍ እያ
ህግደፍ ኣብ ዓዱ ኢዩ ዘሎ ናበይ ክጠፍእ ዓድካ ድለ ወዲ ኣርብዓ
Ygdef si ab adu eyu zelo, nzelalem kea knebr eyu. Amlak barikwo eyu .
Melesi zeytimilsu entay ekum ttexarefiu yhwatey bejkum
Enqae ብሰላም መሻኩም ደቂ ኤር ሽኮርናታት
Ane si ezi behlawi film kemy zfeto eko mrdae abini bjeka behlawi film and story film kalie iyfetunnn kemzi kemay simiat des zblekum like and comment brukatey I love all 👍
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ እዩ ኣያ መብሬ ከዓ ንመንክር ቀስ በሉ ከይትጎድእዎ kkkk በጃኹም subscribe ግበርሎም ነዞም ወናማት ተዋሳእተ ሓውኩም እየ ካብ ትግራይ like ኣይተዉሑዱለይ ::
ደቂ ኤረይ ጻዓዱ ብሰላም ኣጀንቢሩ ብሰላም የፍጸምኩም
ከምዚ ዓይነት ጽፉፍ ትሕዝቶ ዘለዎ ስራሕ፡ ሒዛ እትመጽእ ቻነል፡ ኣጻብዕቲ ኢደይ፡ ካብ ላይክን ሳብስክራይብን ምግባር ኣይቁጠባን'የን።ኣጆኹም ደቂ ኤረይ🇪🇷።ዝንኣድ ስራሕ።ከምቲ ኣጀማምራኹም ሙድና ከይሰበርኩም ብሰላም ትውድእዋ ይግበርኩም ፈጣሪ🙏
ደቂ ኤረ ሓላላት እንቃዕ ዳሓን መጻእኩን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ ክንበሃል እወ ሓላላት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ENKOE BSELAM BETSAKUM WELL COME BEST FILM OUR CULTURE LIKE HABULEYYYY.💗💗💗💗💗💗💗💗💗💝💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 BLESSS GOD TO US .
ሰላም ሰብ ጡም ፍርያት አንካዕ ብሰላም ተቀልቀልኩም 2021መባዕትና ኣመት ይበላ ኣጆኩ ቀጽልዎ
ኣየ ዓደይ ሓላል
ዓዲ ሰብ ዓዲ ባህሊ
ጹቡቅ ስራሕ
Ewayyyyy ezi bahlna des kibleka edmen tienan yhabkum ❤❤❤❤
እውይይይይ እታ ደርፊ ከብደይ እበር ከም ገለ ገይራትኒ ዘይትምኖ ዘይትምኖየ ትብል ማራ ኣናፊቓትና ብዝኮነ ፅቡቅ ስራሕ
Me too 😭😭
መርሓባ ደቂ ኤረይይይ ሓላላት
*I hope እዛ Comment መምህር ወጊሑ ፍስሃጽዮን ከንብባ ።*
*ሃዳናይ ኣብ ጎላጉልን ጫካታትን መረብ ምድረ ቡር ኣከለጉዛይ ተዳልያ ድሮ ቀዳማይ ክፋል ወሪዳ ኣላ፡
ደጊመ ሕጂ ውን መምህር ወጊሑ ፍሰሓጽዮን ድሕሪ ምስጋና፡ ላህጃን ባህልን ዓደቦና ብግቡእ ኣጽኒዕካ ክትዝርግሓ ከዘኻኽረካ ይደሊ፡
ባህልን ታሪኽን ኣከለጉዛይ እንዳ ኣዘንተኻ ላህጃ ዓንሰባ ወይ ሓማስየን ኣይተእትወሉ፡ ወዲ ኣከለጉዛይ ክነስኻ እሞ ካኣ ኣብ ሩባ መረብ ሃዘሞ እንዳ ሰራሕካ ከመይ ጌሩ ላህጃን ባህልን ዓደቦኻ ይጠፍኣካ፡
ነኣብነት ኣባና ሰብኣይ ክግረም እንከሎ "ኡ" ኣይብልን እዩ ፡"ህምባእ " እዩ ዝብል፡
"ኡ " ኢልካ ምግራም ናይ ሓማስየን ላህጃ እዩ፡
እዚ ከም ኣብነት እንበር ፡ ናይ ላህጃ ጌጋ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ ዝረኣየካ ዘሎ፡
ካልእ ብዛዕባ ተዋሳእቲ እዩ፡ ተሞኩሮ ዘለዎምን ናይቲ ከባቢና ላህጃ ዝመልኩን ክተቕርብ ንዓኻ ሓጋዚ እዩ፡
ባህላዊ ዜማ ትጥቀመሉ ዘለኻ ነቶም ዝዓበናሉን ንፈልጦን ጠቕላላ ዜማ ኣይኮነን ዘረባ እዩ፡
ኣዝዩ መሳጢ ዜማታት እዩ ዝዝየም ፡ንሱ ዓዲ ዓዲ ኬድካ ክትእክቦ ኔርካ፡ ናይ ብዓል ጨዓሎ ሃዘሞ ዜማ ኣናብር ዝስሕብ ዜማ እዩ፡
ተወሳኺ ነዚ ዝብኢ ሂብካዮ ዘለኻ ኣጋንኖ ግቡእ ኣይኮነን፡ ነኣብነት ነብሪ እንተ ዝኸውን ብ ሰብ ዝፍራህን ሓደገኛን ስለ ዝኾነ ቅቡል ምኾነ፡
ዝብኢ ግን ይትረፍ ሰብኣይ፡ ቆልዑ ዝጓየይዎ ካብ ወኻርያ ዘይሓይሽ ንዑቕ እንስሳ እዩ፡ ዝብኢ ልዕሊ ሰብ ንስኻ ወዲ ሽሓ ምዓያ ትፈልጦ፡ ኣብ ፊልም ግን ኣጋኒንካዮ፡
ምናልባት ኣብ ከተማ ኮይኑ ብ ወረ ዝፈልጦ ከምዚ ሓያል እንስሳ ይመስሎ ይኸውን፡
ንስኻ ውን ኣብዚ ድርሰትካ ዝብኢ ምቕታል ከም ሓደ ዓቢ ነገርን ፡ ክቱር ትብዓት ከም ዘድልን ጌርካ ኢኻ ኣቕሪብካዮ፡
ናይ ዓደቦኻ ባህልን ላህጃን ክዕቀብ ምስራሕ ናይ ካሎኦት ላህጃን ባህልን ምጽላእ ማለት ኣይኮነን፡
ኣብ ኩሉ ፊልምታትካ ናይ ደቅ ማማ ባህርያት ይንጸባረቕ እዩ፡
ናይ መንነት ብፍላይ ኣብ ዓድታት ወሪድካ እትሰርሖ ኣዚኻ ተጠንቀቕን ኣዕሚቕካ ፍለጦን፡
ንገዛእ ርእሱ እቲ ሓድሕዳዊ ዕላላት ወይ ምምልላስ (ድያሎግ) ኣብ ገሊኦም ተዋሳእቲ ጠቕላላ ኣንፈት የብሉን፡
እቶም ዓበይቲ እኳ ተሞኩሮ ይሕግዞም እዩ፡ እቶም ነኣሽቱ ግን ሓይልን ኣፍልጦን ናይ ደራሲ እዩ ዝቕልሶም፡
ኣብ ዝሓለፈ ፊልም ግብሪ ንጉስ ተመሳሳሊ ሪኢቶ ሂበ ኔረ፡ ሕጂ ውን ንሱ እዩ ዝድገም ዘሎ፡ ንስኻ ንባዕልኻ ጠላዕ ጎቦዝ ብ ሰዊት ዕፉን ጌሩ ሃሪሙ ኣውዲቕካ እዚ መስሓቕ ድራማ ድዩ ወላ ባህላዊ ፊልም ?
ዝኾነ ከባቢ ናቱ ላህጃን ትረኻን ኣለዎ እሞ ብ ልክዕ ወክልዎ፡
ን ተበግሶኻ ግን ምስጋናና ልዑል እዩ፡*
ምንጪ fb ኣብርሃ ገብረ ኣከለ ጉዛይ*
Wala ab akele alo mearey kab Adi nab Adi yfalale eyu abtii ane zeabekulu mechem ee ybahl embae wn ybahal kulu nieru
Zkelo ygbr alo nska ka knxbyka ena lahjaka hizka mxa ....,
Royal hanesha xbuq coment abzi aleka bztekale meten nezi 👍 comentn hab kab nenziniadeka 👍 tgebir antekielka kemzelata abxihaya niu tihgzo eya
Nay bihaki hanaxit zikonet comment 👍👍✅
Kid geldam maire hamasen hamsen abey kitmeti
ዋውው እዚ ቦታ ሃገርና ክጽብቅ ኣበይ ቦታ ኢዩ እዚ ዋውውው ተኣምር በሓቂ❤️🙏🇪🇷
Ezi golgol hazemo eiu kebabi tesronan mayaynin
መርሓባታት ደቂ ኤረይ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣይኒ ኣባ ይድፈነልኩም ከምቲ ደስ ዝብለኒ ኣይነይ ፊልም ቀጽልዎ
ባህልና። ጥዑም። አየ እወ። ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽልዎ ♥♥♥💯💯💯💯💯♥♥♥♥💯💯♥♥💯💯♥💯💯👍👍👍👍👍😍😍😍😍
ዋውውው ደቂ ኤረይይይ አንቓዕ ብደሓ መጻኩም
ብጣዕሚ ንፉዓት ኣጆኹም ቀጽልዎ ባህልታትናን ክብርታትናን ንምዕቃብ ትገብርዎ ዘልኹም ኣበርክቶ ኣዝዩ ደስ ኢልኒ. 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ብሃያል ናህሪ ባህላዊ ፊልምታት ከነምጽእ እንተኮይና ናይ ተከታተልትና ሓገዝ የድልየና ንሱ ከእ ሼር እንዳገበርኩም ናብ ብዙሓት ከምዝበጽሕ ክትገብሩልና ብትሕትና ንምሕጸን❤️❤️👑👑
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትኩም ይኩን ደራሲ ከምኡ ውን ተዋሳእቲ ናይዛ ፊልም:: ብመጀመርያ ነቲ ኩሉ ግዜ ንዓና ንተዓዘብቲ ንምዝንጋዕን ባህሊ ንምዕቃብን ትገብርዎ ስራሕ ከመስግነኩም ይደሊ:: ቀጺለ ኣብዛ ሃዳናይ ትብል ፊልም ከም ዝተከታተልክዎ ኣዝዩ ብዙሕ መሃርን ኣዘናጋዕን ዝኮነ ትሕዝቶ እኻ እንተሃለዋ ገለ ከም ሕብረተሰብ ክነወግዶም ዘለና ዱሑራት ኣተሓሳስባን ልምድን ግን ኣለዋ:: ከም ኣብነት ንምጥቃስ " መዋስብትና ኣይኮኑን: ዓሌቶም ጹሩያት ኣይኮኑን,,,,,,,, ወዘተ ዝመስሉ ካልኦትን ከነትርፎም ዘለና ዱሑራት ኣተሓሳስባ እዮም ኢለ ይሓስብ:: ምክንያቱ ንሕና ኤርትራውያን ሓንቲ ስድራ ኢና ኣብ ሓንቲ ስድራ ድማ ክልተ ተጻራሪ ባህሪ ክህሉ ኣይከኣልን እዩ:: ብፍላይ ንዓና ኣብ ደገ ንእንነብር ኤርትራውያን ኣሕዋትኩም እዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ኣዝዩ ጸላዊ ኮይንሉ ዘሎ ግዜ ከም ዝኮነ ክሕብረኩም ይፈቱ:: ሓሳበይ ንምጥቅላል ንስኩም ከም ስነጥበባውያን መጠን ከምኡ ውን ኣብ ህዝቢ ጸለውቲ ከም ምካንኩም ነዚ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ ከነጥፍኦ በቲ ካብ እግዚኣብሄር ዝተዋህበኩም ጸጋ ጥበብ ጌርኩም ክትምህሩና ይላቦ:: ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነ:: ሰላም::
ኬፍ ዘለዋ ፊልም ናይ ገጠር ስነ ጥበብ ሃገርና በቃ ተባራቢሩ ተመስገንካ ኣምላኽ
ናፊቕናያ መሬት ኤሪትራዊያን አደ ትሻዓተ ቢሄራትና ምስ 6ተ ዞባታትና እዋይ ሙዚቓ ስድራናን መታዓቢትና ተዘክር ሙዚቓ
ሩባታት ዓደይ ብምርኣየይ ኣዝየ ተሓጉሰ
ጠበብኩም ይዓንቢብ
Sey sey sey hji beti zfetwo zkoraelu bahley mexikumni deki adey 🇪🇷❤😍🥰🥰🥰😍😍🙏🙏🙏🙏
Baba mebrye shikor edmen tenan yhabkum deki erey mukurat ❤❤🇪🇷🇪🇷
በሃቂ ቀጽሉዋ ንፍዓት ናይ ግስነት በዓል ባርሃት ላመይ በዓል ሻሹ በጊዐይ ተዘኪሩኒ ዋይ ሰደት ሕሱም
ኣላ መንክር ምስታ ጭራ ሓንቲ ቁመትኩም እስኪ ፈተውቲ መንክር❤😂😂
እዋይ መንክርን መብሬን ሕጂ ኸኣ ብሓደ መጺኹም 👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Uyyy ata lomi moyte dye gele uff😂😂🤣😂😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣,, deki erey mukurat enkae bselam mexakum🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ብሩኽ ምጅማር ይግበረልኩም መብርየ ግን ን መንክር ስሙ ኮይኑዎ ኮ
Fetari kulu Alem sidetna yehxierelna Adiena kimles so tuaemti Filmi ❤❤❤🇪🇷💖👍
እወይ ናፍቆት ሕሱም ጾሮና ከባቢኡ ምስ ራኣኩ ብክያት ስዑሪኒ ኣሕ😢😢 ስደት
😢😢 sdet tekal Yegerm eu anefikomna eko ahaa way adey marey ❤️
Betaame desi zibeli bahilina halalati deki ereyi 👍🏽❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🐪🏵🇪🇷🏵🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🏵🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
በረኻ ዓደይ ናፊቀ 😭
ዋይ መብርየ መሕረር ኣንታ ነዞም ሓጸርቲ ኢኮ ስሞም ኮይኑ
ጽቡቅ ስራሕ ዝናኣድ ኢዩ ግና ኣብታ ክራር ሲ እቲ መጥወይ ስልኪ ዕንጨይቲ ክኮውን ኔርዎ ሓጺን ኮይኑ ምስቲ ባህላዊ ልብሲ ቁሩብ ክመሳሰል ኣለዎ
Welcome 🙏 welcome deki Eritrean 👉🇪🇷👈🏿
Wellcome deki erey shikorinatat,wegihu anbesawi nefue ajoka forsa da Bravo wawww adey nafike